#ቅዱስ_ፍሬምናጦስ_መንፈሳዊ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ก.ย. 2024
  • Join this channel to get access to perks:
    / @sewaswmedia-bd8hg
    እዚ መንፈሳዊ ሚድያ እዚ፣ አስተምህሮ ቅድስት ኦርቶዶክሳዊ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ዶግሞን ቀኖናን ሓልዩ፣ ብሊቃውንተ ቤተ ክርስትያን ዝመሓላለፍ ትምህርተ ወንጌልን ታሪኽ ቤተ ክርስትያንን መፈሳዊ ትንተናን፣ ከምኡ ድማ ናይ ቅዱስ ያሬድ ጽዋትወ ዜማን ወረብን መዝሙርን መንፈሳዊ ስነ ጽሑፍን፣ ዝመሓላለፈሉ መንፈሳዊ ሚድያ እዩ።
    ስለዝ ድማ፣ ነታ ቅንዕቲ ሃይማኖትናን እምነትናን ብትክክል ፈሊጥና፣ ነቶም ዘይፈልጡ ክነፍልጥን መንፈሳዊ ግዴታና እና ተዋጻእና፣ ነቲ ብሊቃውንተ ቤተ ክርስትያን ዝመሓላለፍ መንፈሳዊ ፕሮግራም ቀልጢፉ መታን ክበጽሓና #ሰዋስው ሚድያ Sewasew Media ዝብል ቻነል #SUBSCRIBE ንግበር።

ความคิดเห็น • 5

  • @user-ih2un7np6l
    @user-ih2un7np6l 2 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሄር ናይ አገልግሎት ግዜኹም ይባርኽ

  • @Sara-lj2nj
    @Sara-lj2nj 2 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ክንመሃር ኢና

  • @berhetesfay7714
    @berhetesfay7714 2 หลายเดือนก่อน

    አብ እዋን ኩናት ምስ ተመሃሮኡ በይኑ ዝተረፈ መጋቤብርሃናት ተስፋይ ሃደራ ጥራሕ እዩ ካልኡ ኩሉ ነናብ ትውልድ ዓዱ ከይዱ እዩ። እዚ እዩ እቲ ሓቂ ዘይነበረ ነይረ እየ ማለት ሓጥያት እዩ ። እግዚኣብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ።

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 2 หลายเดือนก่อน

    Egziabher.. Ferad. DamTigiray. Selhm. Nesbe. Tigray. Ahwatey. ✝️😢🙏🙏🙏🌿