ፕ/ት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ኣውፈርቲ ኣብ ወደባት፡ ህንጸት ተጀሚሩ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 มิ.ย. 2024
  • ARAዛራ ፍልጠት EXTRA SUBSCRIBE 👇
    • ፑቲን 8 ወተሃደራውያን ጀነራላቱ ካ...
    ፕ/ት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ኣውፈርቲ ኣብ ወደባት፡
    ህንጸት ተጀሚሩ
    ጉድ ! ዘበለ ውሳኔ ኣመሪካ ን ኤርትራ ደረጃ 3
    zarafltet@gmail.com
    #ZARA_FLTET #ዛራ_ፍልጠት
    Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍

ความคิดเห็น • 33

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 2 วันที่ผ่านมา +2

    It is about time my Nation to flourish and keep up with the world!!💚❤️💙✨️

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 2 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you for sharing Zara 💕🙏🏽💕🙏🏽💕🙏🏽❤️

  • @tedrosberhe1850
    @tedrosberhe1850 2 วันที่ผ่านมา +4

    አሜሪካ ንባዕላ ግብረ ሽበራ እንከላስ ሀገራት ክትከስስ ..ሎሚ መን ክሰምዓ ::

  • @user-fx1ch5uz1k
    @user-fx1ch5uz1k 2 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ኩቡራት ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️👍👍👍🙏🙏🙏💪💪💪

  • @YordanosYordanos-ew9mw
    @YordanosYordanos-ew9mw 2 วันที่ผ่านมา +3

    ኤርትራ ኩሉኹም ኣብ ደገ ትቅመጡ ደቃሉ ክተጸልምዋ ትዉዕሉ ዘለኹም ብሰክኽም ድማ ኤሜርካ ነቲ ምስኪን ህዝብና ኣደራዕ ይዎርዶ ኣሎ

  • @girmaymengstab5727
    @girmaymengstab5727 2 วันที่ผ่านมา

    Merhaba ZaRa fltet srat America intay slezdeleye eyu Hiji yacl america 30 amet nhzbi Mengstn eritrea ab egedan amexin gerkuma ekum hijis america yacl❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 2 วันที่ผ่านมา

    ብጣሚ የቅኒየልና favoriete media 🙏🏽🌷❤️🇪🇷❤️🌷🙏🏽 ❤️👍🏽❤️
    🇪🇷❤️💎👑🦁 ሃገርና … 🇪🇷💎💫ኤርትራን….🇪🇷💎💫
    ሰላምን 🕊️❤️🕊️💫ምዒባለን ❤️🦁💫
    እዩ ::ዓይኒ ናይ እዞም ሐሳዳትን ይድፈነልና
    እምሌክ ንኤርትራ ሰላምን ፍቅርን መረትና መንግስትናን ሰራዊትና ህዝብን ይባርከልና የውርደልና 🇪🇷❤️🦁💎🕊️👑🌷💐☀️💫

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 2 วันที่ผ่านมา +1

    እቲ ድርብ መዐቀኒ ናይ ኣሜሪካ ምስሉይነት ሕጂ ሞይቱ ኣሎ ,ድሕሪ ሕጂ ንሃገራትን መራሕትን ኣሸበርቲን ውልቀ መለኽትን ክብሉ ከለዉ ክልቲኦም ባዕሎም እንከለዉ ኣይሰርሕን እዩ።

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 2 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🤝🇮🇹

  • @HenokUTD
    @HenokUTD 2 วันที่ผ่านมา +1

    ስርሒት X ግን ንምንታይ ሸለል ኢልኩማ ጎሓፋት ሳብስክራይ ምስሓብ ይሓይሽ ደቂ ድዲት

  • @teddyhagos1383
    @teddyhagos1383 2 วันที่ผ่านมา

    Good job ❤

  • @MohamdAlshom
    @MohamdAlshom 2 วันที่ผ่านมา

    ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 2 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷💕❤️🇪🇷💕❤️

  • @user-sp1uo6fx3l
    @user-sp1uo6fx3l 2 วันที่ผ่านมา

    Xubq medeb eyu zelekum wwdmen tenan yhabkum medebatkum ktwudeu kelekum trah awet nhafash belu deqi erey mkankum knfelt

  • @Erimedia2024
    @Erimedia2024 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @habtomrussom3689
    @habtomrussom3689 2 วันที่ผ่านมา

    Hello

  • @ibrrahims801
    @ibrrahims801 2 วันที่ผ่านมา

    ❤😂❤❤

  • @SirakTeklehaymanot-hz1xu
    @SirakTeklehaymanot-hz1xu 2 วันที่ผ่านมา

    ab tegbar zeyele ziena zara fltet

  • @erihagerey4626
    @erihagerey4626 2 วันที่ผ่านมา

    ኣመሪካ ናይ ሃገራ ትግበር ተዛርቡ ኣይተዛርቡ ኣብ ዝበጽሖ የብሉን ካብ ምህዱዱ ሓሊፉ ዝገብሮ የለን

  • @motherland1510
    @motherland1510 2 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ... ኣሜሪካ.... ዓ ሎቅ!.... ብጣዕሚ... እዩ. ዝገርም. ዘይ ሕጋዊ... ብረት... ኣብ ማእከል ዓዶም.... ክሸጡ... ዘይሓፈሩስ..... ወረጃ... ማዕዶ.... ንምኻን. ንደስ... ዝበለቶም... ሃገር.... ናእዳ!...ኣብ ትሕቲኦም.... ንዘይትሰግድ ሃገር... ካኣ.... እገዳ!🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @focus.15
    @focus.15 2 วันที่ผ่านมา

    ብዛዕባ ረሳሕ ብህሊ ዓዋሉ ህግደፍ ከምእውን ደምብያውያን #ተደምረናል ሰፋሮ አስመራን ከባብአን ዘይፈልጥ ኤርትራዊ ስለ ዘየለ አብ ባይታ ክንየው ዕንወት ዘየለ ህንፃዶ ልሞዓት እንዳበልኩም እተደናግርዎ ወደባት ከቶ የለን እዩ ::

  • @user-kb4lv6hs2t
    @user-kb4lv6hs2t 2 วันที่ผ่านมา

    ኣመሪካ ንገበነኛ ኮላ ንመን እያ ትኮሶ ንኤርትራ ክትከሳ እምበር ክትንእዳ ኣቅሚ የብላን ኤርትራ ኣርኣያ ዓለም ያ

  • @Russomfstokecoine
    @Russomfstokecoine 2 วันที่ผ่านมา

    ዝከበርኩም ኩሉኹም ሃገራውን ኤርትራውያን ኣዚ ኣብ ደቅንስቲ ተጋሩ ኣወዳትን ስድራ ቤታትን ከሙኡውን ብሓባር ቀቲልካ ኪሊት ብምውሳድ ዓይኖም ኣንቂሮም መንጢሎም እናወሰዱ ንገንዘብ ኣይኮነን እንታይዳኣ ኣኮላዊ ኦርጋን ቀደም ኣብ ፕራይቨት ክሊንካት ተላምሚደምሉ ዝጽኑሑ ውድባዊ ተፈንጪሎም ዝለመድዎኣብ ኤርትራውያን ሎሚ ኤርትራውያ ንትግራይ ስለዠቃረጸን እቲ ናይ ምዕራብ ስለላ ተግባራትም ስለ ዝፈለጠን እቲ ምእንቲ ኣመሪካ ኢንተረስቲ ቀይሕ-ባሕሪ ንክሕልዉ ምስ ኢትዮጵያ ንቀይሕ ባሕሪ ከም ጡብ
    ኣዲኦም ስለ ዝቀበጹን ካብ ከንያ ንምብራቅ ከንያ ውክልና ስለ ዝተዋህባ ትግራይ ጠጠቂሞም ደርቢዮማእዮም እቲ ቁምነገር መሬት ትግራይ መዕድን ክኸዕቱ ከፈላልዩ ኣይበቅል ስሚ ፈሳሲ ተኺዑ ኑዑኡ ዝረገጸ ውይ ከፍቲ ማይ ዝሰተየ ኣይወልድ ኣይዝምድ ካንሰር ተስካሚ ኮይኑ ሕዝቢ ይነጽፋ ኣሎ ትግራይ ኣላወይ ብበዓልመድህን ብዛዕባ ኤርትራብርጌድ ንከብዱ ዘዝሃደሙ ከም ሂዋተውያን ቆጺራ ናይሶስሻል ሚድያ እንጽርጹሮት ልቢ ዘይቆጸሩ ዝበለቶም ዝደግሙ ጥዕና ኣብ ትግራይ ዘሎ ሶሻልሚድያ ኣይኮነን ዝፍጸም ዘሎ ኣብ ኣፍደጊኦም ኣብ ቅድሚ ወለዶምን መቅርቦም ዘትተባሃል ዘይተገብረ ተገሩ ኢሉ ዝምሕል ዝይ ንነምግባራዊ ሓሲካ ሰሪቅካ ምብላዕ ስራሕ እንትተርኸብካ ገበን ዝብል ብስነምግባር ካብ ዓለማዊ ስነልቦና ዝወጸ እዩ
    እስከ በሉ ጋል ፕሮፈሰር ወይኒ ሃረግ ድር ሀርሚላ ብጀካ ቦለቲካዊ ስነ ሓሳብ ኣረአያን
    ምንም ኣበሳ ዝይብላ ካብ ዝኣተወቶ ፕሮፈሽናል ኦፊስ ፐተሽን ፈርማ ዝይስማ ሓሶት እናሃቡ
    ካብ ክንደይ ስራሓኣሰናኪሎም ናይ መፈራሪሒ ደብዳቤ እናሰደዱ ብጋንግ ቆጺሮም እዚ ኣድጊ ንሓመዱ ዝገብሮ መምሪሒ ጠጠቂሞም መሳኺን ሕዝቢ ተጋሩ ኣብመቀለ ብሓወይ ብ ኣቦይ እናበልት እባበኸየት እዞም ዕሱባት ተጋሩ ሶሻል እንተኮይነ ጸማም እዝኒ ሂበን ዘከይደን
    ዘሎ ቀደሙ ውን ዝይተሰወኣካሉ ዕላማ ብሞት ቆሉዑት ትሕቲ ዕድመ ኣጨርሽካ ታማ ገደሰኒ ኢልካ ደም ሓፍትካን ሓውካን ከሙውን ትማሊ ስርናይ ጣፍ ኣብቂላ ትቅልበካ ዝነበረት መሪት ብፖይዚን ወርቂ ከሉሹ ኣይሕረስ ኣይቅመስ እናኾነ ስቅ ኢልካ ለካ ጠላም ከሓዲ ትግራይስ ንዞም ኤርትራ ጀኖሳይድ እናበልካ ክንዲ ዝሓከመ ዘሕረሰ ምግቢ ዝሃበ ክይንቅተል ክንድይ ኣምሓራ ዝተካላከለ ከሲስካ ናትካ ጉማታት ገዲፍካ ዘይናትካ ዝየለውን
    ክተላግበሎም እረ መሓሩኑ ተጋሩ ሰብ ቀቲልኩም ከብዲ ቀዲዱ ዝተቀብሩ ኣብ ጎዳጉዲ ዘለዉ ቡዙሓት እዮም እዚኦም ሓደሽቲ ረሳታት ንመን ክየላግቡ ኢኩም ጳጳስ ሰሰዲድካ ሓደስቲ ካደረ ያኣኽለና ጳጳስ ዝይኮነ ትግራዋይ ዝወለደ ካብ ኣወስትራልያ ፖለቲካ እምበር ሃይማኖት ኣይኮንን ዝዝምር ዘሎ፡ ግደፉ ዝይቅላዕ የለን።

  • @motherland1510
    @motherland1510 2 วันที่ผ่านมา

    100% ካብ ዓለም... ብዘይ ሕጋዊ.... ስራሕ... ኣሜሪካ... ባዕላ... እያ ክትገድ... ዝግብኣ! ኣብ ከተማታት... ኣሜሪካ..... ኣብ 1 ለይቲ.... ክንደይ..... ሓሹሻት ( ድራግ ) ይሽየጥ?... ኣብ ጎደናታት... ኣሜሪካ... ብዘይ ሕጋዊ.... ብረትን... ካራን.... ክንደይ.... ሰባት... ይቅተሉ??? ዘገርም.... ኣሎቅ... ኣሜሪካ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @user-nx1ee6zt1p
    @user-nx1ee6zt1p 2 วันที่ผ่านมา +1

    መንግስቲ ኤርትራ አብ ወደብ ህንጸት ጀሚሩ ዘይትብል !! ውቁዕ

  • @tesfaslasiewelderufael94
    @tesfaslasiewelderufael94 2 วันที่ผ่านมา

    ሓባል በልያ ከይትቅድመኪ

  • @user-vm2wg9ku6q
    @user-vm2wg9ku6q 2 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂 ኣንታ ናይ ህግድፍ ጉሒላታት ድኩም ፖሎቲካ ትዛረቡ አንተ ኮንኩም ዲኣ ንምንታይ ናይ ፊትሒ ከ ዘይተምጺኡ

  • @danieltsegay1413
    @danieltsegay1413 2 วันที่ผ่านมา

    ኤርትራ ደኣ ዘይሕጋዊ ደቂ ምስግጋር ተሳጋግር ድያ ናበይ ???? ኣበይ ??? መዓስ ???? ኤመሪካ እታ ቀዳመይቲ ግብረ ሽበራ ካብ ዓለምና ያ መን ዩ ክሰምዓ ሕጂ ደሓን ሕጂስ መን ሪፍ መን ሓሪፍ ያ ኮይና ጉዳይ ።

  • @harounekubal8436
    @harounekubal8436 2 วันที่ผ่านมา

    አሜሪካ ሓለቐቃ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቅሰባት ከምትሳ ምዃና ፕረዚደንት አሜሪካ ነበር በራክ ኦባማ ብወግዒ ገሊጽዎ እዩ ።
    m.th-cam.com/video/2rz5_eg-dZY/w-d-xo.html

  • @galasboygoncen3902
    @galasboygoncen3902 2 วันที่ผ่านมา

    ዘይሕጋዊ ስራሕ ትሰርሕ ካብ ዓለም ኣሜርካ ትራሕ እያ ንዓለምና ሓዊ ወሊዓትሉ፡መንግስቲ ኤርትራዊ ጥራሕ እዩ ሽጣራ ኣሜርካ ዝፈልጥን ኣፍሽልዎን ሲዒርዎን።