Mezmur: Ayni May genet (ዓይኒ ማይ ገነት)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ก.พ. 2025
  • መዝሙር ብ ት/ሰንበት ደ/ግ/መድኃኔ ዓለም ቤተክርስቲያን ገዛባንዳ ኣስመራ
    Debre Geezan MedhanieAlem Gezabanda Asmara,
    Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur
    © Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    ዓይኒ ማይ ገነት ኢኺ ድንግል፣ ተኽሊ ሕይወተይ ንዘጥለል
    መትንታት ልበይ ተመጊቡ፣ እስትንፋስ ድኅነት ተዋሂቡ
    ተቐቢለየ በረኸት ጽጌኺ፣ ማርያም ኢለ ንኽውድሰኪ
    መድኃኒተ ናሆም ንቑስለይ ፈዋሲት
    ዔላ ቅድስና ጽድቂ ኣፈልፋሊት
    ውቅያኖስ ኃጢኣት ዝሠግረላ መርከብ
    ብኣኺ እበጽሖ ዘዕርፈሉ ወደብ
    ዕቤት ክብራ ንመስክር ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል
    መሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒልና ማርያም ንበል
    ዓይኒ ማይ ገነት .....
    ራእየ ሕዝቅኤል ዘይትርሖ ማዕጾ
    ንድንግልናኺ ብምንታይ ክገልጾ
    ብራና ፍሒቖም ድርሳናት ክደርሱ
    ምሳሌ ስኢኖም ኣበው ክውድሱ
    ዕቤት ክብራ ንመስክር ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል
    መሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒልና ማርያም ንበል
    ዓይኒ ማይ ገነት....
    ፍጹም ኣይጠምን´የ ስምኪ ኾይኑ ስንቀይ
    ከቶ ኣይደክምን ኪዳንኪ´ዩ ኃይለይ
    እኔኹ ኣብ ቅድሜኺ ኃሴት ተመሊአ
    ክዝምር ከም ዳዊት መሰንቆይ ኣልዒለ
    ዕቤት ክብራ ንመስክር ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል
    መሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒልና ማርያም ንበል
    ዓይኒ ማይ ገነት ኢኺ ድንግል፣ ተኽሊ ሕይወተይ ንዘጥለል
    መትንታት ልበይ ተመጊቡ፣ እስትንፋስ ድኅነት ተዋሂቡ
    ተቐቢለየ በረኸት ጽጌኺ፣ ማርያም ኢለ ንኽውድሰኪ

ความคิดเห็น • 1.3K

  • @meleymeley8215
    @meleymeley8215 5 ปีที่แล้ว +53

    Btami wshtey ttnkfeni mezmur ab Sudan koleku nay lomi 3 amet ysema zfetwa mezmur hasabey asmiruley amlak ab Canada ykmet aleku thanks God deki tewahdo amlak ab zezelenayo msana ykun

    • @fevenokbaymichael2707
      @fevenokbaymichael2707 5 ปีที่แล้ว +6

      Ameeeeeeeeeeeeen Ane wen kemaki eyea heje thanks God abe canada aleku meriyam tesmea nay bahaki kebert nea ukun adey ♥️♥️♥️♥️♥️

    • @yorusalemtesfamichel8054
      @yorusalemtesfamichel8054 4 ปีที่แล้ว

      Hhhuiii
      Upc0ff0,i6 dll

    • @yorusalemtesfamichel8054
      @yorusalemtesfamichel8054 4 ปีที่แล้ว

      @@fevenokbaymichael2707 tyre and the new Jersey bridge of St. John's ⁹0

  • @amanueltesfuweldemichael3973
    @amanueltesfuweldemichael3973 2 ปีที่แล้ว +31

    ዓይኒ ማይ ገነት ኢኪ
    ዓይኒ ማይ ገነት ኢኺ ድንግል
    ተኽሊ ሂወተይ ንዘጥልል
    መትንታት ልበይ ተመጊቡ
    እስትንፋስ ድሕነት ተዋሂቡ
    ተቐቢለኢየ በረኸት ጽጌኺ
    ማርያም ኢለ ንኽውድሰኪ
    +---------------+-------------------+
    መድሃኒት ናሆም ንቑስለይ ፈዋሲት
    ዔላ ቅድስና ጽድቂ ኣፈልፋሊት
    ውቅያኖስ ሓጢኣት ዝሠግረላ መርከብ
    ብኣኺ እበጽሖ ዘዕርፈሉ ወደብ
    ዕቤት ክብራ ንመስክር ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል
    መሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒልና ማርያም ንበል
    +-----------------+-----------------+
    ራእይ ሕዝቅኤል ዘይትርሖ ማዕጾ
    ንድንግልናኺ ብምንታይ ክገልጾ
    ብራና ፍሒቆም ድርሳናት ክደርሱ
    ምሳሌ ስኢኖም ኣበው ክውድሱ
    ዕቤት ክብራ ንመስክር ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል
    መሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒልና ማርያም ንበል
    +---------------+-----------------+
    ፍጹም ኣይጠም'የ ስምኪ ኮይኑ ስንቀይ
    ከቶ ኣይደክምን ኪዳንኪ'ዩ ሓይለይ
    እኔኩ ቅድሜኪ ኃሤት ተመሊአ
    ክዝምር ከም ዳዊት መሰንቆይ ኣልዒለ
    ዕቤት ክብራ ንመስክር ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል
    መሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒልና ማርያም ንበል

  • @radarad7250
    @radarad7250 4 ปีที่แล้ว +84

    በስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኅዱ ኣምላኺ
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።
    ዓይኒ ማይ ገነት እኪ ደንግል ተክል ህይወተይ ንዘጥልል
    መትነታት ልበይ ተመግቡ እስትንፋስ ድሕነት ተዋህቡ
    ተቅብለየ በረከት ጸጌኪ ማርያም እለ ንክውድሲ ስምኪ
    መድሃኒት ንሆም ንቁስለይ ፈዋስኢ
    ዒላ ቅድስና ጽድቅ ኣፈልፋልኢ
    ውቃንዮስ ሓጥያት ንስግረላ መርከብ
    ባኣኪ ንበጽሖ ንዕርፈሉ ወደብ
    ዕቤት ክብራ ንመስኪር ሰቅ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል
    መሰንቆና ቃኒና ኮቦሮና ኣልዕልና ማርይም ንበል
    ራእይ ህሲቂኤል ዘይትርሖ ማዕጾ
    ንድንግልናኺ ብምንታይ ክግልጾ
    ብራሃና ፍሕቆም ደርሳናት ክደርሱ
    ምሳሌ ስእኖም ኣበዉ ክውድሱ
    ዕቤት ክብራ ንምስኪር ስቅ ኣይንበል ንዘምር
    ዕልል መሶንቆና ቃንና ኮቦሮና ኣልዕልና ማርያም ንበል
    ፍጹም ኣይጠምኔ ስምኪ ኮይኑ ስንቀይ
    ኮቶ ኣይደክምኔ ኺዳንክ ዩ ሓይለይ
    እኔኩ ኣብቅድሜክ ሓሴት ተመልኤ
    ክዝምር ከም ዳዊት መሶንቆይ ኣልዕለ
    ዕቤት ክብራ ንምስኪር ስቅ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል
    መሶቆና ቃኒና ኮቦሮና ኣልዕልና ማርይም ንበል
    ስብኅት ለእግዚኣብሔር
    ወወላድቱ ድንግል
    ወለመስቀሉ ኩቡር
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።

    • @yekalohagos5688
      @yekalohagos5688 3 ปีที่แล้ว

      zimare meliakti ysimalina

    • @Nahomandu-g9v
      @Nahomandu-g9v ปีที่แล้ว

      ዘምረ ምላኣክቲ ይስመዓለና ኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤

    • @ጉድፈላ
      @ጉድፈላ ปีที่แล้ว

      🎉🎉🎉🎉🎉

    • @MamiNatey-ul6kd
      @MamiNatey-ul6kd 9 หลายเดือนก่อน

      እልልልልልልልልልል❤❤

    • @HeriWediAmelak
      @HeriWediAmelak 6 หลายเดือนก่อน

      Amen♥️🥰

  • @omegabookstore-6914
    @omegabookstore-6914 5 ปีที่แล้ว +67

    በስመ ስላሴ
    ----------------
    ዓይኒ ማይ ገነት
    ዓይኒ ማይ ገነት ኢኺ ድንግል ፣
    ተኽሊ ሕይወተይ ንዘጥለል፣
    መትንታት ልበይ ተመጊቡ ፣
    እስትንፋስ ድሕነት ተዋሂቡ፣
    ተቀቢለየ ብረኸት ጽጌኺ፣
    ማርያም ኢለ ንኽውድሰኪ።
    መዳሓኒት ናሆም ንቑስለይ ፈዋሲት

    ዔላ ቅድስና ጽድቂ ኣፈልፋሊት

    ውቅያኖስ ሓጢኣት ዝሰግረላ መርከብ፣
    ብኣኺ እበጽሖ ዘዕርፈሉ ወደብ

    ዕቤት ክብራ ንመስክር ፣ ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል

    መሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒና ማርያም ንበል ።
    ራእይ ሕዝቅኤል ዘይትርሖ ማዕጾ
    ንድንግልናኺ ብምንታይ ክገልጾ
    ብራና ፍሒቖም ድርሳናት ክደርሶ
    ምሳሌ ስኢኖም ኣበው ክውድሱ
    ዕቤት ክብራ ንመስክር ፣ ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል
    መሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒና ማርያም ንበል ።
    ፍጹም ኣይጠምን´የ ስምኪ ኮይኑ ስንቀይ
    ከቶ ኣይደክምን ኪዳንኪ´ዩ ሓይለይ
    እኔኹ ኣብ ቅድሜኺ ሓሴት ተመሊአ
    ክዝምር ከም ዳዊት መሰንቆይ ኣልዒለ
    ዕቤት ክብራ ንመስክር ፣ ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል
    መሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒና ማርያም ንበል ።
    ክብሪ ንስሙ ይኩን [ ኣሜን ]

  • @ሳሚመንግስ
    @ሳሚመንግስ 8 ปีที่แล้ว +77

    ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን
    ስለ መዝሙር ቁዱስ ኣምላኽና እግዚአብሔር ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኩን ኣሜን

    • @bettypremium2367
      @bettypremium2367 8 ปีที่แล้ว +2

      zemare melkaten yasemalen

    • @crazyme.4953
      @crazyme.4953 4 ปีที่แล้ว

      Amen (((3))) zmare melaekit yesmalena . des zebl Nay bhake....

    • @Kolonial_platan
      @Kolonial_platan หลายเดือนก่อน

      Amen

  • @zebibtomas4782
    @zebibtomas4782 2 ปีที่แล้ว +8

    ተመስገን ኣምላክና ነዛ ቅድስቲኢ ኣዴና ዝሃብካና።ስማ ን ዘላለም ከቢሩ ክነብር አዩ።ድንግለይ ክብርኪ ካብ ሰብ ኣይኮነን ካብ እግዚኣብሔር እዩ ኒሕና ነክብረኪ ነብስና ደስ ንክብላ አምበር ንውስከልኪ ክብሪ የለን።ዓይኒ ማይ ኢኪ ማርያመይ

  • @michaelmehari1053
    @michaelmehari1053 3 ปีที่แล้ว +16

    በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አኃዱ አምላክ አሜን!
    ዓይኒ ማይ ገነት ኢኪ ድንግል
    ተኽሊ ሕይወተይ ንዘጥልል
    መትንታት ልበይ ተመጊቡ
    እስትንፋስ ድኅነት ተዋሂቡ
    ተቐቢለየ በረኸት ጽጌኺ
    ማርያም ኢለ ንኽውድሰኺ
    መድኃኒት ናሆም ንቑስለይ ፈዋሲት
    ዔላ ቅድስና ጽድቂ ኣፈልፋሊት
    ውቅያኖስ ኃጢኣት ዝሠግረላ መርከብ
    ብኣኺ እበጽሖ ዘዕርፈሉ ወደብ
    ዕቤት ክብራ ንመስክር ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል
    መሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒልና ማርያም ንበል
    ኣዝ…………
    ራእይ ሕዝቅኤል ዘይትርሖ ማዕጾ
    ንድንግልናኺ ብምንታይ ክገልጾ
    ብራና ፍኂቖም ድርሳናት ክደርሱ
    ምሳሌ ስኢኖም አበው ክውድሱ
    ዕበት ክብራ ንመስክር ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል
    መሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒልና ማርያም ንበል
    ኣዝ……………
    ፍጹም ኣይጠምን'የ ስምኺ ኮይኑ ስንቀይ
    ከቶ ኣይደክምን ኪዳንኪ'ዩ ኃይለይ
    እኔኹ ኣብ ቅድሜኺ ኃሤት ተመሊአ
    ክዝምር ከም ዳዊት መሰንቆይ ኣልዒለ
    ዕቤት ክብራ ንመስክር ስቅ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል
    መሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒልና ማርያም ንበል
    ኣዝ………………
    ስብኃት ለእግዚኣብሄር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክብር አሜን!

  • @blablablashit2
    @blablablashit2 4 ปีที่แล้ว +18

    ኦ"ፈታሪ ኣቦይ ባርኮም እባ ነዞም ይሕዋተይ። ኣሜን።

  • @brhaneyouqdmenayes7726
    @brhaneyouqdmenayes7726 8 ปีที่แล้ว +43

    ዕልልልልልልል ንበል ዕልልልልልል ንበል ዕልልልልልል ንበል
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኪ የስመዓልና

    • @akbertakilili4550
      @akbertakilili4550 8 ปีที่แล้ว +1

      e/r ykadscu wendemuca zemar malakt ysmlen

  • @Vulcan_Fun
    @Vulcan_Fun ปีที่แล้ว +6

    Amlak Msgana ykuno 2024 still listening to this blissful mezmur .. 😊

  • @robiasli2442
    @robiasli2442 9 ปีที่แล้ว +128

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እቲ ኩሉ ዝክእል ኣምላኽናን መድሃኒናን ኢዮሱስ ክርስቶት ናይ ዕድመ ኣጎልጉለትኩም ይባርኸልኩም ከምኡ ድማ እታ ኹሉ ግዝየ እትልምነልናን/ እተምልደልናን ኣደና ቅድስተ ቁድሳን መላእክት ድንግል ማርያም ዝኽበረትን ዝተመስገነትን ትኹን እሜን ኣሜን ኣሜን I Love you orthodox tewhdo እምነተይ እታ ሃቀና እምነት

  • @YorsalemBrhane-b7c
    @YorsalemBrhane-b7c ปีที่แล้ว +4

    ዋሕሰይ ንስኺ ኢኺ ጸግዕይ ድማ ኣባኺ እዩ እሞ ድንግለይ ኣይትግደፍኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mahtbdr5887
    @mahtbdr5887 5 ปีที่แล้ว +5

    ናይ ቀራንዮ ርስትና ናይ አግረ መስቀል ህያብና ኣዴና ቅድስቲ ማርያም ፣ ብደም ወዳ ኣብ ልብና ንዘልዓለም tሓቲማ ኪትነብርያ ኣሜን።

  • @kritikathapaliya3702
    @kritikathapaliya3702 4 ปีที่แล้ว +46

    I don’t understand this language but I love to hear at morning n evening. Really very nice

    • @Dakota_LB
      @Dakota_LB 4 ปีที่แล้ว +5

      If you wont to know the name of the language it is called "Tigrinya language"

    • @kritikathapaliya3702
      @kritikathapaliya3702 4 ปีที่แล้ว +5

      Yared Kifle i got it. Thank you so much.

    • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
      @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 4 ปีที่แล้ว +8

      It is just holy song about mother of our lord JESUS.
      Same i hear often and sing to myself, then i feel very specialy.

    • @yorsalemgebrehiwot1467
      @yorsalemgebrehiwot1467 3 ปีที่แล้ว +3

      This language is called tigrinya I am an expert at this language it's such an beautiful language

    • @yorsalemgebrehiwot1467
      @yorsalemgebrehiwot1467 3 ปีที่แล้ว +1

      @@kritikathapaliya3702 hiì kemey dhan

  • @lemlemtsegay6552
    @lemlemtsegay6552 6 ปีที่แล้ว +7

    በርከት ናይ አመኣምላክ የብዛሃልኩም በረክታ ጸሎታ ናይ ቅድስተ ቅድሳን አመብርሃን የካፍለና

  • @tedrostecle3296
    @tedrostecle3296 26 วันที่ผ่านมา +1

    ቃል ሂወት የስምዓልና ዘመንኩም ይባረክ!

  • @mengstabwelday8169
    @mengstabwelday8169 8 ปีที่แล้ว +74

    Amen amen amen egziabhere amlak xeguie yebzehlkeum berket redeat ney adyenea kedeste kedsen dengel meryiam meskultenea hezebe kerstyian tekune

    • @habtomgebrehiwet3697
      @habtomgebrehiwet3697 8 ปีที่แล้ว +1

      Mengstab Welday

    • @semereabissak1576
      @semereabissak1576 7 ปีที่แล้ว

      amen

    • @cristianoRonaldo-lv7wj
      @cristianoRonaldo-lv7wj 7 ปีที่แล้ว +1

      ኣሰይይይ,ኣሰይይ,ኣሰይይይ
      ዕልልልልልልልልል
      ዕልልልልልልልልል
      ዕልልልልልልልል
      ዝማረ መልኣክቲ የስመዓና
      ኩላትኩም ኣመንቲ ክርስርና
      እታ ወላዲት ድንግል ማርያም
      ኣብ ዙርያና ትኹን ኣሕወተይ።

    • @ichliebemeinmutter8649
      @ichliebemeinmutter8649 7 ปีที่แล้ว +1

      Eelllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllll zemari melaketi yesmalena Amen Amen Amen 💜👏💋💔💗💥❤😗😙😘

    • @kahsayfkadu9240
      @kahsayfkadu9240 7 ปีที่แล้ว +1

      amen amen amen

  • @ogbamicaelangesom3240
    @ogbamicaelangesom3240 6 ปีที่แล้ว +11

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን! ቃለ ሂወት የስማዓና ክቡራት መዘምራን/ት ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ሂቡ ናይ ኣገልግሎት ዘምንኩም የንውሓዮ ። ብእውነት ኣዕምትኻ ዘለምልም ጥዑም! ምኡዝ! እጹብ-ድንቅ!! ግጥሚ ፡ድምጺ፡ ዜማ ውህደቱ ሕልዩ ኣብ ውሽጢ መንፈስካ ዝኣቱ ስራሕ ቀጽልዎ ።

  • @gebrehiwotgebrihans543
    @gebrehiwotgebrihans543 10 ปีที่แล้ว +16

    Wustin yemineka mezmur'zimare melaeikt yasemalin' God bless you

  • @ሓድሽሂወት
    @ሓድሽሂወት 8 ปีที่แล้ว +9

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝምሬ መላእክቲ የስማዕልና እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣሜን።

  • @allthingsgrowwithloveizak5994
    @allthingsgrowwithloveizak5994 6 ปีที่แล้ว +4

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ኣሰይ ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ሂቡ እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽልኩም ዝማረ ኣቦታትና ዝተቀበል ኣምላኽ ዝማረኽም ይቀበለልክምን ይቀበለልናን ኣሜን ።

  • @ያልጠፋነውከእግዚአብሔርም
    @ያልጠፋነውከእግዚአብሔርም 7 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልል
    እልልልልልል
    እልልልልልል ኣሜን ዝማሬ ም0ላእክት ያሰማልን ያገልግሎት ዘመናቹ እግዚአብሔር ይባርክ እህት ወንድሞቻችን የኤርትራን ኦርቶዶክስ ልጆች.
    እግዚአብሔር ኣምላክ ኣንድ ያድርገን እንወዳችዋልን
    ዓይኒ ማይ ገነት ኢኪ ድንግል
    ትክሊ ሕይወትይ ንዘጥልል
    መትንታት ልበይ ተመጊቡ
    እስትንፋስ ድሕነት ተዋሂቡ
    ተቀቢለ እየ በረኸት ፅጌኪ
    ማርያም ኢለ ንኽውድሰኪ እልልልል ዝማሬ መእክት ያሰማልን

  • @febenmeasho2008
    @febenmeasho2008 4 ปีที่แล้ว +9

    ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓና እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @HnxaHnxa
    @HnxaHnxa หลายเดือนก่อน +1

    ዘማሪ ድያቆን ጠዓመ መዛሙራትካ ዕረፍቲ ንልቢ አዩ ይቀኔልና ኩቡር መምህርና ኢግዛብሄር ይክብርለይ

  • @kisanetabraham9657
    @kisanetabraham9657 8 ปีที่แล้ว +27

    zemare melaekti yesmealna elllllllllllllllllllllllllllllll

  • @awacharie9291
    @awacharie9291 8 ปีที่แล้ว +1

    . ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን
    ቃል ሂወት ይስምዓልና ኣሕዋተይ ተባረኩ!!!

  • @ሓድሽሂወት
    @ሓድሽሂወት 8 ปีที่แล้ว +4

    ዕልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልል
    ኣሚን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዕልና

  • @biekimati7428
    @biekimati7428 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ewayyyyy beza mezmur ko wishtey tetenkife zfetwa mezmur dngley wahs hiwetey kbrn misganan neaki zhanena medhani alem a boy ❤❤❤❤❤❤❤

  • @asmeretberaki3446
    @asmeretberaki3446 8 ปีที่แล้ว +29

    zmare melkty yesnlna agelglotkum ybark bhaki bdgl maryam sahra egppty feleg nil sahra kadeas kulu halfnayo bnay dgl xelot

    • @KASSANDR97
      @KASSANDR97 6 ปีที่แล้ว +1

      Asmeret Beraki amen 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @KisanetAdhanom-th6gq
    @KisanetAdhanom-th6gq 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ellllllllllllllll dngley ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏 🙏 🙏 qal hiwet yesmana yhwat edmen tenan yhabekum fetari

  • @helentesfom8006
    @helentesfom8006 9 ปีที่แล้ว +116

    ቃል ሂወት የስመኣና ናይ በሓቂ ጽቡቅ ስራሕ

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክና ስለ ቃሉ ስለ ኩሉ ሰናይ ውዕለታቱ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ፡ በረከታን ጣዕማን ፍቕራን ናይ ኣዴና ንጽህተ ንጹሃን ቅድስተ ቅዱሳን ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ኩሉና ይኩን ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም

  • @keshifthawihaileselassie9248
    @keshifthawihaileselassie9248 2 ปีที่แล้ว +3

    ባርክዮ ለዝንቱ ማሕበር ድንግል ምስለ ወልድኪ መድሃኔ ኣለም

  • @merateki4495
    @merateki4495 7 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜንኣሜንኣሜን
    ኣሜን ኣሜን ኣሜንን
    ኣሜንንን ኣሜንንንን ኣሜንንን
    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን

    ሜ ን

  • @monlife9275
    @monlife9275 9 ปีที่แล้ว +8

    ኣሜን ኣሜን እወ ዕልል ንበል ዕቤት ክብራ ንመስክር ወላዲት ኣምላኽ ዝኾነት ኣዴና ብጽእቲ ማርያም ኣሜን ኣሜን።

  • @lemlemtsegay6552
    @lemlemtsegay6552 6 ปีที่แล้ว +2

    ዕቤት ክብራ ንመስክር ሰቅ ኣይንበል ንዘምር ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልንበል መሰንቆና ቃኒና ከበረና ኣልዕልናስ ማርያም ንበልልልል

  • @Michael-rb5bm
    @Michael-rb5bm 8 ปีที่แล้ว +10

    Amen amen amen qal hiwet yesemalena zemare melaketi zetakabale zemalukum yekabololokum

  • @ጉድፈላ
    @ጉድፈላ ปีที่แล้ว

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይእዕጽተይ ጠሊ ልበይ ፍስሃ ወርስዎ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉

  • @solomonberhane8125
    @solomonberhane8125 10 ปีที่แล้ว +6

    ናይ ብሓቂ ማራኪትን ደስ ትብል መዝሙር ተባረኩ ኣሕዋት ዝማረ መላአክት የስምአልና።

  • @ሚሊጋልትግራይ-ገ6ዀ
    @ሚሊጋልትግራይ-ገ6ዀ 3 ปีที่แล้ว +7

    እልልልልልልል ዝማሬ ምላካን ይስምዓና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @meronmengstab2319
    @meronmengstab2319 7 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስማዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ

  • @dawitdave765
    @dawitdave765 8 ปีที่แล้ว +7

    Amen amen amen bereket nay adena kidisti mariyam ayfeleyen kal hiwet yesmena hizbi kirstian

  • @eriandethio6360
    @eriandethio6360 8 ปีที่แล้ว +28

    Ich liebe euch sehr. Gott segne euch 💜💜💜💒💒💒💛💛💛

  • @kbreabgebrebrhan2970
    @kbreabgebrebrhan2970 5 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen zmare mela'kt yesmealna bereketan xegan nay adiena kdst dngl Mariam mskulatna hzbe Christian ykun

  • @netsereabhaile3251
    @netsereabhaile3251 9 ปีที่แล้ว +22

    Zimare melakty yesmalna kuburat ahwatey - Bitamy des zibl mezmur nay adena kidst dingl Maryam - tsegu yebzhalkum Amlak abotatna+++

  • @szazlzazm9647
    @szazlzazm9647 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልልል ልልልልልልል ልልልልልልልል ልልልልልልል ልልልልልልል ልልልልልል ልልልልልልል ልልልልልልል ልልልልልልል ልልልልልልል 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏💗💗💗💗💗💗💗💗💗ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ❤️🙏
    ፀሎታን በረከታን ረድአት ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለና ኣሜንንን

  • @smarttvsmarttv1094
    @smarttvsmarttv1094 8 ปีที่แล้ว +16

    Amen I love you mather of God today and alweys

  • @sami9086
    @sami9086 8 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሕዋተየ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓና ብድጋሜ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓና

  • @filirino1111
    @filirino1111 8 ปีที่แล้ว +4

    Amen amen amen Mariam nebel ne behaki. Zemare melakti yesemealna

  • @VenusZerom
    @VenusZerom 7 หลายเดือนก่อน +1

    I love the Eritrean orthodox community and Mezmur ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️💒

  • @atranos.online
    @atranos.online 8 ปีที่แล้ว +32

    ኣሜን ዝማረ መልኣክት የስምዓልና ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል

    • @simrettekle9962
      @simrettekle9962 7 ปีที่แล้ว

      ሓበን ተኪኤ ተስሓበ ok

  • @ANBESINO
    @ANBESINO 5 หลายเดือนก่อน +2

    Qal hiwet yesmaelna ❤❤❤

  • @danynatey2635
    @danynatey2635 8 ปีที่แล้ว +12

    Amen Amen Amen zmate melaekti yesmalna

  • @dwd4rsff640
    @dwd4rsff640 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት ይሰመዐልና ፈጣሪ ክብራት ኣሕዋተይ ፀግኡ የብዘሐልክም

  • @wedihabte9488
    @wedihabte9488 8 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዕልና ።

  • @teweldebrhananebrhane6207
    @teweldebrhananebrhane6207 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ፍቁራት ደቂ እመ ብርሃን
    ኣፍቀርቲ ወላዲት ኣምላክና ኣብ እምነትኩ ፈጸምቲ ይግበርኩም መድሃኒኣለም ክርስቶስ ኣገልግለትኩም ይባርክ ይቀድስ

  • @ፌቨንየድንግልማርያምልጅ
    @ፌቨንየድንግልማርያምልጅ 8 ปีที่แล้ว +41

    እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ወንድማችን አሜን

    • @salamasalooma4266
      @salamasalooma4266 7 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክት ያሠማል ኣሜን

    • @hussle5846
      @hussle5846 7 ปีที่แล้ว

      ፌቨን

    • @hussle5846
      @hussle5846 7 ปีที่แล้ว

      ፌቨን የድንግል ማርያም ልጅ

  • @teklemariamasmerom1090
    @teklemariamasmerom1090 7 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን
    ዝማረ ምላእክት የስመዓና ናይ ኣጎልጉሎትኩም ይባርኸልኩም ኣሜን

  • @shewittekie9401
    @shewittekie9401 8 ปีที่แล้ว +6

    Amen amen zmara malakti yesmena yehwat.

  • @SahleMsghna-bc6zv
    @SahleMsghna-bc6zv 8 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ምንባርንመንይግቦኦ
    @ምንባርንመንይግቦኦ 8 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና
    ዕልልልልል፡
    ዕልልልልል

  • @tadesetekliya6913
    @tadesetekliya6913 8 ปีที่แล้ว +1

    ኣመን ኣመን ካለአ ህወት የስማና ናይ ኣዳና ደነገል ኣይፈልይና

  • @lu1ianaAndom
    @lu1ianaAndom 4 ปีที่แล้ว +14

    Amen!!! Zefetwa mezmur!💕💖🌹

    • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
      @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 4 ปีที่แล้ว +2

      Just like me i hear often and i sing to myself about this and others about MARY mother of lord jesus zmare melakt yesmalna

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru8562 7 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna
    kuburat Ahwatna xegeu yebzhalkum nay agelgulot
    zemen yibarkelkum 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Hafti_Hermon
    @Hafti_Hermon 3 ปีที่แล้ว +3

    Xebuk serah nay behaki kale hiwet yesmealna ahweatey

  • @farooqfaxer5337
    @farooqfaxer5337 9 ปีที่แล้ว +7

    BERHANR GERIE
    Zmare melakti yesmalna
    Amen

  • @fitsummakebay721
    @fitsummakebay721 8 ปีที่แล้ว

    , Amen
    , Amen
    Amen
    AmenAmenAmen
    AmenAmenAmen
    Amen
    Amen
    Amen
    Amen
    Amen
    Amen
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ቃል ሂወት የስማዓና,

  • @ብተሰፋምንባር-ጀ9ዐ
    @ብተሰፋምንባር-ጀ9ዐ 3 ปีที่แล้ว +5

    ዝማሬ መላእክቲ የሰምዓልና
    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @brhanenegede7898
    @brhanenegede7898 4 ปีที่แล้ว +2

    Zmare melakti yesmealna amen amen amen

  • @potipoti8893
    @potipoti8893 8 ปีที่แล้ว +8

    amen amen amen amlaki xegu yebzhalkumi

  • @amangebrit4030
    @amangebrit4030 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእት የስመዓልና❤❤❤

  • @alemtsewar1686
    @alemtsewar1686 8 ปีที่แล้ว +5

    ዝማርየ መለአክት የስመዐልና ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ልልልልልልልልልልልልልል
    ልልልልልልልልልልልል
    amen amen amen

  • @dawitgebreluol8799
    @dawitgebreluol8799 7 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen asey ahwatey marey zmarei melakt ztekebele amlak zmarekum ykebelelkum nay agolgulet zebenkum ybarkelkum kdsti kdusan dngl egzietne maryam beti luul amaldnetan tsegean tbarkena

  • @yikalodrar7063
    @yikalodrar7063 8 ปีที่แล้ว +3

    Amen
    Amen
    Amen zimare melakti yesmealna yehwatey mearey

  • @mnbarbtesfa14
    @mnbarbtesfa14 3 ปีที่แล้ว +2

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏 Amlak xeageau yebzehalkum zmare meleakti yesmealna behaki nlbi zehegus selam zhb mezmur 🙏💐💓

  • @selinayesalisalisali2710
    @selinayesalisalisali2710 8 ปีที่แล้ว +10

    ayni may genet eki dngl tekli hiwetey nzexll metntat lbey temegibu estnfas dhnet tewahibu tekebileye bereket xgieki mariam ele nkwdseki elllllllll zmarie melaekti yesmealna

    • @zebibtekle6994
      @zebibtekle6994 8 ปีที่แล้ว +1

      zmare melaekti yesmeelna maryamey kbl ye

  • @iseyasberhe472
    @iseyasberhe472 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ናይ ቢሃኪ ዓይኒ ማይ ገነት፡ዝማረ መላኪት የስመኣልና፡በረከት ናይ ኣደና ኪድስት ድንግል ምስ ኩላትኩም ይኩን።

  • @dianayirgealem9208
    @dianayirgealem9208 2 ปีที่แล้ว +5

    ፈጣሪ ኣዕዚዙ ዪባርኩም ፍቁራተይ ኣጆኹም!::

  • @diana06081
    @diana06081 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና 🙏 🙏 🙏 ❤️❤️❤️⛪⛪⛪☦️☦️☦️

  • @okbazgiembay1954
    @okbazgiembay1954 5 ปีที่แล้ว +5

    Amen amen amen zemare mlakitey ysemalna ❤❤❤❤💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲💒💒💒💒

  • @simontesfamichael981
    @simontesfamichael981 8 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን
    , ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን
    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ዝማሬ ኣቦና ቅዱስ ዳዊት ቅኔ ያሬድ ዝተቀበለ ዝማሬኩም ይቀበለልኩም እግዚኣቢሄር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም

  • @አቤጓልትግራይአድናቂትቶማ
    @አቤጓልትግራይአድናቂትቶማ 5 ปีที่แล้ว +7

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
    አሜን አሜን አሜን አሜን 🙏

  • @vvcfvxxc2866
    @vvcfvxxc2866 6 ปีที่แล้ว

    Ayni may genet eki dngl.. amaladnet maryam adena ayfeleyena.. amennn!!! Amennn!!! Amennn!!!

  • @tsegayteklu8715
    @tsegayteklu8715 4 ปีที่แล้ว +3

    እልልልልልል እልልልልል እልልልልልል በርከታ ረዲኣታ ናይ እመ ኣምላክ ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን።

  • @FevenTedros-t6b
    @FevenTedros-t6b 5 หลายเดือนก่อน

    🙏💒❤️🕊❤ zmare melaekti ysmalena xegueu yebzhalkum egziabher amlak yehwatey❤

  • @NicetobeNice-qv1if
    @NicetobeNice-qv1if 9 ปีที่แล้ว +5

    እልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና!!! እግዚኣብሄር ሃገርናን ህዝብናን ይባርከልና።

  • @ngistihenoszmaremelaekitye9379
    @ngistihenoszmaremelaekitye9379 5 ปีที่แล้ว +2

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ኣሕዋት እግዚኣቤሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዘሓልኩም

  • @awettewelde5745
    @awettewelde5745 8 ปีที่แล้ว +3

    እልልልልልል እልልልልል እልልልል ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና

  • @shewitaabrh9860
    @shewitaabrh9860 4 ปีที่แล้ว +1

    ዕልልልልልልልል ንበለ ዕልልልልልልል ንበለ ዕልልልልልልል ንበለ ዘማሬ መላእኪቲ የስመዕልና

  • @ትግራይንዘላኣለምንበሪፈቅ
    @ትግራይንዘላኣለምንበሪፈቅ 4 ปีที่แล้ว +4

    እልልልልልልልል ቃል ሂወት የስመዐና

  • @ተኽሊሰንበትዓንዶም
    @ተኽሊሰንበትዓንዶም 7 ปีที่แล้ว

    እልልልልልል
    ኣሜን እልልልልልልል
    ዝማሬ እልልልልልልልል
    መልኣክቲ እልልልልልልል
    የስመዓልና ኩቡራት ሰድራ ኣምላኽ ኣሜን

  • @lichikiflom4740
    @lichikiflom4740 5 ปีที่แล้ว +4

    Amen Amen qael hiwet yesmealna bereket Adena dengl maryam Ayfleyne

  • @blessedlife1352
    @blessedlife1352 8 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን

  • @semere05
    @semere05 8 ปีที่แล้ว +15

    Huge respect to all of you for this great mezmur.

    • @ውጻእምዓት
      @ውጻእምዓት 7 ปีที่แล้ว +1

      ellllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllAmen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen

    • @Kolonial_platan
      @Kolonial_platan ปีที่แล้ว

      Amen❤❤❤

  • @amanuelteklemariam1025
    @amanuelteklemariam1025 4 ปีที่แล้ว +1

    kbri n Amlak ykun ,btemi lbka ttnkfen nbska tftsh nezmur egzetne dngle mariam ,bruk hawey tbebka ybzhayo .
    Amen

  • @atobrhan
    @atobrhan 3 ปีที่แล้ว +3

    Zmare melaekti yesmaelna Ellllllllllllllll❤❤❤❤ maraym dngel Adey abzelonayo thelwena

  • @brhinsium437
    @brhinsium437 8 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና!!! ናይ ኣጎልጉሎት ዕድመኹም ይባርኸልኩምን ይቀድሰልኩምን!!!!!

  • @shimanguszeresenay8597
    @shimanguszeresenay8597 8 ปีที่แล้ว +4

    elllllllll ellllllll ellllll amen amen amen zmare melaekti yesmalna

  • @luwamtsegay2387
    @luwamtsegay2387 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen zimare melakti yesmalna ellllllllllllllll elllllllllllllllllllllll ellllllllllllllllllllllllllllllll

  • @berhaneayele9336
    @berhaneayele9336 9 ปีที่แล้ว +11

    May God bless you all children's of the Orthodox Tewahedo faith!!