🔴 ኣማናዊት ጽዮን | Amanawit Xion New Orthodox Mezmur

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 19

  • @EsromMebrahtu
    @EsromMebrahtu 7 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና❤

  • @RutaGilay
    @RutaGilay 8 หลายเดือนก่อน

    ዕልልልልልል ዕልልልልል ኣሰይይይይ ፍትዋት ኣሕዋተይ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ኣምላክ ጸግኡ ይብዝሓልኩም ካባኩም፡ብዙሕ ኢና ንጽበ ኣጆኩም ቀጽልዎ

  • @Samrawit-z4p
    @Samrawit-z4p 8 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላአኽት የስምዓልና! 🙏🙏🙏

  • @teklitkidane8444
    @teklitkidane8444 8 หลายเดือนก่อน

    ናይ በሓቂ ስልማት ተዋህዶ እማናዊት መዝሙር ብፍላይ ነቶም ኣብ ስደድ ንነብር ብበረኸታ በማላድነታ ብጸሎታ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልና ኣሜን

  • @suzanagedlom
    @suzanagedlom 8 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት ይስመዓልና ንሰማያዊ ቤቱ መውረሲ ይግበረልና❤❤❤

  • @filiposhaile7738
    @filiposhaile7738 8 หลายเดือนก่อน

    Xega goyta bumulu adimkum ysiabkum aehwatey ✝️

  • @BeilulBrhane
    @BeilulBrhane 8 หลายเดือนก่อน

    Ellll zmare melaekt yesmealna yehwatey xegu yebzhalkum

  • @roditesfit8885
    @roditesfit8885 8 หลายเดือนก่อน

    Zmarie melakti yesmalna xega yebzh

  • @Wedibelaymeqsen
    @Wedibelaymeqsen 8 หลายเดือนก่อน

    rhus awdeamet mejemrta nmekane qdusan abune aregawi abune filipos ADI segdo ..ezia neakum ftwatey ❤❤❤❤

  • @nsiebhotube8255
    @nsiebhotube8255 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ቅዱስገብሪኤልዋሕሰይ
    @ቅዱስገብሪኤልዋሕሰይ 8 หลายเดือนก่อน

    ❤💙💙💙

  • @AnenyaDelina.
    @AnenyaDelina. 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Truth-u2f
    @Truth-u2f 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኪዳንኪ እዩ ኣደይ ናይ ኃጣኣን ተስፋ ዝብል ኣሎ ኣብዛ መዝሙር ........ሓጥኣን ተስፍኦም እቲ ብደም ክርስቶስ ዝተኣትወ ናይ ሓድሽ ኪዳን ተስፋ እዩ። ብወዲ ኣምላኽ ዝኣምን ናይ ዘልዓለም ሕይወት ኣላቶ ትብል ተስፋ። እቲ ምስ ቅዱሳን ዝእቶ ኪዳን በየን ኣቢሉ እዩ ማዕረ ደም ክርስቶስ ዝኸውን። በጃኹም እዛ ቅንዕቲ እምነት ብከምዚ ዘይመጽሓፍ ቅዱሳዊ ትምህርታት ኣይትሓምስዋ። ከምዚ ዝብል ጽሑፍ ኣብ ኣዋልድ መጻሕፍቲ እኳ እንተሃለወ ብከመይ ይዕረ ክንዲ ምባል፥ መመሊስኩም ኣብ መዛሙር ብምስኳዕ ነዚ መንእሰይ ካብዛ ቤት ክርሕቕ ኣይትግበርዎ።

    • @tsionadey1708
      @tsionadey1708 8 หลายเดือนก่อน

      Adam ab hati’at ms wedeqe, kab gual gualka tewelide kedhneka eye elu qal ayatewelun dyu??

    • @Truth-u2f
      @Truth-u2f 8 หลายเดือนก่อน

      እወ ካብ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ከምዝውለድ እኳ ብዙሕ ትንቢታት ስለዘሎ ንሱ ዘካትዕ ኣይኮነን። ግን እቶም ሓጥኣን ካብ ድንግል ማርያም ክውለድ እዩ እሞ ከድሕነና ኢሎም ድዮም ሃረር ዝብሉ ነይሮምሲ ዋላ ድንግል ማርያም ክትውለድ። እቲ መልሲ ፍሉጥ እዩ። ንሳ ኣምላኽ ስለዝወለደት ወላዲት ኣምላኽ ኢልና ነኽብራ። ተስፋ ሓጥኣን ዝፈጸመ ፥ ደሙ ዘፍሰሰ ድማ ክርስቶስ እዩ። ስለዚስ ሓጥኣን ኩሉ ጊዜ ናብ ክርስቶስ ክንጥምት ኢና ተጸዊዕና። ንክርስቶስ ዘኽብር ሰብ ድማ ንድንግል ማርያም ኣይኮነን ንማንም ሰበይቲ'ውን ኣየቃልልን እዩ አሞ፥ ኩሉ ዘዝግብኦ ክብሪ ክንህቦ እዩ ዝሓይሽ።

    • @BeilulBrhane
      @BeilulBrhane 8 หลายเดือนก่อน +1

      Selam kbur hawey wey haftey dhnetna bdem krstom kemzkone khidnayo aykonenn abzi mezmur dma lemni nab wedki ember meharna aykonenn zbl zelo. Dehar dma tesfa mgbar kab wudqet mtnsae eu wala kua hatyatna bzuh entekone btesfa gn nabza bet nknqerb ymhruna alewu slezi dma betekrstiyana Meneseyat btesfa nabza bet nqerbu ember nkrhqu aytmhrn aytzmrn eya.

    • @MaedotZedebreGeezan
      @MaedotZedebreGeezan  6 หลายเดือนก่อน

      ብዛዕባ'ዚ ዝምልከት ትምህርቲ ክወሃብ እዩ።

  • @EsromMebrahtu
    @EsromMebrahtu 7 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና❤

  • @divoratsegay6947
    @divoratsegay6947 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤