እዋናዊ ጉዳይ 7ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 143

  • @kubromhaylom95
    @kubromhaylom95 7 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen

  • @luwamnegassi2435
    @luwamnegassi2435 7 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen. Btiaeimi azya meharit tshfti more thank you yacob hawna

  • @tesfiehabteab1051
    @tesfiehabteab1051 7 ปีที่แล้ว +33

    ናይ በሓቂ ቡሱል ዘረባ ኣበይ ሞ ይርዳኣና ግን ኣብዚ ዘለናዮ እዋን ዳርጋ ኩሉ እቲ ሰብ ንስነ ጥበብ ከተባብዕ ይብገስ ኣሎ ደሓን ኢዮም ተማሓይሽም ኢዮም ክትብል ይካል ኢዩ ንስነ ጥበብ ከምዚ ምግባር ብጠዓሚ ዓቢ ጌጋ ኢዩ።

  • @senutesfalem7078
    @senutesfalem7078 7 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ሰላምከሳቴብርሃን
    @ሰላምከሳቴብርሃን 6 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ባሓቂ ያቆበይ ጅግና መግለጺ እኮ ሲኢነልካ ለባም ጎብለል ናይ ዘመንና ኣርቲስት

  • @filmonhaile3150
    @filmonhaile3150 7 ปีที่แล้ว +1

    Nay bhaki yacob hawey Natey❤❤

  • @meleymhari3964
    @meleymhari3964 7 ปีที่แล้ว +1

    ክብረት ይሃብክም መምህር ተክለ

  • @Jayotruth
    @Jayotruth  7 ปีที่แล้ว +52

    ሰሚአኩም ርእይቶ ኣይቲሒመቁ

    • @ge3865
      @ge3865 7 ปีที่แล้ว

      Bitaemi hanaxey hasab eu yacob hawey

    • @sahleazaria6536
      @sahleazaria6536 7 ปีที่แล้ว

      Dawit hawey behaqi meharit nay behaqi ane gn bflay azi nay beitekrstyanat guday gzie hibka ante tzarebelu mbelku

    • @mhretredae2817
      @mhretredae2817 7 ปีที่แล้ว

      Jayo Truth yacobey mekeret enkae bdehan mexakana Btami Nay behaki nabrana gelixkayo dehan amlak alo keribna ina😢 memhr tekle kea Btami melekti

    • @bahlinaentertement3498
      @bahlinaentertement3498 7 ปีที่แล้ว

      nay bahaki yakob hawey

    • @kokobhadish7410
      @kokobhadish7410 7 ปีที่แล้ว

      nay behaki yaqob hawey maharit zkonet memhr tekle yekenyelna

  • @0402-m7v
    @0402-m7v 7 ปีที่แล้ว +1

    ብጥዓሚ መሃሪት መልእክቲ ክብረት ይሃበልና ኣነ ዝብላ ብፍላይ ኣብ ቤት ጸሎት ደጋፋይ ኣባ ትቓዋማይ ኣነ በዛ ነብሰይ ዓገብ ዓገብ ዓገብ።

  • @selamawittekle8762
    @selamawittekle8762 7 ปีที่แล้ว +23

    ያቆበይ መጀመርያ ብጣዕሚ ነመስግን ነቦና ተክለ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃበላ ሰለ ቲ ሃናጺ ትምህርቲ ።ካልእ መደበትካ ጽቡቅ ኢዩ እቲ ትዛረቦ ዘለካ ዉን ጽቡቅ ኢዩ ስነ ጥበብ ማለት እኮ ነብሱ ዝከኣለ ዓውደ ትምህሪ ኢዩ ፖለቲካ ኣይኮነን እቶም ንስነ ጥበብ ጻዕርን ሃልክን ከም ዘለዎ ዘይፈልጡ ሰባት ኢዮም ዝጻረፉ ። ሓደ ድራፋይ እንተስ ብጸገሙ እንተስ ብሓጎሱ ይደርፍ እሞ እዚ ከምዚ ኢዩ ምባል ጽቡቅ ኣይኮነን ብናይ መን ታሪክ ሂወት ገይሩ ደኣ ክደርፍ ደልዮሞ ።ብዝኮነ ስነ ጥበባዊ ሰብ ሰብ ምካኑ ኣትረስዑ ። ሓንቲ መሓዛይሲ እንታይ ትብለኒ እዚ ደራፋይሲ ብባሕሪ ምሳና መጺኡ ደራፋይ ተባሂሉስ ትብለኒ ።ሰብ ዶ ኣይኮነን ከማኪ ኢለያ ።ስለዚ ክጋገዩ ከለው ምእራም ጥራይ ኢዩ ዝግብኦም ።ክልተ ሕቶታት ከኣ ኣለዋኒ ኣብዚ ሕጂ እዋናት ሓደ ስነ ጥበባዊ (1) ምስ ተሓተተ ኣነ ፖለቲከኛ ኣይኮንኩን ይብል? ስለምታይ ደኣ ካብ ሃገሩ ወጺኡ? (2) ስነ ጥበብ ፖለቲካ ተዘይኮውን ከ ከመይ ኢለን ደቂ የውሃንስ ምስ ደረፋ ከሉ ሰብ ኪዕብወን ? ሓደ ስነ ጥበባዊ ወይ ደራፋይ ጽቡቅ ምስ ዝሰርሕ ጥራይ ኣይኮንካን ንፉዕ ትብሎ ሕማቅ ምስ ዝሰርሕ እሞ ካብቲ ሕማቅ ዝሰርሖ ተኣሪሙ ጽቡቅ ምስ ዝሰርሕ ዉን ንፉዕ ኢካ ትብሎ ብዝኮን ዘረባ ኣብዚሐልኩ ብጽሑፍ ስለ ዝኮነ ኣይትርድእዎን ትኮኑ ።ንሕና በቲ ተቅርቦ መደብ ዕጉባት ኢና ስለ ቲ ትምህርትካ ነመስግ ቀጽሎ ኣጆካ ዘስተውዕል ልቢ ይሃበና ።እቲ ላይክ ዉን ሂብና ኢና ያቆበይ ።

    • @orthodoxarmy9692
      @orthodoxarmy9692 7 ปีที่แล้ว

      selamawit tekle ስነ ጥበብ ዳኣ poletica ጥራይ ዘይኮነስ ኩሉ ዩ። ኣካል ሕብረተሰብ ዩ ክኣ ። ሓደ ስነ ጥበባዊ ምስ ህዝቡ ዩ ዝከይድ ን ህዝቡ ዝገልጹን ንህዝቡ ዝመስሉን ደርፍታት ካ ይደርፍ ። ድምጻዊ ግን ክጋገ ይከአል ዩ ። ሓንቲ ግዜ ተጋግዩ ክትጸትፎ የብልካን ። ካብተን ዝጻረፊ ሓንቲ ንስኪ ኢኪ ። ድለምንታይ ንጸትፎም ብ ሓንቲ ገጋ ክትጸትፎም ከለካ ካኣ ናይ ሕውንአት ዝምዕድ ገረካ ምግናሕ ተዝከውን መሓሽ ። ኢዚ ምጽረፊኡ ዘይነግር ኣብ መጻኢ ከመይ ዓይነት ክደርፍ ከምዝርለዎ ዘይትነገርዎ ፡ኢቲ ፍምጻዊ ህዝብይ ጸሊኡኒ ኢሉ ክንደይ ድምጻዊያን ከሲርና ኢና ። ብኡ ብኡ ስነ ጥበብ ይገድፍዎ። ን ሃገረይ ዝበለ ደራፊ ክኣ ከም ገበነኛ ገርኩም ትወስድዎ hgdef ኢካ ኢልኩም ካ ናብ #dislike ትብልዎ ።ኢዚ ኩሉ አርትራ ሃገይ ኣለናልኪ ስለ ዝበለ ጥራይ ዩ። ካብዝን ን ዕንውት ድምጻውያን ትግሪና ህልኽ ዝገብራ ዘከዋ propaganda ዓጋመ ትሕግዚ ካ ንስኪ ኢኪ ፡ብፍላጥ ዲኪ ብዘይፍላጥ ገርክዮ ኢኪ ካብ ህጂ ግን ተምሃርሉ የ ክብለኪ ዝደሊ ። ናይ ደቂ የውሃንስ ከምኡ ኢንተገበርካ ጹቡቅ ዩ አምበርከስ ን ሰንሲ አንዳ ፈለጣ የን ተጋግየን። ጸሪፍናና ጥራይ ዘይኮናስ ንመጻኢ ውን ካብ ልብካ ዘይለግስ ኮስሊ የ ገርን። ተረዲኡኪ ክከውን ትርስፍ ይግርብር bye bye bye

    • @kesetehaylemariam1565
      @kesetehaylemariam1565 7 ปีที่แล้ว

      selamawit tekle abza chanelat youtube shilmat hibeki aleku ajoki

  • @lwamtheeritrean
    @lwamtheeritrean 7 ปีที่แล้ว

    Thanks you mamher taklae kebrat yehabk

  • @yonas7826
    @yonas7826 7 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መልኽቲ ኢዩ የቐንየልና መምህርና ተኽለ ፡ኣጆኻ ያቆብ ሓውና ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይምነየልካ ።

  • @rutaestifanos0427
    @rutaestifanos0427 7 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen tekami mkryu yekenyelna

  • @awettesfa2024
    @awettesfa2024 7 ปีที่แล้ว

    Amen

  • @dilbrhane3642
    @dilbrhane3642 7 ปีที่แล้ว

    Thanks Memhr Tekle

  • @salbatoresalbatore238
    @salbatoresalbatore238 6 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሃኪ ዝሃወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣለካ አቲ ክንገብሮ ዝግባእ አይካ ሂይብካና ኣብስራሕካ ኣሳልቶ ይምንየልካ

  • @yadielchelsea8158
    @yadielchelsea8158 7 ปีที่แล้ว

    btaemi meharit eya ajoka ketslo

  • @sebyekesibeloveueri7235
    @sebyekesibeloveueri7235 7 ปีที่แล้ว

    ያቆባ ሓውና እንቃዕ ዳሓን መጻኻ መ/ም ተኽለ ካኣ ክብረት ይሃበልና ጽቡቅ ምኽሪ ዩ

  • @user-oh4eq8iz2o
    @user-oh4eq8iz2o 7 ปีที่แล้ว

    ኣታ ያቆበይ ከማካ ዘየብዛሓልና እዚ ኣምላክ ወደይ.....በሓቂ አየ ዝብለካ ሓሳባትካ ብጣዕሚ ዩ ዝምስጠኒ ደስ ኢሉኒ ከኣ ይሰምዖ. ......ስለዚ ቀጽሎ አየ ክብለካ ዝክእል....ድኻምካ ሓደ መኣልቲ ትርጉም ክህልዎ አዩ። ......እምበር ሰባት ክንስና ስለ ካልኦት ሰባት ኣበራት ከነውሪ ኢና ንውዕል ዘለና፡ ክንዲ ብዘለና እንተደኣ ተጋጊዮም ንእርሞም ንፍትን በንጻሩ ሞራል ሰባት ንሰብር ብዙሓት አና። ኣምላክ ባዕሉ ምሕረቱ ይኣዝዘልና አምበር.....

  • @smonberhe9055
    @smonberhe9055 7 ปีที่แล้ว

    btaemi xbuk qexlo

  • @Werqawieritreawi
    @Werqawieritreawi 7 ปีที่แล้ว

    ንሰምዕ ኣለና ኣጁካ ቀጽሎ ጥራይ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኩም

  • @merhawitewelde9353
    @merhawitewelde9353 7 ปีที่แล้ว

    That's really good idea thank you so much my teacher keep going Yocob bright man I like your Chanel as well your voice God blessing you

  • @okbayeritria1903
    @okbayeritria1903 7 ปีที่แล้ว

    ደስ ዘብል ሓሳብ ።ንመጀመርያ ጊዜ ፍቅሪ ዝብል ዘተ።comentu Des zebl.keep it up

  • @habtomgoniche2180
    @habtomgoniche2180 7 ปีที่แล้ว

    Yacobey Abi seb gele aynet 100% ajoka amlak mesaka yekun...kexlo

  • @hauuyene3567
    @hauuyene3567 7 ปีที่แล้ว +1

    Bella tmherti Yakob...lovely voice...Thank you

  • @negassimebrahti24
    @negassimebrahti24 7 ปีที่แล้ว

    Thanks yefre yeanbeb senetbeb &bahlin hagerna kab teketatali medebatka edmen tenan kea yemeneyelu

  • @hbttekste233
    @hbttekste233 7 ปีที่แล้ว

    ያቆብ ዓቢ ሰብ ናይ ባሃቂ ንስነ ጥበብ ጸርፊ ማለት ጥይት እዩ

  • @luwamablel4445
    @luwamablel4445 5 ปีที่แล้ว

    Abzi alo zerba )¥+Danke zarkey marey

  • @abelabi6782
    @abelabi6782 7 ปีที่แล้ว

    Nay behaki dess zbl mkri ab lbna yehdro and thanks so much

  • @tekuluwedikeshi3781
    @tekuluwedikeshi3781 7 ปีที่แล้ว

    nay behaki bsul zereba thanks

  • @tl2254
    @tl2254 7 ปีที่แล้ว

    Bless u bro 🙏🏻👌

  • @lukasdasilva754
    @lukasdasilva754 7 ปีที่แล้ว

    Jakob megemerta amlak misaka bihaki jibarikelki🇪🇷🌹💜 Gin begaka Intels Mikro niadetat kubur hawey aytihmk kabay gemire kixibey Gele,kitibl ane ab,Söder
    zinebr habtka 🇪🇷

  • @ngussetumzghingusse371
    @ngussetumzghingusse371 5 ปีที่แล้ว

    yakob great peaom continue

  • @mikemikawi1748
    @mikemikawi1748 7 ปีที่แล้ว

    ናይ ባሓቂ ያቆብ ሓወይ

  • @Mahari5965
    @Mahari5965 7 ปีที่แล้ว

    Egtabher mhretu yewrdelna yakob Hawey ember gzienas endilu u

  • @haylabgeberyonas8512
    @haylabgeberyonas8512 7 ปีที่แล้ว +1

    Nay bahqei yacob hawey

  • @kubromhaylom95
    @kubromhaylom95 7 ปีที่แล้ว

    ajoka hawey natey

  • @rahwahani7916
    @rahwahani7916 7 ปีที่แล้ว

    Nay behaki Xibuk yocob hawey thank you

  • @solomonfantahun5379
    @solomonfantahun5379 7 ปีที่แล้ว

    ኣጆኻ እዚ ሓወይ ቀጽሎ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን

  • @robiknfe9202
    @robiknfe9202 7 ปีที่แล้ว

    እቲ ናይ ልበይ ረኪብካዮ thanks

  • @weletkzekrinebsey1071
    @weletkzekrinebsey1071 7 ปีที่แล้ว

    Nay behaki yakob hawey

  • @yacobkahsay4565
    @yacobkahsay4565 7 ปีที่แล้ว

    enkae dhan metsakana Jacki asli

  • @habenshishsyge4880
    @habenshishsyge4880 7 ปีที่แล้ว

    Nayibahaki abi libina yihdero yehwate.

  • @mikiaeleangosom6107
    @mikiaeleangosom6107 6 ปีที่แล้ว

    Nay behaki mehari zanta 😍.
    Yakob dmani nay behaki belihn, mestewaeln eka mo amlak xeguu yebzahalka. Ab srahka awetin, asalton ymneyeka Amlak msaka ykun

  • @wedidemoz4894
    @wedidemoz4894 7 ปีที่แล้ว

    Nay behaki mehari zekone hasab

  • @sebmeksebeyuloveyou3581
    @sebmeksebeyuloveyou3581 7 ปีที่แล้ว

    Yacoba ata nska si anqae tewldka nay bahki 100/kab100/10.000 like habuley eski

  • @wedihappyybhalkemedmennkdm6447
    @wedihappyybhalkemedmennkdm6447 7 ปีที่แล้ว +1

    Thanks you

  • @jonashaile9742
    @jonashaile9742 7 ปีที่แล้ว

    Tankes memhr tekle and yacoba xubuq hasab eu.

  • @gouykiflu1663
    @gouykiflu1663 7 ปีที่แล้ว

    nay behaki behaki Lebam xerebeJa bewegen 100%100% ajoka wedi Dawit hawey

  • @alemefrem6699
    @alemefrem6699 7 ปีที่แล้ว +2

    ያኣቆብ ሐወይ ኩሉ ነገረይ ኢኻ፡ካብ ዛ ዘለኹላ ቃንዛ ኣለም፡መምሕረይ ኢኻ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን በስ

  • @shabayresom4586
    @shabayresom4586 7 ปีที่แล้ว +3

    ኹቡር ያኮብ ሓወይ እዛ መደብ እታ ዝብህጋን ንኽሰማዓ ትምሰጠንን መሞህር ናይ'ዚ ግዜ እያ ብጣዓሚ ብሎጽ ዝኩነ ምኽሪ ቅጽሎ ከምዚኡም ዝኣምሰሎ ዓበይቲ ብሱል ሓሳብ ዘለዎም ሰባት ኣገደስቲ እዮም የቕንየልና ኩቡር ሓወና ፡ ኣብ ዝመጽእ ዝበለጸ ሒዝካ ከም ትመጽእ ሰለ ንፈልጥ ብሃንቀውታ ንጽበየካ ።

  • @minbartumi2013
    @minbartumi2013 7 ปีที่แล้ว

    wwwwwwww yakoba aslawiiii nay bhaki des tebil

  • @paul_eagle
    @paul_eagle 7 ปีที่แล้ว

    ሰላም ኣምላክ ይብዝሓልኩም ኩሉኩም ዉሉዳት ኣምላክ ያቆበይ ኣቀራርባካ ደስ ኢልኒ ካብቶም ንክት ምዕብል ብሉእ ዓቅሞም ዝጽዕሉልካ ኢየ ብዝዓቅመይ ንመምህር ከኣ ሰላም ዎ ሰናይ በለለይ ብምቅጻል መምህረይ ደራፋይ ፖሎቲከኛ ክከውን ዋላ ካልእ ሰብ ፖሎቲከኛ ክከውን ብድለት ጥራይ ዝውሰን ኣይኮነን ደረጃ ትምርቲ ይሓትት ኢዩ እቲ ኣባህላ ከም ዝርደኣኒግን ተቃዋሚ ወይ ደጋፊ ክከውን እዚ ብድልየት ዝውሰን እኻ እንተኮነ ንስነጥበባዊግን ፉሉይ ቦታ ኣለዎ ዋላ ንዕኦም ዘረካከበሎም መንግስቲ እንዳሃለወ ግን ከኣ ብሰንኪ እቲ ሰብ ዝግባእ ምዕባለ ምቕሳሙ ኢዶም ጠርኒፎም ጸኒሖም ሕጂ ዝበራበሩ ዘለዉ ይመስሉ ንሶም ኢዮም ከኣ ብጥበቦም ከንቕሕዎን ከበራብርዎን ዝግባእ ነቶም ዝጻረፉ ሕማቅ ዝገብሩ ፈተውቲ ነብሶም ተላማት ካልእ ካልእ ናይቀደም ስነጥበባውያን ይገልጽዎ ነሮም ሕጅከ ፍቅሪ ኣንጻር ጾታ ጥራይሲ ክንደይ ወጽዩ ኣብዚ ዓመት ብዛዕባ ሂወትከ ብዝኮነ እንተ እቲ ኣብ ውልቃዊ ሂወቶም ምእታው ግን መጀመርታ መን ሙኻንካ ምፍላጥ ከድልየካ ኢዩ ነብሱ ዘይፈልጥ ኢዩ ብዛዕባ ውላዊ ሂወት ሰብ ዚዛረብ ወድሓንኩም ግዜ ወስደልኩም ይከውን ኢየ እሞ ይቅረ እንዳበልኩ ክብረት ይሃበልና መምህረይ

  • @zezysadawi6647
    @zezysadawi6647 7 ปีที่แล้ว

    Tnx yakoba

  • @temsegengebremicael2919
    @temsegengebremicael2919 7 ปีที่แล้ว

    weawww nay behaki dehari haju gedfeyo alku tanks

  • @uealdev1035
    @uealdev1035 7 ปีที่แล้ว

    megemerta nebona btaemi yekenyelna naka wn btaemi yemesgneka. eti tsegem koynu zsmeana sle zeytemaharna maletey tebit ember nkhat yeblnan, tekone kemzomlebamat abotat tetekelkilomna knnekhn knmebln ena slezi kulkum nmmharna etxeru amlak yhagzkum amen

  • @filmonhaile3150
    @filmonhaile3150 7 ปีที่แล้ว

    Ya

  • @kiflegerye2540
    @kiflegerye2540 7 ปีที่แล้ว

    ajoka yacob hawey bteqrbo zeleka kulu btami mahari eu mo qexlo kbleka yfetu............

  • @tedibereket7270
    @tedibereket7270 7 ปีที่แล้ว

    Btaemi hanaxi reyto yacoba hawey

  • @ermile2091
    @ermile2091 7 ปีที่แล้ว

    betam an temahir alku beleb ka yemsgn

  • @shamhabtay2353
    @shamhabtay2353 6 ปีที่แล้ว

    Aya yaki abi memhrey ajoka ajoka

  • @wedibelih7205
    @wedibelih7205 7 ปีที่แล้ว +8

    ክብረት ይሃበልና መምህር ተክለ ብዚ ሎሚ ምክሪ ምልጋስኩም'ካብዚ ቀጺለ ካየመስገንክዎ ክሓልፍ ኣይደልን ን,ያቆብ ዳዊት;ኣጆካ በርትዕ ሰብ ዓቅሙ እዩ
    ዝገብር ሃናጺ ርኢቶ ዘለዎ ውን ይሃብ ኩልና ንምሃረሉ:
    Like ደይ ምሕማቅ ብርሃን ገጾም::

  • @filimonfesha9581
    @filimonfesha9581 7 ปีที่แล้ว

    Nay bhaki betami xubek zereba eyu so ezgabiher amlak yedgfena teme kenzareb habibiiiiiii

  • @bereketyouhaness1361
    @bereketyouhaness1361 7 ปีที่แล้ว +1

    Jacobey anbesa

  • @berieluul4501
    @berieluul4501 7 ปีที่แล้ว

    🤗👍👍👍👍👍💜💜💜💜💜 EWuy yacob zbluka ketexelleni eka
    Jgna nay jeganu
    Memhr tekle nay bhaqi zbla zereba eu ab lbna yehdro

  • @melakegebremedhin5978
    @melakegebremedhin5978 7 ปีที่แล้ว

    Bravo

  • @natnaelzareay3996
    @natnaelzareay3996 7 ปีที่แล้ว

    wawwwwww kef zalow medab ney behak mefay kelam emlak yahegazak mesak yaken

  • @tsegayshimendi5350
    @tsegayshimendi5350 7 ปีที่แล้ว

    ብጠኣሚ ጽብቅቲ ሃሳብ አያ። አቲ ዝበሃል አልኩሞ አኩም ኩሉ ያቆበይ። ሃደ ነገር ዚብላ ዝደሊ ሲ ነዚ መንአሰይ ።በጃኩም ንመሃር ንበርቲአ አዚ ወረ ኒዮ ንበሎ ።ሃደራኩም። plz

  • @ግዜኣለዎንኩሉ
    @ግዜኣለዎንኩሉ 7 ปีที่แล้ว

    ዓባይ ቲምህርት ኢያ ኣቦይ ተክለ ተንክው ካኣ ዳዊታ ሃቢቢ

  • @ksanetberaki2907
    @ksanetberaki2907 7 ปีที่แล้ว +1

    Nay behaki mehariti eya emo jakobi hawey ajoka kexilo

  • @Melo20-
    @Melo20- 7 ปีที่แล้ว

    Oh really yakobey

  • @ተስፋጽባሕ-ጀ4አ
    @ተስፋጽባሕ-ጀ4አ 7 ปีที่แล้ว

    Yakob shikorrrrr Wellcom nay behaki bngheu mkrka temegibna !

  • @Werqawieritreawi
    @Werqawieritreawi 7 ปีที่แล้ว +1

    እንያት ደኣ ሃየ ባ ይህዋት ላይክ ንሃቦ ኣነስ ያኮባ ጽባሕ ዝኮኖ ምስ ወደአትስ ተስፋ ቆሪጸ ሓንቲ ከማ ኣቅርበልና ኢካ በጃካ

  • @rimeynateyrimeynatey5329
    @rimeynateyrimeynatey5329 7 ปีที่แล้ว

    ja nay bhaqi yakoba

  • @kubromhaylom95
    @kubromhaylom95 7 ปีที่แล้ว

    haweteyyyy

  • @ዳኑየናስ
    @ዳኑየናስ 7 ปีที่แล้ว +1

    Memhr tekle btami mhirkana hanaxi tshuf

  • @yonaszeru4096
    @yonaszeru4096 7 ปีที่แล้ว

    Btami mahari melhkt kbret yabebelna n memhr azye yemesgno ane zbla bflay degafay tkawamay edabelka ageb ageb amlak ykre ybelelna

  • @jonijonichelsea7750
    @jonijonichelsea7750 7 ปีที่แล้ว +3

    ወል ካም ያቆባ ,ንሱ አዩ አቲ ሓቂ
    አዝኒ ዘለዎ ይስማዕ ,,አዚ ሃናጺ ሪኢቶ ሰሚዕም ውን ክጻረፉ አንድዮም
    ምክንያቱ ገመል አንታይ ኮንካ ዓዓዕዕ ትብል ኣመል ሲለ ዚኮነ
    ,, ። ፡ ፡ ፡
    ካብ ቀንዲ ተካታተልትካ ዮናስ

  • @gibnichtaufawet4090
    @gibnichtaufawet4090 7 ปีที่แล้ว

    Batemi xbuk yocab haweyy

  • @solomonkiros2988
    @solomonkiros2988 7 ปีที่แล้ว

    Nay bhaki nay lbey rekibkya 100%
    Entay u ke were afka zhabeka mlflaf ageb ageb
    Bzkone thank u yacobino n memhr tekle

    • @merhawitghirmay8005
      @merhawitghirmay8005 7 ปีที่แล้ว

      Kexlo Yakoba azu mhari n ezni zeleowo.amlak lbina ykftlna...

  • @btabilebamsbekaemokmakazbl8228
    @btabilebamsbekaemokmakazbl8228 7 ปีที่แล้ว

    btaemi zgrmeka eu e.r memehri yehabka zrdo seb bzuhu temhrti eu

  • @fitsumemehatsen3758
    @fitsumemehatsen3758 7 ปีที่แล้ว

    Yacob btam aye zadenaki klo srhatka kaxlo

  • @mekonenbrhane8079
    @mekonenbrhane8079 7 ปีที่แล้ว

    Nay bhaki mharit zanta eya yaqoba asli

  • @jdjdscnjds7596
    @jdjdscnjds7596 7 ปีที่แล้ว

    nay bhaki tsubuk haseb eyu

  • @ermile2091
    @ermile2091 7 ปีที่แล้ว

    yacoba sikorrrrrrrrrrrrrrrrr

  • @teklebrhanhabtemariam1247
    @teklebrhanhabtemariam1247 7 ปีที่แล้ว

    Nay bhaki abi seb yakob hawey ajokum eske tesfa abthti amlak kabakum u

  • @mygodisthelightofmylife2518
    @mygodisthelightofmylife2518 7 ปีที่แล้ว

    እዋናዊት Messege ያቆብ ሓወይ ግን ሓንቲ ነገር ኣለ ቂር ትብለኒ ከም ስብ ከም ደቂ የዉሃንስ ሞራል ዝተዋህበ ሰብ የሎን ተመሊስን ግን ንህዝቢ ዘይ ኢዱ ፈዲየኖኦ ብዝኮነ ካብ ሕማቅ ኮሞንቲ ምሃብ ኢድካ ምጥርናፍ ይሓይሽ ኣብ ዛ Channel ክልተ ሰባት ኣለዉ ዘድንቆም ሕማቅ ዘይዎጾም ሰብ( ተስፊት ሃብትኣብ)
    (ሰለማዊት ተክለን እዚኦም ኽልቲኦም ንፉዓት ሰባት እዮም❤❤

  • @hadishfisehaye7902
    @hadishfisehaye7902 7 ปีที่แล้ว

    ja

  • @berhanetewelde499
    @berhanetewelde499 7 ปีที่แล้ว +1

    ያቆብ ሓወይ እዚ ተቅርቦ ዘለካ መደባት ሓደ ካብቶም ብዙሓት ተከታተክቲ እየ፥ ኣዚዩ እዩ ዉን ደስ ኢሉኒ ዚሰምዖን ዚከታተሎን።
    ኣብዛ ናይ ሎምዓንቲ ብ ኣቦና መም ተክለ ካብ ኣመሪካ ዘቅረቡዋ ዉን ሰሚዔያስ ኣዚያ ዉን ደስ ኢላትኒ፥ ወረ ኣብ ሓሳበይን ልበይን ዝነበረ ሓሳብ ብምቅራቦም ምስጋናይ ወሰን የብሉን እሞ መንእሰያትናን ሕብረተሰብናን ነዚ እዋን ኣስተቢሂሉ ክጥቀመሉን ክመሃረሉን፥ ኣብ ክንዲ ጽልኢ -ፍቅሪ ኣብ ክንዲ ሕሚየት -ብሱል ነቅፍታ ---- ወዘተ ከምኡ ዉን እዞም ነዛ መደብካ ዚሰብዕዋ ዘለዉ ነፍሲ ወክፍና ለዉጢ ኣብ ምምጻእ ብዘይ ምሕላል እጃምና ከነበርክት፥ ነዚ ወሪዱና ዘሎ ናብ ረብሓና ቀይርና ብሰላም ንነብረላ ዕለት ክንፈጥር ኣብ ግብሪ ክንጸቅጥ ገለ በለና እናበልኩ ብምምስጋን እፋነወካ።

  • @lidyagare2280
    @lidyagare2280 7 ปีที่แล้ว

    Behaki zedenik bedebka kexlo

  • @robelbereket6278
    @robelbereket6278 7 ปีที่แล้ว

    Merhaba Yacob hawey enqae selam mexaeka bimqxal Nebonan memhrnan aboy Tekele kea bezi zhabkmuna hanaxi zreba agibna ena nezi timrti zehabkumna kea senayn abhbreteseka mesrati dldul fiqri eyu emo kinserhalu knetgbron amlak yhagiz ab zelekiyo selam qsanet rahiwa neakum ykun

  • @yonatanbirhane9324
    @yonatanbirhane9324 7 ปีที่แล้ว

    Mihur see mihur da

  • @s.t132
    @s.t132 7 ปีที่แล้ว

    aby tekle betami ena namsgen abey emo yerdana enbar kab wara entay terkeb

  • @yacobkahsay4565
    @yacobkahsay4565 7 ปีที่แล้ว

    bhaki mhari mkri abona ab lbna yehdrelna trah zey kone tegberti ygberlna

  • @abrahamaraya2709
    @abrahamaraya2709 7 ปีที่แล้ว

    Nay bHaki kab were WalaHade fre yelan Memhrnan Hawnan Ezi zHbkana yeqenlna

  • @fewsilbi8735
    @fewsilbi8735 7 ปีที่แล้ว +17

    ወረ-በላ!
    ቻይናዉያን ክምስሉ - "እቲ ብ-ኢሎሞ ኢሉ ዝምስክርን ዝሕሱን ሰብ፣
    ኣብ መወዳእታ ብ-ኢሎምኻ እዩ ነብሲ ቅትለት ዝፍጽም፤" ይብሉ!
    ቀዳማይ ኢየ ርእየያ ከኣ ላይክ ኣይትብቀቁለይ!

  • @fqriyumekseb9286
    @fqriyumekseb9286 7 ปีที่แล้ว

    btaami dess zbl maada kemakum yebzhalna aza geza geza abeytin lebamatn bmkana bhanqewta ina ntsbeya bezi meknyat dma moral ab mhab aqmna nwfi

  • @efremghebretinsae7404
    @efremghebretinsae7404 7 ปีที่แล้ว

    Selam Amlak m's klukum yehalu ftwat Ahwatey, kemeu win yakob hawey ezi tgebro zeleka medeb ajeka qexlo Amlak hayli klu yeadlka,
    Deqi sebat abzi gize ezi nay were enber kmneger sgebr seb yelen , ab weren , mfllayn , zwelu sebat abzi gize ezi bzuhat eyem,
    kemeu win etom derefti ab ztefalaleye Adtat zelewu nsebat flly kem zfetrlu zelewu ena nezeb,
    Gin kab deqi sebat ay konen selam zrkeb , Amlak mhret yeazzelna bealu enber seb si zbei eyu koynu zelo lemi

  • @hlatv4531
    @hlatv4531 7 ปีที่แล้ว

    nay bhaki jackoba sne tibeb mexaweti aykonen neziom hadeshti bifilay ydhlwomin tesfa ykorxiwom alewu nay bhaki nemesgnekum ajokum kexlwo

  • @yacobtesfalem5117
    @yacobtesfalem5117 7 ปีที่แล้ว +7

    መጀመርያ ስላም ኣምላክ ምስ ክላትና ይኩን፡ ቀጺለ ኣብዛ ጽሕፍቲ ዘለኒ ሓሳበይ ብትሕትና ክፍስስ፡" ካብ መጀመርያ ክሳብ መወዳእታ ብህድኣት ብትዕግስቲ ሰሚዐያ ኣዝያ ማሃሪት፡" ግን ገለ ገለ ሓሳባት ኣሎ ንዓይ ዘይ በረሀለይ ኣብ ስደት ወጽዮም ዘስቀጡ ስነ ጥበባውያን ፕለትካውያን ክኾኑ ኣይ ትገድድዎም ትብል ቃል፥" እዚ ግዳይ ሃገርና እኮ ጉዳይ ፕለቲካ ኣይ ኮነን፡" ህዝብና ይብደል ኣሎ ዓገብ ምባል ከመይ ኣቢሉ ምስ ፖለቲካ ተቆጺሩ? ነዞም ስደት ወጽዮም ስቅ መሪጾም ዘለው ስነ ጥበባውያን ከመይ ኣቢልና ቅኑዓት ኣለው ንብሎም። እዚ ህዝብና ይሪእዎ ኣለው ክልተ ጫፋት ኮይኑ እሞ ኣብቲ ብቅዑ ጥበባዊ መየኦም ገይሮም ደኣ ዘት ሰርዑ ካብ ስቅ ኢሎም ዝዕዘቡ።
    ካልኣይ ግዳይ ስነ ጥበብ ካብ ተላዕለ ነቀፌታ ንወሃቢ ርእይቶ እንበር ንስነ ጥበባዊ ኣይ ሰማዕኩን እሞ ቅንዓት ኣለው ማለት ድዩ? ስለ እቲ ተገዲስኩም መሃሪ ምክርኩም ዝለገስኩልና ብልቢ ኢና ነመስግን።
    ያቆባ ድማ ኣጆካ ካብዚ ንላዕሊ በርትዕ።

    • @Jayotruth
      @Jayotruth  7 ปีที่แล้ว

      +yacob Tesfalem
      ፖለቲካውያን ክኮኑ ኣይትገድድዎም ዝብል ጽሑፍ የለን ጃኪ ሓወይ ደጊምካ ስማያ ኢካ ካልእ ሓሳብካ ቅቡል እዩ ካልእ ማዓልቲ ውን ሓሳብካ ክጽበእየ ጃክ ዓርከይ