TOPO ERI ENTERTAINMENT Interview with Eritrean Artist Hanibal Beletsom (HANI)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 651

  • @ksuntesfay5528
    @ksuntesfay5528 2 ปีที่แล้ว +148

    ተዓዲላ'ዛ ኤረይ ናይ ብሉጻት ማህጸን, ሃኒ ካብ ሃኒ ንላዕሊ ምቁር መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብዙሕ ስለንጽበ ካባኻ🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @mg-kb9cr
      @mg-kb9cr 2 ปีที่แล้ว

      ክክክክክክክክክክክክክ

  • @sebabkung4970
    @sebabkung4970 2 ปีที่แล้ว +265

    ውዱእ መንእሰይ ሃኒ በለጾም ከምዚ ከማይ ዝሕብዮ ይህሉ ዶ ይከዉን

    • @winwin3990
      @winwin3990 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣነ ኣለኩ ናይ ልበይ ዝፈትዎ ሃኒ

    • @user-el9cn8ot4h
      @user-el9cn8ot4h 2 ปีที่แล้ว +2

      @@winwin3990 ተምርዓውዪ

    • @tegistikiflemaryam3097
      @tegistikiflemaryam3097 2 ปีที่แล้ว

      🇪🇷🙏🏻💪☝

    • @winwin3990
      @winwin3990 2 ปีที่แล้ว

      @@user-el9cn8ot4h በዓልቲ ሓዳር እንዲየ

    • @selamt3336
      @selamt3336 2 ปีที่แล้ว

      Aikemayn, wela kmreawo aimxelakun

  • @trueloveisneverend9220
    @trueloveisneverend9220 2 ปีที่แล้ว +123

    ናይ በሓቂ በሊሕ ሰብ ከሉ ዘረባኻ መሳጢ መግለጺ የብለይን በቃ።🇪🇷

    • @zowdikidane3760
      @zowdikidane3760 2 ปีที่แล้ว

      Yas you are right 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍💯💯🎊🎊☃️☃️☃️

  • @chelseaforever9905
    @chelseaforever9905 2 ปีที่แล้ว +111

    ጥዑም ኢዩ ቁሪ ናይ ኣስመራ ሃኒ ሽኮር 😘😘

  • @johni7071
    @johni7071 2 ปีที่แล้ว +14

    ብኹሉ ሙሉእ ሃኒ ነብሲ ደስ ዝበለትኒ አበሃህላኻ ዓርኪ ኽርስቶስ ሙኻን ናይ ብሐቂ ምስኡ ኩሉ ነገር አሎ ዕድመን ጥዕናን ካባኻ ብዙሕ ክንጽበ ኢና

  • @mogosgoitom2962
    @mogosgoitom2962 2 ปีที่แล้ว +16

    ሃኒ ሃኒ ኢቲ ፍርሃት ኢግዝኣብሄር ዘለዎ ጅግና ወዲ ኤረይ ጻዕዳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሃኒ ሓወይ

  • @sempremelhor2163
    @sempremelhor2163 2 ปีที่แล้ว +17

    ሃኒ በለጾም ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ናይ ብሓቂ፡ ደስ ዝብል ግሉጽነት፡ ሓንቲ ግን ከምቶም ህቡብነት ኣዉዲቅዎም ዘይተስኡ ዘሎዉ የሕዋትና ከይትከውን ሓደሪ ብዙሕ ስራሕ ብዙሕ ፍረን ንጽበ ኣሎና ካባካ ወዲ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @edublessed57
    @edublessed57 2 ปีที่แล้ว +28

    ሃኒ መህረፍ ግደፍ እባ ኣይተቕናኣና ናይ ኣስመራ ናፍቖት ኣይክኣልን ኢዩ ኣዝማሪኖ ሽኮር ናፊቕና ብሓቂ ጎይታ ይባርኽኩም።

  • @fthawitmengstab7906
    @fthawitmengstab7906 2 ปีที่แล้ว +10

    መግለጺ ስኢነልካ ሃኒ ኣዴኻን ዓድኻን ዝህባኻ ኩሉ ጥዑም ኢዩ ብሓቂ እዛ በለጾም ትብለ ሽም ኣቦኻ ንዓኻ ኢያ ትውክል ብሉጽ ናይ ብሉጻት ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጣሪ ።

  • @kikiforjesus7939
    @kikiforjesus7939 2 ปีที่แล้ว +13

    ሃኒ ሓወይ ቡሩኽ, ን ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ዓርክኻ ካብ ምግባርካ ዝተላዕለ..... ብሓቂ እብለካ ኣለኹ... ብርሃን እዩ ቅድሜኻ🙏😇🙌 STAY ALWAYS WITH LORD, GOD' S WISDOM WILL BE YOUR'S😇 LOVE YOU BRO💐
    GOD BLESS OUR BEAUTIFUL ERITREA💕❤️💕

  • @eyobaaaaaa7336
    @eyobaaaaaa7336 2 ปีที่แล้ว +133

    ኣብ ኣዲስ ኣበባ ደረቅኛታት ሕቶታት ኢሎም ሓቲቶሞ ደረቅኛ መልሲ ጌሩ ፈጊእዎም ኩሉ ግዜ ብሉጽ መንእሰይ።

  • @datafacts1252
    @datafacts1252 2 ปีที่แล้ว +39

    I can’t imagine how he is very intellectual person. He is young but very mature person, humble and respectful. Wish you all the success you looking for.

  • @madenamadena7662
    @madenamadena7662 2 ปีที่แล้ว +23

    መጀመሪያ ስላም ናዓኩም ዩኩን ቶፖ ሸው ብምቅጻል ሃኒ ቡሱል ሰብ ጻዕዳ ፈታዊ ሃገሩ ፈታዊ ህዝቡ ከምቶም ዓበይቲ ዳሪክተራት ሃገርና ኩከነልና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ምስቶም ኩቡራት ስድራቤቱ 2022 ዓመት ስላም ቅሳነት ሃገርናን ስድራናን ንረኤላ ትግበረልና ደቂ ኤረይ ሐላላት

  • @danitesfu2529
    @danitesfu2529 2 ปีที่แล้ว +30

    ንፉዕ መንእሰይ ሃኒ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤️✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abrahamtesfay3503
    @abrahamtesfay3503 2 ปีที่แล้ว +20

    ሃኒ ለባም"ብኹልንትናኻ ኬፍ ኣለካ ካርታ ኤርትራኻ፡ጋዓቢልካ ምቕራብካን፡ንእምኒ ዓረ ጸዋር ምክልኻል ምምስጋንካን፡ንህዝቢ ምምስጋንካን፡ናይ ነዊሒ ዝጠመተ ሓዳር ምብሃግካን,,ሓደ ዓብን ዕዉትን ሰብ ለምትኸዉን ሩጉጽ ዩ ስላሴ ምሳኻ ይኹን!!!

  • @user-xv8lo6gh9q
    @user-xv8lo6gh9q 2 ปีที่แล้ว +27

    ዋው እዛ ቻነል ድኣ እንታይ እዋን ላዕሊ በጺሓ (ቅዱስ ቅንኢ ዩ) እዋይ እዞም ደቂ ኤረይ ሲ ሓላላት ፍቅርና የብዝሓዮ 🙏🙏🇪🇷🇪🇷💒❤️🕌

  • @heniasmera
    @heniasmera 2 ปีที่แล้ว +35

    Niyat afewerki eba amexelna topo. Thank you

    • @awelkieratta7074
      @awelkieratta7074 2 ปีที่แล้ว

      Niyat Afewerki amxaelna pls Topo.Thank you

  • @haremecho2215
    @haremecho2215 2 ปีที่แล้ว +63

    ሃኒ ንቕድም ኣድናቖተይ ንዓኻ ክገልጸልካ ይፈቱ ኣባኻ ብዙሕ ክብሪ ኣለኒ ኣጆኻ በርትዕ፡ ካልእ ክብሎ ዝደሊ እዛ ቻነል Topo Eri Entertainment ናይ ሓውና ክቡር ጋዜጠኛ ተስፋልደት መብራህቱ ኢያ፡ ቶፖ ማለት ብዙሓት ቻነላት ዘዕበየ ኢዩ ኢዱ ተሴሩ ምበር rbl ዘዕበየ ኢዩ፡ ስለዚ ን ቶፖ ሞራል ክንህቦ እንተ ኮይና ከምቲ ንሱ ን ኣእምሮና ሰላም ክኾኖ ካብ ካልእ ስብከታት ጥዑም መደብ ስለ ዘቕርብ ንዕቤቱ ክንድግፎ ይላቦ፡ ንሱ ድማ ሳብስክራይብ ብምግባር ኢዩ፡ የቐንየለይ፡ እቲ ዘሎ ሳብስክራይብ ምስቲ ዕዮ ቶፖ ስለ ዘይወዳደር ኢየ። GBU All

    • @azebweldu1949
      @azebweldu1949 2 ปีที่แล้ว +2

      ናይ ባሓቂ ንሃግዞ እስኪ

    • @aziebmebrahtu777
      @aziebmebrahtu777 2 ปีที่แล้ว +2

      I agree with you 💯👏

    • @haremecho2215
      @haremecho2215 2 ปีที่แล้ว +1

      @@azebweldu1949 Thank You

    • @haremecho2215
      @haremecho2215 2 ปีที่แล้ว +1

      @@aziebmebrahtu777 Thank You

    • @fitsummisgna8721
      @fitsummisgna8721 2 ปีที่แล้ว +1

      Behaki des zebel meglexi.kabzom halawat adihinena

  • @eritreancommunity7054
    @eritreancommunity7054 2 ปีที่แล้ว +8

    ብጣዓሚ ጹቡቅ ርሕስ ሓድሽ ዓመትን በዓል ልደትን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ከምኡ ድማ ንጀጋኑ ምክልኻል ሃገር ዕድመን ጥዕናን ንምነዮሎም ከምኡ ድማ ክብርን ሞጎስን ንሱውኣትና ።
    ጹቡቅ ዕድል ይግበረልካ ሃኒ ኣንበሳ ጅግና ወዲ ጀጋኑ።
    ዓወት ንሓፍሽ

  • @berie7195
    @berie7195 2 ปีที่แล้ว +68

    መርሓባ ደቂ ኢረይ ሃኒ ሓወይ ኡኳዕ ብሰላም ተመለስካ ናብ ዓድናን ሃገርናን

  • @yoelmengstab6397
    @yoelmengstab6397 2 ปีที่แล้ว +11

    Wawwww ኩርስቶስ ኢዩ ዓርከይ ናይ በሓቂ ሃኒ ጎይታ ይባርኽካ

  • @genetestifanos6428
    @genetestifanos6428 2 ปีที่แล้ว +16

    ስነ።ጥበበኘ።ሃነኔባል።ከማይ።ዝፈትወካዶ ይሕሉ።ርሑስ ሐድሽ ዐመት።ይግበረልኩም።

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣገናዕ ወዲ ኤረይ ኣንበሳ ሰፊሕ ኣጣማምታ ገላጺ ኩሉ ውዱን መግለጺኻ ዝወጾ ፍጹም መግለጺ የብሉን። ምውቑ ሃገራዊ መግለጺኻ ኩሉ ነገራትካ ዘሐጉስ ክበር ንበር ዕድመን ጥዕናን ብልቢ ይምነየልካ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @gromgrom7898
    @gromgrom7898 2 ปีที่แล้ว +9

    Thanks haniks ሃኒ ሓወይ ዉዑይን ቅልጡፍን በበይኑ ትርጉም ከም ዘለዎ ምሂር ካኒ ኣለኻ
    ውዱእ ናይዘመና መነእሰይ ትርጉም
    ኣዝማሪኖ ሃኒ በለጾም::

  • @zemenzemen67
    @zemenzemen67 2 ปีที่แล้ว +38

    እዛ ወዲ ማራ ያ ውድእቲ ኬፍ ትህበኒ ❤

  • @TheMirrorsentertainment2144
    @TheMirrorsentertainment2144 2 ปีที่แล้ว +7

    ሃኒ ስደተኛ ኬፍ ኣለዋ እዛ ዋዛ ግን ኣድኒቐካ ኣዚኻ ሓያል ስነ-ጥበባዊ (ደራሲ,ዳይሬክተር,ተዋሳኣይ)ሓያል ፍላስፋ, ሓያል ናይ ትግርኛ ተዛራቢ ስለዚ ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ ዝዓርከይ

  • @danielhasho5331
    @danielhasho5331 2 ปีที่แล้ว +21

    Omg this guy is outstanding,full of knowledge Hanitu!

  • @yordanosabraham1829
    @yordanosabraham1829 2 ปีที่แล้ว +2

    ንጉስ ዳዊት ሲ ቃልካ ሓለፋ ሽማግለታት ገበረኒ ኢሉ እሞ ሃኒ ሐወይ ከአ እቲ ቃል ኣምላኽ ምፍላጥካስ ሓለፋ ስነ ጥበበኛን ዕድሜካን ጌሩካ እሞ ቀጽሎ መምህር መንእሰይን ዓበይትን ኢካ ተባረክ♥️♥️♥️🙏

  • @user-mo4nd1zv5v
    @user-mo4nd1zv5v 2 ปีที่แล้ว +23

    ንያት ኣፈወርቂ እባ ኣምፀአልና ቶባ ሓዎይ

  • @Rakibella17
    @Rakibella17 2 ปีที่แล้ว +7

    ተስፊት ሓውና ንስኻ ሕቡን ጋዘጤኛ እቶም ተቕርቦም ዘሎኻ ካ ሓድሕድ ዝተሓላለፍ ሃገሮምን መዮምን ዘፍቅሩ ብጣዕሚ ደስ ኢሉና ፈጣሪ ሂገርናን ህዝብናን ይባርኽ ቀጽልዎ
    ሳሙኤል ገብረሂወት Phoenix Arizona🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @user-yf6bu5nf1u
    @user-yf6bu5nf1u 2 ปีที่แล้ว +24

    ንኣምላክ ኣብ ቅዲሜካ እንተ ግርካዮ ኩሉ ቀሊል እዩ ሃኒ ዐቢ ሰብ 🙏🙏🙏

  • @solomonkiflay2620
    @solomonkiflay2620 2 ปีที่แล้ว +14

    ሃኒ መግለጺ ዘይረኸብኩሉ ውዱእ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓቢቢ

  • @gmanyem1057
    @gmanyem1057 2 ปีที่แล้ว +17

    God bless to all Eritrean defense force and the people of Eritrea!!

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 2 ปีที่แล้ว +5

    እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሃኒባል ሓዉና ብጣዕሚ በሊሕ መንእሰይ ኢኻ ብዙሕ ንጽበ ካባኻ ።

  • @goitomghirmay3756
    @goitomghirmay3756 2 ปีที่แล้ว +11

    ካብዚኦም Forget ተጋሩ ክንዕርፍ ንደቂ ኤረይ ነዕብዮም ።
    ሰስኑ ደቂ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🙏🏽

    • @kemmenkem2874
      @kemmenkem2874 2 ปีที่แล้ว

      Ok shgutka gn forget gbera wedi erey shikor

  • @ለምለምመሬትና
    @ለምለምመሬትና 2 ปีที่แล้ว +6

    ቪቫ ሃኒቫል ብሓቒ ቡሉጽ ናይ ቡሉጻት ኢካ ዕባይ ደቮዚቶ ጅግና።
    ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ።
    የቀኔልና ቶፖ ሸዉ ምስ ኲሎም መሳርሕትካ።

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 2 ปีที่แล้ว +16

    Hani God bless you wedi erey 🇪🇷🇪🇷❤️🥰🇪🇷🇪🇷

  • @helenkidane763
    @helenkidane763 2 ปีที่แล้ว +28

    እንካዕ ደሐንመጻኩም ቶፖ ሐውና ምስ ሃኒ ሙሉሙል መንእሰይ ወዲ ኤሪይ ጻዕዳ 😘💝❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🤝

  • @Yoniteshewin
    @Yoniteshewin 2 ปีที่แล้ว +4

    I really admire you men.Wish you love,health,prosperty on your future life. We need such kind of artists who have full respect on thier religion and culture.

  • @lulrbahri
    @lulrbahri 2 ปีที่แล้ว +5

    Brillant young man🇪🇷🎆🎆🎆🎄marry Christmass and happy new year all my ppl

  • @peaceforall7653
    @peaceforall7653 2 ปีที่แล้ว +6

    just genus hani ,future one of the top great artists in Eri .proud of u my Eri bro

  • @abrahamjoseph9960
    @abrahamjoseph9960 2 ปีที่แล้ว +6

    ከምሃንስ የብዝሓዮም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቃለ መሕተት ዝገበረሉ ሓደ ድመለሰሉ ኩሉ ሰብ እዩ ተሓጉስሉ ጅግና እየ ድብሎ ዕድመ ይሃቦ!!!

  • @fn7619
    @fn7619 2 ปีที่แล้ว +3

    ሃንይ ሽኮር መቅሰን ናይ ብሓቂ አብ አስመራ ምህላውካ ጥራይ ወላ ሐደ አይከውንን ለባም ዘረባ ቀጽሎ።💘💘💘💘💘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-qy7fh5kp9j
    @user-qy7fh5kp9j 2 ปีที่แล้ว +7

    hani is excellent with great potential. i think he will play an important role in eritrean film industry.

  • @robelgerezgiher4742
    @robelgerezgiher4742 2 ปีที่แล้ว +3

    Hani the best actor keep it up
    GOD Bless you

  • @aziebmebrahtu777
    @aziebmebrahtu777 2 ปีที่แล้ว +6

    Buluts gazetena Topo and buluts sinetbebawi Hani ruhus kiniat beal lidetn hadish ametn ygberelkum 🙏🇪🇷i hope Topo hawey eza channelka ab zileale kemtbetsh ayteratern eyu ajoka ketslo♥️🇪🇷❤

  • @jael2023
    @jael2023 2 ปีที่แล้ว +13

    I never seen like Hanibal......Hagerawi💯

  • @yodittsegay3632
    @yodittsegay3632 2 ปีที่แล้ว +5

    ከመይ ብሱል ዘረባ ኢዩ ደቀይ ኣድኒቀካ ሃኒ ብጣዕሚ ፡ኣምላክ ሓሳብ ልብኻ ይፈጽመልካ ንፉዕ በሊሕ ስነጥበባዊ ከማኻ ይብዝሑ ።

  • @awetnhafash8670
    @awetnhafash8670 2 ปีที่แล้ว +4

    Sase shikorrr azmarino you are so sweet. Your interview is very successful proud of you 👍💪💪🇪🇷🇪🇷❤️❤️

  • @kerrya2128
    @kerrya2128 2 ปีที่แล้ว +14

    Hani, amazing your responds are on point 😂 I looooooooove your sense of humour simply brilliant 👍💖🇪🇷😂😂😂😂😂😂😂I would love to watch him as a gentleman characters lool many thnx guys much love 💖💖💖💖💖💖

  • @helenamare8926
    @helenamare8926 ปีที่แล้ว

    ብሉፅ ስነጥበበዊ ሃኒባል አጆካ ካብ ስነጥበብ ዓለም ክትፍለ የብልካን ንስካ ዘይብሉ ስነጥበብ ከይፈርስ ዝተዋህበካ ገፀባህር ብግቡአ ክትላበሶ ዘይፅግመካ ሰብ ኢካ ዕድመን ጤናን ይሃብካ

  • @eri-dairyeritrea1377
    @eri-dairyeritrea1377 2 ปีที่แล้ว +5

    I just love ❤ this guys, Amazing personality .ኬፍ ኣለኩም።

  • @nanablessed5404
    @nanablessed5404 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ብሱል ሓሳብ ወዲ ኤረይ ዕድመን ጥዕና ብሩህ መጻኢ ይምነየልካ።

  • @asterdaniel7190
    @asterdaniel7190 2 ปีที่แล้ว +7

    Simply brilliant 👏⛪❤🕌💪🇪🇷

  • @berhanetewolde3247
    @berhanetewolde3247 2 ปีที่แล้ว +35

    ክክክክክ ጋዜጠኛ ተስፋልደት:ትግርኛ እግረ መገድኻ ተማሂርካ።ውዑይን ቁልጡፍን ጽቡቕ መግለጺ ሃኒ።

  • @godislove1991
    @godislove1991 2 ปีที่แล้ว +32

    Topo and Hani ,our God give of gifts .May God bless you abundantly.

    • @asmoromhabtom9958
      @asmoromhabtom9958 2 ปีที่แล้ว +1

      😂😂😂😂😂

    • @mleuyem7428
      @mleuyem7428 2 ปีที่แล้ว

      ብሉጽ መንእሰይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

    • @abrheetmehrtab5169
      @abrheetmehrtab5169 2 ปีที่แล้ว

      Hani shikor abkulu eyu zexbqelka nberelna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤btaemi eye zfetweka

  • @sesenau.ndglmaryam6011
    @sesenau.ndglmaryam6011 ปีที่แล้ว

    Nay bhaki gluxnet zelewo mengseye hani hawna edmen tenan yhabka fetari ❤️❤️🙏

  • @stefanostemolso767
    @stefanostemolso767 ปีที่แล้ว

    ሃኒባል ብሓቂ ንፉዕ ተዋሳኣይ ኢኻ። ብፍላይ ኣብ ዋዛ ትገብሮ ምውሳእ ክትድነቕ ይግብኣካ።

  • @semurasemura1176
    @semurasemura1176 2 ปีที่แล้ว +2

    Hni mekesebe am really proud us Eritrean to have like you brillant brother.

  • @melway4028
    @melway4028 2 ปีที่แล้ว +7

    You’re so wise talented and blessed, and of course Jesus will fulfill all your dreams 🙏🏼

  • @galeasmaraeri2200
    @galeasmaraeri2200 2 ปีที่แล้ว +3

    Wow wow so smart guy. I can’t wait to see your wedding bro🇪🇷❤️

  • @titiefrem4302
    @titiefrem4302 2 ปีที่แล้ว

    Egziabiher edmen tenan yhabkum deki Erey mearey hanibal kea btami nfue ajoka qexlo

  • @HelenMehari27
    @HelenMehari27 2 ปีที่แล้ว

    ✨Amen 🙏 Neti senay mnyotka Kbur hawna Hani Hawey….btaemi lebam etub mensey eka. Kab kulu des zbeletni Egzabher amlak aykey eyu ktbil nkalay gzie ysemaka aleku emo btaemi dma des eluni Medhin Alem tsegaka yebzhayo 🙏 Senay hasab lbka dma yesmrelka ✨

  • @rhstitsegay2932
    @rhstitsegay2932 2 ปีที่แล้ว

    hani hawey,goitanan medhaninan eyesus krstos arkka bmgbarka ab kulu hiwetka ewut mkaunka zerie u mo,ajoka .bsul menesey wedi erey mearey🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zebibteklezghi4349
    @zebibteklezghi4349 2 ปีที่แล้ว

    Hani shkor eartrawi waero jigna artist nay bhaki edlena eya eza mkrti hageman 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌💯💯💯

  • @elululey8979
    @elululey8979 2 ปีที่แล้ว

    Nay bhaqi gelixkayo Hani hawna ajoka bertiee Amlak kem lbka yhabka🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ዮኒወይዘርኦም
    @ዮኒወይዘርኦም 2 ปีที่แล้ว +6

    ሃንባል ብኩሉ መልስኻ ዕጉብ እየ ።
    ከምቲ ዝቨልካዮ ንኣምላኽ ዓርኩ ዝገበረ ወዲቁ ኣይወድቅን እዪ።እዛ ሓዳስ ዓመት ኣምላኽ ንህዝብናን ሃገርና ንመላእ ዓለምናን ሰላሙን ምሕረቱን የውርደልና ፡ ኣሜን!

  • @rufta.
    @rufta. 2 ปีที่แล้ว +1

    Eway Des Kbleka Mlsu Ab Kulu Khbo Zkeneye Enterbi, Hani Mksen Hagerna GBU Wedi Erey 👉🇪🇷🙏🇪🇷🤲 Thanks TOPO Shikor

  • @user-rv2fl8ug5s
    @user-rv2fl8ug5s 2 ปีที่แล้ว +13

    ንፉዕ ርጡብ ብሱል በሊሕ ቅልጡፍ ንጡፍ ፈታዊ ሃገሩን ዜጋታቱን ናይ መጻኢ ባሃር ደራስን ዳይሪክተርን ሃገርና ክትከውን ካብ ኣዘራርባካ በዓል ምሉእ ተስፋ ኢየ ዕድመ ይሃብካ

    • @gelobtsiegottinsel5617
      @gelobtsiegottinsel5617 2 ปีที่แล้ว

      ኣምላኽ ይታሓወሶ ትንቢት ንነገራት ይቕድሞ እዩ'ሞ ሓሳብ ልብኺ የስምረልኪ ሓፍተይ ማዓረይ

  • @robelhaileab3706
    @robelhaileab3706 2 ปีที่แล้ว +2

    Hani aynye kulu beja Asemra xeda 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️

  • @sabatesfu1653
    @sabatesfu1653 ปีที่แล้ว

    Wawww hani xbuk ftret thanks sle xbake eritrean dekenstyona mzkarka btami eina nfetweka

  • @betielgebrehiwet6509
    @betielgebrehiwet6509 2 ปีที่แล้ว +2

    Thank you I love this guy thanks so much and the show best actor

  • @mullerstyle4314
    @mullerstyle4314 2 ปีที่แล้ว

    ናይብሓቂ ሃኒ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ልዕሊ ኩሉ ደስ ዝብል ስነምግባር ኣሪካኒ ልዕሊ ኩሉ ድማ ክልተ ደስ ዘብላ ቃላት ኣስሚዕካኒ ኣብ ሞንጎ ቁልጡፍን &ውዑይን ዘሎ ሓሳብ ካላይ ድማ ቻይና ካብዚ ኩሉ ንብረቶም ኦርጅናል ዝሰደዱልና ሕማም ኮረና ጥራይ ዝብላ ሓረጋት ደስ ኢለናኒ ብዝኮነ በርትዕ ሓቢቢ❤🤩😍❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @abrhamshumay6002
    @abrhamshumay6002 2 ปีที่แล้ว

    Hani Hawey Nay Behaki Znaad Tebay Aleka Wedi Eritrean Mearey Idmen Tinan Yehabki Fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @samueltadesse1857
    @samueltadesse1857 2 ปีที่แล้ว +6

    So talented actor 👍👍👍

  • @bizantasefay3030
    @bizantasefay3030 2 ปีที่แล้ว

    Nay blustate bluste wedue manesay eza ery tawetula kamakume aynate manesayate mehlawa we love you hany shukare 😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yrgayemane1077
    @yrgayemane1077 2 ปีที่แล้ว +1

    Btaemi xbuq meglexi hani hawey ,edmen tenan yhabkum thank you topo kea ruhus hadish ametn beal ldetn

  • @ERlTRENTERTAINMENT
    @ERlTRENTERTAINMENT 2 ปีที่แล้ว

    ናይባሓቂ ካብቶም ዘድንቆም ቡሉጽ ስነጥበብ ሃገርና ሃኒባል በለጾም & ሩታ ሚኪኤለ

  • @chelsea-pk8jq
    @chelsea-pk8jq 2 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ብቁዕ መንአስይ ተስፋ ኢሪትራ ክብርታት ህዝቢ ብግቡአ ዝተረድኢ ኮሪዕና ብእካ የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ።

  • @belulmedia2966
    @belulmedia2966 2 ปีที่แล้ว

    Super star Hani hawey , kemaka 10000000000 ygberom, and please Top hawey n Hani Hederaka kem nay grliom sedet key tihesbo wela President ab USA keza geziau ab USA nber entehebka keytikbelo thanks 🏆

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 2 ปีที่แล้ว

    ኣገናዕ ወዲ ኤረይ ኩሉ መግለጺኻ ለባም መስተውዓሊ ንነገራት ብኩሉ መእዝን ብምርኣይካ ኣድኒቐ ንኣድናቓይ ይምጥወካ፣ በል መግለጺ ቃላት ስኢነልካ ብዝኾነ እንሆ ንክብርኻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @creatingwonders2249
    @creatingwonders2249 2 ปีที่แล้ว

    Amazing Mara adniqeka hanibal hawey.thanks topo hawey n hanibal zemxekalna ...nkulukum awetn asalton ymneyelkum

  • @kifligoitom5667
    @kifligoitom5667 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ዓርኪ ክርስቶስ ኣሚነ ሃኒ ሓወይ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ኣሜን ርሑስ ሓድሽ ዓመት።

  • @hawileyto8076
    @hawileyto8076 2 ปีที่แล้ว

    ብሱል መንእሰይ ዘመንና ሃኒ በለጾም ፡የቀንየልና።we love you

  • @queenheavu1040
    @queenheavu1040 2 ปีที่แล้ว +1

    Amlak endazekerka mizirabka bitami adinikeka fetari amlk misaka yikun hani hawey ❤️❤️Eritrean ladies xubikat do belka bitami kea emebr love you our queens 👸❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷much respect ✊🏾

  • @ainbesajrtesfazge9981
    @ainbesajrtesfazge9981 2 ปีที่แล้ว +2

    Hani hawey we Love you habibi ana ezi kea des tebel Meniesey eka beflay sem Egzabiher Amlak degagmga ktleal mis semakus azika kef hebkani

  • @africanhabesha9650
    @africanhabesha9650 2 ปีที่แล้ว

    ኣብ ሃገርካ ምንባር ብጣዕሚ ብጣዕሚ ጸጋ ኢዩ.ኣብዚ ኣውሮጳ ንነብሮ ዘለና ኣብ ስደተኛ ዘሎ ጉዕዙይ ኣታሕዛ ምሽ ንሰብ ንኸልቢ ውን ዘይትምነየሉ ገሃንም ሂወት ኢዩ.
    ኣነ ሃገርካ ማዕረክንደይ ክብረትካ ከምዝኾነ ኣብዞም ለመምቲ ኣትማን ቀላጣት ኩፉኣት ሕብሪ ኣውሮጳውያን ብጣዕሚ ተማሂረ ኢየ ኣብ ቀረባ ግዜ ናብ ሃገረይ ክብረተይ ክምለስ ይደሊለኹ።

  • @mihrettewelde708
    @mihrettewelde708 2 ปีที่แล้ว +3

    TOPO SHOW MARY CHRISTMAS 🎅
    AND HAPPY NEW YEAR 🎈🎆🎊🇪🇷💪

  • @Ipraypeace
    @Ipraypeace 2 ปีที่แล้ว +7

    ሃኒባል በለጾም ፡ ብመጀመርያ ንዓኻን ን ኮርዒዳ ቶፖ ሾውን ን ምሳኹም ዘለዉ ሰኣልትን፡ኣመልካዕትን ርሑስ ልደት ይኹነልካን ይኹነልኩምን።
    ኣብ ማይጨሎ ጥራይ ዘይኮነ ኣብዘን ክለተ ቃለ-መሕትት ዝገበርካየን ተዓዚበካ፡
    ሃኒ ( መዓር ) ኢኻ ብሕቒ።
    ብሱል ከም መዓር ኢለ ከሕጽሮ እምበር፡ ካብቲ ናይ ምውሳእን ምድራስን ክእለትካን ንላዕሊ ነቲ ሰፊሕ ልቦናኻን ዕላማኻን ምስ ኣስተውዓልኩልካ ጣዕሚ ተመሲጠ።
    ኣብታ ዝሓለፈት ቃለ-መሕትትካ ጸቒጥካ ዓርኪ ኣለኒ ምስ በልካ ብጣዕሚ እየ ሰንቢደ ነይረ ( ብቕጥታ እተን ኣብ እዝንኻ ዘለዋ ) ተራእየናኒ። ብዝገርም ግን ዘይተጸበኽዎ መልሲ " ሳሰስ" ዓርኪ የሱስ ኮይኑ ጸኒሑ? !
    ገሪሙኒ ካብታ ኣብ ማዝጨሎ ዘበርከታዮ ዝዛይድ ትምህርቲ ሚሂርካኒ!
    ቀጽሎ፡ ሰጉም፡ሰጉም፡ሰጉም ብዘለኻዮ።
    ጽብቕቲ መገዲ ሕዝካ ኣለኻ!
    ዋው

  • @sariadonay2072
    @sariadonay2072 2 ปีที่แล้ว +3

    Tebarek hani hawey nkrstos arkka mgbarka

    • @sariadonay2072
      @sariadonay2072 2 ปีที่แล้ว +1

      Hani hawey ngerom dea nezi menesey welodo amlakom kfeltu.

  • @salikosasko4657
    @salikosasko4657 2 ปีที่แล้ว

    Nay behaki kulu zimeleo meniesey jigna kabzi nimehar bejakum wedi erey halal🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @babamsbelkuye5709
    @babamsbelkuye5709 2 ปีที่แล้ว +2

    Topo hawey btaemi blux srah kxlo😍😍 bejaka gn n niyat afewerqi amxealna🥺🥺🥺

  • @SelamErey3172
    @SelamErey3172 2 ปีที่แล้ว +1

    ብኹሉኹሉ ብሉጽ መንእሰይ። ፍርሃት ኣምላኽ፤ ንቑሕ፤ ሃገራዊ፤ ፈቃር ኤርትራዊ። ከማኻ ሽሕ ይወለዱ ሃኒ ሓወይ። ቶፖ ዓቢ ሰብ ብሉጽ ስራሕካ ቀጽሎ። ካብቶም ዝበለጽ ጋዘጤናታት ሃገርና ኢኻ፤ በርትዕ።

  • @nardinadiablessed0811
    @nardinadiablessed0811 2 ปีที่แล้ว +1

    He is brilliant 👏 kexlo xbuk agelalxa tigrina mihirkayo n top 👏👌love you guys

  • @angosomyigzaw6062
    @angosomyigzaw6062 2 ปีที่แล้ว +5

    ተዋሳኢት ዳናይት ሃይለ ኣቅርበልና
    ንብል ኣለና

  • @babamsbelkuye5709
    @babamsbelkuye5709 2 ปีที่แล้ว +3

    Hani shkorr edmen tenan yhabka 😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @frdagoitom770
    @frdagoitom770 2 ปีที่แล้ว

    Btam Sibel Hesebat kettribelku Amlak Hesebat lbka ysmrelka 🙏🏻🙏🏻🙏🏻💙💚❤️💛🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @elsasahle1493
    @elsasahle1493 2 ปีที่แล้ว

    Thank you Topo nezi nfuen bluxn zkone menesey slezekrebkalna.
    Awetn asalton ymneyelka Egziabher kulu naylbka yhabka habibi

  • @twenkehase374
    @twenkehase374 2 ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ዕድመ ይሃብካ ጸጋኡ የብዘሐልካ ሃኒባል ሓወይ፡

  • @yordanosaraya9799
    @yordanosaraya9799 ปีที่แล้ว

    Haniye shikorrr edmen tenann yhabka fetari 💓💓💗💗💗💗💗