ብሃንደበት ሓደጋ መኪና ከቢድ ኣካላዊ መጉዳእቲ ዝበፅሖ ሰራሕተኛ መንግስቲ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 5 ก.พ. 2025
- ሃፍቶም ኣባዲ ኣብ መንግስታዊ ስራሕ ተዋፊሩ ንህዝቡ እናገልገለ እናሃለወ ንስራሕ ፊልድ ተዋፊሩ ሃንደበት ሓደጋ መኪና ከቢድ ናይ ሑቐ መጉዳእቲ በፂሑዎ። ብድሕሪኡ ድሕሪ ከቢድ ሕክምና ክትትል ብዊልቼይር ተሓጊዙ ዳግም ናብ ስርሑ ዋላ እንተተመለሰ ስዒቡ ብዘጋጠመ ናይ ኩላሊት ብልሽት (Kidney failure) ሂወት ብዳያሊሲስ (Dialysis) እናመርሐ ይርከብ።
አግዚአብሔር አምላክ ምህረት ይልአከልካ ዝሐወይ ማዓረይ ንለገስቲለ ብዘውፃእኩምዎ ይተከአልኩም መምህረይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ 💝💝💝💝💝💝💝💝💝💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓
ፈጣሪ ምሕረትን ጥዕናን የወርደልካ ሐወይ!!
ኣጆካ ጥራሕ ጠንክር፤ ምስ ፈጣሪ ኩሉ ክቅረፍ ናይ ኣምላክና ቁድስ ፍቃድ ይኩን።
ኣምላክሙሉእ ምሕረተ የውርደልካ ዛሓወይ መምህር ሙሉየይ ኣምላክ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ
Fetati balu yahgzkum 🙏🙏🙏ajokum kulu seb ka kehgzkum bale mulu tesfa ye 🙏
Amen Amen Amen Kisun Channel 👍🇪🇷🇪🇹❤
አምላክ ሙሉእ ምሕረት የውርደሉ
እግዚአብሔር ሙሉእ ምሕረት የውርደሉኪ ሓወይ ማዓርይ
ኣምላኽ ምሕረት የውርደሉ ዘሕዝን ነገር እዩ እቶም ዓቅሚ ዘለን ሃየ በረኸት ጽድቂ ንሳተፍ ዞም ኣሕዋተይ
ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ
ኣምላኽ ሙሉእ ምሕረት የዉርደሉ
ምሕረት የውርደሉ
Ajoka mearyyy egzabihr meheret yeuridelka
Amlak mhert ywrdelka hawye naty
Welcome back my brother 👍❤️🌹
Egziabier yhagiz
Fetari mhret yawurdelka
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Hawey marey ajoka egzeabhr ab gonka ykun
🙏🙏🙏🙏🙏
🙏🙏
ያው ያው ያው
ምሕርት yazez ፍጥሪ
Atum ahwat tigrigna deykonen kankakum yaw yaw yaw ktiblu mekera tibelau nihawna mihret yewrdelu amlak zahabe amlak ytekealu
ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
🙏🙏🙏