ሎሚ ሓቂ ክንዛረብ፥ መሐመድ ኣብ መጽሐፍና ኣሎ። ኩሉ ሰብ ክፈልጦ ዝግባእ ( ኣዳላዊ ሥልጣን ከሰተ )

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 788

  • @hunnyfilihunnyfili8080
    @hunnyfilihunnyfili8080 2 ปีที่แล้ว +154

    እንቓዕ ብደሓን መጻእካ መምህር ብጣዕሚ የቀንየለይ🙏 ሕቶይ ተቀቢልካ ኽትምልሰለየ ቪዶ መድላውካ። ጸጋን በረከትን የብዛልካ ። ክብረት ይሃበልና።🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @user-il8kq2yw3c
      @user-il8kq2yw3c 2 ปีที่แล้ว +17

      ንሕና ተላይ ተማህርና እኮ ሓወይ

    • @hunnyfilihunnyfili8080
      @hunnyfilihunnyfili8080 2 ปีที่แล้ว +13

      እወ ሓፍተይ ንኹልና ኦርቶዶክስያውያን ህዝበ ክርስቲያን ኣዚዮ ዓቢ ትምርቲ ኢዮ ንሕና ድማ ብዝግባእ ክንሰምዖን ክነቅሓሉን ክንፈልቶን ይግባኣና። እግዚአብሔር ኣምላክ ከኣ ኣብ ልብና የሕድሮ።🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @ለቱሽጓልማርያምፅዮን
      @ለቱሽጓልማርያምፅዮን 2 ปีที่แล้ว +4

      የቀኒየልና ስለ ሕቶኻ ብዙሕ ተማሂርና አንሕናም⛪❤

    • @ksaneet6972
      @ksaneet6972 2 ปีที่แล้ว +3

      ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር መምህር 🎚️🎚️🎚️

    • @merhawiandemariam7235
      @merhawiandemariam7235 2 ปีที่แล้ว +3

      ኣነስ ሞስሊም ካብ ከደም ቋንቋ ዝከየረት ተዋህዶ ኮይና እያ ትስመዓኒ፡ እቲ መሓመድ ናቱ ዝወሰኾ ገዲፍካ ማለት እዩ። ኣብ ቁርኣን እኮ ኩሉ አቲ ታሪክ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ኣሎ። ልክዕ እዩ ናዐዖም ከምዝጥዕሞም እዮም ጌሮሞ ግን ኣሎ። ጽቡቕ ሕቶ እዩ ኩሉ ክንፈልጥ መታን።

  • @yonaskahsay6347
    @yonaskahsay6347 2 ปีที่แล้ว +17

    ኣነ ዋና ነገር ዘሐጉሰኒ ካብ ኣርቶዶክስ ተዋህዶ ምፍጣረይ እየ። ኣብ መስቀል ቀራንዮ ተሰቂሉ ደሙ ኣፍሲሱ ዘድሐነኒ ህያዊ ኣምላክ ክብርን ምስጋናን ንዕኡ ንዘልኣለም ኣለም ይኩን ኣሜን /፫/ ⛪️☦️🤲

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 4 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @awettsegay7214
    @awettsegay7214 2 ปีที่แล้ว +102

    አሙነ ወታሃደር ክርስቶስ ኣምላኽ ዘመን የባርከልካ ዝሓወይ ⛪️✝️🙏❤️

  • @grmayasgedom9846
    @grmayasgedom9846 2 ปีที่แล้ว +39

    ኣብ ዓለም ምውላደይ ዘሐጉሰኒ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኮይነ ምፍጣረይ እዩ ፈጣሪናን ኣምላክናን እየሱስ ክርስቶስ ይመስገን ኣብ ሃይማኖትና ጸኒዕና ንኽነብር ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ብኣማላድነታ ትሓልወና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

    • @gegura478
      @gegura478 2 ปีที่แล้ว

      Chiristian koynu ziwuled yelen chiristian zikhonkalu dihri miwuladka bi menfes qidus mis tetemeqka tiray eyu

    • @user-ff6yz6zq7r
      @user-ff6yz6zq7r ปีที่แล้ว

      @@gegura478 ኣንሕና ንጥመቅ እምነት ልምቅያር ተይኮና ካብ ናይ ኣዳም መንነት
      ተለቂቅና ክርሰቶሳውያን ልሙካን እዩ::
      እዚ ማለት ኣዳም እምነት የነበሮን
      ማለት ኣይኮነን ኣዳም ላብዛ ምድሪ
      ምሰ ወረደ ብእግዚአብሔር ኣምላክ
      ይኣምንን የምልክን ነይሩ ግን እዚ
      እምነት ላብ መንግሰተ ሰማያት ከእተዋን
      ላብ ገነት ክምለሰን ግን ኣይገበሮን
      ኣዳም ባዕሉ ላብ መንግሰተ ሰማያት
      ላብ ገነት ልክምለሰ ምእንቲ መን የድልዮ
      ነይሩ ጐይታናን ኣምላክናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርሰቶሰ የድልዮ ነይሩ እዚ እዩ ናትና እምነት ከም ናይና ክርሰትያን
      ትምህርቲ ኣዳም ባዕሉ መንግሰተ ሰማያት
      ዝኣተወ እግዚአብሔር ኣምላክ ሰብ
      ኮይኑ ኢየሱስ ክርሰቶሰ ተባሂሉ ልደቂ ሰባት ኩሉ ኢሉ ምሰ ሞተ እዩ እዚ እዩ ኣዳም ባዕሉ ላብ ገነት ዝኣተወ ሰለዚ እዮም ኩሎም ሰባት
      ዝጥመቁ እዚ ኣረጊት ኣዳም
      ሓዲጉ ማለት ሰቅ ኢሉ ዝነበረ እምነት ዘለዋን ዘይብሉን ላብ ሲኦል ዝኣትው ማንነት እምነት ነይርዋ ላብ ሰማያት ልዝኣትው ማንነት ላብ ሓዱሸ ዝልወጥ ማንነት ክልወጥ እዩ ነዚ እዩ ብርሃን ዓለም ሃወርያ ቅዱሰ ጳውሎሰ ዘተናገረ::Romans 6 (ትግ) - ሮሜ
      4: እምብኣርሲ ኸምቲ ክርስቶስ ብኽብሪ ኣቦኡ ኻብ ምዉታት ዝተንስኤ፡ ከምኡ ኸኣ ንሕና ብሓዳስ ህይወት ምእንቲ ኽንመላለስ፡ ናብ ሞት ብጥምቀት ምስኡ ተቐበርና። ሰለዚ ንጥመቕ ልምንታይ ኢና ኢሉ ብሓደ ህይወት ክንማላለሰ ምእንቲ ማለት እዩ::2 Corinthians 5 (ትግ) - 2ይ ቆረንቶስ
      17: ስለዚ ሓደ እኳ ብክርስቶስ እንተ አልዩ፡ ንሱ ሓድሽ ፍጥረት እዩ፡ እቲ ብሉይ ሐሊፉ፡ እንሆ፡ ኵሉ ሓድሽ ኰይኑ።
      ሰለዚ እዚ ሓድሸ ዘርኢ ሰማያዊ ማንነት ካብ ዘይጠፍእ ዘርኢ እዩ ሰለዚ ሰባት ብኢየሱሰ ክርሰቶሰ ኣሚኖም ምሰተ ጠመቁ ሓድሸ ማንነት ሰማያዊ ይኮኑ መንፈሳዊ ይኮኑ ናይ መንግሰተ ሰማያት ወረሰቲ ይኮኑ ዋራሲ ልሙካን ቆልዓ
      ሙካን ኣለካ::John 3 (ትግ) - ዮሃንስ
      5: የሱስ መለሰ፡ ብሓቂ እብለካ አሎኹ፡ ካብ ማይን መንፈስን እንተ ዘይተወልደ፡ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ኪኣቱ ዚኽእል የልቦን። ካልኣይ ምውላድ ማለት
      ብድጋሜ ምሕዳሰ ማለት እዩ ሰለዚ
      ብድጋሜ ምሕዳሰ ማለት እንታይ ማለት እዩ ዮሃንሰ 3÷5 እንታይ ይብሎ
      ካብ ማይን መንፈሰን እንተዘይተወለደ
      ካብ ማይን መንፈሰን ምውላድ ማለት
      ብምጥማቅ ናይ እግዚአብሔር ኣምላክ
      መንግሰቲ ወረሰቲ ይኮኑ ደቂ እግዚአብሔር ኣምላክ ይኳኑ ሰለዚ
      ብጐይታናን ኣምላክናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርሰቶሰ ኣሚና ንጥሞቆ ልምንታይ እዩ
      ደቂ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ እግዚአብሔር ኣምላክ መንግሰቲ ወረሰቲ
      ልሙካን ሰማያዊ ልሙካን ማለት እዩ ሰለዚ እሳካትኩም እዚ ህይወት ትደልዩ ተኳይንኩም ነይርኩም ነይርኩም
      ምብሰባሰ ሙማት ዘይትደልዩ ተኳይንኩም ሰማያዊ ደቂ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ እግዚአብሔር ኣምላክ
      መንግሰቲ ወራሲ ልሙካን
      ብጐይታናን ኣምላክናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርሰቶሰ ኣሚንኩም ተጠመቁ::

  • @user-jx8pw7ro5s
    @user-jx8pw7ro5s 2 ปีที่แล้ว +13

    ተመስገን ኣምላኽ ማዕተብካ ፍታሕ ይብሃለ ነይረ ሐዚ ግን ተመስገን ኪሳደይ ትቖረፅ እንብር ኣይፈትሕን ኣበይ ትደቡቁ ነይሩ እዚ ኹሉ ጉድ እፍፍፍፍፍ ተመስገን ቃለ ህወት የስመዕልና ክብርትይ 👏👏👏👏👏👏👏👏

    • @ተመስገንኣምላከይየድንግል
      @ተመስገንኣምላከይየድንግል 2 ปีที่แล้ว +2

      ምስጋናኩም ይብዛ ደቂ ተዋህዶዋይ ኣብ ሃይማኖትና ንፅናዕ እሕዋተይ።✝️💘💓ፈጣሪ ብመንገዱ ይምረሐና ክቡራተይ✝️🙏✝️🙏✝️🙏✝️🙏💘💘💓💓💓

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 4 หลายเดือนก่อน

      ✝️✝️✝️🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @ራሄልጓልተዋህዶ
    @ራሄልጓልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +14

    ብሓቂ ስልጣን ሓውና ቃል ሂወት የስምዐልና ብሓቂ እየ ዝብለካ ስልጣን ሓወይ ሓንቲ ዘመደ ሙሲሊም ኣላ ኣቕሽቲ ዝፈልጥዎ ሚስጥር ኣሎ ትብለኒ ነይረ እዛ ሚስጥር እዝያ ክሰምዓ ብጣዕሚ እየ ዝናፍቃ ነይረ ንዓካ ዝገልፅ ቃላት የብለይን ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እመብርሃን ካብ ኩሉ ፈተና ዓለም ትሓልውካ መምህረይ 🙏🙏🙏

  • @akberetberhane6521
    @akberetberhane6521 2 ปีที่แล้ว +25

    ባሓቂ ቃል ህይወት ይስማዓልና ክብር ሓውናኣ ናይ አገሊግሎት ዘመንካ እግዚአብሔር ይብዝሓሊካ ዝሓወይ ፡እግዚአብሔር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን, እግዚአብሔር አሞለኽ ምሳካ ይኹን ዝሓወይ ✝️✝️✝️🕊️🙏🥰♥️💓

  • @user-nl5nb6nd2l
    @user-nl5nb6nd2l 2 ปีที่แล้ว +16

    እንካዕ ዳሕና መፃእካ ሰልጣንየ ሀማየ ሰልጣን ክሳዕ ዘመፅእ ዘናፎቖ አለዶ💞💞

  • @eyobaaaaaa7336
    @eyobaaaaaa7336 2 ปีที่แล้ว +78

    ኣታ ንስካሲ ተወለድ ዳኣ ኣታ ጅግና ኣበይ እሞ ሓጋዚ ኣንዶ ሲኢንካ በጃኩም እቶም ኣብ እምነት ኣፍልጦ ዘለኩም ቻነላት ከፊትኩም ሓግዝዎ ነዚ ቆልዓ ንበይኑ ይቃለስ ኣሎ።

  • @militiub
    @militiub 2 ปีที่แล้ว +6

    ካብ ኩሉ ክፋእ ነገር እግዚኣቢሄር ይሓሊኻ ናዓና ንክርስትያን ክጥዕመና ዝሓወይ🙏💒✝️🙏

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 2 ปีที่แล้ว +41

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር መምህርና ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ንዓኻ ብምርካብና ሕጉሳትን ዕድለኛታትን ኢና እግዚአብሔር ይመስገን ✝️🤲♥️
    ንዓናም ምስትውዓሉ ይዓድለና
    ✅ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልአለም ትንበር አሜን ፫

  • @ንኩሉግዜኣለዎተመስገንፈጣ
    @ንኩሉግዜኣለዎተመስገንፈጣ 2 ปีที่แล้ว +8

    _ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ መምህረይ_
    _ወላዲተ አምላክ ምሳካ ትኩን መምህረይ_

  • @ጋልተዋህዶ-ቈ1ጘ
    @ጋልተዋህዶ-ቈ1ጘ 2 ปีที่แล้ว +22

    ባሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በረኸት ይስመዐልና ፉቁር ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ ይብዘሐልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመን ካ ይባርክ እመ ኣምላክ ታሓልውካ🌺

  • @ድንግለይእያኣዶፍቅሪ
    @ድንግለይእያኣዶፍቅሪ 2 ปีที่แล้ว +14

    እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ክቡር መምህርና እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ በረከቱ የብዘሐልካ እዞም ሞስሊም እኳ ልቦም ደንዳና እዩ ኣይርድኦምን

  • @ትግራይኣዓለመይናዓይ
    @ትግራይኣዓለመይናዓይ 2 ปีที่แล้ว +15

    እንኳዕ ብሰላም መፃካ መምህርና ቃል ሂወት የስመዓልና ፀጉኡ በረኾቱ የብዘሐልካ እግዘአብሐር አምላኽ ብዕድመን ብጥዕና ያሓልኻ አምላኽ አሜን አሜን አሜን✝️❤️🌹

  • @ጓልሃገረትግራይ-ጸ2ዠ
    @ጓልሃገረትግራይ-ጸ2ዠ 2 ปีที่แล้ว +9

    ብሓቂ ክቡር መምህረይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋኡ ወበረከቱ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ መምህርና ከማኻስ ይብዘሑልና ደአ

  • @milonmilon6338
    @milonmilon6338 2 ปีที่แล้ว +19

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓዉና ፀግኡ በረከቱ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን

  • @user-yl3rn4qi5n
    @user-yl3rn4qi5n 2 ปีที่แล้ว +8

    ሰልጣነይ ወታድር ናይ ተዋህዶ ካብ መፅሓፍ ቅድሰ እምበር ዘይተዉሰካ ካብ ኣፍካ ኣይዝካ ቀፅልሉ ፅሩይ ወዲ ተዋህዶ ኣነሰ ናዓካ ዝክዉን ቃላት ይሰእን ሰልጣነይ ንበረለና ናዓና ክጥዕምና ብቲ ቁዱሰ ቃል ኣምላክ እናዳማሃርካ ኣነሕና እዉን ኣለና ክሰዕብ ኢግሪ እግርካ 🍃🍃🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🍃 እመብርሃን ተኩን ኣብ ኩሉ ጎዕዝካ

  • @asaydesta5445
    @asaydesta5445 2 ปีที่แล้ว +10

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀገኡ የብዘሐልኻ መምህር ስልጣን ሓዉና እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻ

  • @BecoyBoy
    @BecoyBoy 2 ปีที่แล้ว +14

    Amen Amen Amen
    እግዚአብሄር ብመላእክቱ ይሓልካ
    ✝️ ⛪ 💯💯💯❤❤❤❤🙏

  • @slastesfay249
    @slastesfay249 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይ ተባዕ ተሸካሚ መሰቀል ክብር ሓዉና ሰልጣ ክንደይ ደሰ ዝብል ት/ቲ እዪ ኣብ ፅላት ልቦናና ይሕደር ተመሰገን ፈጣሪ ኣፍታ ቅድሰቲ ቅንዕቲ ርትዕቲ ሃይማኖትና የፅነዐና ክቡር ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽና ።🤲

  • @user-il8kq2yw3c
    @user-il8kq2yw3c 2 ปีที่แล้ว +11

    ወአነኒሰ ተፈሳኩ ተፍሲኂት ወረከብና ተባዓ መምህርነ ኦርቶዶክስ😍

  • @azekriydngl8526
    @azekriydngl8526 2 ปีที่แล้ว +14

    ሰይይይይይ ዘመንካ ይባርኽ መምህረይ ኣንታ እዛ ኦርተዶክስ ተዋሕዶ ክንደይ ይዓሙቅ ፍልጠታ ገና ዘይተበርበረ ጸጋታት ኣለዋ ደሓር ከኣ መንድዩ ርእሰ መኣዝና መንዩ መንድያ ትምክሕትና መን እያ እስከ ንገሩኒይ ደቂይ ተዋሕዶ

    • @robeldaniel6305
      @robeldaniel6305 10 หลายเดือนก่อน

      mezena kerstos amlakna temkhtena emebetna qedsti dengel maram ❤❤❤

  • @user-ld7dz3fw6l
    @user-ld7dz3fw6l 2 ปีที่แล้ว +1

    ስልጣን ሓውና መምህርና ኣቦና ክንዲ ሽሕ ፀጋ መንፈስ ቅዱስ እናሓደረ ይዓድልካ መምህር ወለዶ ክርስትና ቆራፅ ንእምነቱ ተባዕ ኣብ መንበረ ዙፋኑ የንብረልና ንዓና ውን በረኸትካ የካፍለና ኣሜን ይግበረልና
    ንዝመፀካ ኽፉእን ዘነኣእስን መንፈስ ቅንኣት ዝሓደሮም ንዝብሉኻ ውን ኣብ ሰማያት ዓስብኻ ኣብ ምድሪ ኸዓኒ ፅንዓትን እምነትን የብዛሓልካ ታሪኽካ ህነፅ ተባዕ በርትዕ እንኳዕም ካብ ድንግል ዝወፀ መድሕን ክርስቶስ ኣማኒት ኾንኩ ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @mryamm4663
    @mryamm4663 2 ปีที่แล้ว +11

    ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐና ኩቡር መምህርና እግዛብሄር ፀጋኡ የብዝሐልኻ 👍👍👍👍👍👍👍

  • @ጓልዓጋመእየ
    @ጓልዓጋመእየ 2 ปีที่แล้ว +4

    መምህረይ ናዓካ ዝከውን ቃላት የብለይ
    ናይ ክርስቶስ ወታደር
    አምላክ ምሳካ ይኩን 💓

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዓ ብሰላም መጻእካ ክቡር መምህርና ስልጣን ከሰተ ተባዕ ወታደር ክርስቶስ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወሲኩ ጥበቡን ምስጢሩን ይግለፀልካ እመ ብርሃን ትሓግዝካ 🤲🤲🤲✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️
    እግዚኣብሔር ዘስተውዕል ዓይነ ልቦና ይሃቦም እግዚኣብሔር ብምሕረቱ ናብ ቅንዕቲ መንገዱ ይምረሐዮም ኣብታ ቅንዕትን ቅድስትን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እምነትና የፅንዐና 🤲🤲🤲✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️

  • @ለምለምጓልድንግልማርያም
    @ለምለምጓልድንግልማርያም 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሐልካ ክብር ሓውና ሥልጣን ንዓናም ዝተመኃርናዮ አብ ጽላት ልብና የጽሓፈልና አብታ ቅንዕትን ቅድስትን ዝኾነት እምነትና የጽነዐና አምላከ ቅዱሳን❤️

  • @ድንግለይኣዶጎይታይ-ዘ7ዸ
    @ድንግለይኣዶጎይታይ-ዘ7ዸ 2 ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ እግዚኣቢሔር ኣምላክ ፀጉእ የብዘሐልካ ሰልጣን ሓወና እመ ብርሃን ድንግል ማርያም ትሓልካ 🙏

  • @ኦርቶዶክስናትዉቤቴ
    @ኦርቶዶክስናትዉቤቴ 2 ปีที่แล้ว +23

    ቀዳመይቲ ባዕለይ ""እንካዕ ዳሓን መፃእኩም መምህርና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን

  • @ጋልኣፅቢ-ዠ5ጨ
    @ጋልኣፅቢ-ዠ5ጨ 2 ปีที่แล้ว +4

    ቃል ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህራን እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ💒💘🕯 ተመስገን ኣምላክ ተዋህዶ ሃይማኖተይ💒✅💘

  • @kbromhabtemariam5426
    @kbromhabtemariam5426 2 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዓልና መምህረይይ እግዚኣብሄር ምሳካ ይኩን ኣጆኻ ስልጣን ሓወይ እቲ ሓቂስ ይውጻእ ዳ ትብዓት ይዓድልካ ድንግል ማርያም ክተጽልለልካ እያ ዝሓወይ ።

  • @hgf6568
    @hgf6568 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስምዐልና ክብር መምህርና አግዚአብሔር አምለክ አገልግለትኩም ይኩፈልኩም

  • @ዕባይገጠርወጀረተይቲ
    @ዕባይገጠርወጀረተይቲ 2 ปีที่แล้ว +3

    እንካዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓዉና ሰልጣን ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ንዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ልዑል እግዚአብሔር ኦርተደክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር ብሓቂ ተመስገን አምላክ ሰለ ኩሉ ነገር

  • @yonaskahsay6347
    @yonaskahsay6347 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚኣቢሔር ይመስገን ክብር መምህረይ እንኻዕ ዳሓን መፃካ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐና ፀግኡ የብዝሐልካ ኣርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር ⛪️☦️🤲

  • @ሂዊጋልእመብርሃን
    @ሂዊጋልእመብርሃን 2 ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ብሰላም መፃካ መምህረይ ባሓቂ ቃል ህይወት ቃል በረከት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ እመ ብርሃን ታሓልወለይ ስልጣነይ❤ናዓና እውን ኣብ እመነትና የፅነዐና እግዚአብሔር ኣምላክና

  • @user-kl2vg9cj2u
    @user-kl2vg9cj2u 2 ปีที่แล้ว +4

    አሰይይይይይይይይይይ እንኳዕ ብሰላም መፅእካ ኩቡር መምህረና ሐወና ተመስገን እግዚአብሔር አምላክይ ሃይማኖትና ንዘላአለም ቲንብር ሐዉና ዕድምን ጥዕናን ይሃበልና ✔✔✔

  • @user-st7us4jf5g
    @user-st7us4jf5g 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቅ ቃል ህወት የስመዐልና ፀጋኡን በረከቱን የብዘሐልካ ኩቡር ሓወይ ተመስገን ኣምላኽ ክስትያስ በሙኻነይ ኦርተዶክስ ተዋህዋህዶ ምስጥራ ጥልቅ እዩ ብቃልል ዝምርመር ኣኮነን ክብረት ይሃበልና ኩቡር መምህረይ

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ናይ ክርስቶስ ባርያ እሙን ተባዕ ኣገልጋሊ ሥልጣን ሓወይ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣብ ዝሩያካ ትኹን✝️❤ብሓቂ መምህረይ ብእምነት ምስ ኣስላም ፍጹም ሓደ ኣይኮንናን።ምክንያቱ እዚኦም ኣንጻር ኢየሱስ ክርስቶስ እዮም እዋ በተለይ ኢየሱስ ናይ ኣላህ ባርያ እዩ ክብሉ ከለው ንስካቱም መምህራንናለ ገስጽዎም እቲ ሓቂ ወንጌል ሰበኩልና በርትዑ ኣጆኹ ናይ ቅዱሳን ጸሎት ኣማላድነትን ኣይፈለይካ ካብዚ ንላዓሊ ክትምዕደና እቲ ሓቂ ክትነግረና ኣምላኽ የሓግዝካ👏 ብሓቂ ንሕና ብስጋ ተሞትና ብነብሲ ምስ ጎይታና ኢና ደስ ይብለና ሰማኣትነት እዩ👏ቀጽለሉ ድኣ መምህረይ ህዝብና ስኣን ሓቂ ምፍላጥ እዩ ዝጠፍአና ዘሎ።

  • @tdf8017
    @tdf8017 2 ปีที่แล้ว +7

    ናይ ብሓቂ ኣነስ እንካዓ ክርስትያን ኮንኩ እግዚኣብሄር ይመስገን👏👏👏👏⛪⛪⛪⛪

  • @semeretekile1124
    @semeretekile1124 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen qalihawet yesmaelina kubru hawey ✝️✝️✝️🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🕊

  • @ንሴብሆለእግዚአብሔር-ቨ1ሸ
    @ንሴብሆለእግዚአብሔር-ቨ1ሸ 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ይመስገን ተዋህዶ ዝኾንና
    ልክዕ ኣለኻ ክብር መምህርና ብእምነትና ዝመፅአና ሱቅ አይንብልን ካብ ውግእ ብስጋ ውግእ ብመንፈስ እዩ ዝጠቅመና ንዘልአለም ምስ አህዛብ ሕብረት የብልናን 🙅‍♀️

  • @dsaasd1878
    @dsaasd1878 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የሰመዐልና ከቡር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ አግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን

  • @haiahh4466
    @haiahh4466 2 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ጸግኡ የብዝሐልኪ መምህርና እመ ብርሃን ምሰትኩን አጀካ

  • @user-gq5gx4iq9c
    @user-gq5gx4iq9c 2 ปีที่แล้ว +1

    ስልጣነይ ሓወይ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ እመ ብርሃን ፅላል ትኩንካ ዝሓወይ ናይ ዘመንና ሃወርያ☘️☘️☘️

  • @Eripride2023
    @Eripride2023 2 ปีที่แล้ว +14

    ጸግኡ የብዘሓልኩም ድያቆን ሓውና ንጽላል ቤተክርስትያን ብሞጎስ እግዚኣብሔር ንድሕነት ኣህዛብ እትገብርዎ ትእምርትን ትምህርትን እግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመን ምሉእ ጥዕናን ሂቡ ንጸጋን ንጻማን ይግበረልኩም ።
    ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኽ እግዚኣብሔር ነዓና ድማ ካብ ኣንበብትን ሰማዕትን ናብ ፈጸምትን ተግበርትን ንምዃን የብቀዓና ።ኣሜን ።

  • @ለቱሽጓልማርያምፅዮን
    @ለቱሽጓልማርያምፅዮን 2 ปีที่แล้ว +4

    ሰላም አምላክ የብዘሐልካ መምህረይ እንኮዕ ብሰላም መፃእኻ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚኣብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኻ ይባርከልኻ ፀግኡ የብዘሐልካ መምህረይ ንዓናም አብ ዛ አማናዊት አፅናፊዊት አርተዶኩስ ተዋህዶ እምነትና የፅነዐ ነዓኦሞዠም መስተዉዐሊ ልባና ያሃባም 💛❤👏👏🍀⛪

  • @ሕብንቲትግራወይቲ
    @ሕብንቲትግራወይቲ 2 ปีที่แล้ว +12

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓውና ስልጣን ናይ አገልግሎት ዘመካ ይካርከልካ እመ አምላክ ኣብ እተከዶ ኩሉ ትከተልካ ፅላል ትኩንካ 🤲💒🙏

  • @yordanostnsae3599
    @yordanostnsae3599 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen kale hiwet yesmealna Egzabher Tsegueun tibebun yebzhalka sltan hawna🙏🤲⛪💕

  • @Robi-94
    @Robi-94 2 ปีที่แล้ว +2

    ስልጣን ሓወይ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትወካ ኣነ ካባካ ብዙሕ ብጣዕሚ ብዙሕ ተማሂረ ንስካ ንበረልና ንሕና ክንማሃር ዕድሜካ ዕድመ ማቱሳላ ይግበረልካ ሰልጣን ሓወይ

  • @hvrdb3877
    @hvrdb3877 2 ปีที่แล้ว +2

    ተባዕ ናይ ክርስቶስ ወታሃደር እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ ዕድመ አቦና ቅዱስ ማቱሳላ ይሃብካ ሰልጣነይ

  • @makbelmillion6534
    @makbelmillion6534 2 ปีที่แล้ว +3

    ቃል ህይወት የስመዐና 🙏ክብርን ምስጋናን ንአብ ወልድ መንፈስ ቅዱስን ንዘልአለም ይኩን 🙏🙏🙏አሜን

  • @helendimetros9547
    @helendimetros9547 2 ปีที่แล้ว

    Amen(3) sle zehalf qal agziabhier zkebern ztemesgennen ykun.qal hiwet yesmana kbur hawna.

  • @ኣባይነሽ
    @ኣባይነሽ 2 ปีที่แล้ว +2

    _አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸግኡን በረከቱን የብዝሐልካ እግዚአብሔር ኣምላኽ ክቡር ሓዉናን መምህርናን ዳግማዊ ጳዉለስ ወታሃደር ናይ ክርስቶስ በርቲዕኻ ቀጽለሉ እግዚአብሔር ይሓግዚካ_

  • @saramohammed4239
    @saramohammed4239 2 ปีที่แล้ว +3

    እግዚኦብሔር አምላክ የመሰገን ክብር መምህር ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሓልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን 🤲🙏😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘

  • @Mashog-f4n
    @Mashog-f4n 2 ปีที่แล้ว +2

    አሜን፫ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ስልጣናይ ናይ አግልጉሎት ዝመንካ አምላክ ይባርከልካ ዝሓወይ ተመስገን አምላክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖትና ንዘልአለም ትንበር

  • @ተመስገንመድኃኔዓለም
    @ተመስገንመድኃኔዓለም 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ህይወት ያሰማዓሌንመምህር ሥልጣን ሓዊይአሜን 👍💐🌷🌻🌾🍀🌿🌹👍🙏🙏🙏💐🌻💐🌻🍀🌿💐🌷🌻

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 2 ปีที่แล้ว +1

    ከማካዝበለየብዛሓዮ ቡሩቱዕ ወታደር ናይኩሩስቶስ ኩቡር መምህርና ስልጣን ሐወይ የቀንየልና ኣብስደት ተሰዲትና እመነትና ክንፀንዕ ዝገበርካናእግዚኣቤሄር ኣምላክ ዓስብካ ይኮፈልካ ካብኩሉኩፉእውን ዘበለ እመብርሃን ፅላላ ተዕርገልካ ኣጆካ ቀፀለሉ ሓደክርስትያ ንሓደ ሉዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ ብቻዳኣእዩ ዝፈርሕ እንበር ሞትስ ኣየፍርሖን ።

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ኣሜን ።

  • @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
    @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ 2 ปีที่แล้ว +22

    ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ፫ እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ❤.......ብሓቂ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ክቡር መምህርና✝️❤🥰

  • @_Godolyas7696
    @_Godolyas7696 2 ปีที่แล้ว +5

    እንካዕ ዳሓን መፀአካ ኩቡር መምህርና ባሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ኩቡር መምህርና አሜን ፫

  • @user-pk7ek9px8s
    @user-pk7ek9px8s 8 หลายเดือนก่อน

    እወ ስልጣን ሓወይ ኣነ እውን ኣቤተክርስትያን ፅሑፍ ሪአ ነይረ እቲ ፁሑፍ ድማ ነብየ ማሕመድ ሓሶትት ዝብል ሪአ ሓቅኻ ኢካ ቃለሂወት የስመዐልና ስልታን ሓወይ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @shishaykidanemaryam616
    @shishaykidanemaryam616 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ሓውና ስልጣን ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረክ

  • @FHFGhf-b4b
    @FHFGhf-b4b ปีที่แล้ว

    አሜን ቃል ሂወትየሰመዓልና ከቡርመምህረና

  • @dkdaniel9703
    @dkdaniel9703 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን 🙏🙏🙏ቓለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓዉና ::

  • @teklehaymanotkiros1916
    @teklehaymanotkiros1916 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @user-nl5nb6nd2l
    @user-nl5nb6nd2l 2 ปีที่แล้ว +3

    ስለቲ ኩሉ ነገር ወድ ድንግል ማርያም ኢየሱስ ክርስቶስ ኹሉ ዝኽኤል ይኽበር ይመስገን አሜን(3(💒

  • @ሕልናቲዩብ
    @ሕልናቲዩብ 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቅ ስልጣን ሓወይ ማርያምን ክርስቲያን ሞት አይፈረሕን እት ቀደም አብ መንገድ ክንጉዓዝ ብጣዕም ንፈረሕ ነይረን ማዕተብ ገይርና ሰለዝነበርና ከይቀቱልና እናበልና ማዕተብና ንሕበእ ነይርና ሀይማኖት ና አፀብቅና ዘይምፈላጥና ሕጀ ግን ሽንባንያ ንፈረሕስ ሰለ ሀይማኖትና አፈና መልእና ንዛረብ አለና ሰላ ንፉዓት መማህር ዘሎኹምና ብሀይማኖት ብጣዕም ንሕበን ንሑጎስ ማርያምን እንኳዕ ተዋሕዶ ኮንኩ ናበልኩ እግዚአብሔር የመስገኖ ኩሉ ግዜ ስልጣን ሐወይ እንኳዕ ናትና ኮንካ ንስኻውን ከማኻ ዝበለ የብዝሐልና እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤❤ ቃለ ህይወት የስመዐልኔ ናይ አገልግሎት ዘመንካ እግዚአብሔር ይባር ዕድሜን ጥዕናን ይሀበለይ እግዚአብሔር አምላክ💞💞💞💜💜💜💜🌺🌺🌺🌺🌺🌺

  • @user-nm5kw3tw7u
    @user-nm5kw3tw7u 2 ปีที่แล้ว +8

    እንኳዕ ብሰላም ምፅእካ ሰልጣነይ ባሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ወታድር ክርሰቶሰ።

  • @edgwd3138
    @edgwd3138 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ስልጣን ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡረይ

  • @user-gq2gl2xf6v
    @user-gq2gl2xf6v 2 ปีที่แล้ว +3

    ቃል ሂወት የስመዓልና ኩቡር ሓውና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ በረከቱ የብዘሐልካ ናይ ዘመን ኣገልጉለትካ ይባርከልካን ይቀድሰልካን ናይ ክርስቶስ ወታደር ቀጰለሉ ✝️✝️✝️

  • @ry8319
    @ry8319 2 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላመካ ይብዘሐልና ክብር ሓውና በሓቅ ስሉጣን ሓውና ቃለ ህይውት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ🙌🙌🙌🙌

  • @user-zd2hb7uo9b
    @user-zd2hb7uo9b 5 หลายเดือนก่อน

    ናይ በሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ናይ ኣገልጉለት ዘመንካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይባርከልካ መምህረይ 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @ተመስገንጌታየ-ጐ4ለ
    @ተመስገንጌታየ-ጐ4ለ 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቅ ስልጣን ሓዉና እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓልዉኻ ድንግል ማርያም ትደግፊኻ ቅዱሳን መላእኽት ይርደእኻ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @berhanekibrom592
    @berhanekibrom592 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ሂውት የስማዓልና ስልጣን ሓወይ ናይ በሓቂ ጽቡቕ ትምህርቲ ቐጽሎ ስልጣን ሓውይ

  • @militiub
    @militiub 2 ปีที่แล้ว +2

    ፀግኡ ጥበቡ የብዘሐልካ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ስልጣን ሓወይ ንዓኹም ኣይኽለአና ፈጣሪ ኣሜን(፫) 🙏💒💒💒✝️🙏💖

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ጰ3ለ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ጰ3ለ 2 ปีที่แล้ว +4

    እግዚአብሔር ይመስገን ስልጣን ሓወይ
    ናይ ባሓቅ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኻ ክቡር ሓወና እመ ኣምላክ ታሓልኻ 💕💕💕💕👏👏👏

  • @zainasomali7651
    @zainasomali7651 2 ปีที่แล้ว +3

    ኩቡር መምህርና ናይ አገልጉለትካ ዘመንካ እግዚአብሔር ይባርከልካ።

  • @user-pk7ek9px8s
    @user-pk7ek9px8s 8 หลายเดือนก่อน

    ክብርን ምስጋናን ንጎይታና መዳሓኒና እዮሱስ ክርስቶስ ይኩን...ብሓቂ ፉቁር ሓወይ ሰላምካ የብዘሐልካ ዕልልልልልልል🙏🙏🙏❤❤❤

  • @AsAs-rk1ou
    @AsAs-rk1ou ปีที่แล้ว +1

    ስልጣነይ እግዝኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልኻ

  • @meriweldegbreal848
    @meriweldegbreal848 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር አምለክ ይመሰገን ከመይ ቃንካ ሰልጣንይ ሐወይ እንኾዕ ብሰለም መፃካ ብሐቂ ቃል ህይወት ቃል ብረክት ይሰመዐልና ክቡሩ መምህርይ

  • @abuand1382
    @abuand1382 ปีที่แล้ว

    ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር ሓውና እንኳዕ ሰላም መፀካና

  • @ስለማይነገርስጦታውእ-ጀ2ዠ
    @ስለማይነገርስጦታውእ-ጀ2ዠ 2 ปีที่แล้ว +3

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ፀጋን በረከትን የብዝሐልካ
    ንዓና 'ውን አብታ ቅንዕት እምነትና የፅንዐና

  • @user-gq5gx4iq9c
    @user-gq5gx4iq9c 2 ปีที่แล้ว +6

    ደቂ እመብርሃነይ ንምታይ ግን ንመምህርና ዘይነበራታትዖ ኣቲና ዝረአናዮ 9k ሰባት
    Comeen 300 ንምንታይ ሱቅ ኢልና ንወፅእ ኣብ ካሊእ ዘይረብሕ እካ ፅሕፍ እናወዓልናስ በጃኩም ካሊእ እንተዘይ ከኣልና #comeen #share #like እናገበርና ናብ ካልኦተ የሕዋትና ነብፃሓዮ ክመሃርሉ☘️❤

  • @mirimiri4273
    @mirimiri4273 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ስልጣን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ አገልግሎት ዘመን ይባርክ

  • @ጽዮነየቅድስቲአዴና
    @ጽዮነየቅድስቲአዴና 2 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝካ ፀግኡን በረከቱን ተብዘሐልካ ማርያም ፅዮን ካብኡ ንላዕሊ ጥበብን ምስትውዓልን ካብ ልዕል ወዳ ተማልደልካ አጀኻ በርተዐልና ዘሐወይ

  • @fgdr6727
    @fgdr6727 2 ปีที่แล้ว +3

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልካ ክቡር መምህርና👏🥀😘🥀😘

  • @jddjr756
    @jddjr756 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐልና ክቡር ሓውና ናይ እግዚአብሔር እንጀራ ፀጋኻ የብዝሐልካ

  • @monarjuec1068
    @monarjuec1068 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህርና

  • @KhanKhan-im6vr
    @KhanKhan-im6vr 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @user-un7bb9sx6i
    @user-un7bb9sx6i 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክብር ሓውና ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ እመብርሃን ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ፅላላ ተንብረልካ👏👏👏

  • @ሜሮንጓልተዋህዶትግራወይቲ
    @ሜሮንጓልተዋህዶትግራወይቲ 2 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰማዓልና መምህር ሰልጣን ሓወይ ፈጣሪ ፀጋ በረከቱ የብዝሓልካ ኣብ ቤቱ የፅንዕኻ ዝደልያ ትምህርቲ ረኺበ

  • @ZahraZahra-qb3td
    @ZahraZahra-qb3td 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና ጸጉኡ ያብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ አብ ዓዱ ያንብርካ አሜን፫

  • @fuhgfhtf9637
    @fuhgfhtf9637 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣነ ሙስሊም ኢየ። ዝኸበርካ መምህር፡ መጀመርታ ነቲ ኣብ እትኣምነሉ መጽሓፍካ፡ ብዛዕባ ነቢ መሓመድ ዝተባህላ ንምግላጽ፡ ኣስላም ኣሕዋትካ ከይቅየሙ ምስካፍካ መርኣያ ኣኽብሮትካዩ'ሞ፡ አመስግነካ። ብምቕጻል ከምቲ ዝበልካዮ ኣብ ጉዳይ እምነት መጺኻ ብስክፍታ ሓቅታት ምዕባጥ ቅኑዕ ከምዘይኮነ ምሳኻ እሰማማዕ። ብዛዕባ ዘርኣለማዊ ድሕነት ንዛረብ ስለ ዘለና፡ ኣዝዩ ብዙሕ ጥንቃቐን ምስትውዓልን የድልየና። ቀጺለ ነቲ ዝበልካዮ ብዓቕመይ ክምልስ ፍቐደለይ። ብመጀመርያ እምነት እስልምና ንክርስቶስ ከም ዘዋርድ ጌርካ ዘቕረብካዮ ፍጹም ጌጋ'ዩ። ብኣንጻሩ እኳ ደኣ ፡ ክርስቶስ ኣብ ብዙሕ ዓንቀጻት ናይ ቁርኣን ሓደ ካብቶም ዝበለጹ ልኡኻትን ነቢያትን ናይ ጎይታ ምዃኑ'ዩ ዝገልጾ። እቲ ኣብ ሓዲሽ ኪዳን ተገሊጹ ዘሎ ዝፈጸሞ ታኣምራታት ከይተረፈ ኣብ ቁርኣን ተዘርዚሩ ኣሎ። የሱስ ጎይታዩ ስለ ዘይበልና ከም ጸርፊ እንተሓሲብካዮ ግን ትጋገ'ለኻ። ንሱ ናይ እምነት ጉዳይ'ዩ። ንስኻ መሓመድ ነቢ'ዩ ስለ ዘይበልካ ጸሪፍካዮ ኣይብለካን'የ። ምኽንያቱ እምነትካ ከምኡ ስለ ዘይምህረካ። ንሕና ንየሱስ ከምቲ ንስኻን መጽሓፍካን ንነቢና ትብልዎ ዘለኹም ርኹስን ሓሳውንዩ ኣይበልናዮን። ደሓር እዚ ብግእዝ ተንብቦ ዘለኻ ካብ መጽሓፍ ቁዱስ ኣይመስለንን። ምኽንያቱ መጽሓፍ ቁዱስ የንብብየ ከምዚ ግን ኣይረኣኹን። ምናልባት እቶም መንፈስ ኣምላኽ ተገሊጽልና እናበሉ ዝጽሕፉ ዝጸሓፍዎዩ ዝኸውን፡፡ ንሕና ኸኣ ነዚ ካብ ጽንጽዋይ ፈሊና ኣይንርእዮን ኢና። ምኽንያቱ፡ ቃል ኣምላኽ ክበሃል እንተኾይኑ፡ ካብ ኣምላኽ ብቐጥታ ናብ ልኡኻቱ ዝወረደ፡( ናብ ኣቦና ኣብርሃምን፡ ሙሴን ከም ዝወረደ ጽሑፋት) ክኸውን ኣለዎ። ኣብ ርእሲኡ ኸኣ ፡ ዝኾነ ኢድ ሰብ ከይሓለፎ ሞቦቆሉ ዝዓቀበ ክኸውን ኣለዎ፡፡ መጽሓፍ ቁዱስ ክንደይ ግዜ ፡ ምትዕርራይ እናተገብረሉ ከም ዝተሓትመ ካባይ ንላዕሊ ንስኻ ትፈልጥ። ቁርኣን ግን ንልዕሊ 1400 ዓመታት ሓንቲ ፊደል ከይጎዶሎን ከይተወሰኾን ይነብር ምህላዉ ሰሚዕኻ ትኸውን። ኣብ መወዳእታ ብዛዕባ ነቢ መሓመድ ዝተጻሕፈ ጸርፊ ካብ ምንባብ፡ ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ ብዛዕቡኡ ዝተባህለ ትንቢት እንተተንብብ ምሓሸ። ኣነ ባዕለይ ከዘክረካ። ቃል ብቓሉ'ኳ እንተዘይወጻኹዎ፡ የሱስ ንሃዋርያቱ ክሳናበቶም እንከሎ ዝበሎም ዘክር። " ብዙሕ ምነገርኩኹም ነይረ፡ ሕጂ ግን ክትጻወርዎ ኣይትኽእሉን ኢኹም፡፡ ኣነ እንተኸድኩ እሕሸኩም። ኣነ ተዘይከይደ እቲ ብድሕረይ ዝመጽእ መጸናንዕ ኣይመጻኩምንዩ። ንሱ ብዛዕባይ ክዛረብዩ። ካብ ዝሰምዖ ደኣምበር ፡ ካብ ናቱ ኣይዛረብንዩ። ንዓይ ከኽብረኒ ኢዩ።" ነታ ጥቕሲ ስለ ዘይሸምደድክዋ ክትእርመኒ ትኽእል ኢኻ። እቲ ብድሕረይ ክመጽእ ዝበሎ መጸናንዒ ግን መንዩ። ንመንፈስ ቁዱስዩ ዝብል መልሲ ክወሃብ ሰሚዐለኹ። መንፈስ ቁዱስ ግን የሱስ ምስኦም እንከሎ'ዪ መጽይዎም። ደሓር ኩሉ እቲ ኣገላልጻ ብዛዕባ ከምኡ ዝኣመሰለ ስጋ ዝለበሰ፡ ዝሰምዕን ዝዛረብን ነቢ'ንበር፡ ብዛዕባ ዘይረአ መንፈስ ኣይመስልን። ብዝኾነ ክርስቶስን ነቢ መሓመድን ናይ ኣምላኽ ልኡኻትን ፍቱዋትን ምዃኖም፡ ሓሶትን ርኽስናን ናብ ጥቐኦም ከምዘይቀርብ ክገልጽ እፈቱ። ሒዘሞ ዝመጹ መልእኽቲ ከኣ ሓደን ሓደን ጥራይ'ዩ። ንሱ ድማ፡ ካብ ጣኦታት ርሒቕኩም ኣብ ሰማይ ንዝርከብ ዘርኣለማውን ሞት ዘይቀርቦን ኣምላኽኩም ተገዝኡ ዝብልዩ። ልክዕ ከም ናይ ኦሪት ስብከት። የሱስ ባዕሉውን ክቕይር ከም ዘይመጸ ገሊጹዩ። ኣብ መወዳእታ፡ ንዓይ ዝኾነ ክርስትያን የሱስ ምእንቲ ሓጥያትካ ተሰቒሉዩ'ሞ፡ ንዓ ተቐበሎ ስለ ዝበለኒ ኣይጸልኦንየ። ምኽንያቱ መንገዲ ድሕነት የሱስ ጥራይዩ ኢሉ ስለ ዝኣምን ፡ ንዓይ ከም ናቱ ይምነየለይ ከምዘሎ ስለ ዝርደኣኒ። ነዛ ናተይውን ከምኡ ተረዱኡለይ።

    • @bokarbokar6134
      @bokarbokar6134 ปีที่แล้ว +2

      ክቡር ሓው ስለ ተሳትፎኻ ክትምስገን ይግባኣካ ብሓቂ ብዕላማ ንሓቂ ክትፈልጥን ክትምርምርን ስለዝመጻኻ::ብዝኾነ ብዛዕባ ጽሑፍካ ቁሩብ ክዛረብ ፍቐደለይ::ካብቲ ጽሑፍካ ከምርድኢተይ እቲ ትርጉምን ርድኢትን ናይቲ ቃል ኣይተራእየካን ክረኣየካ ውን ኣይክእልን እዩ ምክንያቱ እቲ ግዜ ጌና እዩ ንዓኻ ኣይተዳለኻን ወይ ከኣ ብካልእ ኣበሃህላ ትምህርቲ ምስልምና ጥራይ ክትወስድ ስለዝጸናሕካ ወይ ኣማኒ ስለዝኾንካ ንሱ እዩ ምናልባት ቀልጢፉ ክርድኣካ ዝኽእል::ሕጂ ከየንዋሕኩ ክብለካ ዝደሊ;1ይ ምስልምና ኣብ ክርስትና ወይ መጽሓፍ ቅዱስ ቦታ ክህልዎ ኣይክእልን እዩ እዚ ማለት መሓመድ ምስ ክርስትና ዘተሓሕዝ የብሉን ብኣንጻሩ ከማን ሓሳባቱ ኮነ ትሕዝቶኡ ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ዘይወሃሃድ እዩ እዚ ከኣ መሰረታዊ ሓቂ እዩ::እቲ ፍልልይ ክልሰ-ሓሳብ ኣብ ኢየሱስ ክርስቶስ ስለዝኾነ:ክርስትናን ምስልምናን 2 ዝተፈላለየን ዘይራኸብን ዘይሰማማዕን ሃይማኖታት እዩ::ተወሳኺ ከኣ ክርስትና ብዛዕባ መሰረት ዓለምን ፍጻሜኡን; ስነፍጥረትን ፈጣሪኦምን;መንግስተሰማያት እንወርሰሉ ናይ ጽድቂ ጎደናን መከራ ዓለምን;ክርስቶስን ኣምላኽነቱን ስልጣኑን;ታሪኽ መንግሰታት ዓለምን ፍጻሜኦምን ትንቢታትን ትረጓሜኦምን ናይ እግዚኣብሄርን ንእግዚኣብሄርንን ምኻኑ እዩ ዝገልጽ; ትምህርቲ ምስልምና ኣብ ቁርኣን ግን ብዙሕ ኢዩ ብዛዕባ ክርስትናን ክርስቶስን ኢዩ ዳርጋ ፍርቂ ትሕዝቶኡ ስለዚ ኣስተውዕል::3ይ እቲ ጎይታ ክርስቶስ እዩ ዘይምባልካ ኣይኮነን እቲ ጌጋ; ኣብዚ ተረዳእ እቲ ጌጋ እቲ ክርስቶስ ፍጡር ከም ኩሎም ነቢያት ኢዩ ምባልኩም እዩ እቲ ውርደት ዝበሃል; ከምዚ ልክዕ ንዓኻ ኣላህ ፍጡር ኢዩ ተራ ጣኦት ኢዩ ዝተባህለካ ጌርካ ተረድኣዮ ስለዚ ኢየሱስ ክርስቶስ ፈጣሪ ምኻኑ ንምብራህ ኢዩ::4ይ እቲ ቁርአን መበቆሉ ከምዘለዎ ኢዩ ሓንቲ ፊደል ኣይተወሰኾን ኣይጎደሎን ዝበልካዮ ከኣ ብፍላጥ ኮነ ኢልካ ትጋገ ስለዘለኻ ስለዘይፈለጥካ ኢኻ ክብለካ ኣይክእልን ግን ንምንታይ ምባል ኣድለየካ እዚኣ ናባኻ ይገድፋ እንተዘይኮይኑ ምንባብ ከድልየካ እዩ ርግጸጛ ክትከውን ምኽንያቱ ድሕሪ 1924 ጥራይ ካብቲ ኣመንቲ ምስልምና ዝብልዎ ብፍላይ ተኸኸተልቲ ሱኒ 1ይ ሕትመት ብ ዑጥማን ኣቡ ዓፋን ናይ 656 ዓ.ም ብዙሕ ንምስልምና ክጥዕም; ንምእመና ወይ ኣመንቲ ኣብ 1 መስመር ንምምጻእ ተባሂሉ ዝተለወጠ ኣሎ እዚ ማንም ሙስሊም ኣብ አፍሪቃ ዘሎ ምስቲ ኣብ ኤስያ ዘሎ ዝጥቀመሉ ዘሎ ቁርኣን ውን ዝተፈፈላለየ ኢዩ እዚ ማንም ሰብ ዝፈፈልጦ ኢዩ ምኽንያቱ እታ መበቆላዊት መጽሓፍ ተዓቂባ ስለ ዘላ::ተወሳኺ ውን ቀንዲ 1 ካብቶም 7 ሱኒን ሺዓን ዘየሰማምዖምን ዝፈላልዮምን ነጥቢ ምኻኑ ውን ዝፍለጥ ኢዩ::ስለዚ ከም መደምደምታ ክቡር ሓው ካብቲ ጽሑፍካ መበገሲ ጌረ ሓሳባተይን ክብሎ ዝደለኹን ተረዲእካኒ ክትከውን ተስፋ ይገብር ስለተሳትፎኻ ውን ደጊመ የመስግነካ 👍 እግዚኣብሄር ብምሕረቱ ይጠምተና ሰሰናዩ::

    • @user-ff6yz6zq7r
      @user-ff6yz6zq7r ปีที่แล้ว

      ኣብ ቁርኣን ዘሎ ዒሳ የንፈልጦን
      እታ መርየም ትብሃል እውን ሓፍቲ ኣሮን
      ጓል ኢምራን እያ ትብሃል ኣደ ዒሳ
      ሱራተ መርየም 19÷::28ሰለዚ
      ምሳና የተማሳሰሉ መሐመድ
      ፅውፅዋይ እዩ ፂሒፍልኩም ኣብ
      ጉድጋድ ቃቢሩ ገዲፍኩም::ጐይታናን
      ኣምላክናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርሰቶሰ
      ኣደኡ ድንግል ማርያም ጓል ያእቆብ
      እያ ኣሕዋት እውን የብላን::Song of Solomon 6 (ትግ) - መሃልይ
      9: ግናኸ ርግበይ፡ ፍጽምተይሲ፡ ሓንቲ እያ፡
      ነዲኣ ሓንቲ እያ፡ ንወላዲታ ምርጽቲ እያ፡
      ኣዋልድ ርእየን ብጽእቲ በልኣ፡
      ንግስታትን ዕቁባትን ድማ ነኣድኣ።

  • @Asa-kg1xq
    @Asa-kg1xq ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት ያሰመዐልና ክብሩ መምህርና❤❤❤❤

  • @hadasteklumengesha5927
    @hadasteklumengesha5927 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna kubur hawnan memehrnan agolguletka ybarek ajoka berta🙏🏻🙏🏻🙏🏻💒💒💒

  • @medhini7477
    @medhini7477 2 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር መምህርና👏

  • @rahwahrahwah1899
    @rahwahrahwah1899 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስምዕልና ክቡር መምህርና እግዝኣብሄር ኣምላኽ ጥበቡን ምስጡሩን ይግለጸልካ 🙏🙏🙏

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 2 ปีที่แล้ว +16

    ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ፫ እንኳዕ ብሰላም መፃኢካ ክቡር መምህርና ♥️✝️ ዝተረፈ ሰምዐ ኣዳምፀ ክኩምቲ እየ 🙌

    • @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
      @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ 2 ปีที่แล้ว +4

      ቀዲምኽኒ ምሽ🥺😅😅

    • @musemamilove4519
      @musemamilove4519 2 ปีที่แล้ว +2

      @@ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ ሎሚዶ ተረኺብኪ ቲቲዬ ♥️ክክ ክንደይ መዓልቲሞ😂😂

    • @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
      @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ 2 ปีที่แล้ว +3

      @@musemamilove4519 ክትሕጎሲ ኢለ እምበር ሓቀይ ቀዲመኪ እጀ😅😅.መስዋይ❤😘

    • @musemamilove4519
      @musemamilove4519 2 ปีที่แล้ว +1

      @@ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ ኣቤት ዓፈና ክክክክ ደቂቃ ኮ አሎ ዘየተዓፋፍን 😂😂😘😘

    • @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
      @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ 2 ปีที่แล้ว +2

      @@musemamilove4519 ኦይ ወያስኳ ንሱስ ኣሎ እኙ መዓልትኺ ሓልዪ በሊ😣😅🥰🥰

  • @tigistabrahale3295
    @tigistabrahale3295 2 ปีที่แล้ว +3

    ቃል ሂወት የስምኣልና ፍቁር ሓውና እግዚኣቢሔር ጸግኡ የብዝሓልካ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባርክ ክቡር ሓውና ❤❤❤