New Video D&D family (ንሃፍቶም ሓው የመስግን)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ส.ค. 2024

ความคิดเห็น • 10

  • @user-bc8bs6ne7x
    @user-bc8bs6ne7x 3 หลายเดือนก่อน +1

    Egziabher amlak ynazzkum nhawna ka mengste semay yewars

  • @user-by8ox3hp3h
    @user-by8ox3hp3h 3 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ዘደንግጽ ንመዋቲ ሓፍና መስኪናይ ዕሸል ነቦን ነደን ከኣ ጽንዐት ይሃቦም። ኢንተ ሓዉ ኢየ ኢልካ ትዛረብ ዘሎኻ ግን ብጣዕሚ ኢካ ጨካን ኣውኡ ኔይረ ተትኸውን በታ ባንዴራ ጠቅሊለ መቃጸልኩዎ ኔይረ ኪትብል ሰሚዔካ ገሪምኒ ኢስኻ ሓዉ ዘይኮንካ ጸላኢኡ ኢካ ንሃፍቶም ብጣዕሚ ኢየ ሓዚነልካ ኣንካይ ንሓዉኻ ንጸላኢካ ከማን መቃጸልኩዎ ኣይብሃልን ኢዩ ሰብ ተተግስግዩ ከኣ ትምዕዶ ኢንተ ናትኩም ኢሞ ይገርም ኢዩ ዘይባዕልኩም ሞት ተቃጸል ኢልኩም ዝቀተልኩሞ ሒጂ ወረጃ ኪትመስል ኣምሰሉ ኢካ ብሓቂ ኣምላኽ ምሕረት ይግበረልካ ኢንተ ንሃፍቶም ኢሞ መስኪናይ ኣብ የማኑ የቀምጦ

  • @febu572
    @febu572 2 หลายเดือนก่อน

    Mengste semy yewarso neakkum kea Amlak tonart yhabkum

  • @user-by8ox3hp3h
    @user-by8ox3hp3h 3 หลายเดือนก่อน +4

    ግን ንሃፍቶም መቃጸልኩዎ ምስታ ባንዴራ ኪትብል ግን ኣብ ሚድያ መጺካ ተዛሪብካ ሰሚዕናካ ተዐዚብናካ ከኣ ባንዴራ ኣቃጺሉ ኢልካ መቃጸልኩዎ ኢልካ። ከመይ ጌርካ ዲኣ ንሓውኻ ዘይደንገጽካ ወላ ካልእ ዐልየት ተትከውን ሰገጥ የብል ኢዩ ኪልካ። ኣምሰሉ ኢዛ ዝበልካያ ንኩሉ ጊዜ ኣለዎ ሒዘያ ኣለኹ ነዴኻ ከስምዐየ ባዕልኻ መቃጸልኩዎ ኔረ ዝበልካያ ኪትምዕዶ ኢዩ ዝግባእ ባንዴራ ኣይቃጸልን ኢልካ ኢካ ኪትምዕዶ ነርካ ይቅረታ ከኣ ሓቲቱ ኢዩ ደሓር ከኣ ሓሰውቲ ሃፍቶም ጥራይ ዲዩ ባንዴራ ኣቃጺሉ ነቶም ካልኦት ደኣ ከምአ ዘይትብልዎም

    • @mattiwoldu4024
      @mattiwoldu4024 3 หลายเดือนก่อน

      Suk bel embua mesiluka harika tezareb ika he just human ok we all do mistake so what aytenbedbedu esk
      Abzey nefelto poltica atina aynhautet deki Eri please nefaker
      Eritrawe besene lebona keseber yeserhu iyom zelu atum hezbi nfaker 🙏🏻
      😭😭😭

    • @user-vx9uf3mt5r
      @user-vx9uf3mt5r 3 หลายเดือนก่อน

      4​@@mattiwoldu4024

    • @selamnikulu-ol1ul
      @selamnikulu-ol1ul 2 หลายเดือนก่อน

      ንምንታይ፡ብሂወቱከሎ፡ሎዋህ፡ሓዊ ዘይኮንካዮ?ብእግዚኣብሄር፡ክትሕተት፡ኢካ?ሂወት፡ክብርቲ እያ።

  • @kisanetkbrom
    @kisanetkbrom 3 หลายเดือนก่อน

    Xnaat yehab 😂😂😂

  • @tegistikiflemaryam3097
    @tegistikiflemaryam3097 3 หลายเดือนก่อน

    Egzeabher xneat yhbkum nhbtom hwena egzeabher ab ymanu ykalo 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @luwamnega6042
    @luwamnega6042 3 หลายเดือนก่อน

    Way teqerex gexka yrhaqa gegebrna U yemanay idu yqebelo aytbel hji