ደሃይ ኤርትራ "ኤርትራ ነጻን ልዑላዊትን ሃገር እያ: ኣፉ ዘዝሃቦ ስለዝተዛረበ ክንሻቐል ኣይግባእን እዩ" ኣምባሳደር ዓብደላ ኣደም!! ደሃይ ኤርትራ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ส.ค. 2024
  • ደሃይ ኤርትራ| "ኤርትራ ነጻን ልዑላዊትን ሃገር እያ:: ኣፉ ዘዝሃቦ ስለዝተዛረበ ክንሻቐል ኣይግባእን እዩ::"
    ኣብ ከባቢናን ጎደቦናን ዘሎ ፖለቲካዊ ነውጽን ዕግርግርን ንኤርትራውያን ሻቕሎት ፈጢሩልና ይርከብ። ይኹን እምበር ኣምባሳደር ዓብደላ ኣደም፡ ዝኾነ ወገን ኣፉ ዘዝሃቦ ስለዝተዛረበ ብልዑላውነት ኤርትራ ክንሻቐል ኣይግባእን ክብል ርእይትኡ ንደሃይ ኤርትራ ኣካፊሉ።
    ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
    12 ለካቲት 2022
    ደሃይ ኤርትራ
    Dehay Eritrea

ความคิดเห็น • 49

  • @napoleongherezgiher902
    @napoleongherezgiher902 2 ปีที่แล้ว

    የቐንየልና ሳሚኤል.. ብዙሕ ብዛዕባ ኣምባሳደር ዓብደላ ኣደም ዘይንፈልጦ ዝነበርና ክንፈልጥ ክኢልና ኣለና

  • @NA-bb9cb
    @NA-bb9cb 2 ปีที่แล้ว +2

    Thank you❤❤🙏🙏🌹🌹

  • @user-tn2bh6tc2s
    @user-tn2bh6tc2s 2 ปีที่แล้ว +3

    አኪሉ ዝተርፍ ጅግናና ተዛሪቡ!!!!ማሕበራዉነት ከመይ ክተሐዝ አለዎ ቀጽልዎ💪💪💪💪

  • @user-pm3fb9er7l
    @user-pm3fb9er7l 2 ปีที่แล้ว +6

    ሓርበኛ ዓብደላ ኣድም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @SAMdave183
    @SAMdave183 2 ปีที่แล้ว +2

    ብትክክል Good discussion !

  • @khaledaberra8940
    @khaledaberra8940 2 ปีที่แล้ว +2

    Thanks for bringing dear Ambassador abd our heroes Please continue your valued work

  • @husenidrisibrahim
    @husenidrisibrahim 2 ปีที่แล้ว +3

    That is great program. Thanks samuel.

  • @degengedim7975
    @degengedim7975 ปีที่แล้ว

    Abdela Adem, thank you for your transparency, personally I will try to be in touch with you. Best regards,

  • @bkt2781
    @bkt2781 2 ปีที่แล้ว +3

    Thank you, so much.

  • @khaledaberra8940
    @khaledaberra8940 2 ปีที่แล้ว +2

    Good show dearest brother keep up the good work

  • @bkt2781
    @bkt2781 2 ปีที่แล้ว +4

    Dear Samuel- please remind your viewers to like and subscribe every time on your program.

  • @user-bs8lb2jp3d
    @user-bs8lb2jp3d 2 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቕ ምጅማር ሳሚ boy

  • @henokabrha5453
    @henokabrha5453 2 ปีที่แล้ว +1

    Sami keep it up the good job

  • @rahelmeresie384
    @rahelmeresie384 2 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቅ መደብ

  • @yemanefissahaye9006
    @yemanefissahaye9006 2 ปีที่แล้ว +4

    እዚ መደብ ክድፋኣሉ ኣለዎ ታሪክና እንዳ ሃሰሰ ከይጠፍእ ዓብደላ ኣብ ብዙሕ ግንባራት ተዋጊእካ ኣዋጊኣካ ኢኻ፡ ኣብ ኩናት ሕድሕድ ካብ መጀመርታ ክሳብ ካብ ሜዳ ዝወጹኡ ነርካ ኢኻም ። ነዚ ኩነታት ዝምልከት ንዝመጽእ ወለዶ ዝኸዉን ታሪክ ክዕቀብ ጽቡቕ ይብል።

  • @abuahmed9750
    @abuahmed9750 2 ปีที่แล้ว

    مرحبا ابطال

  • @tsegaia2909
    @tsegaia2909 2 ปีที่แล้ว

    Ato Abdel Mara Tefika , Good to hear you.

  • @user-tu9im5pm4l
    @user-tu9im5pm4l 2 ปีที่แล้ว +2

    የቐንየልና ኣያ ሳሙኤልን ኣምባሳደር ዓብደላ ኣድምን።

  • @demhai4560
    @demhai4560 2 ปีที่แล้ว

    Powerful as always Ambassador!

  • @wolderufael
    @wolderufael 2 ปีที่แล้ว

    ጽቡቕ መደብ፣ ቀጽለሉ። ጋሻ ርጡብ ሓርበኛ ኤርትራዊ ዳግም ክዕደም ተስፋ ንገብር።

  • @miribaba1476
    @miribaba1476 2 ปีที่แล้ว +2

    Thanks 🙏

  • @shrom3051
    @shrom3051 2 ปีที่แล้ว

    ንባዕሉ ጸቃጢ እዩ ነይሩ።

  • @keletaberhe7593
    @keletaberhe7593 ปีที่แล้ว

    አንታ እዚሰብአይ ፖለቲከኛ ድዩ ብሐቂ በጣም ከላ ከላ ብሐቂ ኩልኹም ልሕሉሐት ኢኹም።
    ንዓኻትኩም ምስማዕሲ ሕማም ርእሲ ኢኹም ሐታትን ተሐታትን ድኹማት

  • @jermaymillash8947
    @jermaymillash8947 2 ปีที่แล้ว

    Mr ambassador Abdallah, even though I am not consent to sam of your opinions, it is great to have such a deep political understanding.

  • @Mindstream32
    @Mindstream32 ปีที่แล้ว

    ባዓል ዚ ኣምባሳድራት ክባሃሉ ሲ ዝሕዝን እዩ ብውሽልኽና ዝሓለፍዋ ዘበነ ገድሊ ጎሓፍ ስበይታይ

  • @danieltekle109
    @danieltekle109 2 ปีที่แล้ว +2

    ንእዋን ዘሻቕል ዘሎ ኣተኣለልያ መጻኢ ዕድል ስለዝኾነ፣ ህሉ ኩነታት ንኢትዮጵያ ጥራይ ዝምልከት ውግእ'ዩ ዝብል ድምጺ መራሒ ምስማዕ ዝገርም'ዩ። ኣብ መንጎ ወያነን ሻዕብያን ተኣጕዱ ዝጸንሐ ውግእ፣ ምስጓግ ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ፣ ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ወደባት ኤርትራ ከይትጥቀም ምእዋጅ፣ ቤትፍርዲ ዝወሰኖ ናይ ዶብ ሕቶ ኣፈታትሓ ዘይምቕባል ውግእ ኣይኮነን ንምባል ድዩ? እዚ ኹሉ ኮለል።
    ምግናን ኣይኮነን፣ እንተ ብድምጾም እንተ ብስቕታኦም ውግእ ወያነን ሻዕብያን ካብ ዘባርዑ፣ መራሕቲን መንጸፍቲ ሓሳባትን ሻዕብያ፣ ብስልጣንን ብዕድመን ዓቢ ሰብ ኣብ ናይ ሕልሚ ዓለም ዝነብር ክሳዕ ዝመስል፣ ንሱን ውሳኔኡን ብሓላፍነት ዘይሕተቱሉ ገበን ናይ ህግደፍን ኢሳያስን እናበለ ናብ እዋን ዝቐርብ ዘሎ ሕጂኸ እንታይ ንምድጋም'ዩ? ደምበ ተቓውሞ ብዘይቁምነገር ዕድመ ዓሰርተታት ዘፍቀደ፣ ከም'ዚኣቶም ዝመስሉ ኣናፍሳ ንፋስ ተዓዚቦም ድምጾም ዘቃልሑ፣ ቃልሲ ንህባዊ ግምባር ዘበርዓኑ መራሕቲ ስለዝመርሕዎ ምዃኑ ሕጂ'ውን ዝስወጦም ኣይኮኑን። ዘሕዝን'ዩ።

  • @martanegasi4778
    @martanegasi4778 2 ปีที่แล้ว +2

    ሳሚ ን አምበሳደር የሕዋትና የቀንየልና።

  • @fessahaieberhe
    @fessahaieberhe 2 ปีที่แล้ว

    Mr.Omer ,it sad to see you hitting low in your out look of Eritrea. What a disgrace for some who once was a fighter.

  • @bkt2781
    @bkt2781 2 ปีที่แล้ว +1

    with all the respect - I disagree with Abdalla Omer - nothing is wrong to work with your Neighbours. It was done before so what is new now?

    • @fesseha1071
      @fesseha1071 2 ปีที่แล้ว

      You can work with them as long as they honest and accept our country as an independent country.

  • @Mindstream32
    @Mindstream32 ปีที่แล้ว

    እዛ ስብኣይ ወዲ ተምኖዋ ሓቁ እዩ ስበይታይ ናይ ባዓል ስልጠነን ጆን ብላክ ዘረባ ይደግም እምበርከ መራሒ ነሩ ድዩ ማሃይም ወያነ ሓንቲ ኣይገበረናን ይብል ዶንቆሮ

  • @Tekle-hz8oh
    @Tekle-hz8oh ปีที่แล้ว

    ኤርትራ! ነጻን ልኡላዊት ሃገር ኮይና ካብ ስውርን ግሁድን ወራር ድሒና ድያ?? ነቲ ኣርእስቲ ጽሑፍካ እድግፎ እየ ::ድላዩ ይዛረብ ይነፍሰሉ : ኣብ ርጉእ ግዜ ይሕተተሉ :: ሃገር ትሃሉ :: ሽዑ ነርክበሉ :: ዶው በል ምስ ህዝብኻ ዋላ ሓምሊ በሊዕካ ::, ንዘለኣለም ትንበር ::

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 2 ปีที่แล้ว

    Yhzen eyue Kendey Jeganue Yhwatena hiwotom Halifue
    Isyase hade seb gen XebuQ gerue eyue Texwitlkum
    Temelisue Amharay ldonky 🦄🦄🦄🦄🦄🦄🦄🦄lover koynue
    Yhzen Cry Eretrea Terhe eyue zebhal!!!😩😩😩😩😩😩😩😩😩😩😩😩😩😩😩😩

  • @zaidbein4946
    @zaidbein4946 2 ปีที่แล้ว

    ኣብ ዲያስፖራ ኮንና ሲ እሞ ከኣ ዋላ ሓደ ሓያል ውድውባ ዘይብልና፡ ከመይ ጌርና ኢና ኤርትራ ከንድሕና። ኡኣ ደኣ እዚ ሽፍታ ኣስመራ ከ ድላዩ ክጨራርማ ዋኣ ሓደ ዝከላኸሎ የሎን።

  • @kelatiteweldemedhin6613
    @kelatiteweldemedhin6613 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ መድህን በራድ ኢትዮጵያዊዶ ኣይኮነን እዚ ድቃላ ኢሰያስ ሳላኤርትራ ቁማሉ ነጊፉ። ንኢሰያስ ባራዩ እምበር ደገፍቲ የብሉን፡ ደገፍቲ ትብል ቃል ክተፍ ኣለዋ።

  • @Mindstream32
    @Mindstream32 ปีที่แล้ว

    ኣብዳላ ኣደም ዑመር ቃል ምልልስ እንተዘይ ገበርካ ይሕሽካ ምኽንያቱ ዓቅሚ የለን ካብቶም ህግ ተሽኪሙኩም ጾር ስውራ ዝነበርካ ዳኣምበር ሓንቲ ኣምር የብልካን ተስተር

  • @seeker9272
    @seeker9272 2 ปีที่แล้ว

    🇪🇷 ኩላትኩም አምባሳደራት ሚኒስተራት ኮሮነላት ጀነራላት ሓለፍታት ወዘተ ወዘተ ትብሃሉ ናይ ኩላትኩም ማዕረግ ብሐደ ገበነኛ ቀታሊ ሰባት ኢሰያስ ስለዝተዓደልኩም በቲ ኢሰያስ ዘውጻልኩም ማዕረጋት ክትጽውዑ አይግባእን ምኽንያቱ ኢሰያስ ገበነኛ ሰባት ዘይመረጽዎ መላኺ ስለዝኾነ ንኹላትኩም ገበነኛ ኢሰያስ ክዕድለኩም እንከሎ ማዕረጋት ነቶም ብሐቂ ነቲ ማዕረግ ክሽለምዎ ዝግባእ ገዲፉ ንዓኻትኩም ከምድላዩ ልክዕ ከምዝሕጂ ዝገብሮም ዘሎ ከም ቆልዓ ዝቐጽዖም ዘሎ ንዓኻትኩም እውን አቱም አብስደት ዘለኹም ስልጣን ዝነበረኩም ኮምኡ ንኽገብረኩም ኢሉ ስልጣን ስለዝሃበኩም ኩላትኩም ብስምኩም ጥራይ ምጽዋዕ እዩ ዝግባኣኩም ንምሳሌ አቶ ዓብደላ እኹል እዩ Not ambassador 👌 ምኽንያቱ እስኻትኩም ናይ ገበነኛ ኢሰያስ ሰበ ስልጣን ነበር እምበር ናይ ህዝቢ አይኮንኩምን ኔርኩም ናይ ህዝቢ ተትነብሩ ኔርኩም አብ ዓድኹም ምስ ብረትኩም ምስ ህዝብኹም ምስ ሓይልኹም ንገበነኛ ኢሰያስ ክትገጥምዎ እዩ ኔርኩም 30 ዓመታት ተቓሊስና እንዳበልኩም ብፍጹም ንስደት ከተምርሑ አይግባእን እዩ ኔሩ👍

  • @mebratneguse5234
    @mebratneguse5234 2 ปีที่แล้ว

    Isais bidewuna hagerna shetuwa hibreteseb kea yitifio alo izi kertet tewefainet tekefiluwos intai iyu kinigebir nizi siriat kidifen alewo

  • @Massawa2002
    @Massawa2002 2 ปีที่แล้ว

    Ambassador Abdella thanks for your service to the Eritrean people.
    MR. Ambassador, would you please, tell us some informations about the missing Eritrean fighters in Sahil ? Who is responsible for the missing Eritrean fighters?
    I am not asking about the missing in war time with enemy. Thanks .

  • @tekludrar6188
    @tekludrar6188 2 ปีที่แล้ว

    ዓገብ ናይ ዶብ ጉዳይ ጎሲኻ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ዘእቱ የብልናን ምባልካ ዓገብ ዘይተረዳኣካ ዘይኮነ ከተረድእ ሰለ ዘይደለኻ ኢኻ አምበር ኣውራጃ ጋሽ ብሙሉኡ ተፈሪዱ ከሎ ኣይለቂቅን እዳበለ ሰለምንታይ ዘየእትወና የእትወናን ፈረቃን ።

  • @shrom3051
    @shrom3051 2 ปีที่แล้ว

    ዓብደላ አደም ሐደ አክራሪ ጽፈኛ ወገናዊ ኢዩ።
    ሃይሞኖታዊ ስለ ዝነበረ ንአሪትራ ሕፍሽፍሽፍሽ ዘአቱ ስለ ዝኮነ ንግዳም ምውጹኡ ጽቡቅ ኢዩ።

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 2 ปีที่แล้ว

    Isyase Nebsue Amerkawi gerue endyue wesidwa NEthiopea khgez MaQorue zeykedne MaQor Ethiopea kekeden abet Hefret 20 AMET Isyase nmenesey Eretrea Texawitelue eyue 👎🏻👎🏻👎🏻👎🏻👎🏻👎🏻👎🏻

  • @sint6220
    @sint6220 2 ปีที่แล้ว +2

    ስርዓት ኢሳይያስ ዋላ ምስ ዳዓሽ ኮይንካ ምጥፍኡ ጥራይ

  • @germayberhane4948
    @germayberhane4948 2 ปีที่แล้ว +2

    ገንዘብ ወያነ ስለዝተወድኣ ብዘይ ገንዘብ ኣይሰርሕን እዩ። ገንዘብ ዝህቦ ምስረኸበ ደጊሙ ክዕሰብ እዩ።

  • @especially4657
    @especially4657 2 ปีที่แล้ว

    ሳሚኤል እዞም ሓርበኛታት ከይከዱ ከለው ኣዛርቦም ሰንዶ ኢኻ ምክንያቱ ዕድመ ምኻዶም ኣኪሉ ኢዩ

  • @germayberhane4948
    @germayberhane4948 2 ปีที่แล้ว

    እዚ ሓሳዊ ወልቀታይ እይትእመንዎ። ኣብ ከሰላ ብ ዝነበረሉ ብዙሕ ገበን ዝፈጸመ እዩ። ሕጂድማ ንህዝባዊ ግንባር ብኢትዮጵያውነት ክከስ ስ ኣይሓፍርን ድዩ። ምስ ኢትዮጵያውያን ሓቢርና ምስራሕን ዶባትና ኣጽኒዕና ምሓዝና ብልሓት ፍልጠትን እዩ። ህዝባዊ ግንባር ክንደይ ዓቅሊ ገሩ ኩናት ከይጅመር ተጸሚሙ እዩ። ታንክታቶም ኣምሪሖ ምስ መጹኻ ወግእ ኣይንደልን እንተበልካ ንሶም ከ ይገድፉኻ ዶ። እቶም ኣብቲ ዶብ ዝነበሩ ሓለፍትን ወዳሃደራትን ህዝብን ባዕሎም ዝምስክርዎ ሓቂ ስለዝኾነ ወልቀታይ ዓብደላ ታሪኽ ኤርትራ ህዝባዊ ግንባርን ንምብልሻው ዝተዓጥቀ ዑሱብ እዩ።

  • @germayberhane4948
    @germayberhane4948 2 ปีที่แล้ว

    ካብ ኮንተክስት ቃላት ለቂምካ ምሽቃጥ ይኣኽለኩም። ኢሰይስ እዩ ኮ ክትስለፉን ክትምሃሩን ዝገበርኩም። ሓሳዊ ተደሚርና ዝብል ሰብ የለን ኣይትሓስዉ።

  • @kflezionzerazion8876
    @kflezionzerazion8876 2 ปีที่แล้ว

    ቀቢላትት ኤርትራ, ፓሎቲካ ኤርትራ ኣይምከተኩምን እዩ.ምክንያቱ ኣብታ ኤርትራ ትበሃል ሃገርና ,ስደተኛታት ስለዝኾንኩም.
    ምስ ቀቢላትት ኣስላም ኮይኑ,ብዛዕባ ኤርትራ ድዛረብ ካእ,ቀንዲ ጸላኢና ስለዝኾነ,ከነትፍኦ ኢና.