ዕላል ምስ ተጋዳሊት ምብራቅ ገብረወልዲ (5ይ ክፋል) - ሳይዳ | Sayda - Interview with Tegadalit Mibraq Gebreweldy -Part 5
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 6 ก.พ. 2025
- ERi-TV, Eritrea - ሳይዳ - ዕላል ምስ ተጋዳሊት ምብራቅ ገብረወልዲ ኣባል ካምቦድያ (5ይ ክፋል) | Sayda - Discussion with Tegadalit Mibraq Gebreweldy - Part 5
Part 1: • ዕላል ምስ ተጋዳሊት ምብራቅ ገብረወ...
Part 2: • ዕላል ምስ ተጋዳሊት ምብራቅ ገብረወ...
Part 3: • ዕላል ምስ ተጋዳሊት ምብራቅ ገብረወ...
Part 4: • ዕላል ምስ ተጋዳሊት ምብራቅ ገብረወ...
Part 5: • ዕላል ምስ ተጋዳሊት ምብራቅ ገብረወ...
it's Amazing story they telling As ''peace'' to all Eritrean Hero's!
Comrade Mebrak is an exemplary, fighter, mother, dedicated teacher, motivator, adventurer, entrepreneur, and heroine. Congratulations, Mebrak! Hope you'll be a writer and author of many books in the near future. God bless you!
Amazing story ❤
Super Waero MbraK.Wishing you success.
❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌✌✌✌ dawelna do edamne tenan yehbki kenbla UK entla
Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌸🇪🇷
Des zbel tarik
ዘስደምም ታርኽን ጅግንነትን! ኮይኑ ግን እንተዘይ ተሰኒዱ ወይ'ውን ነዚ ቕያ እቶም ኣቡኡ ዝወዓሉ ብህይወቶም እንከለዉ እንተዘይ ሰኒዶም ድሕሪ ብዙሕ ዓመታት ብሳልሳይ ኣፍ ተባህለ ተባሂሉ ኢሎሙና እንዳተባህለ ከም ዘበን ኢኒእኒ ታሪኽ ከይከውን በጃኻትኩም ብህይወት እንከለኹም ሰንድዎ። እንተሰኒድኩሞ ንሃገርኩም ሓበን ንደቅኹም ሓበን ከሙኡውን ንቤተስኩም ሓበን ከምዝኸውን ኣይትስሓትዎ።
Nfiti haftna ezgabher edmen tinan yhabki
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏽🌹
❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏🙏🌹
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏽🌹🌹🌹💐💐💐
❤️❤️❤️🌻🌻🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤙🤙🤙
Mbrak habtey adna ketema u wae
ፊልም ኣመርካ አካ ዝረኣ ኣብ ዓለም ቢሊዮንስ ዶላር ዘውጸ ዞሎ ኣመት ኣመት ኦስካር ዘውጸ ታሪክ ኣለና
ብመጀርታ ማና ንእትወስዮ ዘሎኺ ከመስግነኪ ይፈቱ ብምቅጻል ዮናስ ዝበላ ዘረባ ወትሩ ኣብ ሓሳበይ ዝነበረት ጉዳይ እያ ብዝኾነ ተላዒላ ተላዒላ ጥራይ ግን ክትተርፍ የብላን እዋእ እሞ እቶም ሰራሕቱን ፈጸምቱን ብኣካል ከሎኹም ጽባሕ ኣብ ካልኣይ ወለዶ ምስ ሰገረ ኣኺልዎ ተቐቢሩ ክተርፍ እዩ ንሳቶም እንተስ ሰኣን ፍልጠት እንተስ ብሽርሒ ጽቡቕ ናይዛ ሃገር ዘይፈትው ዝተፈላለዩ ኣካላት ተጸልዮም ኣሰከፍቲ ኮይኖም ኣለው ስለዚ በብሓደ ሰብ ወሓደ ከይኮነ ከሎ ሓደራ ኣበርቲዕኩም ስርሑሉ ብዙሕ ዝበሃል ኔሩ ኣብዚ ግን ኣይክኣኽለናን እዩ:: እቲ ቀንዲ ከምዚ ከብለኒ ዝኸኣለ ከኣ እዞም ተካላት ጎረቤትና ሓሶት ዝኣመሎም ኣብ ሜዳ ክፍጽምዎ ዘይከኣሉ ኣብ ሜድያ ክስው ንርእዮም ስለዚ ምስ ግዜ ምንዋሕ ንመጻኢ ወሎዶና ዘትሓዝኩሞ ታሪኽ ተጋዳላይን ገድልን ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እዩ'ሞ ቡዙሕ ዝተርፈኩም ኣሎ ሓደራ እዞምሪኽ ፈጺሞም ዘይፈልጡ ደቂ ኣሉላ ታሪኽ ከዘንቱው እዉን ዓቕሚ የብሎምን እንተ ደቂ መነሊክ ታሪኽ ምጥምዛዝ ሓደገኛት እዮም ንሱ ስለዝኾነ ዓቅሞም እምበር ምሩኻትካን ሬሳኻን ዛሕዚካ ወጺኻስ ካብ ኤርትራ ተሳዒርና ኣይወናን እናበሉ ነዚ ሓድሽ ወሎደኦም ክስውሉ ይዉዕሉ ኣለው ፈጸምቱ ኣነዶ ከምዚ ጌረ ክብል እናበልኩም ብዙሓት ሰብ ታሪኽ ሒዞሞ ሓሊፎም'ሞ ዝተረፍኩም ደጊመ ሓደራ እቶም ተጋሒጦም ዝወጹ'ኳ ከይሓፈሩ ንደቆም ኣልተሸነፍንም ክብልዎም ዘይሓፈሩ እንተዘይትሰዓሩ ደኣ እንታይ ኰይንኩም ወጺኹም ዝብል ንፉዕ ሓታቲ እንተረኸቡ መልሲ ዘይብሎም ኣብ መወዳእታ ደጊመ እዞም ተሪፍኩም ዘለኹም ከይተሓለልኩም ሓቀኛ ታሪኽ ኤርትራ ንገሩ ዎደሓንኩም::
ክስው ዝብላ ቃላት ብ ክሕስው ዝብል ይተኣረመለይ የቀንየለይ
ፊልም ኣመሪካ ኣይትመቶሉን ኣይትስንክለሉን ኣይትጸማልኒ ኣይትዓርቅሉን ን 30 ዓመት ደማዊ ኩናት
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤