ቡና ብዓይኒ ቤተክርቲያን ታይ ይመስል? | ቡና ምስታይ ሓጥያት ድዩ ኣይኮነን? | ብመ/ር ዲ/ን ክብሮም ካሳ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ก.พ. 2025
  • #eritrea_orthodox_tewahdo #eritrean_music #teahdo_mezmur #addis_ababa #amharic_mezmur #ethiopian_news #ethiopian_orthodox #ethiopian_orthodox_church #ethiopian_orthodox_mezmur_mariam #ethiopian_orthodox_mezmur_new #eritrean​_movie #ethiopian​_music #eritrean​_music #ebs​ #eritrean_film_2023 #mezmur​_orthodox_ethiopian #eritrean_comedy #mezmur​_orthodox_eritrea #gaming #tigray _music #tigray​_interview #new​_eritrean_interview #tigrigna_interview #funny​_ethiopian _interview #Ethiopian #interview​_show #reality​_show_today #new​_reality_show #reality​ show_today #new​_reality_show #interview​_eritrean_artist #trendingshows #eritrean​_talk_show #Unique​_Show #dawit_eyob

ความคิดเห็น • 153

  • @ማኣዛ
    @ማኣዛ 3 หลายเดือนก่อน +22

    🙋‍♀️ሰላም ነዚ ቤት እንዃዕ ሰላም መፀካ መምህር ዲያቆን ክብሮም“🍀ፀጉኡን በረከቱን የብዝሐልካ ዕንቊ ቤተክርስቲያን ብሓቂ ጡዑም ትምህርቲ ኩሉ ብመጠን ክኾን ኒአዎ።✍️ቡና ሓጥያት የኾነይ ወልፊ (ሱስ)እዩ ሕማቅ ዙ ካልኣይ ሳልሳይ ገለ ናበልካ ምስታይ ካብኡ ለ ቡና ክሰትዩ ከለዉስ ዕግርግር የተብለኒ ገለ ይብሉ ዙ ከምዝታት ርቱዑ የኾነን😊
    ሃየ እስቲ ነባራታትዐዮም 50k🧐🎉

    • @የኣባሰላማልጅነኝ
      @የኣባሰላማልጅነኝ 3 หลายเดือนก่อน +3

      አሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ክብርቲ ሓፍትና እና ብና ኣብ ድርሳነ ጽዮን እና ጉደሊ ኣባ ሰላማ ከሳቶ ብርሃን ከም ዝሰማዕክዎ ኣይስተን እዩ ???

    • @BdMs-ci3dp
      @BdMs-ci3dp 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@የኣባሰላማልጅነኝአብ ድርሳን ከይኮነ መፅሓፍ ቅዱስ አሕና ንምራሕ ብመፅሓፍ ቅዱስ እዩ እቲ ድርሳን መን ፂሕፉዎ ምዓዝ ናይ ቤተ ክርስትን ህጊ ድዩ ናይተ ፅሓፊ ሓሳብ እዩ?

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq 3 หลายเดือนก่อน +5

    _እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ስላምካ ይብዛሕ እንኳዕ ብስላም መፃእካ መምህረይ😊ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡን በረከቱን ይብዝሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ ክቡር መምህርና♥️_
    1 Corinthians 10 ትግ - 1ይ ቆረንቶስ
    23: ኲሉ ተፈቒዱለይ፡ ኲሉ ግና ኣይጠቅምን እዩ፡ ኲሉ ተፈቒዱለይ፡ ኲሉ ግና ኣይሃንጽን እዩ።

  • @Gsgvs-e5h
    @Gsgvs-e5h 5 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃል ህወት የስምዐልና መምህርና ፀጉኡ የብዘሐልክም🙏🙏🌿🌿🌿🌿

  • @MahletTadele-g6y
    @MahletTadele-g6y 10 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና መምህር ናተምሃርና ኢና ቀፅልሉ❤❤❤

  • @AmanuelAmanuelalem
    @AmanuelAmanuelalem 3 หลายเดือนก่อน +2

    አረ ኣገላልፃ ዝገርም መምህር 💚❤️💚💒💒🙏🙏🙏ቃለ ህይወት የስመዓልና ናይ አገልግሎት ዘመንኻ ይባርኸልካ 🎉🎉🌿🌿🌿🕯🕯🕯🕯✝️✝️✝️🌻🌻🌻🌻🌻🙏🙏🙏

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 3 หลายเดือนก่อน +2

    ክቡር ሓወይ እግዝአባሄር ይባርኸልና ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስምዓልና ፀግኡ የብዝሐልካ አሜን ✝️💟🙏✝️💟🙏

  • @Muler_Tigraweti
    @Muler_Tigraweti 3 หลายเดือนก่อน +2

    *_🙋‍♀️መምህረይ ብሃቀውታ ዝፅበዮ ትምህርቶም ቃለ ህይወት የስመዐና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🎉❤💐_*

  • @ndgsr2892
    @ndgsr2892 3 หลายเดือนก่อน +1

    *አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና አምላክ ፀግኡ በረከቱ የብዝሐልኩም ሎሚ ናይ ኩሉ ግዜ ሕቶይ ተመሊሱለይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉*

  • @አምላከይ
    @አምላከይ 3 หลายเดือนก่อน +3

    ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልክ ኩቡር መምህርና

  • @ጓልማርያምዲቦልጅኣጽቢወን
    @ጓልማርያምዲቦልጅኣጽቢወን 3 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዕና ጸጉኡ የብዘሐልኩም

  • @haragozana3340
    @haragozana3340 3 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዓልና ክቡር መምህርና ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ትምህርት እየ ብዛዕባ ናይ ባዓል ዝምልከት እውን ሐዝኩምልና እንተ ተቅሩቡልና ምሰአ ድማ ብዛዕባ ሰጋ ናይ ሙሰልም ዝሐረዶ ምብላዕ ዝብል ኮይኑ በተለይ አብ ሰደት ዘለና ቡዙሕ ሰብ እዮ ዝዘልፈና አብ ዓዲና ሰለ ዘይብላዕ አብ ካልኦት ኦርቶዶክሰ በዓል ግብፅ አርምያ ሶርያ ካለኦትን ከማና አይኮኑን መብርህ እንተ ተብና ፅቡቅ ነይሩ

  • @samerhaa7965
    @samerhaa7965 3 หลายเดือนก่อน

    ቃል ሂወት የስመዐልና መምህር ናተምሃርና ኢና ቀፅልሉ❤🎉

  • @maha98aalqahtani3
    @maha98aalqahtani3 3 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ቃል ህወት የስምዐልና ፀጉኡ የብዛሐልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ
    @ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ 3 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ይመስገን ክብር መምህርና እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን ይብዘሐልኩም ናይ አግልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወና እግዚአብሔር አምላክ ደስ ዝብል ትምህርት ሰማዕቲ ዘይኮናስ ኣተግበርቲ ይግበረና ❤

  • @SHEWITጓልትግራይ
    @SHEWITጓልትግራይ 3 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመልና ክብር መምህርና❤❤🙏🙏🙏

  • @ልእልቲ-ዘተዋህዶ
    @ልእልቲ-ዘተዋህዶ 3 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህወት የስመዐና ክብር መምህር እግዚአብሔር ዓስቢ መማህራን ይክፈልኩም ሕቶ ብምንታይ እኩም ትቅበሉ ክሓትት ደለ ነረ

  • @عارفعارف-ق8ه
    @عارفعارف-ق8ه 2 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን🎉🎉🎉🎉🎉አሜን አሜን

  • @سلامهسلامه-ه1د
    @سلامهسلامه-ه1د 3 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር መምህርና ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ሕቶ ነይሩኒ ብከመይ ክሓትት ይክአል💕💕🙏

  • @انا-ع3غ9ج
    @انا-ع3غ9ج 3 หลายเดือนก่อน +5

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር ዲ/ን መምህርና❤👏

  • @ggt620
    @ggt620 2 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር አምላኽ ቃለ ህይወት የስመዓልና🙏

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንቃዕ ሰላም መፃኩም ክቡር መምህርና ♥️
    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓና ፀግኡ የብዘሓልኩም 🙏♥️

  • @alialii8730
    @alialii8730 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን(3) ቃለ ሂወት የስመዐና ✝️⛪️🙏

  • @ዩትቡር
    @ዩትቡር 3 หลายเดือนก่อน

    ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኻ ጹቡቅ ኣገላልጻ ኽብር መምህርና

  • @MustWith-w1u
    @MustWith-w1u 3 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ስላምካ ይብዛሕ እንኳዕ ብስላም መፃእካ መምህረይብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡን በረከቱን ይብዝሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ ክቡር መምህርና❤❤❤❤♥️❤❤

  • @ጸጉሽጓልኣቡነኣረጋዊ
    @ጸጉሽጓልኣቡነኣረጋዊ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤❤

  • @Selam-youTube3y
    @Selam-youTube3y 3 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ብጣዕሚ ዐስዝብል ትምህርቲ👏😍

  • @gebrehagos7981
    @gebrehagos7981 3 หลายเดือนก่อน +1

    Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen ❤❤❤

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh 3 หลายเดือนก่อน +1

    ቃል ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ ያብዘሐልኹም👏👏❤️❤️

  • @ፍቅሪማርያመይሲአለዎሓለፋ
    @ፍቅሪማርያመይሲአለዎሓለፋ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ብሓቂ ክቡር መምህርና ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም❤

  • @GantaNegse
    @GantaNegse 3 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ህይወት ቃለ በረከት ይስመዐልና ፀጋ የብዚሐልኹም ክቡር መምህርና ደስ ብኃሊ እዩ። ኹሉ በመጠን ክንገብሮ ቹሩ መድኃኔ ዓለም ይሓግዘና።

  • @مريم-غ1م4ظ
    @مريم-غ1م4ظ 3 หลายเดือนก่อน

    ብሓቃ ቃለ ህይወት ቃለ በረኸት የስምዐና ክቡር መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ ❤️💚🙏ንኣና እውን ዝሰማዕናዮ ዝተምሃርናዮ ቅድስ ቃሉ ኣብ ፅላተ ልቦናና የሕድረልና እግዚአብሔር ሰማዕቲ ጥራይ ከይኮንናስ ኣብ ተግባር ንምውዓል ኣምላክ ይሓግዘና ❤

  • @Tesfa177
    @Tesfa177 3 หลายเดือนก่อน +2

    ብራቮ ዝሓወይ እግዝኣብሄር ይባርኽካ 💙💙

  • @shewithaylemaryam-b8q
    @shewithaylemaryam-b8q 3 หลายเดือนก่อน

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና 🥰🥰💙

  • @betegaltigray1989
    @betegaltigray1989 3 หลายเดือนก่อน

    ፀግኡ የብዘሐልካ ፈጣሪ ኣምላክ❤❤❤

  • @beentbeent
    @beentbeent 2 หลายเดือนก่อน

    ቃል ህወት የስመዐና ❤❤❤🎉🎉

  • @midomi7537
    @midomi7537 3 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ዲ /ን መምህና❤🙏

  • @ሁሉምለበጎነዉ-ሰ1ቐ
    @ሁሉምለበጎነዉ-ሰ1ቐ 4 วันที่ผ่านมา

    ቡና ምስታይ ሓጥያት እዩ ታኣምረ ፅዮን ዜና ስላሴ ናይ ሰንበት ገድለ ኣቡነ ዘርኣ ብሩክ ገድለ ኣቡነ ሰላም ኣሎ እግዚአብሔር ልቦና ይሃበና እምበር 😢😢😢

  • @ሜር
    @ሜር 3 หลายเดือนก่อน +1

    ቃል ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ ያስመልኹም መምህርየ ብጣዕም ደስስ ድብል ትምህርት 👏

  • @gje3168
    @gje3168 3 หลายเดือนก่อน +1

    ቃል ህይወት ይስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ

  • @mebrhitfutsum7997
    @mebrhitfutsum7997 3 หลายเดือนก่อน

    ጠቃል ህይወት የስመዐና ፅቡቅ ኣጋላልፀ እዩ የቀንየና ድያቆነይ❤❤

  • @temesagenamalaka4511
    @temesagenamalaka4511 3 หลายเดือนก่อน

    ቃል ህይወት ያሰማልን መምህራችን❤

  • @ጓልማርያምዲቦልጅኣጽቢወን
    @ጓልማርያምዲቦልጅኣጽቢወን 3 หลายเดือนก่อน

    ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዕና ጸጉኡ የብዘሐልኩም ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ ቅዱስ እግዚኣብሔር ቦኡነት ሳኣን ቃል አምላክ ምስማዕ ሰብ ሓጥያት የኣቱሎ ምስትውዓል ይዓድለና ❤ኣበይት ይቅር ይበለለና 😢

  • @werkneshygzaw
    @werkneshygzaw 3 หลายเดือนก่อน

    ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት ይስመዐልና🙏🙏🙏

  • @ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ
    @ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ 3 หลายเดือนก่อน

    ኩሉ ተፈቂድለይ እዩ ግን ኩሉ አይጥቀመንን ቃል በረኸት የሰመዐልና ኩቡራት መምህርና❤🎉❤

  • @BdMs-ci3dp
    @BdMs-ci3dp 3 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ህይወት የስምዐልና መምህር አነ ውን ከምኡ እየ ዝብል ካብ መፅሓፍ አምፃ እየ ዝብል

  • @saa4252
    @saa4252 3 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ህይወት የስመዐና❤❤❤🎉🎉🎉

  • @JonNati
    @JonNati 3 หลายเดือนก่อน

    ንዝሃብኩምና ትምህርቲ ቃለ ህይወት የስምዐልና ስለ ቡና ሓፈሻዊ ክንወስዶ ዝግባእ ቡና ዝኸልከለ የለን ብዝብል ንስማዕማዕ ፡፡
    ብትንሳኤ ዘጉባኤ ዝተሓተሙ ግድፈት የብሎምን ዝብል ኝ ትኽክል ኣይኮነን ብቲ ማተምያ ዝሓለፉ ብዙሓት ናይቤተ ክርስቲያን መገልገልቲ ብዙሓት መጻሓቲቱ ብዙሕ ስሕተት ዘለዎም ስለዘለዉ ኢየ ስለዚይ ብሓፈሻ ናይ ቤተክርስቲያና ኣብ ኣገልግሎት ዝው ዕሉ መጻሕፍቲ ብዚ ማተምያ ዝተሓተሙ ክፍተሹ ዝግብ ኣኦም ብዙሓት ኢዮም

  • @sannayisan7439
    @sannayisan7439 3 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ህይወት የሥመዐልና ጸጉኡ የብዝሕ👏

  • @galmhrey
    @galmhrey 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና ፀግኡ የብዘሐልኩም ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ ✝️❤️

    • @አምላከይ
      @አምላከይ 3 หลายเดือนก่อน

      አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና❤

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 3 หลายเดือนก่อน +1

    Kale. Hiwet. yesmalena. Memhar. ✝️🙏🙏🙏🌿❤️🌿

  • @መርሂዋትጓልተዋህዶ
    @መርሂዋትጓልተዋህዶ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና✝️💙🙏

  • @መዝሙረይእኪድንግልማርያም
    @መዝሙረይእኪድንግልማርያም 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና

  • @Mili-T-q7u
    @Mili-T-q7u 3 หลายเดือนก่อน

    ቃል ህይወት የስመዓልና🥰

  • @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
    @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 3 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓው ❤🙏❤

  • @brktitekle801
    @brktitekle801 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ድያቆን ሓወይ❤

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013 3 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kbur Memhrna ❤❤❤❤

  • @akutesfay8916
    @akutesfay8916 3 หลายเดือนก่อน

    Temsgan amlak kal hiwet yesmalina kibur hway tegaeun berktin yebzah 🤲🤲🤲

  • @YohanaKahsay-il7mx
    @YohanaKahsay-il7mx 3 หลายเดือนก่อน +1

    Kale hiwet yesmealna memhrey🙏🙏🥰

  • @nebunebu262
    @nebunebu262 3 หลายเดือนก่อน

    ማይ ለይጠዓመ ዘረባ ካብ በተኽርድትያን ወፃኢ ኸ መፅሓፍ ይህም ድዩ

  • @TeklehaymanotKiros-x3p
    @TeklehaymanotKiros-x3p 3 หลายเดือนก่อน +1

    በአማን ቃለ ሕይወት ያሰምዕ ለነ ክቡር መምህርና

  • @Tgyhchxhxg
    @Tgyhchxhxg 3 หลายเดือนก่อน

    _መምህረይ ብዓል ልዙብ ወጥዑም ኣንደቤት_
    _ኣሕፅር ኣፅፍፍ ኣቢልኩም ተግሳጽ ትምህርቲ ስለ ትህቡና የቐንየልና_

  • @kalu546
    @kalu546 3 หลายเดือนก่อน

    ጨለ ትምርቲ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓወይ🙏አነ ልሓደ ዓመት ልአክል ሓጥያት እዩ ናልኩ ክርሕቖ ጀሚረ ምስ ሰባት ውን ክከታዕ ፀኒሐ አብ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ ሓፍተይ ተካቲዐ ሓጥያት ንገብሮ ንሕና ባዕልና ኢና መጠበሪ ውቃበ ናበልና ነካብዶ እምበ ሓጥያት አይኮነን ኢላ አፈይ አትሒዛትኒ😂

  • @እስመ
    @እስመ 3 หลายเดือนก่อน

    ቃለህይወት ይስመዐልና ምምህር ዶያቆን ክብሮም ጸግኡ የብዘሐለም ፈጣሪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንም ይባረኽ✝️

  • @ffjvgyiff7065
    @ffjvgyiff7065 3 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልነ

  • @dfhf8186
    @dfhf8186 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሜንኣሜንኣሜን ብሓቂ ቃልህይወት የስመዐልና መምህረይ🤲 ብጣዕሚ ደሰትብል ትምህርትእዬ✝️🙏

  • @gdfx3728
    @gdfx3728 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ንዚ ገዛ ጋሻ እየ ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ናተይ ሕቶ እውን እያ ነይራ ተመሊሱለይ እምበር ሰለ ቡና ተሊዒልና መግት ይላዓል እዩ እግዚአብሔር አይፈትወን ይፈትዎ እዩ እናበልና መምህር ንአብነት አብ ማንጨሎት ክትሕፀብ ተከይድካ ቡና አይትሰተዩ እዩም ዝብሉ ዞም መለኮሴታት አቦታትና እምበይ አነ እውን ቡና አይሰትን ነገር ግን ብእግዚአብሔር አይፍቀድን ሓጥያት እዩ ይብል ነይረ የቀንየለይ ሰለቱ ፁፉፍ ምክርካ መምህር 💜

  • @tirhaswelu
    @tirhaswelu 3 หลายเดือนก่อน +1

    Kale hiwet ysmeana 🙏❤️‍🔥

  • @FhFhf-uf4xj
    @FhFhf-uf4xj 3 หลายเดือนก่อน

    ጥያቀ ድያቆነይ
    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኻ ይብዛሕ ድያቆን ሓወይ ብሓቂ ቃል ሕይወት ያሠማልን ደስስ ብሃል ት:ቲ እዩ ኹሉ ግዜዬ ይካታተልእዩ
    ጥያቀ
    1// ሓደ ሰብ ታሓኑቁ እንድዕ ሞይቱ ይፍታሕ ዱኡ ወይስ
    2// ቅብኡ ቅዱስ ዕጣን ናይ ቤቴክርስትያን ጽላል ካባሮ ወዘተ አብ ሕድ ሕድ ገዛና ንጥቀም ንክእል ደና እስፍሕ አብሉኹም
    ትምልስለይ ተስፋ ይገብር

  • @ጓልስሑልሽረ
    @ጓልስሑልሽረ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ቃል ሂወት የሰማዓልና ክብር ዲያቆን

  • @hopeyohanes
    @hopeyohanes 3 หลายเดือนก่อน

    ጠላዕ መንእሰይ ብዛዕባ ቡን ትዛረብ ንክርስቶስ ስበኽ።

  • @Renikolouyret
    @Renikolouyret 3 หลายเดือนก่อน

    Amen kale hiwet yesmelna

  • @ጓልካሴM
    @ጓልካሴM 3 หลายเดือนก่อน +3

    ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህር ዲ/ን ክብሮምይ ብሓቂ ጸጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ እዛ ቡና ዚኣ ክንደይ ግዜ እያ መልሲ እትወሃበ ቡና ምስታይ ሓጥያት ኣይኮነን ወልፊ ግን ሓጥያት እዩ ።

    • @BdMs-ci3dp
      @BdMs-ci3dp 3 หลายเดือนก่อน

      ሰዋ እናሰተይ ብና ሓጥያት እዩ ዝብል ህዝቢ😅😅😅

  • @zenawiYibrah
    @zenawiYibrah 3 หลายเดือนก่อน

    kale hiwet yesmealna ❤❤❤

  • @ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ
    @ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለህይወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና ግን ኩሉ ግዜ ሕቶ ዝኮነኒ ነገር ቡና ካብ ሽጋራ ጫት ሓሽሽ ወዘተ ናይ ሱስ ነገራት ብምንታይ ይፍለ እግዚአብሔር ንኩሉ ንፅህ ገይሩ እዩ ፈጢሩዎ ሓቂ ግን በዓል ሸጋራ ጫት ሽሻ ሓሽሽ ዝበሃሉ ከ ዳኣ ከመይ እዮም ኣፈጣጥሮኦም ሓጥያትነቶምን ብፍለይ እዙይ ወለዶ ከኣ ኣብ ከምዚ ዝተዘፈቀ ሰለ ዝበዘሐ

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 3 หลายเดือนก่อน

    ቃል ሂወት የስመዐልና❤

  • @TsageGebrweldi
    @TsageGebrweldi 3 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስመዐልና

  • @Girmawit867
    @Girmawit867 3 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you for shering🙏❤

    • @sibhatmedia
      @sibhatmedia  3 หลายเดือนก่อน

      Thanks for listening

  • @KsanetXegu
    @KsanetXegu 3 หลายเดือนก่อน

    Ekae bdahan mexaka bbur memhrna kal hiwet yesmalna

  • @meazitsadik3440
    @meazitsadik3440 3 หลายเดือนก่อน

    ቃለሕይወት የስመዐልና መምህር ቡን ሓጥያት ዘይኮነስ maybe ሱስ ከይኮነና ስለንፈርሕ እዩ ቡን ዘይሰቲ

  • @GantaNegse
    @GantaNegse 3 หลายเดือนก่อน +2

    መጀመርታ ባዕለይ 🎉🎉

    • @Teamt-ጥዕምቲM
      @Teamt-ጥዕምቲM 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ❤

  • @SmeraAlsslme
    @SmeraAlsslme 3 หลายเดือนก่อน

    ❤🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ
    @አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ 3 หลายเดือนก่อน

    ግሩም❤

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 3 หลายเดือนก่อน +1

    እምበርከ ህዝብና አዲአ ገዲፋ ሓትንአ ትናፍቕ ኮይኑ ኢዩ እምበር, እቲ ዋና ብአቦታትና ወንጌላውያን ተጻሒፉ እተረከብናዮ መጽሓፍ ቅዱስ ገዲፍና, ንጥቕሚ ተባሂሎም ብውልቀ ሰባት ዝተጻሕፉ አዋልድ መጻሓፍቲ ምእማን እንታይ አድልዩ ኢዩ. ባዕሉ ጎይታና መድሓኒና አምላኽና ኢየሱስ ክርስቶስ ንሰብ ዝጎድእ ካብ አፉ ብዝወጸ እምበር ብአፍ ናብ ከብድና ዝአቱ የለ ዶ አይበልለናን.
    ብዝኾን ንክብር መንህርና ቃለ ህይወት የስመዓልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ShewitKidane-y9l
    @ShewitKidane-y9l 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mabRihit
    @mabRihit 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @سميرهفوادو
    @سميرهفوادو 3 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏

  • @luwammisgun4864
    @luwammisgun4864 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @skwenyalameda7974
    @skwenyalameda7974 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mulualemkidanu7376
    @mulualemkidanu7376 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🙏

  • @tsehyneshhaile8845
    @tsehyneshhaile8845 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Nak89-n7r
    @Nak89-n7r 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @abrahamtesfom2361
    @abrahamtesfom2361 3 หลายเดือนก่อน

    በስመ ስላሴ ዝሓወይ ብመንፈስ ቅዱስ ተመሪሖም ዝጽሓፍዎ መጽሓፍ ናይ ቤተ ክርስትያን ኣይኮነንን ኢልካ ምዝራብ ስ ጌጋ ካላይ ከኣ ናይ ኣቦታትና ገድላት ስለ ዝጠፈአ ነዚ ሕጂ ዘሎ ገድሊ ድርሳን ይኩን ብውግዘት ይሕትመሞ እዮም ቡን ከኣ ዓረብ ናብ ምድረ ኣጋዚት ብውሽቲ ዘእተውዋ ንሕዝቢ ዘላምድዎ እዩ መዝሓፍ እንተ ደሊካ ከኣ ድርሳነ ኪዳነ ምሕረት ኣለካ ብራና 😮

  • @HelpmeMyGod-k9c
    @HelpmeMyGod-k9c 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤😊

  • @cutemashoo2174
    @cutemashoo2174 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤🙏💚

  • @HadushHaile-j4h
    @HadushHaile-j4h 3 หลายเดือนก่อน +2

    መምህር ሱስ ዘትሕዝ ነገር ስተዩ ኢልካ ምብርትታዕ ግን ፅቡቕ ድዩ? መፅሓፍ ቅዱስ እኮ ሱስ ዘትሕዙ ነገራት ክስተዩ አየበራትዕን ።

    • @Kibromkasa-Afkarer
      @Kibromkasa-Afkarer 3 หลายเดือนก่อน +4

      ሰላምኻ ይብዛሕ ሓወይ፥ ስተዩ ዝብል ኣይወፀአንን፥ ካብ ምስታይ ዘይምስታይ ይበልፅ እየ ዝበልኹ፥ ኮይኑ ግና ንዝሰትዩ ምፍራድን ምሽቑራርን ሓጢኣት እዩ ምባልን ኣግባብ ኣይኮነን፥ ሥርዓት ቤተ ክርስቲያን እውን ኣይኮነን እየ ዝበልኹ፤ ዘይበልኽዎ ነገር ኢልኻ ምባል ልክዕ ኣይኮነን ክቡር ሓወይ🙏 ምስ ይቅርታ!

  • @maha98aalqahtani3
    @maha98aalqahtani3 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉

  • @HiuesMjhas
    @HiuesMjhas 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @simretzere309
    @simretzere309 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ክቡር መምህር ሓወይ ብእትገብሮ ትምህርትታትካ ኣዚዪ መሃሪ እዩ ክትቅጽሎ ኣምላኽና መድሃኒኣለም ጸግኡ የብዝሓልካ.
    ዝኮነ ሕቶ ኣለዋኒ ክቡር ብሩኽ ምሉእ ትስፉ ኣለኒ ሕቶይ ተገዲስካ ክትሪአን ክትምልሰለይ ውን::
    1 ሰብ ክውለድ ከሎ ኣብ ሂወቱ ዘጋጥምዎ ኩሉ ነገራት መዓስ ክንመውት ኢና ጽሑፍ ድዩ ..
    ቅድሚ ምማትና ዘሎ ሕማም ውረድ ደይብ ከ ካብ ምንታይ.
    2 ቤት ክርስቲያ ወይ ኣገልገልቲ ቤተ ክርስቲያን ኣብ ፖለቲካ ኣቲያ ተበቃ መእመና ክትከውን ፍቁድ ድዩ ምናልባት ንሕቶይ ምብራህ መራሒ ወይ መንግስቲ እንድሕር ንህዝቢ ይኣስር የሳድድ ኣሎ ቀሺ መምህር ቤተ ክርስቲያን ንምታይ ክብል ይፍቀድ ዶ..
    ክቡር ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ምስ መረጋገጺ ጌርካ ክትምህረና ኣምላኽ ብጸግኡ ይደግፈካ ኣሜን::
    እዛ ሕቶ ደጊመ የ ዝሰዳ ዘለሉ ተስፋ ኣለኒ ድማ ሪእካ ብዛእባኣ ትምህርቲ ከተማሕላልፍ

  • @bege8567
    @bege8567 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Teamt-ጥዕምቲM
    @Teamt-ጥዕምቲM 3 หลายเดือนก่อน +1

    ካልአይቲ❤ሳብስክራይብ ግበሩለይ ደቂ ተዋሕዶ ኣሕዋተይ ኤይትሕለፉኒ🎉🎉🎉