Breaking News ኣቶ ጌታቸው ንህወሓት ተሪር መግለፃ august 17 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.ย. 2024
  • #eritreanews# #ethiopianews# #tigrignanews# #zenatigrigna
    እንቃእ ናብዛ ይትዩብ ቻነልኩም ብድሓን መጽኣኹም። እዛ ቻነል መዓልታዊ ሓድሽቲ ዜናታት ብቓንቃ ትግርኛ ዝፍነወላን ብትወሳኺ ውን ዝተፈላለዩ መሃርቲን ኣዛናጋዕትን መደባት እትረኽቡላ ቻነል እያ።
    ነዛ ቻነል ሓደሽቲ ዝኾንኩም ብቓንቃኹም ብቓንቃ ትግርኛ መዓልታዊ ሓደሽቲ ዜናታት ብቐዳምነት ንኽበጽሐኩም
    subscribe ንኽትገብሩ ብኽብሪ ንሓተኩም።
    ስለቲ ትገብሩልና ምትብባዕኹም ከየመስገናኩም ኣይንሓልፍን።
    I am glad that you have joined your TH-cam channel. This channel will provide you with daily and current news in tigrigna language. In addition, this channel will also creating educating and entertaining videos. If you want receive the latest tigrigna news, I kindly ask to subscribe for more videos.
    Thank you for your continuous support.

ความคิดเห็น • 58

  • @armanimedia1997
    @armanimedia1997 25 วันที่ผ่านมา +3

    Welcome KB big man
    የሐዋት ቁሩብ ምትብባዓ ይደሊ ኣለኩ'ሞ::ኣብ'ዛ ናተይ ቻነል ኣቲኩም ክትሕጉዙኒ ይዕድመኩም ኣለኩ::❣️🕊❣️🕊❣️🕊

  • @thedawnlight3902
    @thedawnlight3902 25 วันที่ผ่านมา +29

    ንህዝቢ ኤርትራ ምብዳልኩም እዩ ኣብዚ ኩሉ ኣውዲቅኩም ዘሎ። ሕጂ ውን ንነብስኩም ክሕሸኩም ዝሓለፈ ሓሊፊ ኢልኩም ውዕል ኣልጀርስ ይተግበር ኢልኩም ምስ ኤርትራ ዘለኩም ሽግር ፈቲሕኩም ብሰላም ክትነብሩ ትክእሉ ኢኩም። እንተዘየለ ህዝቢ ክትልክሙ ኢኩም ሕጂ ውን ሰላም ምረጹ።

    • @amine4019
      @amine4019 25 วันที่ผ่านมา +1

      Tkkl ane baeeley loms kgermeni jemiru tplf nay algers aykbelu nay pritoria aykbelu getachew gn tkkl alo group debristsion yom shigr zemxu zelewu

    • @merhawiweldemichael3401
      @merhawiweldemichael3401 25 วันที่ผ่านมา +6

      I'm tigraway but i absolutety agree with you

    • @salehabdu9319
      @salehabdu9319 25 วันที่ผ่านมา +1

      True

    • @user-xm4dd6lc3q
      @user-xm4dd6lc3q 25 วันที่ผ่านมา

      Tkkl hawey

    • @user-nu7qz8lg5r
      @user-nu7qz8lg5r 25 วันที่ผ่านมา

  • @BereketBereket-jc5em
    @BereketBereket-jc5em 24 วันที่ผ่านมา +3

    Neritrea zhasebuwo nab riesieom mexatom msta eritreawi eyu asey

  • @waltahager9609
    @waltahager9609 25 วันที่ผ่านมา +2

    🎉🎉🎉 1st❤

  • @mulugeta481
    @mulugeta481 25 วันที่ผ่านมา +3

    ችዲበሊ mano di mano casoti ተጀሚሩ this is shabia ... rain no rain blame ሕዝባዊ ግምባር

  • @user-kr6nw7fv8i
    @user-kr6nw7fv8i 25 วันที่ผ่านมา +2

    Good job kb fair channel

  • @erifreeone8083
    @erifreeone8083 25 วันที่ผ่านมา +2

    Weyane is done! This will definitely lead to the TPLF disintegration and thats a good thing to the Tigrayan people.Juj majuj mafia groups.

  • @shewitmezgebe6000
    @shewitmezgebe6000 25 วันที่ผ่านมา +4

    Hasawiiii 😂😂😂😂😂😂

  • @millionzremariam8653
    @millionzremariam8653 25 วันที่ผ่านมา

    Ayoka ❤ nayna rayani

  • @kiflaysemere7371
    @kiflaysemere7371 25 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ደገ ሓይሊ ባዓል መን እዮም

  • @J.K.k.-fi7sh
    @J.K.k.-fi7sh 25 วันที่ผ่านมา +2

    Grm tplf fah fah ela

  • @asmerabela5083
    @asmerabela5083 25 วันที่ผ่านมา

    Ms Eritrea do tarequ

  • @TesfuTesfu-dx4hm
    @TesfuTesfu-dx4hm 24 วันที่ผ่านมา

    መሪሕነት ንምግባት ኢልኩም'ሲ ህዝቢ ሰላም ክትከልኡ ከመይ ገበል ይውሓጥኩም

  • @DrBin-em5hv
    @DrBin-em5hv 25 วันที่ผ่านมา +1

    Ezi xelam ezi ክቅንጸል ኣለዎ

  • @GoitomSolomon-gv1ns
    @GoitomSolomon-gv1ns 25 วันที่ผ่านมา +4

    ጀላዕ ዘይተፈለጠ ሕቡእ በታኒ

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 24 วันที่ผ่านมา

    ወዲብካ ኣሕልፍካ ንምሃብ ዝዝየም ዘሎ ዜማ ኢዩ ።

  • @user-ks2ui8bu7e
    @user-ks2ui8bu7e 25 วันที่ผ่านมา +1

    Getachew jigna eyu. Nay hizbu ilo yeqales alo

  • @loogoo2009
    @loogoo2009 25 วันที่ผ่านมา +1

    ንምንታይ ግዝኣት ትግራይን ስደተኛታትን ገንዘብ ዓቓቢሰላም ኣብ እዋን ስልጣንካ ተደራዲርካ ዘይመለስካ ።

  • @Halamadr146
    @Halamadr146 24 วันที่ผ่านมา

    መራሒ ድሰኣነ ህዝቢ
    ኣነ ሓሳብ ኣለኒ ነዚ ህዝቢ ዋላ ብገንዘብ ቆጺርና ካብ ጸዓዱ መራሒ ንግበረሉ በጃኩም

  • @yonasgirmazion4136
    @yonasgirmazion4136 24 วันที่ผ่านมา

    Eritrawan teazebti Ena n debrief ka hitetulna ybalaliu nenihdom mesta eritrea eyu 😂😂😂😂

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 24 วันที่ผ่านมา

    በልጽግ ጥራሕ ጌቼ ።ጉባኤ ክትገብር ተሰማምዕካ ኔርካስ ሕጂ ካልእ ዘረባ ኣየድልን ዩ ። ምስ ጻድቃን ውድብ ፍጠር ።ህወሓት ቀጽሉ ዩ ።

  • @esaiasyeibiyoyeibiyo5027
    @esaiasyeibiyoyeibiyo5027 25 วันที่ผ่านมา

    ብዘራርቡኡን እቶም ምስኡ ዝወገኑ ኣካላትን ቀንዲ ደለይቲ ኩናት ሙኻኖም ሰላም፡ናይ ጎረባብቲ ዘይደልዩ ሙኻኖም ሩዱእ ።በቲ ሓደ ተሪኢካዮ ውን ኩሎም ደለይቲ ሰላም ኣይኮኑንን

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 24 วันที่ผ่านมา

    Beshtawush zebele

  • @kiflaysemere7371
    @kiflaysemere7371 25 วันที่ผ่านมา +1

    ሕውሓት ኣብዚ ወዲቃ ፖሎቲካ ሸርኑጣ

  • @ማሩ
    @ማሩ 25 วันที่ผ่านมา

    Nay ttray dyu zeyrdan tigrenu

  • @yikealofisehatsion6566
    @yikealofisehatsion6566 25 วันที่ผ่านมา

    እንዳ ሳዕሳዓ ድዩ ዝራብ

  • @frepaulos5064
    @frepaulos5064 25 วันที่ผ่านมา +1

    Geche abi seb nezom arawit keytsedom tray…

  • @asmerabela5083
    @asmerabela5083 25 วันที่ผ่านมา

    Abi ezi temen ketfakum eyou

  • @loogoo2009
    @loogoo2009 25 วันที่ผ่านมา +3

    ዓድዎቶት ስልጣን ሒዞሞ እናበልካ ትግራይ ኣብ ኣውራጃ መናጣጢልካ ኣጥፊእኻያ

  • @queenqueen6112
    @queenqueen6112 25 วันที่ผ่านมา

    ገታቸው ብወንገካ መን እባ እዩ ፀላኢና?

  • @adanechemekonene7694
    @adanechemekonene7694 25 วันที่ผ่านมา +3

    Viva Getachew reda wadi Raya

    • @kibromhagos8895
      @kibromhagos8895 24 วันที่ผ่านมา

      Getachew banda ey N hezbe tigray Nab hadega ey zatew zalo::

    • @kibromhagos8895
      @kibromhagos8895 24 วันที่ผ่านมา

      Getachew N hezbe tigray zebatan ey zesrah zalo::

    • @adanechemekonene7694
      @adanechemekonene7694 24 วันที่ผ่านมา

      @@kibromhagos8895 ezuhi haqe ayikonen, this is not true

  • @solomontesfamaryam7599
    @solomontesfamaryam7599 25 วันที่ผ่านมา +3

    Hasawi..lekebat...kedami..nay abi ahmed..Game over.

  • @streetcorner1738
    @streetcorner1738 25 วันที่ผ่านมา

    Is he in Adi Halo at PIA office? 😅

  • @mandelaman776
    @mandelaman776 25 วันที่ผ่านมา

    Stressa gruo aleo gecha haky do?!

  • @tekleghebrehiwet
    @tekleghebrehiwet 25 วันที่ผ่านมา

    Video Editing not correct

  • @First-Eri
    @First-Eri 25 วันที่ผ่านมา +4

    ወሽላኽ ኢካ ሰብካ? ካብኡ ንብኡ ደብሪጽ ይሓይሽ ወሲኑ እኻ ይውስን እንተ ውሓደ

    • @user-qf3hm4io9t
      @user-qf3hm4io9t 24 วันที่ผ่านมา

      ክክክ ደብረ ዕንክሊል ድኣ ብምንታይ እዩ ዝሓይሽ ፍቶ ጽላእ ድሕነት ትግራይ ጌቸ እዩ

  • @user-nn3mv9bl5i
    @user-nn3mv9bl5i 25 วันที่ผ่านมา +2

    Hasawi no more getachew redas poletics in tigray

  • @esromabrha8498
    @esromabrha8498 25 วันที่ผ่านมา

    PIA mish guday ethio gudayey eu ybel neru zyarqom babiu enda tebsu suq elu yri 😔 😂

  • @wewe5688
    @wewe5688 25 วันที่ผ่านมา +2

    ጌታቸው አብዛ ቮድካኻ ተመለስ ንሳ እያ ትሕሸኻ፡ ራያ እንድርታ ዓድዋ አኽሱም ሽረ ኢልካ ትግራይ ክትብትና ምስ አብይ ተጋጊኻ ክፉእ ሓሰኣብ ምሕሳብካ ፎእ እብለካ ረሳሕ ይብለካ

  • @mulugetatemesgen3352
    @mulugetatemesgen3352 25 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ናትካ ጥራይ ግበር ንጀ/ታደሰ ወረደ ኣይተልዕሎ መላዕልትኻ ኣይኮነን ጃሱስ

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 24 วันที่ผ่านมา

    ትኸስስ ድኻ ዘለኻ ፌደራል ሓጉዙና ።ኣትቀበሎም ንዓና ተቐበል ድያ ።

  • @user-qd3lb7ii8z
    @user-qd3lb7ii8z 25 วันที่ผ่านมา +1

    ጌታቸው ካብ ድሮን ወዲ በሻሻ ፈሪህካስ ናብ ናይ ደብርጭ ናይ ቃላት ቶክሲ ኣቲካ ክክክ ኣየ ጌቸ 😂😂😂😂 ሕጂ ከኣ ብሰማይ ማርያም ብምድሪ ወዲ በሻሻ ትብል ኣለካ መቸም መስሓቃት ኢኩም

  • @kibromtsigeyohannes4008
    @kibromtsigeyohannes4008 25 วันที่ผ่านมา

    gexka tirhaq Abi Ahmed aminkas federal federal tibl entay ab hizbka zeytiemin kem tplf