#Jstudio

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ก.ย. 2024
  • #Jstudio #Eritrea #Eritrean #Gezabanda #Feiselmohamed #yosiefghebrehiwet #Yoisef #NewEritrean ኢማየ !!!!! ጨኪንኪ ንዓይ ሙዃን ስኢንኪ ኢማ በጃኺ‘ባ ኣድሕኒኒ” ዋላ ሓንሳብ ሰላም በልኒ በጃኺ”
    ጨደረ። ንሰን’ውን እርጋን ዘግድዖ ድኹም ድምጸን ኣሰንየን “ወደየ ወደየ ዓይነየ ዓይነየ ኣቱም ህዝቢ ሓጉዙኒ እንዶ ዘኽታም እዩ በጃኹም” ክብላ ጀመራ። ግን ኩሉ ዘኽቲሙ ግዲ ነይሩ ዝኽትምንኡ ዝርዳኣሉ ኣይረኸባን።
    ጉፉፋት ዝሓዘት በጣሕ ድማ ተበገሰት። ወላዲቱ ኣይቀሰናን ዉሉደን ጸይራ ትርሕቅ ዘላ በጣሕ ንብዓተይ ውሕጅ ኮይኑ ደው የብልኪ ዝብል መርገም ኣሰንየን ክሳብ ከረን ትወርድ ንብዓተን እንዳ ኣርገፋ ንእሽቶ መኪና ናይ ገዛ ዘዊረን ሰዓብኦ።

ความคิดเห็น • 642

  • @michaeltekle8923
    @michaeltekle8923 5 ปีที่แล้ว +156

    እታ ጸላም ኮንቲኔር ዶ በልካ
    ጆሲ ሓላል ኤሪትራዊ
    3 ዓመት ከም ሓደ መዓልቲ ታሓሚሰ ተቆልየ ሓሪረ ደኽ ዝበልኩላ ዓሕሕሕሕሕሕሕሕሕ
    ዳሓን ግን ኣጆኺ ኣንቲ ሓላል መሬት ኣቦታተይ ኣለና ኣይ ክንጠልመክን ኢና

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly 5 ปีที่แล้ว +17

      አጆካ እንቃዕ ተረፍካ እምበር ታሪኽካ ዝንበበሉ እዋን ቀሪቡ ኢዩ

    • @salihimam3653
      @salihimam3653 5 ปีที่แล้ว +15

      እንኳዕ ካብዞም ስጋ ሰብ ምብላዕ፣.ደም ወዲ ሰብ ምስታይ ዝለመዱ ኣዛብእ ህግደፍ መዋጸኦ ፈጠረልካ፣ ጽቡቅ መጻኢ ከኣ እምነየልካ። ኣጆኻ በርትዕ!!!

    • @ናቲኣንበሳ
      @ናቲኣንበሳ 5 ปีที่แล้ว +4

      እንቃዕ መዋጽኦ ፈጠረልካ ሚኪኤለ ሓወይ

    • @zaidsyum9706
      @zaidsyum9706 5 ปีที่แล้ว +7

      ተመስገን ኣምላኽ እንቛዕ ድሓን ወጻኻ ዝወደይ መዓረይ ነቶም ጎቦ ልብኻ ገሮምኻ ብድሕረኻ ዝገደፍካዮም የሕዋትካ ኸኣ መዋጽኦ ይፍጠሮሎም ኣጆኻ መዐረይ ሓላፍነት ኣለካ ጽባሕ ታሪኽ ክትትርኽ ኢኻ ደው በል ጸጋን ጥዕናን ይሃብካ

    • @danielmekonen6031
      @danielmekonen6031 5 ปีที่แล้ว

      michael tekle
      Enkae bel mewaxiti feterelka hawey natey

  • @محمدصلح-ت3ت
    @محمدصلح-ت3ت 5 ปีที่แล้ว +86

    መጀመርያ ረቢ ያሓልወካ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ኩሉ ሓሊፉ ረቢ ሓጥያትና ገዲፉ ያኣኽለኩም ይበለና ኣሕ እዞም ደመኛታት ስብ ዝህለቁ ዘለዉ ሓንቲ ማዕልቲ ኣላ ሕሳቦም ዝቅበሉላ ኣጀኹም ኣሕዋት

    • @sihameylove7236
      @sihameylove7236 5 ปีที่แล้ว +6

      inshallah

    • @zaidsyum9706
      @zaidsyum9706 5 ปีที่แล้ว +6

      ኣፍካ ይስዓር መዓረይ ወዲ እዞም ሓላላታ
      ኣፍካ ይስዓር ኣፍካ ይስዓር

    • @hassnet7566
      @hassnet7566 5 ปีที่แล้ว +5

      Inshialah habibi

    • @abrahalegoitom1616
      @abrahalegoitom1616 5 ปีที่แล้ว +1

      abey ytefue atifemna ezsm resahat ah

  • @user-nr7ev1ow6e
    @user-nr7ev1ow6e 5 ปีที่แล้ว +60

    Well come ጆሲ ሓወይ መጽሓፍ ታሪኽ ሓዱሽ
    ወለዶ ንከንብብ እትገብሮ ዘለካ ኣስተዋጽኦ ካብ ልበይ የመስግነካ ። ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ወዲ ኤረይ🇪🇷

    • @jddbxx4445
      @jddbxx4445 4 ปีที่แล้ว +2

      Welcome Just 💗💚💘💛💝💜💞💓💟💔💕💖❤💙👍👍

  • @ሽመይኣይነግርንእምቢ
    @ሽመይኣይነግርንእምቢ 5 ปีที่แล้ว +160

    ሓደ ንኹን ሽግርና ክፍታሕ

    • @asmara8681
      @asmara8681 5 ปีที่แล้ว +1

      You are right

    • @samsomsamsom5731
      @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว +2

      ከመይ ዝበለ መንእሰይ እባ ንእስነቱ ኩልፍ ኣበልዎ እዞም ኣረሜናት ' ካብዚ ዝከፍእ እንታይ ኣሎ ተራእይኒ ባ ሂወት መሳጅን ገርገራ ፕእ

    • @helensweet5551
      @helensweet5551 5 ปีที่แล้ว

      Sorry bgiga eiyu !!yes ☝🏾 nekunnnn

    • @sebdikahegdef3211
      @sebdikahegdef3211 5 ปีที่แล้ว

      🤜♥️🤛✌️

    • @iseyasmelake576
      @iseyasmelake576 5 ปีที่แล้ว

      nay behaqi buluxeyy

  • @eskiasbayru2831
    @eskiasbayru2831 5 ปีที่แล้ว +84

    1961 mijimar biretawi kalisi
    1991 mimitsae natsinet
    2001 G 15 ziteasirulu
    2021 Eritrea harinineta tirekibela tikunelana yehwatey mearey......

    • @ደቂኤረይፈትወኩምእየ
      @ደቂኤረይፈትወኩምእየ 5 ปีที่แล้ว +1

      2031 ke beka ab kutsri knmrkos

    • @asterpeniel4487
      @asterpeniel4487 5 ปีที่แล้ว +1

      Eskias please anwkalna egzabhar amlak yehxerelna yakel ybelena amlak amen amen amen

    • @eskiasbayru2831
      @eskiasbayru2831 5 ปีที่แล้ว

      @@asterpeniel4487 ewe newih enduyu abue keman enterekebinayo edilechatat ena gal hagerey

    • @asterpeniel4487
      @asterpeniel4487 5 ปีที่แล้ว

      @@eskiasbayru2831 ajona hawey egzabhar amlak lbna enteqeniu kulu ykealo u ajona Thanks brother

    • @chanustar9881
      @chanustar9881 5 ปีที่แล้ว +3

      @@asterpeniel4487 ewe habtna newuhu egzabihre biealu yehxirelna entenwuhu kia kab zi hawuna zibelo ayenwahayo Amlak 🇪🇷👏👏🇪🇷

  • @almazmehari4321
    @almazmehari4321 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣኽኽ ናይ ብሓቂ ኢዶም ኣይስኣኑ
    ኣምላኽ ረቢ ይቀበልካ ኣብ ሰማይ ❤️🙏
    ብጣዕሚ ዘሕዝን
    እዚ ከብደይ ዝበልዑኒስ ደቅናን ደቂ ደቅና ስ
    ከምቲ ንዓና 80ታት ዝሓለፍናዮ ብህዝባዊ ግንባር ገበን ሕጅ ድማ ብህግደፋውያን ዝኸፍአ ዘሕሉፉ ዘለው ኤርትራውያን የሕዋተይ ደምምምም ይነብዕ
    ጆሲ ኣምላኽ ብቅድሜካን ድሕረካን ይሓልኻ
    መቃልሕ ናይ ውጽዓት ጅግና
    ሕጅስ ወጊሑ እዩ ኣጆኻ ቀጽሎ ተተተተባባባዕዕዕ ሓው

  • @ጻዕዳ10የኽስበካ90ከኣየኽስ
    @ጻዕዳ10የኽስበካ90ከኣየኽስ 5 ปีที่แล้ว +32

    ኣሕ ኣታ እውይ ህዝበይ ንሕና ዶ እዚ ምተፈደና ኣታ ኣምላኽ ኣቦይ ንሞት ዲኻ ፈጢርካና ኡፍ

  • @HawiEdu
    @HawiEdu 4 ปีที่แล้ว +4

    እዋይ ሓወይ! ፈጣሪ መንግስተ ሰማያት የዋርሶ! ዓመጽቲ ከኣ ኢዶም ኣይስኣኑ!

  • @tsegugontse4973
    @tsegugontse4973 5 ปีที่แล้ว +16

    እዋይ ጉድ እዋይ ኣንታ ናይ ምንታይ መርገም እዩ ዘለና ? ብሰንኪ ከማና ሰባት'ሲ ነዛ ብ እግዛኣቢሄር ዝ ታዓደለትና ሂወት ምንባራ ክንፈግና ዓሕ ዳሓን መሸም ኣምላክ፡ታሪክና ታሪክ እስራኤላውያን ይግበረልና።

  • @yosifissaktsegay1455
    @yosifissaktsegay1455 5 ปีที่แล้ว +3

    " ተባዕን ዘተባብዕን ስነ ጥበብን ዝመልኦ ሓበሪታ ፡ ብምሃብካ ኣድናቆተይ ክገልጸልካ ይፋቱ ፡ናኣና ኢርትራውያን ኣእምሮና ይክፈቶ ፈጣሪ ፍቅርን ስኒትን ምትሕልላይን ይፍጠረልና "

  • @ምንባርንሽግርካዘይምልማድ
    @ምንባርንሽግርካዘይምልማድ 5 ปีที่แล้ว +16

    መርሓባ ጆሲ ሓውና ብዓል ጥዑም ድምጺ፣ ኣለኹም ዶ ደቂ ሓላል መሬት መንእሰያት፧ ሰላምና ቀረብ'ዩ ንቀራረብ ኣጆና።

  • @Temie_Gunners
    @Temie_Gunners 4 ปีที่แล้ว +2

    አምላኽ ከማኻ የብዝሓላ እዛ ሃገር ጅግና።

  • @amanueltesfamichael2708
    @amanueltesfamichael2708 5 ปีที่แล้ว +5

    ብጣዕሚ ዝሕዚን ዛንታ ብሰንክ ሸፍቱ ስርዓት ኤርትራዊ ዝረኽቦ

  • @salmantvsalman3573
    @salmantvsalman3573 5 ปีที่แล้ว +98

    ጆሲ 2020 ኣብ ቲቪ ኤረ ድሕሪ ህግደፍ እንሻላሃ

    • @amanmusa7379
      @amanmusa7379 5 ปีที่แล้ว +4

      insha allah habibi 💯

  • @meharikidane9015
    @meharikidane9015 5 ปีที่แล้ว +95

    ezi wedi bota nihabo ahiwat hade kem hamus kynu esimani alo

    • @adanomkbrom5210
      @adanomkbrom5210 5 ปีที่แล้ว +3

      Mehari Kidane, Brgix abey neru indi ?

    • @abelkael7281
      @abelkael7281 5 ปีที่แล้ว +1

      Ezi wedi bota nhabo ezi serahtu abi send u newld weldu zehalf sened tarik yesrhalna lo moral nahbo ezi sratu abfulu bota kekmet alewo.

  • @ንጽድቂተደሊናንኩሉሰብጽቡ
    @ንጽድቂተደሊናንኩሉሰብጽቡ 5 ปีที่แล้ว +8

    ጄሲ ኣምላክ ምሳካ ጥንቅቅ በል ኩሉ ታሪክ ተውጽኦ ስለ ዘለካ ነብስካ ሓልሉ ኣይ እመኑን እዩ እናዳ መድህን ባራዳ ህግደፍን ስለ ዚ ነብስካ ሓሉ ብሩከይ፡ ብዝሓይ ወገናትና ኣስማቶም ምስ ስዋኣት ዘይ ተጸውዑ ናባይ ኣበሉ ሓቂ ድዩ ብዝሓት ኣብ ናካራን ዘይ ምለጥ እሰቤት ኣሎ ብዝሓት ኣለዉ ኣብኡ ልዕሊ 30 ዓመት ዝገብሩ ይብሃል ሓቂ ድዩ ።

  • @helensemere3026
    @helensemere3026 5 ปีที่แล้ว +3

    እዋይ ሓወይ ብጣዕሚ ዘሕዝንዩ ንብዓተይ ምቁጽጻሩ ሲኢነ እህህህህህ

  • @regataraya8227
    @regataraya8227 5 ปีที่แล้ว +6

    Thank you J studio...never ending sad stories of young Eritrean.

  • @agawegahta1831
    @agawegahta1831 5 ปีที่แล้ว +2

    Thank u Jstudio btaemi zehzen eu nana hzbi Eritrea 🇪🇷 kefieomuna zelewu ezom hasewti usubat korakur eyom Allah yrhamek fesel hawena 😢😭😥😓

  • @fieruzselahadin5293
    @fieruzselahadin5293 5 ปีที่แล้ว +7

    😪😥Allah yrhamek Feysel hawey memhrety💔

  • @tesfaldetbocure4254
    @tesfaldetbocure4254 5 ปีที่แล้ว +6

    What a sad story?!!! I have been speechless for so many years but this one makes me sick in the stomach. I pray to God to bring an end to all the suffering to my people.

  • @TIGRINYA449
    @TIGRINYA449 5 ปีที่แล้ว +5

    I am crying josi
    Thanks josi and ur members

  • @historyeritrean8325
    @historyeritrean8325 5 ปีที่แล้ว +6

    ሓዚነልካ ነቢዐ ውን 😭😢😢😢💔

  • @ascalini7100
    @ascalini7100 5 ปีที่แล้ว +2

    Feysel arkey, mengiste semayat yewareska... amlak beyemanu yekebelka meteabitey, memahertey... I love you brother. You always be remembered 😔😔😭

    • @fuad1877
      @fuad1877 5 ปีที่แล้ว +1

      Thank for remembering my brother❤️

  • @fuad1877
    @fuad1877 5 ปีที่แล้ว +15

    I am Fouad Mahmoud Said brother of Faisal Mohammed God burn their heart Zina what they burned our heart،، الله يرحمك برحمته ويجعلك من اهل الجنه يا رب 👐♥️

    • @ayuayu9380
      @ayuayu9380 5 ปีที่แล้ว +2

      fuadey dika ke Abshir Hawey natey ni faisal hawina kea rebi ni Jena belo آمين

    • @ሰፊናስ
      @ሰፊናስ 4 ปีที่แล้ว

      Allah Yerhamo😭😭😭

  • @ዕቁበኣብርሃእንተዝነብር
    @ዕቁበኣብርሃእንተዝነብር 5 ปีที่แล้ว +10

    Like እስኪ ንጆሲ smart'''''' ብርዕካ ትሰስን ! ብዙሕ ፈተነታት ክገጥመካ'ዩ ካብዚ ርኩስ ስርዓትን ኣዳኸርቱን እምበር'ኻ ብሕልንኦም ቐደም " ብስግኦም ውን ከለዉ ምስ ዘየለዉ'ዮም ኣይትሓዘሎምን'ዩ ንቅድሚት ጥራይ

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 5 ปีที่แล้ว +7

    Keep it up josi,thank you God bless you!!

  • @habteabtadese7608
    @habteabtadese7608 5 ปีที่แล้ว +7

    ዘይ ናይ ኢዱ ዝረከበ ህዝቢ።
    ኣምላክ ኣብ ገነቱ ይቀበልካ ሓወይ

  • @maetebtesfamariam4072
    @maetebtesfamariam4072 4 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ኤርትራዊ ጌርካ አይፈጠርካኒ ። ተመስገን አምላክ ።

  • @tesfomtekle6737
    @tesfomtekle6737 5 ปีที่แล้ว +8

    Josi &your group, I really admire your contributions and is fruitful. Thank you with names of Eritrean youth.

  • @mekeret5292
    @mekeret5292 5 ปีที่แล้ว +4

    😭😭😭😭😭😭😭😭fesel hawey rebi yrhamelka 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @alsatsfay7277
    @alsatsfay7277 5 ปีที่แล้ว +6

    ንክትሰምዖ ብጣዕሚ የሕዝን እንታይ እሞ ክንገብር ጨካናት ፍጥረት ንአሕዋቶም ዝጅፍዑ ከምአቅሐ እግዚአቢሔር ይፍረዶም

  • @kukkak8125
    @kukkak8125 5 ปีที่แล้ว +2

    Jossi arkey kemakas ybzhulna dea🌾🌾.hade kabtom natey favorite ika.Amlak yhagzka.

  • @ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ
    @ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ 5 ปีที่แล้ว +1

    jstudio & zara fltet ናይ ባሓቂ ኢኹም ኑፋዓት ሰብ ንኽነቅሕን ክፈልጥን ሉዑል ታራ ትጻወቱ ኣለኹም ኣጆኹም ቀጽልዎ ቡሩኻተይ

  • @semhargebremariam9059
    @semhargebremariam9059 4 ปีที่แล้ว +1

    Anesi jossy hawey edmen ms tena yhabka egziabhar Amlak ezi teqrbelna zeleka b nbat jemire bnbat eye zwdo ahhhhhh😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😥😥😥😥😥😥😥😥😢😥😥

  • @loveyoueritrea2627
    @loveyoueritrea2627 5 ปีที่แล้ว +18

    ናይዞም ሸፋቱ ህግ ገበኖምን ረሳሕ ታሪኾምን ዘጥፍእዎ ህዝብን ገሊጽካ ኣይውዳእን ኢዩ ፍጽም!ንረሳሕ ታሪኽ ሽፍትነት ህግ ዘይፈልጥ ሰብ ብናይ ሂትለር ክግረም ክትርእዮ ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕዝን!ዲክታቶራት ናይ ዓለምና ሃገሮም ይሃንጹን ንህዝቦም ዝብላዕን ዝስተን ይቕርቡሉ ብዝኣዘዝዎ ክነብር ክኣ የፍቕድሉ ናይ ሸፋቱ ህግ ግን ሃገር ምፍራስን ህዝቢ ምጽናትን ማይ ምኽልካልን መግቢ ምጥማይን ካልእን ኢዩ ኣካይድኦም ደቕኻ ኢና እንዳበሉ ኣብ ውሽጢ ህዝቢ ተሓቢኦም ዝነብሩ ኣዛብእ ቐትሪ ብግቡእ እዚ ህዝብና ንኽፈልጦም ብእትገብሮ ጻዕሪ ጆሲ ክትምስገን ይግባኣካ።

  • @gheribibi1369
    @gheribibi1369 5 ปีที่แล้ว +7

    ልብወለድ ዝኾነ ሂወት ሒዝናስ፡ እታይ ዝኸውን ፈጠራዊ ልብወለድ ኢና ንጽሕፍን ንምህዝን!!ሓውና ጆሲ፥ከይተሓለልካ ካብ ውሽጢ ሃገርን ሳህራን፡ባሕርን ሲናይን ከተዘንትዎ ሓቀኛ ሂወት ስደትና ተስፋ እገብር።

  • @habteabteklehaimanot6140
    @habteabteklehaimanot6140 5 ปีที่แล้ว +2

    jstudio ብተቅርብዎ ሓበረታ ናይ ብሓቂ የድንቐኩም ኢየ፡ ግን ተቀባልነትኩም ንምዕቃብ ንካብ ለኣኽቲ ትረኽብዎ ሓበረታ ብሰለስተ እሙናት መሰኻኽር ዘይተረጋገጸ ኣይተመሓላልፉ።

  • @shufblahi1126
    @shufblahi1126 5 ปีที่แล้ว +14

    ብሓቂ ደቃ ኣይ ተዓደሉን ትዲሮሮም ተሕርሮም መረቖም መጽያ ባ ፎእ ትብሎም ደሕዚን ዩ ብራቮ ሞራል ዚግብኣካ ሰብ እኻ

  • @onelovehumanityfirst4072
    @onelovehumanityfirst4072 5 ปีที่แล้ว +3

    Thank u j-studio..yes, indeed this is sad story of most Eritrean..All who committed this crime, like Helter followers, they will be haunted and brought to justice..There is time for everything..It is matter of time..

  • @justlove1275
    @justlove1275 5 ปีที่แล้ว +1

    Ezgabher amlak mhretu yewrdelna hatystnsn shgrnan tewediu ybelena yehwat

  • @simonmicael7752
    @simonmicael7752 5 ปีที่แล้ว +4

    Very true but very soon no more hgdf and suporters in Eritrea josi god bless you brother

  • @ዙርፈንቅል
    @ዙርፈንቅል 5 ปีที่แล้ว +12

    ዓወት ቐሊል እዩ ቕኑዕ ነገር በቲ ቕኑዕ መገዲን ኣብቲ ቖኑዕ ግዜን ግበር። ጆሲ ጅግና

  • @ኤማዊሰገናዊ
    @ኤማዊሰገናዊ 5 ปีที่แล้ว +9

    እንቃዕ ብድሓን መጻካ ጆሲ ዓይንን እዝንን መንእሰይና

  • @fuad1877
    @fuad1877 5 ปีที่แล้ว +5

    قال الله تعالى: ﴿ وَلَا تَحْسَبَنَّ الَّذِينَ قُتِلُوا فِي سَبِيلِ اللَّهِ أَمْوَاتًا بَلْ أَحْيَاءٌ عِنْدَ رَبِّهِمْ يُرْزَقُونَ ﴾ الله يرحمك يا اخويا فيصل و الله يصبر امي❤️❤️❤️❤️❤️

    • @Sick0fTraitors
      @Sick0fTraitors 4 ปีที่แล้ว +2

      انا لله وانا اليه راجعون البقاء لله وحده
      الله يرحمه ويسكنه فسيح جناته ويلهم أهله الصبر والسلوان
      البركة فيكم

  • @zehtwdigebrekidan6372
    @zehtwdigebrekidan6372 5 ปีที่แล้ว +1

    Anbesa eit haki ketewtsao keleka kulna hiwetna hiwet eritreawi kemey neru kemau wn kemey alo baumk zbele nmhar anbesa bhaki jgna👍👍

  • @ibrahimbishele8850
    @ibrahimbishele8850 5 ปีที่แล้ว +28

    ኣንቱም ስባት ኢዚ ታርክ ኣይኮነን ክውን ፡ኢዩ ዓሕ ኤርትራ ኢዚ ኮይኑ ጻማክ

    • @elsajefter5596
      @elsajefter5596 5 ปีที่แล้ว +4

      ይገርም ዩ እዚ ኮይኑ ኤርትራዊ ጻሙኡ

    • @hagerdawit8707
      @hagerdawit8707 5 ปีที่แล้ว +2

      @@elsajefter5596 enatai emo kingebir!! Himakat hizbi rekibom Higdef!! Mealtom yisebeyu bael wedi Kebede

    • @ilikegoodpeople651
      @ilikegoodpeople651 5 ปีที่แล้ว

      😢😢😢 tesfa aytkurex hawey gna alo xamana treay nbeges kulu ab edna eyu tsfa dey mkurax tray deki Eritrea 💪🏿💪🏿💪🏿

    • @awetrussom4038
      @awetrussom4038 5 ปีที่แล้ว

      @@hagerdawit8707 777ùuuuuuuuuuuuuuuuiiiiiiììììììììiì

  • @ቃንዛዊቃንዛዊ
    @ቃንዛዊቃንዛዊ 5 ปีที่แล้ว +4

    ኣሕ ጓሂ ልበይ ደረት ሰኢነሉ እዋይ ሓወይ። ኣደይ ሓላለይ ክልተ ወጸዓ ተወጺዕኪ ኣንታ ወላዲት እናበብዐት ዶ ይጭከን ዩ መዓልቶም ቀሪባ ኣያ እዞም ነዚ ኩሉ መከራ ዘቃለዑና ዘለዉ ኣረሜናት ፍጥራት

  • @ermiasnagash88
    @ermiasnagash88 5 ปีที่แล้ว +2

    Very sad story. This story is what Young Eritreans are passing through at this moment.

  • @fadumedia5571
    @fadumedia5571 5 ปีที่แล้ว +2

    ንሓዘን ዝተፈርደ ህዝቢ ዘይጻምኡ ዝረከበ ህዝቢ።

  • @trwitrwiezieriteraaykonano1079
    @trwitrwiezieriteraaykonano1079 5 ปีที่แล้ว +14

    ጆሲ ሓወይ ታንክስ ካብ ወቱሩ ተኻታታላይ መደብካ ገብሪሂወት በርትዕ ኣጆኻ

  • @simontsige7361
    @simontsige7361 5 ปีที่แล้ว +44

    ኤህ ደገፍቲ ።መስጣ ፈስልን ኣዲኡን ይብጽሓኩም።

  • @andomtsegai9579
    @andomtsegai9579 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣንቱም ሰባት ማዓስ ዩ ዝስቃይ ኣብቂዑ ኡፍ ኢልና ሰላም ነስተማቀረሉ

  • @dqup6143
    @dqup6143 5 ปีที่แล้ว +6

    You are the best J STUDIO

  • @robelfunny3223
    @robelfunny3223 5 ปีที่แล้ว +1

    Amlaki mhretu yewrdelna kulu mekerana yakl ybelena

  • @mekonenmehari3173
    @mekonenmehari3173 5 ปีที่แล้ว +2

    Thank you josi for your great information.

  • @HiwetErikitchen
    @HiwetErikitchen 5 ปีที่แล้ว +19

    ዋይ ዋይ ኡኡይይይይይ ከምዚ ናትናስ ኣሎ ዶ ?ገረብ ብሓኽላ

    • @hagerdawit8707
      @hagerdawit8707 5 ปีที่แล้ว

      Yelen!!!! emo kea natna zibelnayom yehwatna! Ezom seteiti dem!!!

  • @fasikafasika1729
    @fasikafasika1729 5 ปีที่แล้ว +4

    ውይ ጉድ በለት ጋጉድ ክንደይ ታሪኽ ኢዩ ዘሎ ንኹሉ ግን ግዜ ኣለዎ
    ከከም ኢዱ ዝፍደየሉ። ኣብዚኣ ግን ፍናን ሓውና ክእርመካ
    ኣብ ኣርእስቲ ብፈጣሪ ዝተወጽዓ ኢልካ ኣርእስቲ ሂብካዮ ኣሎኻ
    ተወሳኺ ውን ብስውንኪ ፈጣሪ ውሉድ ዝሰኣና ክትብል ሰሚዓካ
    ኣብዚ ግን ምእራም የድሊ ኣሎ ። ፈጣሪ እግዚኣብሄር ርሕሩሕን መሓርን እምበር
    ዝውጽዕ ኣምላኽ ኣይኮነን ። እኳ ዲኣ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ጠበቓ መበለታትን ኣቦ ዘኽታማትን ከምዝኾነ ኢዩ
    ዝነግረና ብርግጽ ውን ከምኡ ኢዩ ስሙ ።ሓደ ብዘይፍላት ኣንጻር ኣምላኽን ባህርይን ኢና ንዛረብን ንጽሕፍን
    ኣብዚ ከምዚ ማስመድያ ኮነ ኣብ ዕላልና ክንጥንቐቕ ኢዩ ዘሎና
    ካብ ፈጣሪ ዝተወጽዓ ኢልካ ኣርእስቲ እታ መኻን ኣደ ኢልካ ኣርእስቲ እንንተህባ ምኣከለ
    ዝውጽዕ ዲኣ ሰብ ወዲ 9 ወርሒ ኢዩ እምበር እግዚኣብሄር ዲኣ ርህሩህ ኣምላክ
    ኢዩ ብርግጽ ውልድ ዝህብ እግዚኣብሄር ኢዩ ። ንምንታይ ዘይሃበ ኢልና ኪኣ ኣይንሓቶን ወይ ኪኣ
    ኣይንኸሶን ኑ ዓቢ ኣምላክን ዘይተመርማርን ኢዩ። ኣብ ስርሑ ኣቲና ከምዚ ግበር ከምቲ ኣይትግበር ኣይበሃልን ኢዩ
    ስለቲ ትእሪኻ ከምዚ ገይርካ ምዝንታውካ የቐንየለና ። ጽቡቕ ኣዘናትዋ ውን ኣሎካ ።
    ህይወት ኢኻ ትሰኹዓሉ። ንድሕር ሕጂ ግን ኣብ ኣርእስት ምሓብ ኣብ ኣዘራርባናን ምጥንቓቕ ከድልየና
    ኢዩ ብፍላይ ምስ ናይ እግዚኣብሄር ነገር ዝለዓል።ወድሓንኩም።

  • @senayyohannes9190
    @senayyohannes9190 5 ปีที่แล้ว +15

    Fyseley metabiti mewaltey Amlak Mengste semay yewareska. 💔💔💔

    • @lion78adu63
      @lion78adu63 5 ปีที่แล้ว

      Ezi abti bet tmhrti kahito dyu gezawtu????

    • @lion78adu63
      @lion78adu63 5 ปีที่แล้ว +1

      Fuad shimu hawu ke abey alo

    • @ayuayu9380
      @ayuayu9380 5 ปีที่แล้ว +1

      Ewe fit kuhayto yu gez o

    • @fuad1877
      @fuad1877 5 ปีที่แล้ว +1

      Thank for remembering my brother ❤️

  • @merryzerai9399
    @merryzerai9399 5 ปีที่แล้ว +2

    God bless you more and more josi hawey ajoka be strong...

  • @chakurmedia
    @chakurmedia 5 ปีที่แล้ว +34

    Josi kiberelna nberlelna bteqrbo kulu eugubat ena nezom neus weldo nmflat etgebro zeleka kikhseka eyu ezi neus weledo ajoka eti like comments share nabana gdefo

  • @mzomzo7869
    @mzomzo7869 5 ปีที่แล้ว +3

    እንታይ እሞ ክብለካ እየ ጆሲ ኣንታ ጅግና ድምጺ ዉጽእ ህዝቢ ቀጽሎ ሓወይ ናተይ ቀሪብና ኢና የሕዋት ኣጆኹም ኣጆና እዚ ፉንፉን ህግደፍ ሙዉዳቁ እዩ 2019/20,
    Be united all Eritreans today is the day to be united time be narrowed our difference please please please.........

  • @er2531
    @er2531 5 ปีที่แล้ว +4

    ጆሲ ጅግና ወድ ህዝቢ

  • @Peace-zf1br
    @Peace-zf1br 5 ปีที่แล้ว +2

    Ahhhhhhh fesil rest in peace
    Hgdf dea tay gedflna hezbi Eritrea abrsena .atfina. askina yenber alo
    Tefat ne Hgdf
    Awet nehzbi Eritrea and delye fethe
    Like seka gechawna delyti fethe

  • @wedihzbi6346
    @wedihzbi6346 5 ปีที่แล้ว +5

    Wellcome J studio bahaki nezi zanta knseme mara eina nxbeyekum ajokum kexlwo

  • @titiafri1582
    @titiafri1582 5 ปีที่แล้ว +5

    ብ ትክክል ሓቂ ታሪክ ኣደይ ሲዒዲ ናይ ፈይሰል፥ ድህሪ ኮርመናዕ ከመርዕዎ ኢለን ኩሉ ኣዳኔላሉ ፥ ነገር ግርምቢጥ ኮይኑ ፥ንሰን መርዓ ይዳለዋ ፥ ሞት ኮይኑ ምጺወን፥ ህግድፍ ጹብቅ ዘፈትው እንትርፎ ሕማቅ ፥ፈይሰል ካብ ዚከይደ ሓንቲ ምርዓልቲ ካብ ኣፈን ከየእረፋ ፥እዚ ወደይ ቢ ሂወይት ዶ ኣሎ እንዳበላ መጨረሽታኡ እዚ ኮይኑ፥ከም ኩሉ ወላዲት ብ ሞት ተረደኣ፥

  • @wedinegedenegede9813
    @wedinegedenegede9813 5 ปีที่แล้ว +5

    Fuluy eka josi adnikeka bro edme yhabka fetari bro

  • @arounadembele303
    @arounadembele303 5 ปีที่แล้ว +5

    Ata deytxhufuna ne lomi qedmay kem Josi yeweldkum like
    Habuni.

  • @sulemanmohammed5159
    @sulemanmohammed5159 5 ปีที่แล้ว

    Btami zehzin nata guday, gin kisab maas Kemzi eilna ahhh enda belna kinebir. Eti fitah kab menesey eyu emo bejakum habirna shigrna niftah. Josi sebay G.B.YOU & keep it!!!

  • @ሰልዒቡሬ
    @ሰልዒቡሬ 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣሕ እዋይ ህዝበይ

  • @user-bo1kw8vw1c
    @user-bo1kw8vw1c 5 ปีที่แล้ว +20

    ጆሲ ብዛዕባ ታሪኽ ሂወቱን ኣመዋታትኡን ናይ ቀዳማይ ሚንስተር ዓሊሰይድ ዓብደላ ኣብ ዝጠዓመካ ዘርግሓልና

    • @amaniunknown1965
      @amaniunknown1965 4 ปีที่แล้ว

      😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @meharikahsu2923
    @meharikahsu2923 5 ปีที่แล้ว +4

    Ahhhh hiwetena baqa kemzi kyenu damiena satekum mexegab Abekmena 😭😭😭,Wellcome Josie hawena ajoka kxelo

  • @asterpeniel4487
    @asterpeniel4487 5 ปีที่แล้ว +1

    Ahh entay aynet guzan zemen u ndeqi sewat aygdshom ndeqi zegtamat aygdshom ndeqi mekanat aygdshom netom menti Eritrean hzban ztegadeli jeganu aygdshom helina albo zkonu rgumat keysitat egzabhar amlak kabza hager kabsurom xerearigu kbunqusom bhabar bhadenet teqalisna mtfae teray u zewaxe ember hizbna bebhadea axntom wediomm egzabhar amlak Eritrean huzban ybark amen nmama sidit mxnnae nfaysil weden mengustea semayat yewarso entay kemnbel hujisi aqlna xebibuna amlak semayn mdern yakel belena nezi kulu sheger mekeran xebeban abatu yqerebelelna teareqena yakel belena amen amen amen

  • @Akamilat
    @Akamilat 4 ปีที่แล้ว +1

    I can’t stop crying 😢😥😥😥😥😥

  • @Ismael3780
    @Ismael3780 5 ปีที่แล้ว +31

    Allah yar hamu meniseyat bikabzi iyom ab ayni waledi om inda temen telu iziya hasawet udunya gedefom yukodo alowo Ahwaza himak gize

  • @asmaraakireya8063
    @asmaraakireya8063 5 ปีที่แล้ว +3

    J- studio Nay Abrham Tawalda Amxalina masrati Hizbawe Hailtat ab Ala ab maxi Enshallah koyes

  • @habtualazar9506
    @habtualazar9506 5 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ወዲ አረይ

  • @wedifre4842
    @wedifre4842 5 ปีที่แล้ว +1

    ጆ ሲ ብጣሚ ብልጽ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ያሃበካ ገለ ዓይነት ዓስብካ ክትረክብ እካ ኣጀካ ጥራይ ።

  • @ኩሉብተስፋንብዓቅሊእዩ
    @ኩሉብተስፋንብዓቅሊእዩ 5 ปีที่แล้ว +2

    ታንክስ ጀሲ ሓወይ እዚ ኩሉ ተቅርቦ ዘለካ ሓቂ ከመስግነካ ይደሊ
    ናይ ዓዲ ኻላ ክሰግሩ ዝቀተልዎም እባ ገለ በለና

  • @imissyoumom238
    @imissyoumom238 5 ปีที่แล้ว +3

    😭😭😭😭 ዓኽኽኽኽ እግዛቢሄር ፍርድኻባ ሃብ

  • @henosmeles5059
    @henosmeles5059 5 ปีที่แล้ว +4

    Ezy wean Kehalef eyu hemaq tarik hegdef gean nezelialem zersah aykonen maialtekum texiebeyou teray 😢😢😢😢 kewageh eyu Josi Bravo nefuh qesilo anbesa aqaliayiom teray neziom qorbet begieh zetekedenu tekalalu hegdef .mengeste semay yewarsio akkk Mara hazine way hawey 😢😢😢

  • @Chakur2023
    @Chakur2023 3 ปีที่แล้ว

    I broke my heart,,keep it up j studio

  • @yordanosweldeab9862
    @yordanosweldeab9862 4 ปีที่แล้ว +1

    Rest in peace hawey natey

  • @berakidne625
    @berakidne625 5 ปีที่แล้ว +7

    ኣሕ ኢድ ኩም ኣይትስኣኑ ሰብ ጸሊም ታሪኽ ህግደፍ! !!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!

  • @hagoskefali2534
    @hagoskefali2534 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርም

  • @hanunsa8199
    @hanunsa8199 5 ปีที่แล้ว +2

    Ewayyyy feysel hawey tarka zingerelu maliti metsyu thank u Josi hawyyyy meglets eye zisenelka gezabnda bi gezabanda ena hazina 😭😭😭

  • @Akberet1994
    @Akberet1994 4 ปีที่แล้ว +1

    Egzabher shegerkum tewedu ybelena zhzen fetsame eyu 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😥😥😥😥😥😥.

  • @ghebremedhinzerai8053
    @ghebremedhinzerai8053 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣየ ጀይ ስቱድዮ እዛ ናየስተንትኖ ድምጺ ክሰምዕ ከሎኹን ጎደናታት ኣስመራን እናረኣኹ ንብዓት ይስዕረኒ ኣየ ኣስመራ ከምዚላ ጭውጭው ኢላ ወዮ ቐደም ብግዜ ደርግውን አይጸመወትን ምጭውቲ ከተማና

  • @ok-bi3gj
    @ok-bi3gj 5 ปีที่แล้ว +1

    ሐሰቢየላህ ዋ ኒዕመል ወኪል ሐሰቢየላህ ዋ ኒዕመል ወኪል ረቢ ያሐሰብኩም ናይ ኢደኩም አይትሰአኑ ህግደፉ ፈይሰል ሐወይ ረቢ የርሐመልካ ባሕሪ ጀና ዩኩን ሰፉራካ ዩማ ካአ ረቢ ኢማንን ሰብርን ያሃብኪ

  • @awetgebre7366
    @awetgebre7366 5 ปีที่แล้ว +8

    ጆሲተይ እንቃዕ ብዳሓን መጻእኻ፡ እስከ ጀምዓ ንጆሲ ብሓንቀውታ ኽጽበዩ ዝቀነየ ላይክ ጸቂጥኩም ሸፈፈፍ በሉ ቡሩኽ ቅነ።

    • @ተስፋ-በ6ሐ
      @ተስፋ-በ6ሐ 5 ปีที่แล้ว +1

      ወይ ንስኺ ሓንቲ ላይክ ዘይኮነ መቅጸሪ ዘይብሉ ላይካት ምሃብኩዎ፡ ነዚ ሰሚዑ ላይክ ዘይህብ የለን፡ ቅሰኒ፡ ምኽንያቱ ሓንጎልና ተንኪፍዎ እዩ ጆሲ ገለን ዝበኸየን ገለን ንብዓት ጸረር ዘበለን፡ ገለን ንብዓት ዝቆጸረን እዩ፡ ታሪኽ ዘስደምም ዋይ ኣነ፡
      ሓቢርና ግዳ ብሓደ መዓልትን ሳዓትን ጾሎት ንግበር።

  • @makhulu2013
    @makhulu2013 5 ปีที่แล้ว +1

    ምስ ሓቂ ደው ዝበለ ከቢሩ ይነብር ኢዚ ኩሉ ክእለር ሒዝካ ምስ ኢንዳ ፓፓጋሎ ተመዝግብካ ምንባርካ ከይገረመኒ ኣይተረፈን ሳላ ናብ ህዝቢካ ዘተመለስካ ከቢርካ we love you Jossy Go head

  • @helen99084
    @helen99084 5 ปีที่แล้ว +4

    Uffff Eritrea be Yedug eya temrah zela. Wey hawey mengeste semayat yewreska. Ne mama sedi dema fetari keletu yehaben. 💔

  • @nahomek3889
    @nahomek3889 5 ปีที่แล้ว +2

    ኦኦኦ ኩሉ እኮ ዝሕዝን ታርኽ እንተኮነ ግን ከአ ክትፈልጦኦ ኣገዳስ ዩ ጆሲ nic job
    ኣጆካ ናይና ኣጆካ ናይና
    እንበር ህግደፍ ሲ ካልእ ክሰርሑ ዮም

  • @hussenmohammed2286
    @hussenmohammed2286 5 ปีที่แล้ว +3

    Selam neaka hawi Josi edmen tenan yhabka kemu dma kberlna nberelana

  • @sebtelam2826
    @sebtelam2826 5 ปีที่แล้ว +5

    ኣሕ ኣሕ ዘሕዝን ፡ዘብኪ ዛንታ ፈይሰል ካብ ብዙሓት ግዳያት ሓደ ኣሕ አንዲዒ ።
    ወ፡ከበደ ፡ሚኪኤለ ፡ምስ ኮራኩሮም ኣበይ ጉድጓድ ከኣትዉ አዮም አንዲዒ ፡አዞም በላዕቲ ጉቦ፡ምስ ሃፍታማት ሰልዲ ይህልዎም ዝብልዎም ከኣ ፉሉይ አዩ ኣጠማምተኦም በቃ ሰልዲ ምውሳድ፡ምህጋር ኣሕ ።
    ናይቶም ዘርዱኡ አሞ ኣመሎም አዩ ኣብ አስርበት፡ታዕሊም ዝመቱ ብግፍዒ ከምዚኣ ገሮም አዮም ዝነግሩ አቶም ናይ አዝኒ፡ከዛባት ።
    ንሃውና ፈይሰል መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ።ኣበ ኤርትራ ዘይተነግረ አምበር ዘይተገብረ የለን ።ክወግሕ አዩ ።ህዝቢ ኣከር አዩ በጺሕዎ ደሎ ኣከር ከኣ ፈንፊንዎም አዩ ዘሎ ነዞም በላዕቲ ሰብ ፡ናይ ኢዶም ዝረክቡላ ሓንቲ መኣልቲ ኣላ።

  • @medawedixlma1504
    @medawedixlma1504 5 ปีที่แล้ว +13

    ጆሲ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ብምቅጻል ኣብዛ እዋን እዚኣ ናይ ብሓቒ ለውጢ ክመጽእ እዪ ግን please please በጃኻ ምስ (ኣሰና) እንተትዛራረብ ብጣዕሚ ብሉጽ ምኾነ ኔሩ
    በጃኻ ተገዲስካ (ኮመንቲ) ኣንብቦ 95%ኣብ ኣሰና ዘርግሓዮ ዝብል ኢዩ
    ምናልባት ብስሚዒት ንጽሕፈልካ ንህሉ ንከውን ኢና ግን please please ኣነ ምስ ኣሰና ተሓባቢርካ ቅልጡፍ ዝኾነ ለውጢ ክመጽእ ይክእል'ዩ ዝብል ግምት ኣለኒ

  • @asmaratsaeda5538
    @asmaratsaeda5538 4 ปีที่แล้ว +2

    Offf...llebey😭😭😭😭 merir hazen kendey qanza gebrley Egzabher aboy mehretka awrdelna 🙏🙏🙏

  • @habtomweldegebriel
    @habtomweldegebriel 5 ปีที่แล้ว +1

    Jossi brother thank you very much

  • @Kflemaryam
    @Kflemaryam 5 ปีที่แล้ว +7

    ሰላም ክቡር ሓው። ክሉ እትገብሮ ሰናይ እዩ። ግን ኣብዛ ናይ ፈጣሪ ግን ኣርማ። እታ ብፈጣሪ ዝተወጸዐት ኢልካያ ዘለካ ፈጣሪ ኣይውጽዕን እዩ። ናብኡ ንክትምለስ ግን ብዙሕ መንገዲ ይጥቀም እዩ። እግዚአብሔር ንዘፍቅሮ ይቀጽዖ ምእንቲ ካብ ጌግኡ ክምለስ ማለት እዩ። እዚ ሓፍትና ግን ምናልባት ናይህታ ውላድ ብምስኣን መእተዊ መንግስተ ሰማይ ይከውን። ወጺዕዋ ግን ኣይብሃልን። እንተ ብመንግስቲ ወጽዓ ግን ንርእዮ ኣሎና።

  • @bereketweldu1640
    @bereketweldu1640 5 ปีที่แล้ว +2

    JOSIY HAWEY kabziom Hasadat Hgdfe Eziy kelel u Amlake nay edom kehbom u