ብዓል ሃፍቲ ዘርኡ ንመራሕቲ ትግራይ ፀሪፍዎም፣ዓናዝር፣

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 36

  • @ኣድማሳዊት
    @ኣድማሳዊት 14 วันที่ผ่านมา +2

    ንሕዉሓት ናብ ገደል ኣጽዲፍካ ንስኻ ኢኻ eko መራሒ ክትከዉን ነይርካ ዘርኦመይ 😢❤

  • @meresaalemu6843
    @meresaalemu6843 10 วันที่ผ่านมา +1

    ንስኻ ብሓቂ ፈጣሪ ዝባረኸካ ኢኻ ፍልጠት ን ፀግኡን የብዘሓልካ

  • @teagesyemane3389
    @teagesyemane3389 25 วันที่ผ่านมา +6

    ኣነስ ዝገርመኒ ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ናይ ምጥቓዕ ቆለ ድኣ ከይህልዎ።ኣምላኽ ሰላም የውርደልና።

  • @سيمي-ط2ظ
    @سيمي-ط2ظ 6 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @MaresaTadele
    @MaresaTadele 24 วันที่ผ่านมา +4

    ጅግናናናናና❤❤❤❤

  • @Frutgalagame
    @Frutgalagame 17 วันที่ผ่านมา +1

    ትግራይ ክመርሓ ዝክእል ዘርኡ ነይሩ። ትግራይ መሃለፈላ ነይራ። መንሞ ከሕልፎ 😢

  • @Girmay-w2l
    @Girmay-w2l 7 วันที่ผ่านมา

    ,ብትክክል ዶ/ር ዘሩኡ

  • @Lililove.-yz9xl
    @Lililove.-yz9xl 21 วันที่ผ่านมา +1

    መራሕቲ ትግራይ ዓናዝር ጥራሕ ከይኮኑስ ዘገምተኛታት ሕሙማት ፀላኢን ፈታውን ዘይፈልጡ አብ ህዝቦምን አብ ዓዶምን ዝግበር ዘሎ ሽርሕን አካይዳን ዘይርድኡ ሕሙማት ልክዕ ከምፀላኢ ተምሊሶም ንህዝቦም ጥፍአት ዝሰርሑ ሰረቅቲ ለያቡ በላዕቲ በይኖም አዛብእዮም

  • @MuluHailu-zd4tm
    @MuluHailu-zd4tm 23 วันที่ผ่านมา +2

    ጀግናና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ካብ ፈጣሪ ይርሃወልና ይኾነኩም ይበለና እንበር መራሕትናስ ቀብፅናዮም ኢና ካብ ፈጣሪ ግን ተስፋ ኣለና

  • @ኪዳነምህረትአደይዋሕሰይ
    @ኪዳነምህረትአደይዋሕሰይ 16 วันที่ผ่านมา +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር አምላክ ዓብዪ ሰብ ሓቂ ይሃብካ መን እሞ ሰማዒ ንወንበር ጥራሕ ኮይኖም ተሪፎም 😢

  • @Kouuhghbn
    @Kouuhghbn 21 วันที่ผ่านมา +1

    ❤መራሕቲ ትግራይ ስርሖም ገዲፎም በጥ ኢሎም ደቂሶም እዮም አብ ስልጣን ዘሎው እውን አይመስሎምን ግን ብሓቂ እሳቶም ሙካኖም እኮ ተጠራጢረ እቶም ንፈልጦም ሽምን መልከዖምን እሶም ይመስሉ ተግባሮም ግን ካሎት ኮይኖም ግን ሰብ ድዮም❤እዞም መራሕቲ ሓሚሞም ድአ ከይኮኑ ?❤

  • @AmanuelAshebr-f7u
    @AmanuelAshebr-f7u 17 วันที่ผ่านมา

    ብትክክል ዶ/ር ዘሩኡ ገረሊባኖስ ክብሪ ያሃብካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Girmay-w2l
    @Girmay-w2l 7 วันที่ผ่านมา

    ,ንስኻ ብሓቂ ኣምላክ ዝባረኸካ ኢኻ:: በይዛኻ ዶ/ር ዘሩኡ ገብረ ሊባኖስ ንእሽተን ዋላ ትኹን ሓግዘኒ ሓፍትኻ ቆልዑ ሒዘ ጨኒቁኒ:በይዛኻ

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 15 วันที่ผ่านมา

    God beside and standing of our brother God bless you 🙏 Amen 🙏 🙌 Amen 🙏 🙌 Amen 🙏 🙌

  • @berhehagos6149
    @berhehagos6149 21 วันที่ผ่านมา +1

    Zeru, you are a true and genuine person from Tigray, speaking out against the corruption of politicians and their supporters. These individuals have shown an unrelenting thirst for power, caring little about the lives lost and the suffering of over a million Tigrians, sacrificed in their quest for dominance against Abiy. They continue to manipulate and exploit the poor people of Tigray, treating them as pawns to further their own ambitions. Enough is enough! We must stop following them and begin to ignore their harmful influence. Thank you, Zeru, for your courage and clarity. We need more voices like yours to stand up and lead with integrity.

  • @AxumawiTsegay-y2l
    @AxumawiTsegay-y2l 24 วันที่ผ่านมา +3

    ከማኻ የብዘሓልና ክቡር ዘርኡ

  • @mulugebra
    @mulugebra 25 วันที่ผ่านมา +3

    ትክክል

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 15 วันที่ผ่านมา

    You're best of brother, so absolutely hero& heroc Zeruo God bless you I appreciate you, thank you our brothers take care!🙏 Amen 🙏 🙌 Amen 🙏 🙌

  • @Okur-g4b
    @Okur-g4b 24 วันที่ผ่านมา +1

    ዘርዑ ሓወይ ህዝቢ ትግራይ መራህቱ መኽበራይ እንተይኮነስ ሓሽከር መራህቱን ገዛእቱን እዩ

  • @maymayorecordsandentertain5523
    @maymayorecordsandentertain5523 21 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ኣደባባይ ወፂኡ ዘይዛረብ ኣብ ኣደባባይ ወፂኡ ንዝዛረብ እንጣቐዐ ዝነብር ምስኪናይ ህዝቢ የሕዝን።

  • @berhehagos6149
    @berhehagos6149 21 วันที่ผ่านมา +1

    ዘርኡ ካብ ትግራይ ዝመጸካ ሓቀኛን ሓቀኛን ሰብ ኢኻ፡ ኣንጻር ብልሽውና ፖለቲከኛታትን ደገፍቶምን ትዛረብ። እዞም ውልቀ-ሰባት፡ ኣብ ልዕሊ ኣብይ ኣብ ዝገብርዎ ጻዕሪ ዓብላልነት ዝተሰውኡ፡ ዝጠፍአ ህይወትን ስቓይን ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ተጋሩ ብዙሕ ዘይግደሱ፡ ዘይሕለል ጽምኢ ስልጣን ኣርእዮም እዮም። ንመሳኪን ህዝቢ ትግራይ፡ ከም ፓውንድ ብምሕሳብ፡ ናይ ገዛእ ርእሱ ህርፋን ንምስጓም፡ ምትላልን ምዝመዛን ይቕጽሉ ኣለዉ። ይኣክል ይኣክል! ምኽታሎም ኣቋሪጽና ነቲ ዝጎድእ ጽልዋኦም ሸለል ክንብሎ ክንጅምር ኣሎና። ዜሩ ስለቲ ትብዓትካን ንጹርነትን የቐንየልና። ብቕንዕና ደው ክብሉን ክመርሑን ከማኻ ዝኣመሰሉ ድምጽታት ዝያዳ የድልዩና እዮም።

  • @TESFAEnt
    @TESFAEnt 5 วันที่ผ่านมา

    Nice good job good 💯💯💯💯💯💯💯

  • @TESFAEnt
    @TESFAEnt 23 วันที่ผ่านมา +1

    Tklegne seb zeru😢😢😢😢😢❤❤❤

  • @lemlemgebreyesus4569
    @lemlemgebreyesus4569 25 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤

  • @AaBb-c8v1d
    @AaBb-c8v1d 21 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @abaditsegay1065
    @abaditsegay1065 20 วันที่ผ่านมา

    ብራዘር ሰካ ምረሐና

  • @berihaberiha-s6s
    @berihaberiha-s6s 25 วันที่ผ่านมา +1

    Jagena

  • @DanielSelemon
    @DanielSelemon 15 วันที่ผ่านมา

    Kemaka jegena yelen baleka merhena

  • @FevenAberhamAberesh-ni6me
    @FevenAberhamAberesh-ni6me 19 วันที่ผ่านมา

    ላንተ ያለኝ ክብር አይለካም

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse5892 17 วันที่ผ่านมา

    ሓሶት እንታይ ይገብር💔

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 19 วันที่ผ่านมา

    ሓቁ ዓናዝር'ዮም።

  • @MAshoasefaw
    @MAshoasefaw 22 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ጅግና

  • @LemlemTadesse-k9z
    @LemlemTadesse-k9z 22 วันที่ผ่านมา

    ❤።

  • @ShumuyeTasfaye
    @ShumuyeTasfaye 21 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤