ተሪር መግለፂ ኣብ ልዕሊ ህወሓት | ህፁፅ ሰበር ዜና ካብ መቐለ | 800 ሰባት ካብ ዝተኣከብሉ ተበቲኖም |Ethiopian news | tigray news

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 14

  • @hakieye5649
    @hakieye5649 2 หลายเดือนก่อน

    Salsay Woyane you are 100% right

  • @GebrehiwotGidey
    @GebrehiwotGidey 2 หลายเดือนก่อน

    Must be able to laod well to do progress in his pogroms!!!!🎉

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 2 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ይገስፅኩም።

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 2 หลายเดือนก่อน

    ጉባኤ ዝደሊ ሓይሊ ዝንጸግ ዝረአ ዘሎ ንመጀመርታ ኣብ ትግራይ ኢዩ ።

  • @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
    @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU 2 หลายเดือนก่อน

    እቱ ዝገርም ነገር ናይ ቑፅፅር ኮምሽን ስለምንታይ ኣኸባ ይፀልእ ኣኸባኮ ናይ ዝኾነ ይኹን ፀገም መውሃቢ ፍታሕ መማረፂ ዘይብሉ ፖለቲካዊ ኣካይዳ እዩ ። ኣቕሚ ዘይብሎም ሓለፍቲ ዘቕይር ዲሞክራሳዊ ኣስራርሓ ዓለም ልኻዊ ልሙድ መንገዲ እዩ እሞ ኣይንፍረሓዮ ዘምፀአ የምፅእ ።

  • @kiflemariamgebreslassetesf3816
    @kiflemariamgebreslassetesf3816 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ ማሐሪ ቅብልቲ ቲኢቶ ኢያ።
    ንህዝቢ ክሐልይሉ ይግባእ እንታይ ዝገበረ ኢዩ።
    ነዚኩሉ ሽግር ዘሕለፎ ይኣኽሎ ነዚ ህዝቢ ሕለይሉ።

  • @AmanialEma
    @AmanialEma 2 หลายเดือนก่อน

    Gache gedefekalome worse kebab Abbey kebab ethane geyeru awesome yetsebebelome

  • @Mulugata-y6g
    @Mulugata-y6g 2 หลายเดือนก่อน +2

    አታ፡አትሃሱ፡ሃሶት፡ሱስ፡ኮንኳ፡ጓረረኻ፡ይታአፆ፡፡ሃሳዊ፡ሚዲያ፡

  • @habtetesfaye-p1s
    @habtetesfaye-p1s 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሓሳዊ ሚድያ እዚ ሚዲያ ኩሉ ጊዜ ካብ ሓቂ ዝረሐቀ ዜና እዪ ዝዝግ ብ

  • @KflomGs
    @KflomGs 2 หลายเดือนก่อน +2

    3ይ ወያነ ኣይንሰምዖን ሰቅ ኢሉ ኣይለፍልፍ ።
    ኮኾብ ሚድያ ውን ዝንባለ ውግንና ንርኢ ንዕዘብ ኣለና ። ስለዚ ንታሪክን ሞያን ክብርን ጋዜጠኝነት ዝምጥን ሓቅን ምንቅስቃስን ኣርእዩና ። ነቲ ጉባኤ ዝደሊ ህዝቢ ቆላሕታን ድምፅን ኩኑዎ ።

  • @Beehope-y7i
    @Beehope-y7i 2 หลายเดือนก่อน +2

    Tplf 1ይ ክፍሊ ተመዝጊባ። 😢 ምኽንያቱ ሓሳብ ወዲኣ ፣ ምንባብ ኣቛሪፃ።

    • @hakieye5649
      @hakieye5649 2 หลายเดือนก่อน

      it is her place

  • @salusalu-f9g
    @salusalu-f9g 2 หลายเดือนก่อน

    ኣይዞካ ራያ ነዞም በላዕትይ ሰብ ዐድዋ ኣጥፋዮም ብስሩማ ዐድዋ ልበልዕዎ ተንበን ኣይንክፍሎን ኢና ሕዝይ ንዐድዋ ሰረቅትይ ምጥፎም ኢዩ እነና ዋኢእ ኣይዞኩም ራያ

  • @halay4067
    @halay4067 2 หลายเดือนก่อน

    (ከም ቀደም ይመስለክን ውሕጅ ይወስደክን) ተባሂሉ ክምዝተመሰለ: ሎሚ ሻዕብያ ምስ ብልጽግና ሓቢሩ ናብ ትግራይ ዝወፍር እንተመሲሉኩም ተጋጊኹም ኢኹም።
    ሻዕብያ ዝፈሰሰ ዘይሕፈስ ኰይኑ'ምበር ታሪኽ ናይ'ዘን 5ዓመታት ሕልሚ እንተዝኸውን ንታቦተ_ጽዮን ሞባእ መውደቐ ኔሩ!!!!!!!
    ምኽንያቱ ብሰንኪ ምትህልላኽ ምስ ወያነ ኣዳራሹ ከምዘፍረሰ ኣጸቢቑ ተረዲእዎ ዩ ።
    ሎሚ ናብ ትግራይ ጥይት ኳሕ እንተ ኢላ ምስ ወያነን ኣምሓሩን ጥምረት ብምፍጣር :ዳግማይ ምፍናው ደርጊ ከምትኸውን ዘየማትእ ሓቂ ዩ።
    እቶም ተጋሩ ክንስኹም ምስ ብልጽግና ወጊንኩም ዝጸናሕኩም ከም በዓል ሓርበኛ ኣባይ ጸሃየ ይቕረታ ሓቲትኩም ናብ ቲ ዘዕበየኩም ጭዋ ውድብኩም እንተትምለሱ የጽብቐልኩም ኢለ እመክር ወይ
    እምዕድ!!!!!