ኣብ ደብረ ታቦር : ሙሴን ኤልያስን ስለምንታይ ተገሊጾም ፧

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024
  • 17 Aug2021
    ኣብ ደብረ ታቦር : ሙሴን ኤልያስን ስለምንታይ ተገሊጾም ፧
    ክትረክቡና ምስ እትደሊዩ ፥
    mehretabfeshatsion@gmail.com

ความคิดเห็น • 68

  • @habtomyemane9995
    @habtomyemane9995 3 ปีที่แล้ว +5

    እንቃዕ ብደሓን መጻኹም መምህርና መምህር መርጌታ መሓሪ ቃል ሂወት የስመዓልና እግዝኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኹም ይባርኽ።

  • @maekeleteklay3915
    @maekeleteklay3915 3 ปีที่แล้ว +1

    መም/መርጌታ መሓሪ ፣ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል-ሂወት የሰመዓልና ።
    እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ዕደመን ጥዕንና ይሃብካ ።

  • @samrawitaron9279
    @samrawitaron9279 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን🙏ኣሜን🙏ኣሜን
    መምህረይ ቃልሂወት የስምዓልና

  • @wahidfsehazion309
    @wahidfsehazion309 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna memhr hawna enkaa bselam mexakana

  • @teklitatobrhan6268
    @teklitatobrhan6268 3 ปีที่แล้ว +3

    ቃለ ሰናይ የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላከ
    ቅዱስን ናይ ዘመን ኣጎልጉለትኩም ይባርኽ

  • @gebrehiwetgebretnsae1276
    @gebrehiwetgebretnsae1276 3 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስማዓልና መምህርና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም

  • @mulugietakesete4329
    @mulugietakesete4329 3 ปีที่แล้ว +3

    ቃል ሂወት የስመዓልና ኣብ ልብና የህድሮ ናዓኩም ከኣ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልኩም ኣምላክና እግዚኣቤሂር ሩሁስ ኣውድኣመት ይግበረልና

  • @waldayzaray4221
    @waldayzaray4221 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና

  • @wediafie639
    @wediafie639 3 ปีที่แล้ว +4

    እንቃዕ ብደሓን መጻኹም መርጌታ መሓሪ ቃል ሂወት የስመዓልና እግዝኣንሔር ኣምላኽ ዕደመን ጥዕንና የሓብኻ ፈጣሪ ❤❤🙏🙏🙏

  • @hanetsaembaye5108
    @hanetsaembaye5108 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalina mirgeta hawina.

  • @bereketbereket4145
    @bereketbereket4145 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን እግዚኣብሄር ኣምላኽና ዝተመስገነ ይኹን መምህርና ከኣ ነዊሕ ዕድመ ይሃበኩም ኣምልኽ ንዓና ክሕሸና

  • @ዮናስ-ጰ6ዐ
    @ዮናስ-ጰ6ዐ 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜንንን ቃል ሂወት የስምዓልና ኩቡር መምህርና መርጌታ መሓሪ እንቃዕ ድሓን መጻእካ

  • @mezgebeamine2672
    @mezgebeamine2672 3 ปีที่แล้ว +2

    Kale hiwet yesmealna ሙኡዘ ልሳን መርጌታ መሓሪ

  • @senaytgalhayleslase4656
    @senaytgalhayleslase4656 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜ እንካዕ ሓቢሩ ኣብፅሐና ክብር መምህረይ ፀጉኡ የብዝሐልካ ቅድስእግዚኣብሄር ኣምላኽ ንዓና እዉን ዝተምሃርናዮ ኣብ ፀላል ልቦናና የሕድሮ

  • @yariedabrham7594
    @yariedabrham7594 3 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መምህርና መርጌታ መሓሪ ፡ ናይ አገልግለትኩም ዘመን እግዚእአብሔር ይባርኽ።

  • @mengsfilmon7148
    @mengsfilmon7148 3 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር መርጌታ መሓሪ ጸጋኡ የብዝሓልኩም ኣምላከ ቅዱሳን

  • @ghidegerkiel5733
    @ghidegerkiel5733 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና መምህር መርጌታ መሓሪ ናይ ዘምን ኣጎልጉሎትኩም ይባርከልኩምን ይቀድሰልኩምን ከማኩም የብዘሓልና መድሃኔ ዓለም። ኣብ ልብና የሕድረልና ነዚ ንክንሰምዕን ክንመሃርን ዝፈቀደ ኣምላከ ቅዱሳን ይኽበር ይመስገን ኣሜን።

  • @merhawizereslasie4059
    @merhawizereslasie4059 3 ปีที่แล้ว +2

    እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም መ/ር መሪጌታ መሓሪ ።

  • @dankegott6707
    @dankegott6707 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መርጌታ መምህርና እንካዕ ብሰላም መጻክምና እግዚኣብሄር ጽግኡ የብዝሓልኩም ድንግል ማርያም ትኹን ሞጎስኩም ፡ ዝተማሃርናዮ ኣብ ልብና የሕድሮ እግዚኣብሄር ።

  • @ኩሉበኣኻኮነ
    @ኩሉበኣኻኮነ 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና መርጌታ መሓሪ እንካዕ ዳሓን መጻኩም

  • @biniammengsteab8187
    @biniammengsteab8187 3 ปีที่แล้ว +1

    Quale hiwet yesmealna memhr mergieta mehari,ortodox tewahdo n'zelealem xenia tnber Amen.

  • @kbreabdesta8859
    @kbreabdesta8859 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን መምህር መርጌታ መሓሪ ቃለ ሂወት የስመዓልና።እንቋዕ ብድሓን መጻእኩም

  • @akberetyemane8998
    @akberetyemane8998 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen qalehiwet yesmealna abona nay agelglot zebenkum Amlak ybark

  • @michaelbrhane521
    @michaelbrhane521 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስማዓልና መምህርና መርጌታ ማሓሪ እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ኣይትጥፉእና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር

  • @grimaygebrihiwet1883
    @grimaygebrihiwet1883 3 ปีที่แล้ว +1

    መምህርና መርጌታ ማሓሪ፡ እንቋዕ ብሰላም መጻኹምና። ቃለ-ሂወት የስማዓልና፡ ናይ ኣገልጉለት ዕድሜኹም እግዝኣብሄር ይባርኽ።እግዝኣብሄ ዝተማህርናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና።

  • @dawitsium6909
    @dawitsium6909 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና መርጌታ ሓወይ

  • @tewelde9778
    @tewelde9778 3 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስምዓልና መምህር እጹብ-ድንቂ ምስጢር፡ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ኣምላከ መርቆራ

  • @ZeOrthodoxTewahdo
    @ZeOrthodoxTewahdo 3 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስምዓልና መምህር መርጌታ መሓሪ ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመን ይባርከልኩም

  • @tesfuoqubay6385
    @tesfuoqubay6385 3 ปีที่แล้ว +1

    ቃል፡ሂወት፡የስማዓልና

  • @solomon-zp8gu
    @solomon-zp8gu 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ሕይወት የስምዓልና መርጌታ ሓውና

  • @kmdelutv8706
    @kmdelutv8706 3 ปีที่แล้ว +2

    Qal hiwet yesmalna memhrna

  • @tsigereda2299
    @tsigereda2299 3 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህረይ ኣብ ዘለክሞ ሰላም ናይ እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን ድንግል ማርያም በረኸታ ተብዝሓልኩም❤

  • @yonaswerke5537
    @yonaswerke5537 3 ปีที่แล้ว +1

    Qle hiwet yesmealna memhr hawey

  • @חוריטוולדה
    @חוריטוולדה 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና

  • @merhawigirmai7830
    @merhawigirmai7830 3 ปีที่แล้ว +3

    Welcome 🙏
    Kale hiwet yesmealna mergeta 💘 😻 💜 💛 💚 🧡 💘
    Datefakumuna dma .
    Debre tabor kubur bealna enka bselam abxhana nkuluna Orthodox church ☦ ⛪ ♥ ❤

  • @dankegott6707
    @dankegott6707 3 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ዘበና ኣትናትዎስ 🙏🙏🙏💒💒💒 ሓበን ተዋህዶ

  • @tesfaytesfazgi8437
    @tesfaytesfazgi8437 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen hawey nateyy

  • @berekettsegabrhan9353
    @berekettsegabrhan9353 3 ปีที่แล้ว +1

    qal hiwet yesmealna memhrna

  • @MMMMmm-ze9wm
    @MMMMmm-ze9wm 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሀወት የስማዖና ኩቡር ኣቦና 🙏🏼

  • @samiberhanesamiboy6075
    @samiberhanesamiboy6075 3 ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ብሰላም መጻኩም መምህር ቃለ ሂወት የስማልና

  • @fanuelsimon777
    @fanuelsimon777 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen mergat hawey

  • @robelabrham9888
    @robelabrham9888 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen kalhiwet yesmalna xegeu yebzhalka mergeta Mahari hawna edmen tenan Yehabka medhani alm des zebl tmrti

  • @mussetadese4786
    @mussetadese4786 3 ปีที่แล้ว +1

    Kale hiwet yesmalna

  • @tekleweynieyasu2634
    @tekleweynieyasu2634 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna Egziabihier Amlak edmen tenan Yhabka egziabihier Amlak xegu Yebzhalkum Walta Tewahdo Qdsti bietekrstiyan

  • @michaelteklab2868
    @michaelteklab2868 3 ปีที่แล้ว +1

    Kale hiwet yesmealna merjeta

  • @gebreyesussolomon6357
    @gebreyesussolomon6357 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen 🤲🤲✝️✝️

  • @Kokob-vf8yu
    @Kokob-vf8yu 2 หลายเดือนก่อน

    Amen(3) qal hiwet yesmialna.

  • @kibromgoitom5449
    @kibromgoitom5449 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen

  • @angosmgermay76
    @angosmgermay76 3 ปีที่แล้ว +2

    እንኻዕ ብሰላም መጽካ

  • @bisratbirhane2743
    @bisratbirhane2743 3 ปีที่แล้ว +1

    Kale hiwet yesmalna mergeta hawey

  • @grmawihabteab8345
    @grmawihabteab8345 3 ปีที่แล้ว +1

    Qal hiwet yesmealna mergieta mahari hawey

  • @rutaestifanos8180
    @rutaestifanos8180 3 ปีที่แล้ว +1

    Amien amien amien qal hiwet yesmealna kbur hawnan memhrnan enqae beselam mexaekana amlak yefexmka

  • @mezgebeamine2672
    @mezgebeamine2672 3 ปีที่แล้ว +2

    We'll come we'll come we'll come

  • @suziteklu8490
    @suziteklu8490 2 ปีที่แล้ว

    Qal hiwet yesmealna

  • @yonitsegay5542
    @yonitsegay5542 3 ปีที่แล้ว +1

    KALE HIWET YESEMALINA MEMHIR. GOOD TO HAVE YOU BACK WE MISSED YOU.

  • @tee5402
    @tee5402 3 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ፍቓድካይኹንክርስቶስጐይታ
    @ፍቓድካይኹንክርስቶስጐይታ 3 ปีที่แล้ว

    Entay zbel mstir iyu
    Amlak xegau ybzhalaka kbur memhr

  • @SamuelMedhanie-o6s
    @SamuelMedhanie-o6s 3 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን ክቡር መም መሪጌታ መሓሪ። ስለቲ እተመሓላልፈልና ትምህርቲ እግዚኣብሄር ዓስቢ ይሃብካ፡ ኣምላኽ የኽብርካ። ብምቕጻል "ሕቶ ኣብዚ ይፍቀድ ድዪ ወይስ ዝኾነ ካልእ contact ኣለካ ሕቶ ኔራትኒ?

    • @SamuelMedhanie-o6s
      @SamuelMedhanie-o6s 3 ปีที่แล้ว +1

      እታ ሕቶይ ኣብዚ ትርእዮ እንተ ዄንካ ከምዚ ትመስል፧ "ንኖህ ዝተዋህበ ቀስተ ደመና ቃል ኪዳን ናይ እግዝእትነ ማርያም ድዩ፧ ክንደይ ሕብሪ ኸ ኣለዎ ፧ ትርጉም ናይተን ሕብሪ እንተ ገለጽካልና ድማ ዝበለጸ ይኸውን። መልሲ እጽበ። ክብረት ይሃበለይ።

    • @mergietameharifeshatsion659
      @mergietameharifeshatsion659  3 ปีที่แล้ว +1

      ሰላም ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን፡
      ኩቡር ሓወይ ሕቶ ዝሓተትካ፡
      መልሲ ከምዚ ይመስል
      ቀስተ ደመና ፡ ኣርባእተ ሕብሪ ኣለዋ
      ኣርባዕተ ሕብሪ ዝኮነሉ ምስጢር ድማ፡
      ን ካብ ኣርባዕተ ባህርያተ ስጋ ዝፈጠርክዎ
      ሰብ ምስ በደለኒ ኣርባዕተ ባህርያተ ስጋ
      ተዋሂደ ከድሕኖ ኢየ ክብል ስለ ዝደለየ ኢዩ።
      ትርጉም ፡ ናይ ኣርባዕተ ሕብሪ ቀስተ ደመና ድማ
      ከምዚ ይመስል፡ ቀይሕ፡ ጻዕዳ፡ ጸሊም፡ ብጫ፡
      ቀይሕ ናይ ሓዊ፡ ጻዕዳ ናይ ማይ፡
      ጸሊም ናይ ንፋስ፡ ብጫ ማይ መሬት። ኢዩ።
      ብካላይ ድማ፡ ሓዊ ናይ መንፈስ ቅዱስ፡
      ማይ ናይ ጥምቀት፡ ጸሊም ናይ ደም ጎይታ፡
      ብጫ ናይ ስጋ ጎይታ፡
      ደመና ድማ ናይ ድንግል ማርያም፡
      ምስጢሩ ድማ ኖህ ብናይ ደመና ቀስት ምልክት
      ከም ዝደሓነ፡ ንስኻትኩም ድማ
      ድንግል ማርያም ምልክት ስለ ዝኮነት
      ብናይ ድንግል ማርያም ምልክትነት ድሕነት ክትረክቡ ኢኹም ማለት ኢዩ።
      ሕጽር ብዝበለ መልሲ ነዚ ይመስል።
      ኩቡር ሓወይ ኣብ ካልእ ሕቶ ብሰላም ይአራክበና።

    • @merhawigirmai7830
      @merhawigirmai7830 3 ปีที่แล้ว

      @@mergietameharifeshatsion659
      Kale hiwet yesmealna kubur Menhrna Mergieta Mehari 💜

    • @SamuelMedhanie-o6s
      @SamuelMedhanie-o6s 3 ปีที่แล้ว +1

      @@mergietameharifeshatsion659 እሺ ክብረት ይሃበለይ እግዚኣብሄር ዓስብኻ ይሃብካ። ምናልባሽ እናሻዕ ሕቶ ኣብዚሐ ከይከውን እምበር "ሐመር" ከ? ንሱ ድዩ? ማለተይ ኣብ ቤተ ክርስቲያን 3 ሕብሪ ዘለዎ(ቀይሕ፡ብጫ፡ቀጠልያ) ርእየ ሞ እንታዩ ኢለ ምስ ሓተትኩ ድማ "ሐመር/ቀስተደመና እዩ" ዝብል መልሲ ረኺበ። ስለዚ ነንበይኑ ድዩ ወይስ ዘተሓሕዝ ነገር ኣለዎ ዩ? ስለ ዝተሓዋወሰኒ እየ። ኣብ ዝተፈላለየ ቤተ ክርስቲያን ኣብ ባይታ እየ ድማ ረኺበዮ ኣብ ናይ ኤርትራ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ማለትዩ ሓደ መልሲ ድማ ረኺበ። ሕቶ ኣብዚሐ ከይከውን ይቕሬታ እንዳ ሓተትኩ እዩ።ክብረት ይሃበለይ

  • @danaytyohannes996
    @danaytyohannes996 3 ปีที่แล้ว +2

    Megabye aelafe

  • @teigstimedhanie8324
    @teigstimedhanie8324 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም መምህር መርጌታ መሓሪ ከመይ ኣለኻ፧ሰላም ክትህሉ ብዓልቲ ብዙሕ ትምኒት እየ። ስለቲ እትህበና ትምህርቲ እ፡ዳ ኣመስገንኩ ሕቶ ኔራትኒ ከም ፍቓድ ኣምላኽ።
    "አሐት ቤተ ክርስቲያን" ዝበሃላ ናይ orthodox ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኣለዋ ምሽ ሓቀይ፧ንሳተን ብልክዕ መነ መን እየን ኮምኡ ውን እቲ "ተዋህዶ" ዝብል ስም ናይ ሃይማኖትና ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ጥራይ ድዩ ወይስ ንሳተንውን ተዋህዶ ዝብል ስም ይጥቀማሉ እየን፧ ማለተይ orthodox ጥራይ ድየን ወይስ ተዋህዶ ዝብል ይውክለን ዩ፧ መልሲ "እዩ" እንተ ኮይኑ ከምዘለዎ ተዋህዶ ድዮም ዝበሃሉ ወይስ በብቛንኩኦም እንታይ ዩ፧

  • @danidani157
    @danidani157 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና

  • @BiniamTeame-i2r
    @BiniamTeame-i2r ปีที่แล้ว

    Amen amen amen