🔵ምሳየ ተለይ ሓዲርኪ ብ ካራ ወጊአ ክቀትለኪ እየ ኢለያ🔪😱መጨረሽትኡ ግን ኣሕዚናትኒ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 578

  • @adu_blue
    @adu_blue  หลายเดือนก่อน +42

    ሳልዋይ ኣደናጊፀያ ብካሊእ ነገር ልወሰድክም ተሃሊኩም sorry 🥹family 15k ንምልኣያ subscribe ዳገበርና 🫡🙏🥰

    • @BggghjOJgddfyuiok
      @BggghjOJgddfyuiok หลายเดือนก่อน

      መልእክቱ እንታይ እዩ ተሓባባሪ ድዩ እንየካ😥😥

  • @MdKarim-el9dm
    @MdKarim-el9dm หลายเดือนก่อน +79

    መጀመርያ ካብ ስደት ምስ ተመለስኹ ናኣኻ አየ ፕራንክ ልገብር😂😂😂ስደትኺ የሕፅረልኪ በላኒ ደቂ መዳም❤❤

    • @moremore-p1w
      @moremore-p1w หลายเดือนก่อน +2

      ሰደትና የሕፅረልና መዓረይ ❤🎉ደቂ መዳመይ አይዘና😂😂😂

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน +1

      እሺ የሕፅረልኪ 🙏🥰

    • @MdKarim-el9dm
      @MdKarim-el9dm หลายเดือนก่อน +1

      @@moremore-p1w ኣሜን ክብረተይ🥰

    • @MdKarim-el9dm
      @MdKarim-el9dm หลายเดือนก่อน

      @@adu_blue ኣሜን🙏🥰

    • @Wedimahaha
      @Wedimahaha หลายเดือนก่อน

      Sdet yetemi kab nab rigray mekad da

  • @tesfamariam250
    @tesfamariam250 หลายเดือนก่อน +7

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ናይ መጻኢ ሕማቅ ሓደጋ እዩ ወላ ነብሳ ንከትድሕን prank እዩ ኢላ ክትጾንሖ ትክእል እያ ንምንታይ ከምዚ ሰርሕካ ሕጊ የለን ድዩ ኣብቲ ዓዲ ብስንባደ ኣብ ሓደጋ እተ ኣትያ እከ መንዩ ተሓታቲ ብጣዕሚ ዘስንብድ ፍጻመ ዓገብ😔 ብሂወት ጸወታ የለን ኣብ ዓለም እታ ዘትምለስ ህያብ ሂወት እያ

  • @MagggMafgh
    @MagggMafgh หลายเดือนก่อน +15

    ዋይ አረ ጎበዝ እያ ብስሩ አነ ተልኾን ትካራ ምስረአኹ እሽ ምበልክዎ😂😂😂😂

    • @ኣምልሻዩቱብ
      @ኣምልሻዩቱብ หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂ሳስክራይፕ ግበርኒ

    • @زهرهالحبشية
      @زهرهالحبشية หลายเดือนก่อน +1

      ዋላ ኣነ😂😂

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰🫡

    • @KirosEtsay-q3r
      @KirosEtsay-q3r หลายเดือนก่อน +2

      ከምዚኣ የላን 😂😂😂😊

  • @ኤፋይቱብ
    @ኤፋይቱብ หลายเดือนก่อน +8

    አዱዋይ ተጋጊካ ታካራ ኽትፀንሕ ነይሩዋ ውናኣ ወፂኣ ደንጊፃ ማዓረይ🥺❤🥰🥰

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      Sorry tetegagiye 🙏🥰🫡

  • @ሊሊጋልትግራይ-ዸ5ጠ
    @ሊሊጋልትግራይ-ዸ5ጠ หลายเดือนก่อน +7

    ኣዱዋይ ዛካራ ተትቃሪ ፅብቅ ነይሩ❤🥰 እና ደሙሩና ኣይትክፈላን❤🥰

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰🫡

    • @AmuYoutube-u5k
      @AmuYoutube-u5k หลายเดือนก่อน

      መለሲ

  • @TySh-m6o
    @TySh-m6o หลายเดือนก่อน +5

    ኣረ ጎበዝ እያ ኣነ ካራ ሪኤ ተዘሪረ መወደቅኩ ነይረ ውይዉይ በስምኣም 😮😢❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🫡

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
    @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ หลายเดือนก่อน +4

    ሃም ሓወይ እየ ዝሪእየካ ያ ዓሳዲ❤😘 ታይ ገይራቲካ ወደይ ኣሓዊትካ ቀታሪን ለይታን ወነና እናጠፈአሰ ከምዚ ተገብራ እና በሪቲዒ🙏

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🫡🥰

  • @zenawitube
    @zenawitube หลายเดือนก่อน +2

    ሰሉ ሽኮር ኣኹሪዕኽኒ❤

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu หลายเดือนก่อน +6

    ወይ ብስማኣም ምዓረይ ኣሕዝናትኒ🎉😢

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @rfduv1457
    @rfduv1457 หลายเดือนก่อน +7

    አዱ ግደፍ ብካራ ጨወታ የለይ ውይ ሓፍተይ ኣሕዝናትን😢😢

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ዘመን-ተቀይርካኒ126
    @ዘመን-ተቀይርካኒ126 หลายเดือนก่อน +33

    ሕጂ ካብዚኣስ እንታይ መልእክቲ ኢካ ከተሕልፍ ደሊካ ብካራ ዝቅተላ ዘለዋ ዲየን ውሒደን ካልእ ዘስሕቅ ዘዘናግዕ እንተ ኮነ ኣይጽላእን ዩ እንበር እዚኣስ ዘስሕቅ ይኩን ዘዘናግዕ የብላን

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน +1

      Sorry 🙏🫡

    • @Fs3C3
      @Fs3C3 หลายเดือนก่อน +1

      ሐቅካ ወደይ ክንዲ ኣሕዋትና ተደፍረን ኢሉ ናብ ፅቡቅ ዝምርሕ መልሱ የዘክር ጌጋ ስራሕ ኣይትስርሑ ዋይ 🤔🤔🤔

    • @mikelebaraki5269
      @mikelebaraki5269 หลายเดือนก่อน

      ሓቅኻ ወደይ እንጀራ ዓለም ብላዕ
      ካራ እንዳተፀየፍና ካራ ካዓ የርእዩና

    • @Seb15
      @Seb15 หลายเดือนก่อน

      ከምዚ አይነት ቀልዲ ፅቡቅ አይኮነንን።

  • @ميموريميموري-ظ7ج
    @ميموريميموري-ظ7ج หลายเดือนก่อน +9

    ዛካራ ከይትድገም😢
    ፉና አምፀኤያ አዱዋይ❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰🫡እሽኒ

  • @mmn4535
    @mmn4535 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ዝሓወይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ግን ልፍቅረኛካ ዘፅልእ ብራክ ገይርካያ ለለ ልዝኣ ካዓ ብካራ ፅብቅ አከነይ ክንደይ አሕዋትና ብኻራ ስእንና እና ካብዝይ እንታይ እና ኽንማህር 😢☹️

  • @00-2du3zu6d
    @00-2du3zu6d หลายเดือนก่อน +3

    ውይ ውይ በስማኣም😢😢
    መዓረይ ኣሕዚናሃኒ😓😓

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ትግራወይቲ
    @ትግራወይቲ หลายเดือนก่อน +7

    ዉይይ ክተሕዝነካ ፅብቅተይ😢ኣዱዋይ ምዓረይ ትምህርት እኳ ትሃለዎ ግን ከምዚ ዓይነት በላሕቲ ነገራት ተጠቂምካ ፕራንክ ምስራሕ ይቅረካ ፅቡቅ ኣይኮነን ተጠንቀቅ ከይትደግማ ማለት ምስቲ ሕጂ ዝግበር ዘሎ ኣብ ዓድና ዝኮነ ገበን ከይፈጥሩልካ ለለ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ብጣዕሚ እዩ ዘፍርሕ ህዝብና ብዝሓለፈ ኩናትን በቲ ሕጂ ኣብ ልዕሊ ኣሕዋትና ዝፍፀም ዘሎ ገበንን ብድንጋፀን ብፍርሕን ተዋሒጡ ስለ ዘሎ ብቀሊል ነገር ዋላ እዩ ዝሰናበድ ዘሎ እና ኣዱዋኒ ዝፈትወካ ከይትለምድ ዙጎይታዋይ እሺ🙏❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      እሽኒ 🙏🥰🫡

  • @tsegahadgu
    @tsegahadgu หลายเดือนก่อน +3

    Hawey ezyu serhakayu zenheka gega eyu awredu yekrtam hetetlu be prank gerka nementay geben tetbabe kem zeleka aytrdenn emo mes lome zelatu tigray😢

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰🫡

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm หลายเดือนก่อน +6

    ኣቱም ስባት ግን ዙፖራንክ ዘባሃሊ ታይ እዩ ጠቀሙ ወይ ትርጉሙ ኢዱ ብጣዕሚ አካ ትጋጌካ ዋ ንዘም ዘሕረደለዉ ምትብባዐ እዩ ዘሎኮ ኪንዲ ሓበረና ፍታሐ እንአለሸሰ ብካራ ኣፊሪርሐካ እማ ብራንክ ለለ ካዓስ ህፃውንቲ ቆላዑ😢😢

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🫡

  • @Medi-k3d
    @Medi-k3d หลายเดือนก่อน +4

    ኣሕዋተይ ኣትፃሮፉ ዋይ መስማኣም ስደት ትሞፁ ሞትናለዉ ዓዶም ኮሙዙይ እናጎቦሩ ሰሪሖም ይለወጡ እበ እና ኣዱዋይ ሓወይለ መደንገፂ ኣትስራሕ ልግበርይ ዘግበርይ ፉሎጡ እና ንስካለ በርትዕ ኣጆካ ሓሕዋተይ በዛኩም ኣትፃረፉ 😢😢

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      Eshini 🙏🥰🫡

  • @milimili-y3b
    @milimili-y3b หลายเดือนก่อน +5

    እዋይ ኮሜንት ሐዝስ ተጋጊካ ዘይትብልዋ እንታይ እዩ ፀርፊ ኣጆካ በርትዕ ንዝተረደኦ ት ቲ እዩ❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

    • @HcjcjcjJjcjc
      @HcjcjcjJjcjc หลายเดือนก่อน

      ንካራስ በርትዕ ትብሉ ደነቁር😢😢😢😢

  • @ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
    @ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ 25 วันที่ผ่านมา +1

    አዚ ካራ ታይአምፅኦ ክተፅልእ ኪድ ስዲ እዛዓድና ግን ናበይ እያ ትከድ ዘላ ንስካ አይትሕሰቦ ሴጣንታይስርሑ ታይኢልካ ከ ትሕዞ
    ከምካ ዝበሉ ክትእሰሩ እዩዘለኩም በዙይ ሓሳብ ካራ ሒዝኩም እትንቀሳቀሱ አለኩም ማለትእዩ ስለዚ የሕዝን ስኣን ሕጊ መንእሰይ ኩሉ ተበላሽዩ😢

  • @Mostr-f5s
    @Mostr-f5s หลายเดือนก่อน +6

    ኣታ ኣይድብረካይ ድዩ ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ክትገብር ፅባሕ ንጎሆ ብሕጊ ከም ዘሕንቀካ ክትፈልጥ ኣለካ ደንቆሮ "ዓገብ ኣብ ዝበሃለሉ ዓገብ ንበል ንሕና ካኣ 😢😢

  • @arsina-q7y
    @arsina-q7y หลายเดือนก่อน +4

    አዱዋይ ዛጋራ ክተፅርፈካ እያ❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰🫡

  • @ممنن-ص6خ
    @ممنن-ص6خ หลายเดือนก่อน +2

    ዓብዩ ገጋ እዩ ታይ ዓይነት ትምህርቲ እና ክንማሃር ካራ ካልአይ ግዝ ከይትሕዝ😢😢😢😢😢ምክንያቱ አመንግኡ ሸይጣን ከይጋግየካ ዝሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      Eshini sorry 🙏🫡

  • @HdKb-b7c
    @HdKb-b7c หลายเดือนก่อน +6

    አረ ንዓካ ፕራንክ ዝገብርዶ ተስኣነ😂😂😂❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน +1

      🙏🤭🥰

  • @سارهمحمد-ث1س
    @سارهمحمد-ث1س 23 วันที่ผ่านมา +1

    እህ ንቭድዮያ ቭድዮ ትብላ ደድሕረኦም ጥሪጥሪ ላበኺን ትኸዳ ዳሓሪኻ😅😅😊

  • @HhdHd-sp9px
    @HhdHd-sp9px หลายเดือนก่อน +2

    ኣድየ😢😢😢😢 ኣሕሕ ኣቅልል ኣብሎ ንነቢስካ ሰግአ እየ❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰🫡

  • @ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ
    @ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ หลายเดือนก่อน +16

    ኣዱ ብጣዕሚ እንድየ ዘኽብረካ ።
    ነገሩ ግን እዛ ለሚ ዝሰራሕካያ ሕማቅ መልኣክቲ ዩ ስለዚ ተጠንቀቅ
    መርኣያ ዓብይን ኑእሽተይን ምኮንካ ኣይትረስዕ
    ምድያ ብትሰርሓ ነገር በተለይ ንህፃውንቲ ዝዕበየ ፅልዋ ኣለው ። ስለዚ ንፍትሒ ንቃለስ ክብርና ንክዕቀብ ከብ ምት ንክተዱሕንና እምበር እዛ መልእክቲ ፁቡቅ ኣይኮነን ።
    ምስ ናተይ ሓሳብ ትስማዕሙዑ ለይክ ግበሩ።

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน +2

      እሽኒ ክብረተይ 🙏🥰

  • @سميره123
    @سميره123 หลายเดือนก่อน +3

    ብካራ የለን ፅውተ ❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🥰🙏

  • @MohamedMohamed-on5jw
    @MohamedMohamed-on5jw 17 วันที่ผ่านมา

    ዉይዉይ ሸኮረይ❤❤😂😂

  • @zufanYrgu
    @zufanYrgu หลายเดือนก่อน +3

    መጀመሪያ ሰላምካ ይብዛሕ ግን ካምዙይ ዓይነት ፕራንከ ንምንታይ እሞ ካኣ ኣብዙ ሕጂ ሳዓት ካምዙይ ዓይነት ክትሰርሕ ከመይሉ ይመፀልካ ባእ ዝላዓለ ድንቁሩና እዩ ኣዱ ሓወይ ይቅርታ ብካሊእ ዕበ ንጋል ኣንስተይቲ ዝትክፍ ግን ኣይትስራሕ😢

  • @abrhetdesta-x7o
    @abrhetdesta-x7o หลายเดือนก่อน +12

    አሕዋተይ ስደትክን የሕፅረለኪን ሳብስክራብ ግበራኒ 🥰🥰ብወለዳትኪን 😓🥰🥰🥰

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

    • @Zafudm2pm
      @Zafudm2pm หลายเดือนก่อน

      መልስ

    • @abrhetdesta-x7o
      @abrhetdesta-x7o หลายเดือนก่อน

      @@Zafudm2pm eshi🥰

  • @SamiriFusum
    @SamiriFusum หลายเดือนก่อน

    ውይ በስምኣም ታይኡ ካራኸ😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤

  • @ኣምልሻዩቱብ
    @ኣምልሻዩቱብ หลายเดือนก่อน +4

    ደምርኒ ተጋርዋይ❤❤❤😢ኣድየይ ኣይተድንፃ

  • @Tid58eyodx8y
    @Tid58eyodx8y หลายเดือนก่อน +1

    ውይውይ ማዓረይ🥺🥺ኣዱ የኔ መሕረር🙈😂😂😂😂😂

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd หลายเดือนก่อน +4

    ዉይ ኣብ ሂወተይ ዘፍረሃኒ ካራ እዩ 🥺🤣ሶሊተይ 🥺♥️

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🥰🙏🤭

  • @abushe-j5q
    @abushe-j5q หลายเดือนก่อน +3

    ኣዱየ ብኻራ ብራንክ ፅቡቅ የኾነይ 😇

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      Eshi sorry 🙏🥰🫡

  • @ShinJae-n9o
    @ShinJae-n9o หลายเดือนก่อน

    ውይውይ የሕዝናትን😢😢

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh หลายเดือนก่อน +3

    ሰሉየይ ሐቃ አረ ቆልዓ ስካ አቅልል ፍለጥ ተክብዶለካ 😢😢

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      Eshi 🙏🥰🫡

  • @HHH-y6f
    @HHH-y6f 21 วันที่ผ่านมา

    ኣዱዋይ😢❤❤❤❤

  • @AlbbBaad-y1q
    @AlbbBaad-y1q หลายเดือนก่อน

    ውይውይ በሰማኣም ማዓረይ ኣሕዚናትኒ😢😢😢😢

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @RzanAl-cm8hw
    @RzanAl-cm8hw หลายเดือนก่อน +4

    ኣሕዚናትኒ ግን 😢😢😢

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @JsshhhDjgejhg
    @JsshhhDjgejhg หลายเดือนก่อน

    ደሙሩኒ.ተጋሩዋኒ❤❤❤❤

  • @موستيابرها
    @موستيابرها หลายเดือนก่อน +2

    ተጋሩዋይ ነዕብዮም ደቅ ዓደይ❤❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🥰🙏

    • @biranlove671
      @biranlove671 หลายเดือนก่อน

      ታይ እና ክንዕብዮ ብካራ ዝሕረዳ ዘለዋ ውሕደን ድየን ከመዚን ኪንድዚይን እኮእየን ኣዋልድና ዝውዳኣ ዘለዋ ታይ ት/ት እንየኦዎ ንኪቀቲልዎን😢😢😢😢

  • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
    @Yohannes_wedi_Humera_Tigray หลายเดือนก่อน +4

    ብ ካራ ፕራንክ የለን 😢

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu หลายเดือนก่อน

    ደምርኒ ብሓባር ተጋሩዋኒ ፅሪያት ❤ 🎉🎉🎉

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @selam5637
    @selam5637 หลายเดือนก่อน +3

    ኣዶናይ ፕራንክ ክትሰርሕ እናሃለካ ጥንቃቀ ገብር በላሕቲ ነገራት ኣትጠቀም ይቅርታ ኣኪቢረ እየ ሪኢቶይ ፂሒፈ

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      ሓቂ ኣለኪ ይቅሬታ 🥰🙏

  • @kassamezgebe3318
    @kassamezgebe3318 หลายเดือนก่อน

    Mefrihi gizi endabelka kara hzika teferarha nisika ab hgi ktkerb aloka kolatkum ab hgi akrbwo hade sidi srah eka mukan ahwatkum kemzi gerku teferarhwen ay nsika

  • @mohammedtselam
    @mohammedtselam หลายเดือนก่อน +8

    ተጋሩዋይ ንደጋገፍ ❤ኣብናተይ ኣቲክን ኮሞንት ግደፋ ብ4ተ ክድምረክን እየ😊❤🎉

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

    • @lichuyoutub63
      @lichuyoutub63 หลายเดือนก่อน

      ንዳማመር❤❤❤

  • @ህንፃገብሪሃንስ
    @ህንፃገብሪሃንስ หลายเดือนก่อน +1

    ዊዊ ማዓረይ አሕዚናትኒ😢😢😢

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ብሪዘርኡ
    @ብሪዘርኡ หลายเดือนก่อน

    ደሙሩኒ ተጋሩዋኒ ❤️❤️

  • @SaddfFsff
    @SaddfFsff หลายเดือนก่อน +1

    ኣዱዋይ መሕረር❤❤❤😂😂😂

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰🤭

  • @HooplooHoolpo
    @HooplooHoolpo หลายเดือนก่อน +2

    Ere kemzi geyrka brak yelen😢😢

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰🫡

  • @Tyuuh-wz2is
    @Tyuuh-wz2is หลายเดือนก่อน +2

    ኣዱየ መሕረር❤❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @zewidimukiriti9894
    @zewidimukiriti9894 หลายเดือนก่อน +1

    ውይይ ካራ ከፍረሐኒ ኣነስ ከብደይ ሐፍ ኢላ ሓደግ ኣዱ ማዕጣጥ

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰🤭

  • @AregawiAtsbha-x8r
    @AregawiAtsbha-x8r หลายเดือนก่อน

    ከምህርን ከዛናግዕን ዘይክእል ነዉርን ንዉርን ዘይትፈልጡ ንገንዘብ ጥራሕ ትሰርሑ ስዲ በዓለገ ፕራክ እዩ ዶሞ ንክብሪ ህዝቢ ስርሑ። ዶርሆስያ ብመዓንጣ ደቃ ትፃወት።
    እቲ ሓሳብ ብስሩ ልክዕ ኣይኮነን ብሓይሊ ተጠቂምካ ን ደቂ ኣነስትዮ ንክድፈራ ዘተባብዕ እዩ።
    ይግበርያ ኢላስ ሓባል ተኳሒላ።

  • @tesfuTsgabu-xo5cf
    @tesfuTsgabu-xo5cf หลายเดือนก่อน

    ሃናፂ ኣይኮነን መምሃሪ ኣይኮነን ብሮ 😢😢😢😢😢😢

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🫡

  • @Aaa-p5e5o
    @Aaa-p5e5o หลายเดือนก่อน +1

    ኣዱዋይ መሕረር❤❤😂

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @HcjcjcjJjcjc
    @HcjcjcjJjcjc หลายเดือนก่อน +1

    ደቆሮ ብካራ ዝሕረዳ ዘለዋ ዉሒደነነስ ለለ ደጊምካዮ😢😢😢😢

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @Tig12345
    @Tig12345 หลายเดือนก่อน +1

    ደንቆሮ ማሃይም እካ እሺ እህም ከማካ ዝበሉ ኣቡዑር ደናቁር እዮም ሓትና ዘጥፍእዎን ዘለው በ 😢😢ብሕጊ ክትትሓዝ ኣለዎ👌

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      Way ni video eye seriheyo embey ane baeley ykawom eye gn tserfi tay amtsiewo

    • @Tig12345
      @Tig12345 หลายเดือนก่อน +1

      @adu_blue ካብ ማኣዝዩ በይዛካ ብካራ ዝቀለድ አረ ቅርሺ ከዕብደኩም ኢሉ ሎሚ በዚ ዝቀለድካ ፅባሕ ታይ ትፍፅም ብስሩ ከመይ ዲካ ታሓስብ እሰከ ኣብታ ነብስካ ሕሰባ ዋይ ገራሚ እቲ ካራስ ንምንታይ ኢልካ ሒዝካዮ 😡😡

    • @Maria-cx3il
      @Maria-cx3il หลายเดือนก่อน

      ​@@Tig12345ፕራክ እዩ እካ ታይ አምፀኦ ቱፀርፊ ገራሚት

    • @Tig12345
      @Tig12345 หลายเดือนก่อน

      @@Maria-cx3il ምሽ ብካራ ገይሩ ክቅልድ ዘየተሓሳሰበክሽ ናተይ ፀርፊ ኣሕሲቡኪ ገራሚት ብካራ ፕራንክ ኣሎ ኣነማ ተዝረክቦስ ብፀርፊካ የመሐለፈሉን 👌

    • @ኩሉድሕሪኣደዋይይፈትወኪእ
      @ኩሉድሕሪኣደዋይይፈትወኪእ หลายเดือนก่อน

      ​@@Tig12345ባኣ ብትሕትና ሓሳብ ክትህቢ ኣይትክእለይ ታይ ኣምፀኦ ዝኩሉ ፀርፊ ምግጋይ ዓብይ ገገ ተጋግዩ እዩ ግን ቀስ ኣብለካ እዩ ዝምከር ባኣ ንምንታይ ኢና ነሰብደም ኣብ ዓደም ሰሪሐም ይለወጡ ተተጋግየም ከምዚ ግበሩ ከምዚ ኣይትግበሩ ንበሎም🙄

  • @wedihabte2913
    @wedihabte2913 หลายเดือนก่อน +1

    B kara xeweta yelen ela derho ybehal , b kara kea prank zbehal yelen ..youtube kea keyteexu zhawey tetenkek

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🥰🙏

  • @Brhan-v2b
    @Brhan-v2b หลายเดือนก่อน +1

    ኣይ እንየካ ኣዛ ኣይድብረካይ ድዩ ብካራ ልተሓረዳ የሕዋትና ለይዋሓዳስ ለለ ንሰካ በዚ ትቅልድ እንየካ ክፉእ ትሪኢት ቃሕ ለይብል ፕራንኪ ሳይስክራይፕ ገይረልካ ነይረ ድየ ሀዚ ግን ዛ ሳይሰክራይፕ ሲሒበያ ኣለኩ ሰዲ ዋእ እንየካ ጨካን 🙄🤔

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰🫡

  • @fguhgvjdgihthk8477
    @fguhgvjdgihthk8477 หลายเดือนก่อน

    ወይ ደሰ ብሃሎ❤❤❤

  • @UfGo-eo1oh
    @UfGo-eo1oh หลายเดือนก่อน

    እረ በስምኣም በል ብምባላ ኣሓጊሳትኒ ❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @Haregte
    @Haregte หลายเดือนก่อน +2

    ኣዱ ግን ከምዚ መደንገፂ ኣይትስራሕ ኢልካስ ኣይትሰምዕን?😢 ዋእእእ ጌጋ እዩ ወይ ገዛኻ ምምፃእ ንገድፎ

  • @መብራህተወለተመድህን
    @መብራህተወለተመድህን หลายเดือนก่อน +2

    የለናያይ ብካራ ጫዎታ ወለት ቅቃሕ 😢😢

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @kassamezgebe3318
    @kassamezgebe3318 หลายเดือนก่อน

    Nisika hade denkoro eki kara hzika misay thadri ktbli nkaliot mengedi tkeftellom aleka

  • @JfggdfGiytds
    @JfggdfGiytds หลายเดือนก่อน +1

    ኣዱየ ከይትድገም ዘለና ኣኽለና እፍ😢

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🫡

  • @SlamhSlamy
    @SlamhSlamy หลายเดือนก่อน

    ውይ ውይ በሰመኣም😢❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @habentesfay2599
    @habentesfay2599 หลายเดือนก่อน

    ኣንቱም ሰባት ሰብ ኩኑ ዓገብ ምባል ተላመዱ ድኹም ጎንታት ኣሕዋትኩም እዩ ዝምዝመዝ ዘሎ, ተጋሩዋይ ደምሩኒ ኣይትበሉ ደናቁር, ብጣዕሚ ኢኹም ተሕዝኑ ብዝኾነ ነዚ ወዲ ሳብስክራይብኩም ብምስሓብ ክቅጻዕን መምሃርን ክኸውን ይግብኦ ይግብኦ ናተይ ሲሒበ ኣለኹ።

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ኩሉድሕሪኣደዋይይፈትወኪእ
    @ኩሉድሕሪኣደዋይይፈትወኪእ หลายเดือนก่อน +2

    ኣይ ተጋሩ መቸም ዕብየት ኣሕዋትኩም ኣየፍትየልኩምን ታይ ኣምፀኦ ዝክሉ ፀርፊ ኣነ ውን ትክክል ኣሎ ኣይበልኩን ዓብይ ገጋ ተጋግዩ እዩ ግን ብትሕትና ከምዚ ኣይትግበሪ ንበሎም ተዘይኮይኑ ብፀሪፍን ገለን ኣይነሰንብደም ሰሪሖም የለወጡ ኣብ ዓደም ባኣ ፅቡቅ ተሰሩሑለ ዝርአለም የብለምን ምክንያት ናብ ክፉእ ነገር እዩ ዘግየና ንሕና ውን😏🙄

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      የቀነየለይ ክብረተይ🥰🙏

    • @ኩሉድሕሪኣደዋይይፈትወኪእ
      @ኩሉድሕሪኣደዋይይፈትወኪእ หลายเดือนก่อน +1

      @adu_blue ከምዚ ዓይነት ብበላሕት ነገራት ከይትደግማ ኣዱየይ ግን ማሃሪ ዝኮነ prank ምንም ስሪሕ ሰብ ፀሪፍኒ ኢልካ ከይትስበር ንቅዲሚት እበር ንድሕሪት የለን ምክንያቱ ዓወት ከይወደቅካ ኣይርከብን ሶ ፀርፊ ናይ you tube ባህርያት እዩ እና መጠንከሪካ እዩ🥰

  • @fhyytt7050
    @fhyytt7050 หลายเดือนก่อน +1

    ኣዱዋይ ይቅርታ ሕተተላ ዛፕራንክ ዝቕተላ ንኢሰን ድየን ነዚ ታይ ትምህርቲ እዩ😢

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ጋልትግራይጋልትግራይ-ጐ8መ
    @ጋልትግራይጋልትግራይ-ጐ8መ หลายเดือนก่อน +4

    ሳብስክራይብ እባ ግበሩለይ ተጋሩዋይ 🙏🙏❤❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

    • @abrhetdesta-x7o
      @abrhetdesta-x7o หลายเดือนก่อน

      አሺ ሳብስክራብ ግብረለይ 🥰

    • @ኩሉብዓቅሊታሪክ21
      @ኩሉብዓቅሊታሪክ21 หลายเดือนก่อน

      ግበርለይ ገይረልኪ እየ🎉🎉🎉🎉

  • @ተመስገንኣምላኪ
    @ተመስገንኣምላኪ หลายเดือนก่อน +1

    ኣዱ መሕረር ❤😅😅😅😅

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰🤭

  • @SghshhHdhdhhd
    @SghshhHdhdhhd หลายเดือนก่อน +2

    አረ እዚሓወይ ሃምዚ ኣይት ጊበር እሽ😢😢😢

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      እሺ🙏🥰

  • @AaAa-v3v4o
    @AaAa-v3v4o หลายเดือนก่อน +1

    ኣየ ኣዱ መሕረር🤣🤣🤣

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰🤭

  • @MerryMmrraa
    @MerryMmrraa 23 วันที่ผ่านมา

    ዋይ ኣቲ ኣንበሳ

  • @AaAs-ns7sx
    @AaAs-ns7sx หลายเดือนก่อน +1

    ት/ቲ ዘለዎ ፕራኪ እዩ።በሪቲዒ ዝሓወይ❤

    • @zufanYrgu
      @zufanYrgu หลายเดือนก่อน

      ብግዲ ምሕዳ ድዩ ትምህርቲ😅

    • @AaAs-ns7sx
      @AaAs-ns7sx หลายเดือนก่อน

      @zufanYrgu ማለተይኮ ምስቱ ዘሎ ኩነታቲ ብዛሓቲ ደቅ ኣነስቲዮ ሪእና ክንጥቀቅ ክንመሃር ንክእል እና እለ እየ ❤ተተጋግየ ይቅርታ🙏

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

    • @Tyty112-ij7qm
      @Tyty112-ij7qm หลายเดือนก่อน

      ታይ ዓይነት ትምህርቲ እዩ ጋለይ😢

    • @AaAs-ns7sx
      @AaAs-ns7sx หลายเดือนก่อน

      @@Tyty112-ij7qm ማለተይ ምስቱ ዘሎ ኩነታቲ ካብዚይ ሪአን ኣስተዉዕለን ክጥንቀቃ ይክእላ እየን እለ እየ🙏

  • @ገሬወዲሃለቃ-ሳቭክራይፖ
    @ገሬወዲሃለቃ-ሳቭክራይፖ หลายเดือนก่อน +2

    መጀመርታ ደሙሩኒ❤ ብምቅፃ ዛሓሳብ ኢዚኣ ጌጋ ጌጋ ኢያ ክድገም የቡሉን❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @Abomilyon
    @Abomilyon หลายเดือนก่อน

    ኻሜራ ገቲርካስ ምሳይ ሕደሪ😁😁

  • @GooklGookl-c2l
    @GooklGookl-c2l หลายเดือนก่อน +1

    ኣይ ከምዚ ነገር ደሰ ኣይብልን ኣዱ😢😢😢

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      Sorry tetegagiye 🙏🥰

  • @abyabby9886
    @abyabby9886 หลายเดือนก่อน +1

    ኣዱ ግን ሓደ መዕልቲ ባዕለይ ፕራንኪ ክገብረካ እየዋ😂😂😁

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      ክፅበ እየ 🙏🤭

  • @ጸዲሓፍቲኣማን
    @ጸዲሓፍቲኣማን หลายเดือนก่อน +1

    ኣዱዋይ መሕረርር😂

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @TiegstiGebrekidan
    @TiegstiGebrekidan หลายเดือนก่อน +3

    Ay adu 😂

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @edelehagaz
    @edelehagaz หลายเดือนก่อน +4

    ኣትን ኣሓተይ ትፃረፋ ዘለክን ልፐራንኪ ኢልዩኮ እንበይ ዝሓወይ ተጋጊካ እዩ ዝበሃል እንበይ ታይ ኣምፆኦ ፀርፊ ብትሕትና ምከሮኦበይ❤❤❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน +1

      እወ የክብረለይ 🥰🙏

  • @ርግበጋልውቅሮ-አ3ረ
    @ርግበጋልውቅሮ-አ3ረ หลายเดือนก่อน

    ደምርኒ ተጋርዋይ🎉🎉🎉❤❤

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🥰🙏

  • @መሪኣዶእየሩስ
    @መሪኣዶእየሩስ หลายเดือนก่อน +3

    ሓመድ ብላዕ ወድዛ አረጊ ካሊእ ደማ ከይትገብሩ ክትሓሩዱና እንበር ሓዚነ ብጣዕሚ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน +5

      ዋ ኣቲዬ ni prank እየ ሰሪሐዬ እምበይ ኣነ ባዕለይ ብጣዕሚ እየ ልቃወሞ ሀምኡ ዓይነት ነገር

    • @abushe-j5q
      @abushe-j5q หลายเดือนก่อน

      ስነ ስርዓት ግበርሉ ቱፀርፍኪ ኣዶ ታይ ገይራ ሃውኡ ለለ ብራንክ ዩ ተተጋግዮ ለ ማዓድዮ😏

    • @selam5637
      @selam5637 หลายเดือนก่อน +1

      እታ ኣደ ከ እንታይ ገበረት ተኣረጋ ምማት እውን ኣሎ እዩ
      ርእቶና ብስነ ስርዓት ንፅሓፍ ኣነ ንባዕለይ እቲ ፕራንክ ኣተመቸወንን ግን ብፀሪፊ ኣይኮንን ሰብ ዝምለስ

    • @SssDdd-n2t
      @SssDdd-n2t หลายเดือนก่อน

      እንድሕር ዘይተመቸወኪ ስቅ ለይትብሊ ንባዕልኪ ኢኪ ትፃረፊ ዘለኪ ዛሓፍተይ

    • @AIemat
      @AIemat หลายเดือนก่อน

      እንየኪ ቆማል

  • @AlAll-g5h
    @AlAll-g5h หลายเดือนก่อน +1

    ኣዱ ጊን ሕደግ😂😂😂

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @ቬቲTDF
    @ቬቲTDF หลายเดือนก่อน +2

    መንም ለውጢ አይሰራ ሕካ ላን ኢካ😢

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰🫡

  • @NFx-d4h
    @NFx-d4h หลายเดือนก่อน +3

    አረ ኣዱ እሞ ኣሕዋትና ብኸምኡ መንገዲ ሰለዝተደፈራሰ ንሰኻውን ድኻ promote ትገብሮ ማለተይሰ ኣይተረደአንን ታይ ኽተመሓላልፍ ኸምዝደለኻ ??? ናይ ዩቱብ video ሓሳብ ተደሊኻ chatgpt ክትጥቀም ትኽእል ኢኻ bro chatgpt is very powerful Ai . ካብ playstore ኣውሪድካ ተጠቀሞ ብዙሕ ናይ video ሓሳብ generate ክገብረልካ እዩ ። እዙይ ግን ሕማቅ ነገር ኢኻ ተፋልጥ ዘለኻ

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      እሺኒ 🙏🥰🫡

    • @NFx-d4h
      @NFx-d4h หลายเดือนก่อน

      @@adu_blue ሰለዝሰማዕኻኒ የመሰግን ። ኣነ ተኸታታሊኻ እዩ ሎማዕንቲ ንእሸተን ሰለዘተሓሳሰበኒ ምሰቲ ኹነታት እዩ እምበር ኩሉ ግዜ ትሰርሖ ፅቡቅ እዩ ቀፅለሉ ።

  • @HfYf-d4e
    @HfYf-d4e หลายเดือนก่อน +2

    ምቸትከ ናበይ ከይዳ ዘይበለቶ😢😂

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🫡

  • @KiflayGher
    @KiflayGher หลายเดือนก่อน

    እሺ ተትብለካ ኸ ምፖሰትካዮ ዶ ?

  • @hiyabTubehiyab
    @hiyabTubehiyab หลายเดือนก่อน

    ኣዱ ዋላ ንት/ቲ ሕሰቦ ካራ ክትጥቀም ኣይምነበረካን ሰነፍ😏

  • @محمد-ظ6ط9د
    @محمد-ظ6ط9د หลายเดือนก่อน

    እውይ በስምኣም 😢😢

  • @kibromwedikeshi
    @kibromwedikeshi หลายเดือนก่อน +1

    ፕራንክ ሎሚ 👍👍👍አብዚ አሎ

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @MashoBerihu-v6y
    @MashoBerihu-v6y หลายเดือนก่อน

    ዋይ እኔካ ጋውና ልብካ ትምሎቅ ታይ ዝገበራ ደቂ ኣንስትዮ እየን ዳተቀተላ እዝነን ዳሰምዓስ ብካራ ፕራክ ውቃዓት ኢኩም እሺ ኣይትረብሕይ

  • @ننهةاة
    @ننهةاة หลายเดือนก่อน +6

    ዋይ ታማ ኣፍቃሪት ኣላትካዶ ዘይ በለት ዘቆላ ምቸት ታይካ ድያ ኣቱም ሰባት 😢

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰

  • @musenguse-k6n
    @musenguse-k6n หลายเดือนก่อน

    script eyu ligerm hatsir filmeyu wow

  • @محمد-ظ6ط9د
    @محمد-ظ6ط9د หลายเดือนก่อน

    እዋይ 😢😂😂😂😂

  • @Ankerebaruquamedia
    @Ankerebaruquamedia หลายเดือนก่อน +1

    እንተታይ ክተምህር ስለዝደለኻ ኢኻ ሕጂ ካብዚ ቪድዮስ እንታይ ኢኻ ኢልካና ዘለኻ። ብጣዕሚ ግን መሕፈሪ ኢኻ

    • @adu_blue
      @adu_blue  หลายเดือนก่อน

      🙏🥰