እዋናዊ መግለፂ ውድብ ናፅነት ትግራይ ኣብ ወፍሪ ምትእኽካብ ሓገዝ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 46

  • @goitomabebe1872
    @goitomabebe1872 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ህዝቢ ትግራይ ዓብየትን ብራኸን ኣብ ሃገረ ትግራይ ይራጋገፅ !!
    ሃገረ ትግራይ ናይ ግድን እዩ !!
    ኣብ ጎንኹም ኣለና ❤️❤️❤️💪💪💪

  • @GrtachewKiros
    @GrtachewKiros หลายเดือนก่อน +2

    ነጻነት ትግራይ ናይ ኹሉ ትግራዋይ ድልየት እየ አብ ጎድንኹም አለና

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse5892 หลายเดือนก่อน +2

    ኣይዘኹም ቃለስኹም ከይተሓለልኩም ተቃለሱ

  • @InnocentCheetah-hx4ki
    @InnocentCheetah-hx4ki หลายเดือนก่อน +1

    እማንካ ቁኑዕ ወዲ ትግራይ

  • @testagiorgisasgedom4735
    @testagiorgisasgedom4735 หลายเดือนก่อน +4

    Democratic Eritrea and the new state of Tigray are the only ways to bring peace and stability to our people. Our future will be bright. No mistakes. This is the only solution.

    • @First-Eri
      @First-Eri หลายเดือนก่อน

      Tgray is still part of Ethiopia. So that means we can’t work with them. Firstly they have fight to be independent than can we work together.

  • @gezenatips
    @gezenatips หลายเดือนก่อน +2

    ከም ኤርትራዊ ትግራይ ሃገር ተዘይኮይና ታሪኽ ትግራይ መነንት ትግራይ እዳበለዕት ከተትፈኣኩም ኢያ እዛ ኢትዮጵያ ትባሃል።💙💙💙

    • @asmelashfishayesenbetay719
      @asmelashfishayesenbetay719 หลายเดือนก่อน

      ትግራይ ከም ሃገርር ዘቑማ ታሪኽ ዶባት ዞባዉን ኣህጉራውያን ጸጋታት ብሊጫታት የለን።
      ምስ ኣምሓራ ዘሎ ዋልቃይት ሑሞራ መንዚዕካ
      ብወገን ኢርትራ ብስም ዶብ ኣምሳሳሚሳ ብሓገዝ ኣመሪካን ኢርትራ ዝተውውለዐ ዉግእን ኣብያን ንፊርዲን
      ካሊእ ንትግራይ ኣብ ጎረራኣ ዚኣተወ ካራ ኢዮምምም።
      ትግራይ ምስ ኣምሓራ ኢናተዳምየት ጥራሕ ክትነብርርር ትኽእል።
      ምስ ኢርትራ ዘሎ ዝጠኽሊዎ ደማዊ ጺሊኢኢ ህዝቢ ኢርትራ ኣይርሰዖን ኢዩ። ኣብ ግዚኡን እዋኑንን ሕሰቡ ከዋራሪድ ኢዩ።

  • @danielhalefom5922
    @danielhalefom5922 หลายเดือนก่อน

    Independent Tigray. I believe the future Tigray is on you. I can't wait to see the freedom of Tigray. The only political parties who speak clearly on the freedom of Tigray as a country.

  • @ZewediArefaine
    @ZewediArefaine หลายเดือนก่อน

    አነ ውደባት ትግራይ ብሰንኪ ኪዳነ አመነ ክብሮም ደጀን መዝገበ ዝተብሃልም ህዝቢ አመኒታ ከይህልዎ ትግበሩ ዘለኹም አብምፅልእላእ ብቻ ተአሰርና ተቀተልና ታይ ዐይነት ተቃወምቲ ኢኹም እሰቲ ናብህዝቢ ውረዱ አክቡና ኩሉሸዕ ሜድያ መረረት

  • @FesehayeGirmay-u4w
    @FesehayeGirmay-u4w หลายเดือนก่อน

    ናይ ሰብ ለውጢ ኮይኮነስ ናይ አተሃሳስባ ለውጢ እዩ። ዝተለወጠ ካብ ፣ትማሊ ፣ዝተሞሐረ 'ደብረፅዮን ፣ከብ ፣ትማሊ ፣ዝተሞሐረ ፣ጀነራል ፣ፃድቃን ፣ካብ፣ትማሊ፣ዝተሞሐረት፣ቦንጆርኖ፣ዝተሞሀረ፣ ወድ ፤ወረደ ፣ይሞረፅ ፣ነፅባሕ ዝሕግዝ ፣ተመኩሮ ፣ስለዘለዎሞ ፣ካብ ሐደሽቲ ፣ተመክሮ ዘለዎሞ፣ዝተሞሐረ ደብረፅዮን ፣ዝተሞሐረ ጀነራል ፃድቃን ዝተሞሀረ ጌታቸው ዝተሞሀረ ፣ወድ ወረደ ፣ዝተሞሐሩ ፣ነበራት፣ኪኢላታት፣ይሞረፅ።

  • @TadeseYrgalem
    @TadeseYrgalem หลายเดือนก่อน

    ኣዳራጅው ብንክእሎ ክንሕግዝ

  • @shxbcgfhv-sq8nw
    @shxbcgfhv-sq8nw หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @gebrhiwotgebretnsai4947
    @gebrhiwotgebretnsai4947 หลายเดือนก่อน

    ውድብና ምድሐን ብዝብል ሰላምን ፍትሕን ዲሞክራስን ታሐሲሞም ኣብ ህዝቢ ትግራይ ንወያኒ ዝመርሑ ኣብ ኤርትራ ድማ ህግደፍ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ሐደገኛ ጉዕዞ ኣብ 21 ክፍለ ዘመን ንግስነታዊ መንግስቲ እዩ

  • @danielhalefom5922
    @danielhalefom5922 หลายเดือนก่อน

    It is so sad the truth patriot Independent Tigray not on power in Tigray.

  • @wxKGebrehiwet
    @wxKGebrehiwet หลายเดือนก่อน

    ናፅነት ስለ ዝበልካ ናፅነት ይመፅእ ማለት ኣይኮነን።ልቢ እንተሃሊዉካ ናይታ ዉድብ እትብላ ዘለካ እድሕ ሕግን ስርዓት እንተሃሊዉካ ንገረና።
    ልቢ እንተሃሊዉካ ኣብ ልዕሊ ህዝብን ንብረትን ዓመፅ ደቀነስትዮን ዝወረደ ብርሰት ብጥበብ ገይሮም ክገልፅዎ ስራሕ።

  • @GebrekirosTadese
    @GebrekirosTadese หลายเดือนก่อน

    ናፅነት ( independence)ብመርህ ደረጃ ልዑል ክብሪ ዝግበኦ ራእይ እዩ። እነተኾነ ግን ጭቡጥ ህልው ኩነታት ብግብሪ ኣብ ባይታ ጋህዲ ክኸውን ይኽእል' ዶ ? ብሓቂ ከም እቲ እንዳልዮን እንብ ህጎንው ሕስቲ ሃገረ ትግራይ ክንውንን ንኽእል ደ ? ምስቲ ዘለናዮ ህልው ኩነታት ከመይ ተተንቲኑ ?

  • @InnocentCheetah-hx4ki
    @InnocentCheetah-hx4ki หลายเดือนก่อน

    ተፃረርቲ ወያነ ኩሉኹም ሓደ ኩኑ

  • @xaka5505
    @xaka5505 หลายเดือนก่อน +1

    Naxnet tesfa xbah ajokum.
    Ab godnkun ena.

  • @dagimbirhan8919
    @dagimbirhan8919 หลายเดือนก่อน

    ይህ ሚድያ የዘረ ቢሰዋ መድህን ረሳሕ ምኳኑ ናይሓሰወቲ ወኪል እዩ

  • @asmelashfishayesenbetay719
    @asmelashfishayesenbetay719 หลายเดือนก่อน

    በዓል ሓንጨመንጪ
    ዓባይ ትግራይ ንኢርትራን ወሪርካን ክትምስረት እትሕለም ሓፍፍፍ ከይበለት Aborted ኣቖሊዓ ኣላ።
    መዓስከርር ምኻንካ ሲኢንክኦ ግደፍፍ
    ወያነ ተጻዊቶም ዝወድኡዎ ዕዲል ካርታ ክትዕወታ

  • @ZewediArefaine
    @ZewediArefaine หลายเดือนก่อน

    አንታ ዓብይ ብረድስቲ መልሓሰካ አደብ ግበረሉ ኩሉግዜ አበሓደ አካል ሓደ አካል አተሳብ ናይ ፓለቲካ ብቅዓት ዘይብልካ ፀርፉ ዝቅደመካ ስዲ ንመሪሕነት ዘየተምጥን አጋስስ ኢኻ ንገጠር ውረድ በአቋራጭ ሰልጣን ትደሊ

  • @ZewediArefaine
    @ZewediArefaine หลายเดือนก่อน +1

    ዞመ ተፃረፍቲ ወፂኩም እስቲ ተገማገሙ ንንባዕልኹም ዕላማኹም ናብ ህዝቢ አውርድዎ አመራጭ አቅርቡ ተጃሚልኩም አይትቅረቡ

    • @EnquiBahri
      @EnquiBahri หลายเดือนก่อน

      ጉድ እዩ እምበይ፤ ንብዓት ጉጅለ ውፂ ካብዚ የቦታኽይ ሰባብ

  • @easymoney1661
    @easymoney1661 หลายเดือนก่อน

    lol they keep on talking and fighting . they want to start the next round. good luck

  • @ZewediArefaine
    @ZewediArefaine หลายเดือนก่อน

    ናይ ምሰባብ ተኹኡለኻ ዝለዓለ እዩ እቲምኽትልካ የሐሸ

    • @EnquiBahri
      @EnquiBahri หลายเดือนก่อน

      እቲ ዕላማ እንተደጊፍክዮ እኹል እዩ፣ ኣይትበልዒ

  • @weghta3315
    @weghta3315 หลายเดือนก่อน

    Thank you so much ✅ Dr.we nee free free free Tigrai free 🌷🇻🇳💐💜🌹🙏🌷no more with Ethio a assassins Genociders terrorists banda group 🇪🇹❌😢

  • @Alihaidar-jm2re
    @Alihaidar-jm2re หลายเดือนก่อน

    አታ ንስኩም ዋጋ የብልኩምን ዋ ንማሓሪ ዩውሃንስ አቅርብዎ

  • @ZewediArefaine
    @ZewediArefaine หลายเดือนก่อน

    ንሰኻ ንኻልኦት ምፅላም ናይ ባዕልኻ ድኽመት ዘይትርኢ ሰበበኛ ኢኻ ናይምፅራፍ ታርጋ ዘለካ ደካማ ፓለቲከኛ

    • @EnquiBahri
      @EnquiBahri หลายเดือนก่อน

      ኣብዚ እውን ኣፍኪ ትኸፍቲ ኣለኺ

  • @Berhane.TV.Tube7777
    @Berhane.TV.Tube7777 หลายเดือนก่อน +1

    ንስኹም ደኣ ክትጠፎአ ኣለኹም ሃገር እንዲሕሪ ኮይኑኹም ንኤርትራ ንዘመናት ሂኮት እኩም ካብ ዝኩነ ይኩን ክትጠፊአ ኣለኹም ኣብ ዝኩነ ይኩን እዋንን ግዜን ንሱኹም መንሽሮ ጽረ ኤርትራ እኹም ንስኻትኹም ቆማላት

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly หลายเดือนก่อน

      ኣንታ ሃዳሚ እምብኣር ኤርትራ ትበሃል ሃገር ኣላ ኢልካ ኢኻ ትኣምን :: ኤርትራ ደኣ ፋብሪካ ናይ ወዲ መድህን በራድ ካብ ትኸውን 30 ዓመታት የሕሊፉ እኮ'ዩ :: ሓሳዊ ፅሕፃሒ ንሓርነት ህዝቢ ኤርትራ ዘይትቃለስ ካብ ንጀጋኑ ተጋሩ ምኽሪ ትህብ ነፋጥ

    • @Berhane.TV.Tube7777
      @Berhane.TV.Tube7777 หลายเดือนก่อน

      @@Z-oneandonly kkkkkkk ብኹሮምተይ ስሕቀኻ ለማን ዓኻስ ንስኻ እዃ ኤትዮጵያዊ እኻ እንዳ ለመንኻ ትነብር ዘለኻ ከም ምስክር ከማን ወረቀት መንነት ዘይብልካ ትግራዋይ ምኻንኻ ፖስፓርት ትግራይ ዝብል እሞ ሽዑ ምጻአ ምሳይ ተዛረብ ቆማል ሳሕሳሕ ኤርትራ ትበሃል እንተዘይትሂሉ ኔራ ናይ ኤርትራ ዝብል ፖስፓርት ሕዘ ኣይምከዱኹን ከማኻ እንዳ ለመንኹ ምነበሩኹ ኔሪ ኣብ ክልልካ ጥራይ ኣቆሞት ንሱ ከማን ተረኽብኻዮ እዩ ብዛዕባ እቶም 1 ሚልን ዝጠፎአ ሕሰብ ኣብዝ መጽኻ ሞራል የብልኻን ክትዛረብ ካብ ለመና ውጻአ

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly หลายเดือนก่อน

      @@Berhane.TV.Tube7777
      3 Decades Later
      ( 1991-2024)
      Eritrea Has
      No Constitution
      No Elections
      No Independent Judiciary
      No Free Press
      No Legislature
      No Civil Rights
      No Parliament/Congress
      No Universities
      No Free Speech
      No Voting
      No Habeas Corpus
      No Economy
      No Political Parties
      Indefinite Military Slavery
      Over 400 Prisons
      Unlawful Imprisonment
      Human Rights Abuses
      Religious Persecution
      State Sponsored Execution
      One Mafia Regime
      One Ruthless Tyrant

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly หลายเดือนก่อน

      @@Berhane.TV.Tube7777
      3 Decades Later
      ( 1991-2024)
      Eritrea Has
      No Constitution
      No Elections
      No Independent Judiciary
      No Free Press
      No Legislature
      No Civil Rights
      No Parliament/Congress
      No Universities
      No Free Speech
      No Voting
      No Habeas Corpus
      No Economy
      No Political Parties
      Indefinite Military Slavery
      Over 400 Prisons
      Unlawful Imprisonment
      Human Rights Abuses
      Religious Persecution
      State Sponsored Execution
      One Mafia Regime
      One Ruthless Tyrant

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly หลายเดือนก่อน

      @@Berhane.TV.Tube7777
      3 Decades Later
      ( 1991-2024)
      Eritrea Has
      No Constitution
      No Elections
      No Independent Judiciary
      No Free Press
      No Legislature
      No Civil Rights
      No Parliament/Congress
      No Universities
      No Free Speech
      No Voting
      No Habeas Corpus
      No Economy
      No Political Parties
      Indefinite Military Slavery
      Over 400 Prisons
      Unlawful Imprisonment
      Human Rights Abuses
      Religious Persecution
      State Sponsored Execution
      One Mafia Regime
      One Ruthless Tyrant

  • @ZewediArefaine
    @ZewediArefaine หลายเดือนก่อน +1

    አነሰ ብሰንክኻ ውድባት ትገራይ እምነት ሲኢነልኩም ደጀን መዝገበ ናይብሓቂ ፐለቲከኛ አይኮንካን ንአሉላ ከመይ መሪሕ ከምዝኽወን አማኽሮ በይዛ ትመርፆ ቃላትውን አነ አይጥዕሙን

    • @EnquiBahri
      @EnquiBahri หลายเดือนก่อน

      ኣንቲ ሰብ እንታይ ደኣ ፀላዕላዕ ኢሉኪ? ክንደይ ግዘ ኢኺ ርኢቶ ትህቢ? ጋሕጋሕ

  • @yirgalemgebrhiwet9347
    @yirgalemgebrhiwet9347 หลายเดือนก่อน

    Ajekum hzby tgiray tgirat abed tmekiki kmzla ngrw etey smau gin mtfa you dkideki ktifa hyewun yfkiran yfkurn alewu sltan whhudat nmhlaw

  • @AlgaNesh-f2f
    @AlgaNesh-f2f หลายเดือนก่อน

    ህፈሩ አቱም መህፈሮ

  • @berhanebairu4439
    @berhanebairu4439 หลายเดือนก่อน

    Are you real for Tigrai independent or to be part of PP? Liars, now you ally your forces with Getachew and G/Tsadekan against Nationalist forces TPLF, now you want f

  • @yafettesfom7475
    @yafettesfom7475 หลายเดือนก่อน

    አታ እቲ ካራባታ ይእሰር ኢሉ አብ ክሳዱ የእቲዎ በጃኹም እሰርሉ።እዋይ ትግራይ ሽግር ረኺባ ብዓል እዚአቶም ክመርሑዋ ክሓስቡ መርገም ዶ አይኮነን

  • @GrtachewKiros
    @GrtachewKiros หลายเดือนก่อน

    ነጻነት ትግራይ ናይ ኹሉ ትግራዋይ ድልየት እየ አብ ጎድንኹም አለና

  • @Hilufhagoska.
    @Hilufhagoska. หลายเดือนก่อน

    👏👏👏👏👏