ባህርያት መራሒ ኤርትራ፡ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ - ዘተ ምስ ካሌብ ዘወንጌል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ต.ค. 2024
  • The Characteristics of Issias Afewerki - Discussiona and Opinions with Kaleb Zewengel - Friday, 11 October 2024
    Radio Erena is Eritrea's only independent and impartial radio broadcaster. We reach 500,000 listeners weekly in the country and are followed by more than 100,000 people online.
    Follow us online:
    Website: erena.org
    Facebook: / radioerena
    X: x.com/RadioErena
    You can contact Radio ERENA’s newsroom by telephone: +33 6 34 90 96 97
    Or by email: newsroom@erena.org
    #Erena#Radioerena#ERITREA#news#Eritreannews#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#eritreansong#neweritreanmovie
    #eritreanmusic​​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​#Eritreannewmovies​ #Ethiopiannews#sudan#ethiopia#Eritreanbestfilm​ ​​​

ความคิดเห็น • 77

  • @serenityshalom7387
    @serenityshalom7387 วันที่ผ่านมา +3

    Kaleb is he Eritrean cause Kaleb is Axumite king of Ethiopia 😊😊

  • @GEO.16
    @GEO.16 วันที่ผ่านมา +9

    ሽሻይ ግን ሓቲትካ ሲ ባዕልኻ ትዛረብ ኩሉ ግዜ፡ ዘይተወድኦም/ዘይተዛርቦም።

    • @kibromzeru671
      @kibromzeru671 วันที่ผ่านมา

      ክልቲኦም ቁምነገር ስለ ዘይብሎም እኮዮም ኮይኖም።

    • @keseteberhan7769
      @keseteberhan7769 วันที่ผ่านมา +1

      Iti gasha zemtsakayo hito atitika, hasabatu kindi zikitsil gual zereba amtsika iti zihatetikayo aykitselin.
      You have to wait till he explains his idea, then u talk your explanation.

  • @emahazionhaile4526
    @emahazionhaile4526 วันที่ผ่านมา +4

    Bravo Shishay
    Thank you Kaliber ❤🎉

  • @ttek9180
    @ttek9180 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የቐንየልና ብሱልን ህዱእን ዝኾነ ናይ ሐሳብ ምልውዋጥ ምቕራብኩም ነመስግነኩም። አቕራባይን ዕዱምን ብሐቂ ጽቡቕ አቀራርባን መግለጺን።

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 วันที่ผ่านมา +6

    ኢሳያስ ውልቀ መላኺ ኣይኮነን ብሕማም ስነልቦና ዝሳቐ ዘሎ ብስቃይ ደቂ ሰባት ዝሕጎስ saddist እዩ። ኡንኮ ዕላምኡ ከኣ ንህዝቢ ኣደንቂሩን ረጊጹን ኣብ ስልጣን ምጽናሕ ጥራሕ'ዩ። ንግብርታቱ ኩሉ ብክኢላታት ናይ ስነ ኣእሙሮ ክትንተን ጥራሕ እዩ ዝግባእ።

    • @samsonhaile5072
      @samsonhaile5072 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ክክክክክክ ቆማላት ጠፋሻ ንጠፋሻ ተአካኪብክን ዓጋመታት

  • @teweldenegusse1345
    @teweldenegusse1345 วันที่ผ่านมา +1

    ንሱ ጸገም ይሃልዎ ኣይሃልዎ ብዘየገድስ፡ ንሕና'ከ ከም ህዝቢ እንታይ ንገብር ኣለና።

  • @OgbaiZera
    @OgbaiZera วันที่ผ่านมา +6

    ሰላም ዓበይቲ ሰባት፡
    ካብ ባህርያት ኢሳያስ ጽቡቕ ገሊጽኩሞ፡።
    ንኢሳያስ ዝተቃውምዎ ክሳብ ክቐትልዎ ዝፈትርኑ ዝሓሰቡ ኣይነበሩን ማለት ኣይኮነን።
    እቲ ዘይገልጽኩሞ ጉዳይ ባህርያት ህዝብናን ልምዱን
    ኣብ ሰብ ቂጽሊ ይእምን ጥራይ ዘይኮነስ ኣዝዩ ተዓሻውን ኣብ መካንንቲ፡ ሓለፍቲ ኣዝዩ እምነትን ምስጋደን እምነት ኣለዎም።
    እዚ ክጽናዕ ዘለዎን ክውገድ ዘለዎን ሕማቕ ልምዲ እዩ።

    • @samsonhaile5072
      @samsonhaile5072 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እሞ የሎን ኢሰፓን ምልሻ ስርናይን

  • @lmuielnebirezene600
    @lmuielnebirezene600 วันที่ผ่านมา +4

    Shishay, lomi xibuk aflito zelewo seb eu, gin ab Af ziterif indakone.
    Ezi kulu indatefelete gin Iseyas Afewerki kisab lomi mixmihu yigermeni.

  • @Eyasuasfaha-ev3ju
    @Eyasuasfaha-ev3ju วันที่ผ่านมา +1

    Thanku kaleb zewngel

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 วันที่ผ่านมา +3

    ኣብ ኤርትራ "ጉጅለ ኢሳያስ" ዝብሃል እንበር "ስርዓት" ዝብሃል የለን። ካልኣይ ከኣ "ደገፍቲ ስርዓት" ትብሎም ዘለኻ ትርጉም ዘይብሉ ዘረባ እዩ። ሰብ ክድግፍ እንተኾይኑ ገለ ዝድገፍ ነገር ክህልው ኣለዎ። ኣብ ኤርትራ ግን ምንም ክድገፍ ዝኽእል ስራሕ የለን። ነዚ ሓደገኛ ዝኾነ ናይ ከም "ስርዓት"ን "ደገፍቲ"ን ዝኣመሰላ ቃላት ተጠቂምኩም ሰብ ንምድንቋር ምምዳር ኣታሓሳሳቢ እዩ። ንሕና ከም ህዝቢ ስለዘየለና እንበር ኢሳያስን ጉጅልኡን ዋላ ሓንቲ ዓቕሚ የብሎምን።

  • @neviysultan4986
    @neviysultan4986 วันที่ผ่านมา +1

    መደብ ኣብ ግዜና ኣዝያ ኣገዳሲት መደብ እያ ኣቀራርባኻ ጹቡቕ እዩ ፡ ኣብ ትሓተሉ ግዜ ሓሳቦም ክሳብ ዝውድኡ ምጽባይ ልመድ ሽሻይ ።
    ዕላል ምስ ንጉሰ ዓርከይ ከ ስለምንታይ እያ ጠጠው ኢላ ከባቢ 3ተ ወርሒ ጌራ ኣላ ። ን13 ዓመት ተኸታተሊኹም እየ ።
    ዕላል ምስ ንጉሰ ዓርከይ ኣዘናጋዒትን ማሃሪትን መደብ እያ ፡ ንቢንያም ኣቕርበለይ እዛ ሕቶ

  • @redaegebremedhin
    @redaegebremedhin วันที่ผ่านมา +2

    ኢሳያስ ን ሰውራ ኤርትራ ካብ ዝተጸንበረላ ጀሚሩ፡ዕላምኡ ከወቅዕ ብመደብ ኢዩ ዝኸይድ ነይሩ።
    1 ካብቶም ዝነበሩ ውሑዳት ምሁራትን ዘይሙሁራትን ደቂ ከበሳ በቶም ናይ ሽዑ
    መራሕቲ ጀብሃ ተኣማኒ ክኸውን
    2 ድሕሪ ተኣማንነት ከመይ ጌሩ ናብ መሪሕነት
    ይድይብ።
    3 ድሕሪ ኣብ መሪሕነት ምድያብ ከመይ ጌሩ
    ንኹሉ ጸላዊ ምዃን፡ እናባኣሰ ኸኣ ኣብ ውልቃዊ ዕላምኡ ከምዘውዕሎም ምግባር
    4 ድሕሪ ኸምዚ ምግባር ኸኣ እታ ብውልቁ ከምድላዩ ዝጥቀመላ ውድብ ምፍጣር
    5 በታ ዝፈጠራ ውድብ ነተን ዘይቆጻጸረን ውድብ ወይ ውድባት ምጥፋእ
    6 ድሕሪ ኩሉ እዚ ምስላጥ ብ ሙሉኡ ህዝቢ
    ኣብ ጥቕሙ ምውዓል።
    እዘን ኩለን ካብ ህዝብን ተጋደልትን ተሓቢ
    ዝገበረን ኣይኮናን።ስለዚ ካብ ን ኢሳያስ ኤርትራውያን ነብስና ነጽንዓያ ። ወይ ድኽመትና ኣሚና ብ ኣምላኽ ከም ማና ካብ ሰማይ ሰላም ክወርደና ጥራይ ንለምን።

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 วันที่ผ่านมา +1

    Kaleb Zewengel seems to have seen the light at the end of the tunnel. The only way to get rid of the psychopath from his position is by analyzing his personality and exposing it to the people.

  • @hagosdaniel1758
    @hagosdaniel1758 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላም ሺሻይ ጋሻኻ ካሌብን ብምቅጻል ናይ ሎሚ ትንታነኹም ምጣዕሚ ጽቡቅ ኔሩ ፍልይ ዝበለ::ኢሰያስ ክጽናዕ ኣለዎ እንታይ ኢዩ ጸገሙ ጽብቅቲ ዘረባ እያ ::ንዓይ ከም ዝመስለኒ ከምቲ ካሌብ ውን ዝበሎ :ፍሉይ ኮይኑ ክርአ'ዩ ዝደሊ ስለዚ ንርአ ኣብ ዓለም ዘለዉ ዲክታቶራት ብዝተወሰነ ነገራት እዮም ንህዝቦም ዝጭኩኑ :ኢሰያስ ግን ብኹሉ ስለዚ ፍሉይ ኮይኑ ኣሎ ::

  • @selam7603
    @selam7603 วันที่ผ่านมา +1

    Very good explanation the dictator originally he is not from ERITREA and from the beginning his plan is to destroy ERITREA and ERITREANS 😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @robelmehari8613
    @robelmehari8613 วันที่ผ่านมา +1

    ኢሰያስ ኣንድነት እዩ ዕላምኡ ነዚኣ ከተግብር እዩ ዋጋ ደኽፍለና ደሎ

  • @adamismail9137
    @adamismail9137 วันที่ผ่านมา +2

    🎉🎉🎉 ❤

  • @TenseaBerhe
    @TenseaBerhe 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thank you.

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 วันที่ผ่านมา +4

    ኢሳያስ ከም ውልቀ መላኺን ፖሎቲከኛን ክትንተን ዘይበቅዕ ሰብ እዩ:: ኢሳያስ ብሕማም ስነልቦና ዝሳቐ ዘሎ ብስቃይ ደቂ ሰባት ዝሕጎስ saddist እዩ። ኡንኮ ዕላምኡ ከኣ ንህዝቢ ኣደንቂሩን ረጊጹን ኣብ ስልጣን ምጽናሕ ጥራሕ'ዩ። ህዝቢ ኤርትራ በዚ ሕሙም ፍጥረት እዩ ዝምራሕ ዘሎሞ ዉልቀ መላኺ እናበልኩም ኣይተታዓባብዩዎ:: ግብርታቱ ብሙሉኡ ብክኢላታት ናይ ስነ ኣእሙሮ ክትንተን ጥራሕ እዩ ዝግባእ።

    • @samsonhaile5072
      @samsonhaile5072 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      መን ክገልጾ እሞ ወካርያ ንወካርያ ተአኪብክን

  • @bisratghoitom7155
    @bisratghoitom7155 วันที่ผ่านมา +2

    እቲ ካልእ ኩሉ ቅቡል ኔሩ ግን እታ ንወያነ ን20 ዓመታት ቂም ሒዝላ ጸኒሑ እትብልሲ ወያነ ከ ን20 ሰላም ድያ ትደሊ ኔራ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ?

    • @lanteTV1
      @lanteTV1 วันที่ผ่านมา

      🥴

    • @lanteTV1
      @lanteTV1 วันที่ผ่านมา +1

      ወያነ, ኣንጻር መንግስቲ ኤርትራ ትኽተሎ ዝነበረት ናይ ወጻኢ ፖሊሲ ቅኑዕ እዩ ነይሩ። ንሻዕቢያ ብጽቡቕ ተኸላኺላ ኣብ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያን ውሽጣዊ ፖለቲካዊ ጉዳያትን ኢድ ከየእቱ ኾሊፋቶ ነይራ። ግን ከኣ ህግደፍ ሙሉእ ብሙሉእ ከተጥፍኦ ነይርዋ። እወ መንግስቲ ኤርትራ ምስ ኣህጉራዊ ግብረሽበራዊ ጉጅለታት ቀጥታዊ ርክብ ምስ ዝነበሮ ሶማላዊ ግብረሽበራዊ ጉጅለ ሻባብ ይሰርሕ ከምዘሎን ከምዝነበረን ብባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ስለዝተረጋገጸ ወተሃደራዊ እገዳን እገዳ መገሻን ተገይሩሉ ኣሎ። ኣቱም ኤርትራውያን ግን ንዘልኣለም ኣብ ልዕሊ ነብስኹም ብምሕሳው ብምምኽናይን ውዲትን ክትከዱ እንተመሪጽኩም፡ ንዓኻትኩም ይምልከት ናትና ጉዳይ ኣይኮነን።

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 วันที่ผ่านมา

    ከመይ ኢሉ "አራዊት" ወጺኡ ካብዚ ገዛዚ🤣🤓😭😂😅😁😀😆😄😃😀😁😂😂😂 ዋው ሰሓቕ ቀቲልካኒ

  • @berhaneh7587
    @berhaneh7587 วันที่ผ่านมา +2

    ጽቡቕ ገምጋምን ትዕዝብትን። ኣብ "ብርሃን ኣብ ጸልማት" ትብል መጽሓፍ እውን ጠባያትን ባህርያትን ኢሳየስ ኣፈወርቂ ብዝርዝር ሰፊሩ ኣሎ።

  • @jaymike4218
    @jaymike4218 วันที่ผ่านมา +2

    እዛ ህዝቢ ኤርትራ ንኢሰያስ ከም መራሒኡ ተቐቢልዎ ዝብል ኣምር ብፍጹም ጌጋእዩ። ኢሰያስ ባዕሉውን ተዛሪብዎእዩ። "ንዓይ ስልጣን ዝሃበኒ ሰብ የለን" ክብል ከሎ፡ የዐርዩ እዩ ዝፈልጥ ህዝቢ ብፍታው ይእዘዞ ከምዘየለ። ስለዚ፡ ህዝቢ ኤርተራ ንኢሰያስ ከም መራሒኡ ፈትዩ ዘይኮነ ተገዲዱ እዩ ተቐቢሉዎ ዘሎ። እዚ ድማ ህዝቢ ይፈልጦ ኢሰያስውን ይፈልጥ። መን ምርጫ ምስ ሃቦ እዩ ህዝቢ ክፈትዎን ከይፈትዎን።ብሓይሊ ብረት ጀሚሩ ብሓይሊ ብረትውን ይገዝእ ኣሎ። ግፍ ስጋብ ሕጂ ኣቋሪጹድዩ?። እቶም ምሁራት ግና ነዚ ሓቂ ክበርሃልኩም ዘይከኣለ ምኽንያቱ፡ምስምስ ጥራሕ እዩ ክኸውን ዝኽእል።

  • @Wedieritrea323
    @Wedieritrea323 วันที่ผ่านมา +5

    ጽቡቕ ዘተ ናይ ብሓቂ ! ህዝቢ ኤርትራ ከም ህዝቢ ክጽናዕ ዘለዎ ህዝቢ'ዩ ! ከዕንወና ከጥፋኣና ክብትነና እንዳራኣናዮስ ገና ከጣቕዕ ክትሪኦ ኮለኻ ይገርመካ ! ህዝብናስ ብህዝቢ ደረጃ ገለ ሕማም ሓሚሙ'ሎ ! ሕጂ ከኣ ብወዲ ኢሰያስ ክርገጽ ይዳሎ'ሎ ! ሕጂኸ ክቕበሎ ድዩ ?

    • @kibromzeru671
      @kibromzeru671 วันที่ผ่านมา

      ሓሳዊ መጣቕሲ። ሙዉታት ሕልና።

    • @Higuain1995
      @Higuain1995 วันที่ผ่านมา +3


      ንስኻ ኢኻ ሕልና ኣልቦ እምበር እዞም እሕዋትና ጽቡቅ ጌሮም ገሊጾሞ ነዚ sadist ኢሳያስ. ኣእምሮኻ ኣስርሓዮ 😚

    • @Higuain1995
      @Higuain1995 วันที่ผ่านมา +2

      ጽቡቅ መግለጺ ንሳዲስት ኢሳያስ 🙏

    • @kibromzeru671
      @kibromzeru671 วันที่ผ่านมา

      ንዓኻ ዝምልከት ኣይኮነን ኪድ ናብታ ትሕመስ ዘላ ክልልካ ሓሳድ።

  • @henok346
    @henok346 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብዛዕባ አሳያስ ነጊርካና ብዘዕባኻ ገለ በለና

  • @anglesoflife8526
    @anglesoflife8526 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Let him talk sir, why you keep interrupting him

  • @ambestes9406
    @ambestes9406 วันที่ผ่านมา +1

    I can say too many but to make it short.
    I would like to ask why don't you ask from your own behavior first?
    Was tigray issue 18y old? This case start from 1998 but still today we are suffering including Isaias.
    Why is he the only bad guy, are you guys doing same thing? You were saying he could forgive and let it go. But why can't you your self??
    Is it really good time now to evaluate Isaias or check out the HoA politics and where Eritrea is going to?
    You just maniac +maniac by your self and trying to blame everything on Isaias.
    The point I want to make is not to defend Isaias but express my disagreement of your full of garbage years old or even decades.
    Sadly I did not hear 1 point which can help Eritrea or Eritreans other than your own frustration and hate.

  • @tekletesfazgi3359
    @tekletesfazgi3359 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hadami

  • @abrahammengistaab6538
    @abrahammengistaab6538 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኢጊዛብሀር ይሃብክ ደአስ፡ዝበልአዩ

  • @dawityebio9753
    @dawityebio9753 วันที่ผ่านมา +2

    ENTAY GEDESEKUM....

  • @redaegebremedhin
    @redaegebremedhin วันที่ผ่านมา

    ድሕሪ እዚ ኹሉ ውድቀት ከም ደቂ ሓደ ሃገር ህዝቢ ክንከይድ ብጣዕሚ ከቢድ ኢዩ። ልክዕ ከምቲ ናይ ውድቀት ግዜ ክወስድ ኢዩ።ምናልባት እቲ ህዝቢ ኣብ ነንሕድሕዱ ዘልዎ ጎንጺ ክፈትሕ ዘኽእል ድሌትን ዓቕምን ምስ ዝህልዎ ኢዩ።

  • @meriemahmed-k6h
    @meriemahmed-k6h 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Way anta seb haqegna keneblekas nay nay kalot hizbi zeqetlu zelewu amxieka abnet ay tebelena,

  • @M-vr7zo
    @M-vr7zo วันที่ผ่านมา

    ሕጊ ንምርጋጽ ኮ ካብ ዝባን ሕጊ፡ምባል ዝባን ስዉኣት ምባል ኣስሪጾምልና።ስዉእ ሕጊ ከንግስ ምበር ኢሰያስ ብሽሙ እንዳሽቀጠ ክነግስ ኣይኮነን ተሰዊኡ።

  • @habtewgabr1700
    @habtewgabr1700 วันที่ผ่านมา

    መን ኢና ምስ ህዝቢ ኣመሪካ ንመዛዘን ፡ ኣብ ቅዋማውን ፡ትሕዝቶኣዊን ዝተሃንጸ ፡ባህልን ስነፍልጠትን ከተወዳድር ትፍትን ፡ባህርያት ዘለኻ ንነብስኻ መን ምዃንካ ዝፈለጥካያ ኣይመስለንን።

  • @tesfomkidane202
    @tesfomkidane202 วันที่ผ่านมา

    Then how and who is. Able to remove him from power

  • @Bisheleibrahim-hz9jn
    @Bisheleibrahim-hz9jn วันที่ผ่านมา

    ኢስያስ ኢንታይ ዝድገፍ ኣለዎ።ምክንይስቱ ኢንታይ ስለዝገበረ ንህዝቢ ኣብ ሕስም ንክነብር ድዩ ።

  • @abrehaabreha1222
    @abrehaabreha1222 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Megalomania :- ልክፍተ-ዕብየት። ብተኻእለ መጠን ብትግርኛ ትርጉሙ እንዳገለጽኩሞ እንተትዛረቡ ጽቡቕ ኔሩ። ነዚ ዝሕግዘኩም ናይ ትግርኛ መዝገበ ቃላት እንተትጥቀሙ ማዕረ ማዕረ ሓዱሽ ቃላት ክተተኣታኣታትዉ ይላቦ።

  • @ftsumtse5239
    @ftsumtse5239 วันที่ผ่านมา

    Rograg abey kinka ketesnbdo kedem hadimka zwetsaka hadami medenageri men terifkum hjike zeyetelelkumo hasewti leklekti abza zelekna endaleflefkn ktbelya elm tebelxti kurmuyat

  • @henok346
    @henok346 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መዓስ እዮ ከምኡ አሉ

  • @LamdaAlpha65
    @LamdaAlpha65 วันที่ผ่านมา

    ከምቲ ፕሮፌሶር ኣማኒኤል ሳህለ ዝበልዎ፣ ንህዝቢ ኤርትራ ዝውክሎ ጠባይ ወይ ፕሪፋይል "ፍሽኩልና" እዩ ምበልኩ። ፍሽኲልና ከም ባህሊ...

  • @FusumGermay-uk5we
    @FusumGermay-uk5we วันที่ผ่านมา

    ከምዚኣ ድኣ ንድሙ መን ቓጭል ትእሰረላ እንድያ ኮይና። መን ኸ ንኢሰያስ፡ክምርምር ዝኸይድ ኢሰያስ ከ ሕራይ ኢሉ ክምርመር ድዩ?

  • @kebrontedmer6581
    @kebrontedmer6581 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks for bringing wedigezawtay mearay Kalieb zewengel. With all respect shishay is always bringing irrelevant talking. For instance I heard he was saying people who insults in social media is called Blue Revolution, which is totally wrong. Blue Revolution are beyond your imagination and what you think. Please if you have idea bring it, don't criticise. You are young like your brothers in BR, they are even younger than you, please be brave come forward bring your ideas, don't talk nonsense. I like your guest Kalieb, he is like his age, he is like BR.

  • @michaelmichaelhael972
    @michaelmichaelhael972 วันที่ผ่านมา +2

    ክልኹም ሰረቅትን ሓሰውትን ምልምጽቲ ብያቲ ኢኹም።ዓዲ ኣቲኩም ዘትቃለሱ።ሽሻይ ንጥቅምኻ ክትብል ኣብ መሳርዕ ሰልጠነን በየነን ኣቲኻ ኣለኻ።

  • @eritreanmehari5242
    @eritreanmehari5242 วันที่ผ่านมา +2

    ኩሉኹም ስረቅቲ

  • @KT-tm8yu
    @KT-tm8yu วันที่ผ่านมา

    አንቛዕ ካብ ዕድና ወጻእኩም።ሓተላ ኣክላባት ሕወሓት።አቶም "ደለይቲ ፍትሒ" ዝበልኩምና ተጠሊዕም ትግራይ ትስዕር ኢሎምና።ኤርትራ ንየመን ወሪራ? ኤርትራ ንትግራይ ወሪራ? ኣቦታትኩም ነዴታትኩም ስለዝዕመጽወን ኢና ተወሊድና ትብሉ ግለት።

  • @ghebrehiwetwoldetinsae1643
    @ghebrehiwetwoldetinsae1643 วันที่ผ่านมา

    ካብ ስርዓት ስርዓት ስርዓት ንዓኻትኩም ምምላስ ግዜኻ ምኽሳር እዩ 0/100

  • @fessahaieberhe
    @fessahaieberhe 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    radio erena /radio weyane your mission is to defame Eritrea and its people.

  • @David-wf4pd
    @David-wf4pd 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    i can explain shortly isayas afwerkie is dancing to their own beats, and march to their owns drum and lives their life on their terms that it.

  • @MohammedShumsuraj
    @MohammedShumsuraj วันที่ผ่านมา

    Wlqe bahriyat aqedimka ab mizan wey gemgam Wlqe seb krkeb zkal equa entekone nezi seb zi gn ab zi mizan wey gemgam zrekebo merihnet ayneberen kem saebenu ka hzbi zgode bahriyat zhaze seb ymerha kem zelo bruh koynu alo kfletn kqyern zelewo bmkuanu wn hzbawi hagerawi dhnet kwun kkewn nqhat zeberk qalsi yedli alo!
    Ab tegbar nayzi seb zi ms nzareb wn zeynbur yu knbl zekelena meredaeta nay hade msla alo zgeberuni kgebr si gud ygebr zbl msla tgrigha ykewn ezi mslazi entay kmed delyu ms nbl bhxr zbele bedali entay kem zbedele mflat gbre melska entay kkewn kem zelewo ktfelt tkel aleka nezi bzeymflat tgebro entello dma gud zbhal yu kkewn malet koynu nrekbo kulu tegbarat nay eseyas ka gud zbhal koynu k nrekbo kelena zgebro wn ayfeltn yu knbl nkel alena lomi
    Nezi kulu tegbarat shfan kgebrelun ms gzyun kunetatun ka kxemdenan kekidenan menti adhbona nab alem kkewn eritrawyan ka bzaeb u keynhasbn keynedhbelun alem nay gefaen tegefaen eya eluna neyru kem nay habar eyo zay lebam merahi ewe elka tqbelo kkewn zeygbae nay tebelaxi hbue seb polotic wey ewetawi zereba semienayon teazibnayon ena nay bhaqi ewetawi zereba slezmeselena ab b uu ztemerahnalu mengedi bgega teguezna ena lomi gn yakl knbl men yu ms mntay Wlqe bahriyat alo nhzbn hagerna ke zerbh dyu zeksr knbl kielnan wesinan wsanena wn meliknan alena gzie medrekn zhlu tegbar tray yu zterfena awet nhzbi eritrea

  • @eritreanmehari5242
    @eritreanmehari5242 วันที่ผ่านมา

    Bad radio eri untruth news.