Thank you Setit media for inviting our to respected brother's Eng. Suleiman and Ato Elias Amare in your media. Excellent discussion and excellent analysis. Eritrea is proud of all of you.❤🇪🇷🇪🇷❤ I wish you a blessed new year.❤🇪🇷🙏
"Kunti ku Fi'imto ; k'ayti K'abbah Fiînto " Arrata DAN'AKIL Proverb meaning your eyes have your age and your ears that of your Ascendants. Dan'kal wald Arrata
Thank you Setit media for inviting our to respected brother's Eng. Suleiman and Ato Elias Amare in your media.
Excellent discussion and excellent analysis.
Eritrea is proud of all of you.❤🇪🇷🇪🇷❤
I wish you a blessed new year.❤🇪🇷🙏
Two Great Eritrean Analysis , Thank You Abdat.
Great analysis thank you for sharing your insights. Happy new year.🙏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
Happy new year!
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ትንተና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።
Very good program keep up the good job
The most respected guys the most respected media ❤❤❤good job setit media ❤❤❤
Merhabah deki Hzbawi Gmbar deki Geganu
የቐንየልና ኣሕዋት፡ ኣይትጠፍኡና፡ ሰናይ ዓመት ትኹነልና
Thank you kiburat beaemrro blulflyenn wisdome tebebe kilet bruh ahemero xetebarekum jegani hagerawiantebareku memeliskum sesenu happy New year excellent analysis
ዓወት ንሕፋድ
Thanks
I thank you so much for your information engineer Sulaiman, Abdu , and Ilyas .
I wish you all happy new year. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹
Great minds, excellent discussion. Keep up the good work 👍
Thank you for watching!
Great discussion
Ab kulu msakum deki Hzbawi Gmbar sharti halem.
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️
keep it up bro stand for your country.
❤❤❤
Merhaba Deqi Erey ❤️🇪🇷❤️
❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Bravo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritrea most resourse are its people and anyone never break this.
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
GEREM. MADAB. ANABETS. DAKE. ERIY. JOGANO🎉❤❤🎉❤🎉❤🎉❤
Zelhalemawi zkri nswahatna,
Hawet nhafash
Weyane kha Weyane iyu,
tedekiru, moytu.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍👍🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯
🇪🇷❤️👌👍
❤🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
17:07 ❤😂🎉❤😂🎉❤😂🎉❤
ምስዚኦ ክልተ ኣዝምሪኖታት Daniel one nation ክትዕድሞ ኔርካ ክንደይ ም መቀረ ኔሩ ብዝኮነ ጽቡቅ መደብ ኔሩ
"Kunti ku Fi'imto ; k'ayti K'abbah Fiînto " Arrata DAN'AKIL Proverb meaning your eyes have your age and your ears that of your Ascendants. Dan'kal wald Arrata
ኢንጅነር ሱሌማንን ብጻይ ኤልያስ ኣማረን በላሕቲ ስለ ዝኾኑ እምበር መራሕቲ እንተትኾኑ ኢልካ ኣንጻር መንግስቲ ኤርትራ ከተጋግዮም ምፍታን ጽቡቕ ኣይኮነን ብፍላይ ኣፈወርቂ ትብሃል ፍጥረት ሕቡእ ኣጀንዳ ዘለካ ኢኻ ትመስል
ሃገራዊ ሚድያ እዩ ኢልና ክንስዕበኩም እንተበልና ጽልእኹም በጨቕ ይብለኩም
Bzleale nahri qexlo bteqrbom medebatka ዕmqot zelwo fltetn polotikawi tarikawi afltona nዕbi alena yqenyelna qexlo!!!።
ነቲ ሰናይ ነገር ዘለዎ ሰብ ኣይትድለዮ፡
እንታይ ደኣ ነቲ ኣብ ውሽጡ ሰናይ ነገር ዘለዎ ሰብ ድለዮ።
ክንደይ ሰብ እዩ ሰናይ ነገር ዘለዎ?
ኣብ መንጎኦም ግን ጽቡቕ ነገር የለን....
ኣብ ውሽጢ ኤርትራዊ ዘሎ ጽባቀ ግን ዝኾነዝረኽብዎ ኣይ ኮነን . እቲ ዝዓበየ ከኣ ጽቡቅ ነገር ኪኖ ክብርን ሰላምን እዩም ኣይ ንተሓመል።
ኤርትራ ኣብዚ ዓመት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሓያል ፖለቲካዊ ዲፕሎማሲ ተጻዊታ ተዓዊታ ንኤርትራን ኩሉ መሪሕነት ቀርኒ ኣፍሪቃን ።
1. መጀመርያ ንሱዳናውያን ሓልዩ ከም ዓንዲ ሕቖኣ ዘገልገለ ሓያል መንግስቲ ኣጣይሻ።
2. መራሕቲ ግብጺ ግቡእ ቦታኦም ክሕዙ ኣተባቢዑ ስግኣት ኢትዮጵያ ኣወጊዱ።
3. ሓያል ሰራዊት ሶማል ሃኒጹ ጥሪቱ ሒዙ።
4. ሎሚ ምሸት ኣብ ሕቡራት ሃገራት ስትራተጂ ኤርትራን ሶማልን ግብጽን ርኢኹም ዶ?
ከም ዝፍለጥ ዓብደላሂ ዩሱፍ ኣብ 2007፡ 2007 ዓ.ም.
5. ሕጂ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ መሓመድ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ሶማልያ ሙሉእ ብሙሉእ ክስሕብ ወሲኑ ኣሎ።
6.መልእኽቲ ንህዝቢ ኢትዮጵያን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድን ናብ ስምምዕ 2018 ተመሊስና ፀገም ግድብ ሕዳሰ ብሰላም ክፍታሕ ኣለዎ፣ ንወደብ ባሕሪ ምፍጣር ከኣ ከምኡ ።
ኣብ ርእሰ ምርኮሳን ናጽነትን እትኣምንን እትሰርሕን ዘኹርዕ፡ ልኡላዊት ኤርትራ፡ ቀርኒ ፍሪቂ ዝዓቀበት ሃገር፡ ምስ ጎረባብታ ኣብ ዜሮ ጸገም ክትበጽሕ ክትሰርሕ ኣለዎ ግን ኩሉ ብስራሕ ኢዩ ዝረጋገጽ ሰለዚ ዓቅሚ ህዝብና ክንእክብ ግዜ ኢዩ።
ብዘይካ ኤርትራ ንቀርኒ ኣፍሪቃ ክትመርሕ እትኽእል ሃገር የላን።
ስለዚ ህዝብና መጻኢ ኤርትራን ቁጠባ ክልቲኡ ዓለምን ክርድኦ ኣለዎ።
ዜይሮ ጸገማት ማለት ከኣ ኣብ ቁጠባ ዓቢ ለዊጢ ንኩለን ካባኒታት ዓለም ኢዩ.
መንግሰቲና ከኣ ንሃገረ በሪልኣማን ከብጻሓ መተን ኩሉ ለዊጢ ካብ ዉሽጢ ኢዩ ክኸውን' ዘለዎ.
ምፍራስ ኢቲዬጵያ ግን ንዓና ዓቢ ሓደጋ ዝለዝኾነ ኣቢ ኣሕመድ ናብ ኑቡር ክምለስ ኣለዎ. ፍታሕ ናቱ ከኣ ጽገና ቅዎም የድሊዬ.