You are great and straight forward, too much western influence, it eradicate our identity. There is no harm in moderate moderation. It is not fun to imitate others total extreme culture.I admire you honest.
In Christianity, death or dying is the new beginning of rebirth interms of resurrection! Therefore " Mote malet tewelde endealu" might be right religiously!!!! Ama your criticism might be perfect tough. Perfect criticism specially on Millen
ኤማ፡ ጅግና፡ ሰላምታ ካብ መተዓልምትኻ፡ መርሃዊ፡ ምኒስትሪ ጥዕና።
እንጀራ እዝጊ ብላዓ ኤማ ሓወይ፡፡ ናይ ብሓቂ ገሊጽካዮ ስነጥበብን ስነጥበባዊያን ኤርትራ፡፡ ብሓቂ ኣቦ ስነግጥሚ ህየሳ፡፡ ከምሎሚ ውሽጠይ ልበይ ዝገሊጥ ሰብ ረኪበ፡፡
ኤማ ኣዝየ ዘድንቀካ ደሰእናበለኒ እናሳሐቁ ኣይሓልፈንን እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኤማ ግራንደ❤ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቐካ፣ ጅግና ኢኻ ቀጽሎ ኢኻ❤
🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
Kemaka confidence zelewo seb riye ayfelten bteami eye zednkeka ema abi seb keep it 💯
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ባህልኻን ክብርኻን ምዕቃብ አወ ኤማ
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
ኤማ ሽኮር መቅሰን
ከምቲ ንመለይን ንጽባሕን ትፈትወን ኣነ ውን ኣዝየ የድንቀካን ይፈትወካን እትምንታይ ሲ ነብሰ ምትእምማን ዘለካን ግልጺ ኢኻ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤️🙏
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
ተባዕ እካ ኤማ ሓዊና በሎም ነዞም ዓዋሉ ዝኮኑ ደረፍቲ
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ህየሳ ! ምብኣስ ዘይኮነ ምንቃፍ እዩ: እንተተረዲእዎም ደረፍቶምን ገጠምቶምን ኣንበሳ ኢለካ ኣለኹ💪🦁💪
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
ክብረት ይሃብካ ኤማ ሓውና
ኤማ ጥዑም ክንሰምዕ እንዳደለና: ጥዑም ንኸይንሰምዕ ዝሰርሑ ዘለው ኣስማዓዮም ጽቡቅ ስራሕ። 🙏🇪🇷
❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
ኣንበሳ ነቄፌታ ንኹሉ💪❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
ኤማ ወዲ ተባረኽ ተባዕ ቅኑዕ እዚ ኩሉ ዘሕዝን ንርእዮን ንሰምዖን ዘለና ደርፍታት ወራር እዩ ። ወራር ጥፍኣት ብዝኾነ ኤማ ዕድመ ይሃብካ ወዲ ኤረይ ።
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ፉኩስ አኮ በለኒ ኣብ ልበይ ዝነበረ ግልጽልጽ ኣቤልለይ አማ ተባዕ
🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
Ema nebsi proud of you bhaqi aqabi bahlun kibrun kemaka yibzihulna abi seb 👏🇪🇷👏
❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
ኤማ ኣቦ ጥበብ፡ ጨካን ግን በሊሕ መምህር፡ 10 ደቂቅ ከዕልለካ ደስ ምበለኒ፡ ስነ-ጥበበኛ ኣይኮንክን ግን ጥበብካ የፍቅር
ጽቡቅ ኣገላልጻ ኤማ ሓወይ ናይ ሎሚ ደርፊ ሸቀት ኢዩ ኮይኑ ዘሎ መልእክቲ ዘመሓላልፍ ደርፊ የለን
🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
ዝኽብሮ ሰብ እንተሎ ኣማኒኤል በርሀ እየ
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
መለይ❤ኣደይ ብሂወት ዘየላ ዘፍቅራ ስውአቲ ብጸይተይ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
ኤማ ሰላም ናዓኻ ይኹን ኣብ.ዛ ዓለም ካብ ጌጋ ክሃድሙ መሊሶም ድንቁርና ኢዮም ዝማሃሩ ንስኻ ግን ኣብ ሓቂ መንገዲ ጥራይ ትጎዓዝ ከይተሓለልካ , ሰነፋት ሰባት ብዙሓት ኢዮም ቁጽሮም ብዙሕ ካኣ ክዛረቡ ኢዮም ግን ከይስልችወካ ሓደራኻ ሰሰናዩ ንኩልና🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
ኤማ ጅግና ገሪምና እኮ ናይ ሎሚ ዎሎዶ
❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
Aflto zelewo tbat btami eye zdnqeka belom shbebom nzom bieshta Ajoka berte Ema hawey
Gobez Aminzo
ኣበይ እሞ ከምዚ ከማኻ ሽሕ እንተዝፈርዩ ስነ ጥበብን ስነ ጥበባውያንን ኩልቲኦም መስመሮም መሓዙ ብድሕሪኡ እቲ ልክዕ ጥበብ ዋናታቱ ምመጽኡ ንሕና ድማ የእዛና ዝሰምዖ እምበር ዓይንና ዝርእዮ ጥበብ ኣይምፈረየን:: ከም ናይ 60 ታት ስነ ጥበባውያን
❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Nay beahqi ✍
እቲ ደርፉ ዳ ሰማዕኩ ኢየ ዝዘናጋዕ እንቓዕ ደራፋይ ኣይኮነ ኢየ ዝብል ክክክክ ናይ ብሓቂ ውዱእ ኢካ ኤማ ሽኮር
Ema the great god job just continue🙏🙏🙏❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷✍✍✍✍✍✍
🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
@ Amanuel, big respect 🙏 👏 👍👌
You are right brother.
Your comments are very important to the Eritrean future.
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
Amen.
ኤማ ጅግና
🙏🙏🙏❤️❤️❤️
I appreciate u Ema. እቶም ዘይርድኦም ጽባሕ ከድንቁኻ እዮም
Yekenyelna Ema hawna! B natey areaeya "Meley" Eritrea 🇪🇷 eya.
🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
Proud of you bro.. እዚ ህዝቢ እምባሕ በል ኩራዕ ተታሊሉ እዩ
❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏
Kem Ema buzhate yedliwa alewu eza hager❤we love you bro🌟🌟🌟🌟
ጽቡቅ editor ኢካ
Wawwww btaemi zegerm agelalxa
Eri wood ኤማ ይጠፍኣና ኣሎ ኣብ ሰሙን ሰሙን እባ ገለ ግበሩና፧
👉❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏
You are great and straight forward, too much western influence, it eradicate our identity. There is no harm in moderate moderation. It is not fun to imitate others total extreme culture.I admire you honest.
❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
I like ur courage to express ur opinion with out Fear Ema wedi keep up bro
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
Wawww Neic ✅
ኤማ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ተስፋ ይገብር ሓደ ማዓልቲ ኣብ ሓደ ጣውላ ፊት ንፊት ምስቶም ገጠምቲ ክትመጸና እንድሕር ብብቅዓት ስርሖም ዝተኣማመኑ ኾይኖም።
❤Anbesa hawey we love you Ema ❤
The ema 🤗🤗🙏
Emma habibi my hero bajakum aytedaguyuna programo
Emma kabak fuluy madab esebay eya
🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@@eriwoodentertainment1 nay ema telefon eba sedadulay
🙏🙏🙏🙏 07434486 Amanuel Berhe
Ama we love you 🇪🇷
❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏
እዋዋዋዋዋ ምሽ ናሆም ሃይስካ ብዛዕባ ፍረወይኒ ግብረ መልሲ ክትህብ ኣይረኣናካን
Ema Naye bhki xebuke ❤❤❤
🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
Eti hasab natey kulu gelixwo he smart voice natna eka qexil
🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
ከማካ ንክበዝሑ ድሊየት ናይቶም ብልቢ ንሰምዓካን ንጽበየካን ዕድመ እሃብካ🙏👍🙏❤❤
ጽቡቕ ኣለካ !ግን ኣይእረሙን ኢዮም
ደረስቲ ብዛዕባ ኣታዊኦም ኢዮም ዝሓስቡ መብዛሕቲኦም
ደርፍቲ ከኣ ትርጉሙ ኣይፈልጥዎን ኢዮም
ወረ ገሊኦም ሲ ድሕሪ ወርሒ ኣይደግምዎን እዮም
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Ema hawina neaka mo welhade koeu didefir deyele htsub meanta ade welida tmken Ema hawey newih edmen tienan ymneyelka jigna ❤❤❤❤
❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ጽብቅ ኣለካ ኤማ ፣
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
ብሓቂ ንኤማ የድንቆየ ተመሲጠየ ድጽበዩ ዳርጋ ኩለን ሕየሳ ናቱ ስሚኢዩ የ ካብዚ ናይ ሎሚ ደርፊ ድስምኦ የብለይን ደርፊስ ናይ በኣል የመነ ኣፈወርቂ የህደጎ ናይ ቀደም ዩ ደርፊ ሲ !!!!
❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏
Braba wegawit
Nay mnzrna wereket zelewa
Amanuel Ane zekaryas Aye derfi ysmA Aye Anber buzuh gze gn namlak msga sle nbhg Anber ab alem Ena nerena Bzkone zednko seb ybleyn gn.
ናይ ኣብራር አንተዘይ ካኣልኩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
ምታሓባአኩ አወ
❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
💯💯💯
🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
keep it up ema hawey!!!
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
Mara kef aleka ama grande
Hrerrrr bel gex chunkat
Zeytgdfo ezi buda mukan
There is really no one like you.keep it up
Selam Emmawi welcome ezom merhti haymanotat ezkulu xayki serahi enda tegbra teazbti koynom zelowu entay teblom
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
ጽባሕ ፖለቲካ እያ ከምዝመስለኒ::
ኣማኑኤል በርሀ፡ ኣነ ዘድንቖ ሃያሳይ እዩ ንዓይ።ግን ክኣ ንእሽቶይ ነቐፌታ ውን ኣላትኒ ኣብ ኣማኑኤል።ንሳ ክኣ ነቲ ዝህይሶ ደርፊ ግዜ ምስ ወሰደ፡ ዕላምኦም ምስ ሃረሙ፡ ዝባላሾ ሕብረተ ሰብ ምስተባላሸወ ስለዝህይሶ, ትርጉም ኣብዘይብሉ ግዜ ይህይሶ ኣሎ ኢለ ስለዝሓርቕ ይነቕፎ። መኽንያቱ ዝበዝሑ ደረፍቲ ናይ ሎሚ ንስለ ገንዘብ እምበር፡ ንስለ ጥበብ ወይ ጥበብ ኣብ ውሽጦም ስለዘለዎም ዝደርፉ ኣይርኣናን ዘለና።እዚ ክብል ከለኹ ኩሎም ደርፍቲ ማለተይ ኣይኮነን።ስለዚ ነቶም ንገንዘብ ክብሉ ዝሰርሑ ዘለዉ፡ጥበብ ናይ ዓድና ዘባላሽዉ ዘለዉ፡ብዓቢኡ ድማ ሕብረተሰብና ብፍላይ ንኡስ ወለዶ ይባላሾ ስለዘሎ እዚ ጉዳይ ህየሳ ልክዕ ኣብታ እታ ደርፊ/ፊልም/ ዝተዘርጋሓትላ ግዜ ብቐጥታ ሃየስቲ ክትህይሱዎ ይላቦ። እዚ ናተር ርኢቶ,ዩ። ናይ ሎሚ ደረፍቲ ዳርጋ ናብ ዘይሕጋውያን ሸቃጦ እዮም ጸርዮም ዘለዉ,ሞ፡ዘይሕጋዊ ሸቃጣይ ድማ ኣብ ክሳራ ምስ ዝወድቕ ጥራይ,ዩ ሕጋዊ ሸቃጣይ ክኸውን ዝጽዕር እምበር ሱቕ ኢልካ ፎኖ ምስ ትገድፎ ዓዲ ውን የዕኑ,ዩ።
ኣጆኻ ካብዚ ዘለኻዮ ንላዕሊ ክትብርትዕ ከምዘለካ ዓቢ ዕማም ሓላፍነታዊ ስራሕ ምዃኑ እዚ ሒዝካዮ ዘለኻ ኣሚንካ ክትብርትዕ ይላበወካ።ኣብ ጎነኻ ድማ ኣለና።ብፍላይ ብዘይ ፍርሕርሕን ስክፍታን ክትዛረብ ከምዘለካ።ከም መዓል ሚለን ሃይሉ ዝኣመሰሉ ኣርቲስት ልክዕ ውጽኢት ናይ ሕማቕ ስርሖም ተፊሎም ከምዝኸዱ ኣብ ምግባር ጽዓር። ባህልናን ሕብረተ ሰብና ካብ ሱሩ ተማሕዩ ምስ ጠፍኣ ብርግጽ ሕስረት፡ውርደት፡ሽግር፡መከራ፡ ኣደራዕ ከምዝወርደና ኣቐዲምና ክንግንዘብ ኣለና።
ዎድሓንካ !!! ኣጆኻ በርትዕ ኣታ ወዲ።
❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏
ቀጽሎ ኤማ ዓቢ ሰብ ኣብ ሕብረተሰብካ ምግዳስካ ስድኒቀካ
ኣደናቒ 💕👍🏽
🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
Wwww tieum lisan zelewo ema hawey
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
Ema shikor tefikana eko❤😁
Ema chided kemzaom tebat nekfti entezferu eko ezi betebet zikeyd zelo sine kentebteb hagrna mistareye thanks ema 😂😂😂😂😂😂😂😂
❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
Ema tbae tkur mestwali
Nska da keykwen ane
Gen denkoro eye zytmharku
Senay selam yemnylka hawey natey
ኤማ ወዲ መምህር ተባዓት ኢዮም።ወላ ደኣ 100 % ኣብ ህያሳ ናቶም ኣይሰማማዕ ግን ቡሉጻት'ዮም።ኣብ ልዕሊ ሚለን ጭብጢ ዘይብሉ ጸለም ግን ጽቡቅ ኣይመስለኒን።ኣካዳድና ንሳ ጥራይ ኣይኮነትን ቆራጽ መራጽ ተብዝሕ።እቲ ግጥሚ ሃይሶዶ ቁቡል ክኾነላና ስራሕኻ።
❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏
Bhaqi Ema I admire you aqbawi
Nice edit
Welcome ema
❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏
Sebay sebay kemaka wihdomuna
Sekeett
Ema meksen tebaetay belo tertiro tiray bizey tekmu yezana kinxemim aykonan.
Gobez madona, Beyoncé wela Rihanna zgebereo. Ezen natna kea mebale terekibu kdegmeo ywela. Milen trah aykonetn tewasaeti mexien alewa zgededa.
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
እዛ መደብ ትደግምዋ ኣለኩም ንሱ ኣብ ካልእ ዩ ዘርጊሕዋ ዘሎ ምድጋም ንምንታይ ኣድለየ ሰረቅቲ ናይ ረብሓ
ዶቡ ድሓለፈ ድፍረት ኣለዎ ሓያል ሞያዊ ፍቅሪ እውን ኣለዎ፡ክተባባዕ ድግበኦ ሰብ እዩ።ስለ እቲ ደፋር መልስኻን ተጣባቂ ባህሊ ሕብረተ ሰብካን ኣዝየ ኣድኒቀካ።
ክክክክክክክ ኣየ ኤማ ሽኮር
😄😄😄😄😄😄😄😄
Sebay ! Hgus ye baka 🎉
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
እውይ ትግሪኛ ክተርር፡ኣብ ናይ መን እዝኒ ኢግሪ ክትተክሉ ኢልኩም በሉ፡ነዞም ናይ ሎሚ ደረፍቲ። ተባዕታይ ኢለካ ኣለኹ100%√
√
Emnzo
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
❤️❤️❤️
❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
Nice editing
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
Ama smart and funny go head.....
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
እታ ኣዳም ሞተ ማለት ተወልደአ እንደኣሉ፡ ብዝተረድአተኒ ብድህሪ ሞት ዘሎ ሂወት ንምግላጽ እዩ ዝጥቀመላ ዘሎ።
❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
እንተ ደኣ ኣብ ገሃንም እሳት ሲኦል ከ ኣቲካ፧
@@sdetkertet8800 nay mot mot moytka aleka malet eyu
Anbesaaaaaa aki zereba kemaka ybzahhhhh
Our artists have to be rectified from their deviations! We have pristine society. Let's not spoil our culture!
Ema shikor
Ema king
❤️❤️❤️🙏🙏🙏
🙏❤🌻💥👍🦾
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️
In Christianity, death or dying is the new beginning of rebirth interms of resurrection! Therefore " Mote malet tewelde endealu" might be right religiously!!!! Ama your criticism might be perfect tough. Perfect criticism specially on Millen
❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
Emma...anbesa
❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏
ሓሓንሳብ ኣኢ ሰቲዩ ዘሎ ይጥዐም
እዛ ጢሉ ኣብ ኣስመራ ኮይና ባህልናን ክብርታትናን ተበላሹ ዘላ ከልቢ ። እቶም ክረኣዩ ክብሉ ኣፍልጦ ግጥምን ዜማን ዘይብሎም ካሜራን ፒያኖን ስለ ዝረኸቡ ዘዕገርግሩ ዘለዉ ድማ በጃኹም ካብ ሰብ ሓንጎል ግጥምታት፡ካብ ወናማት ድማ ዜማታት ግዙኡ ንኪኢላታት ክፍሉ ክብሎም ይደሊ።
❤❤❤❤❤❤❤
ኣብሽርካ ኣማኒኤል ብርሄ
ኣማን ብኣማን ቀለልቲ ኢየን
🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️