ንጥፈታት ማልት ኣብ ሓመድ ኣልባ ቴክኖሎጂ ሕርሻ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ቀዳማይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ม.ค. 2024
  • ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብ ዩኒሴፍ ብዝረኸበቶ ገንዘባዊ ሓገዝ ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ዝሳለጥ ዘሎ ሓመድ ኣልባ ቴክኖሎጂ ሕርሻ

ความคิดเห็น • 7

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 4 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕም ካብ ጉልበትን ግዜን ቆጣቢ እካ እተኾነ ግን ከሚካል፡ስለ ዝኺነ ጉዳኣት ኣለዎ ኢለ ይሓስብ መኽንያቱ ከምቲ ደርሆ መርፋእ ተወጊኣ ኣብዘይ መዓልታ ትፈሪ ማለት ኢዩ ኣዚ ኣሕምልቲ ከኣ ብ ከሚካል ኢዩ ኣብዘይ መዓልቱ ዝፈሪ ዘሎ ስለዚ ኣብ ጥዕና ጎድናዊ ሳዕብየን ክህልዎ ይኽእል ኢዩ እተተኻኢሉ ብ ቁርብ ተፈጥራዊ ሓመድን ማይን ዝብቆል ኣትክልቲ እተዝስራሕ ጽቡቅ ሞኾነ

  • @abrahaleyftwi4354
    @abrahaleyftwi4354 3 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቅ ስራሕ እዩ
    ኣድራሻ ግን ግበርሉ ኣነ ስልጠና ደልየ ነይረ

  • @mesalih8063
    @mesalih8063 4 หลายเดือนก่อน

    እንበር 7:20 ታ ወጣቶች ግብርና ላይ መስራት አለብን

  • @lijE562
    @lijE562 4 หลายเดือนก่อน

    Nice work wondem alem!!! Keep up the good work!!!

  • @TheGeezNationalist2024
    @TheGeezNationalist2024 3 หลายเดือนก่อน

    Great work! Tell us also about potatoes.

  • @ephraimtik920
    @ephraimtik920 4 หลายเดือนก่อน

    ድንቁርና ተማሂርኮ😂😂😂😂😂😂😂
    ብርግጽ ምርምር ጹቡቅ እዩ, ቀጽለሉ!!
    ኮብ ትግርይ መሬት ጠፊኡ ዲዩ ናብ ትቦ ዘከደኮ??
    ቅድም ነቲ ዘሎ ተፈጥሮ ዝሃበኮ ፍሪያም ጌርኮ አልምእ!!!
    ጽብላሊኢ መአኮር
    ከይከደነት
    መሬት ከደነት😂😂
    አይትኩን!!!

    • @TheGeezNationalist2024
      @TheGeezNationalist2024 3 หลายเดือนก่อน

      You are probably sadist amharay! Go, bahr dar is burning.