ሓዱሽ ዉሳነ ሰራዊት ትግራይ ኣብ ልዕሊ ዝተኣገዱ ኣዘዝቲ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ก.พ. 2025
  • #tigray #ethioforum #tigraynews #ethiopianews #ethioforumኢትዮፎረም #reyotnews

ความคิดเห็น • 11

  • @KalabFruy
    @KalabFruy 6 วันที่ผ่านมา +2

    ታይ ድዩ መሲልካ ደስ ልብልማ, ኣብ ዜናኩም ኣርእስተ ዜናን ኣብቲ ዜና ጽሑፍ ስለተቀምጡ ካብ ኩሉ ፍሉያት ይገብረኩም። 2ይ ከዓ ኣሕጽር ኣብልዎ ደስ በሃሊ media❤❤❤

  • @tsehaiehaile6725
    @tsehaiehaile6725 6 วันที่ผ่านมา +3

    That is a complete lie!!!!!😢😢😢

  • @brhaneKndeya-o8x
    @brhaneKndeya-o8x 6 วันที่ผ่านมา +1

    ጎቦዝ ኢካ ግን ኣርእሰተ ዜና ግበረሉ ብምቅፃል ከዓ ኣሕፅረ ኣበሎ

  • @حمدمحمد-د1ج8ط
    @حمدمحمد-د1ج8ط 6 วันที่ผ่านมา +1

    ፉፁም ክስዑርና ኣይኹእሉን ሓድነት ብቻ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤ ተጋሩ ❤❤

  • @BariyaGabirBari-cs9oq
    @BariyaGabirBari-cs9oq 6 วันที่ผ่านมา +1

    ተጋሩ ብኢትዮጵያውያን ክንጽላዕን ከጥፉእና ላህ ዝብሉ ዘለው ብምኽንያት ሕወሀት ምዃኑ ኩሉና ተጋሩ ይርድኤና ዶ ይኾን???ሕወሀት ካብ ትምስረት ጀሚራ 50ዓመታት ሙሉዕ ብኹናት ካብ ምህሳይ እንታይከ ዝሔሸ አምፀኤትልና??

  • @gebrekristosgebreselassie2155
    @gebrekristosgebreselassie2155 6 วันที่ผ่านมา +1

    ጎበዝ ዝቡቕ ሓበሬታ

  • @MeetingforPeace
    @MeetingforPeace 6 วันที่ผ่านมา +1

    ዝተፈለየ ሃሣብ ዘቕረበ፣ ሠራዊትና ናይ ማንም ጉጅለ አይኮነን ኢሉ ዝዛረብ ፀላኢ እዩ ፣ የጉርዕ እዩ እናበልካ ምፍራጅ ካብ ሓደ ናይ TDF መራሒ ጀኔራል ዝትፅበዮ ኣይኮነን። ማንም ሰብ፣ ብዝኾነ ዓይነት መልእኽቲ መተሓላለፊ ናብ ህዝቢ ከመሓላልፍ ከሎ ጥንቃቐን ምስትውዓልን ዝተመልኦ ክኸውን ኣለዎ። ዝኾነ ሰብ ከም ሰብ ዝመሰሎ ሓሳብ ክዛረብ ናይ ግድን እዩ። ኮይኑ ግን በቲ ጀኔራል ዝቐረበ ርኢቶ ወይኽዓ መፈራርሒ ናይ ህዝቢ ሰብዓውን ዲሞክራሲን መሰል ዝዳፋእ ርኡይ ጌጋ እዩ። ወዓል ሕደር ከይበልካ ብህፁፅ ክእረም ዘለዎ ወሳናይ ዋኒን እዩ።

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir 5 วันที่ผ่านมา +2

    ኣስናንካ ይሰበር ዋ ! ትርጉም ሰበር ትፈልጥ ዲኻ ? ጋዕጋዕ ሓስዊ ! ኣቀራርባኻ ባዕሉ ዒባ እዩ

  • @yirgalemkinfe8436
    @yirgalemkinfe8436 6 วันที่ผ่านมา +1

    አቀራርባኻ ፅቡቕ እዩ ቀፅለሉ

  • @MathsbyMrSenay
    @MathsbyMrSenay 6 วันที่ผ่านมา +1

    መዲድ መንዩ ንምንታይ ተፅእኖ ይገብር ኣሎ መንዩኸ ኸዚ መፂኡ ተፅእኖ ፀገም ዝፈጥር ዘሎ

  • @tsgabugebremaria3829
    @tsgabugebremaria3829 6 วันที่ผ่านมา +1

    ሳሬት ኮይንካ ዲኻ ድኣ ሰሚዕኻዮም