ብፃይነት ብተግባር! ተጋዳላይ ኣርቲስት ንጉሰ ኣባዲ ንጀጋኑ ዉጉኣት ዝገበሮ ሓገዝ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • ✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
    / @wushatenamedia
    ውሻጠና ሚድያ ኣብ ኩሉ መዳይ ምንቅስቃስ ማሕበራዊ፡ ኪነ ጥበብ፡ መንነትን ፖለቲካን ትግራይ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ዓሊሙ ዝተመሰረተ ሚድያ ኮይኑ ክሳብ ሐዚ ግና ምስ ዲያስፖራ ተጋሩን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያንን ብምትሕብባር ፀገም ሕብረተሰብና ኣብ ምፍታሕ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ሚድያኹም እዩ። ስለዚ ንዕብየት እዚ ሚድያ ኩላትና ኣስተዋፅኦ ንግበር። ኣባል እዚ ሚድያ ብምዃን ንሓግዝ።

ความคิดเห็น • 61

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse5892 14 วันที่ผ่านมา +1

    ጀጋኑና ክብሪ ነዓኹም❤❤

  • @SalamaUae-i5m
    @SalamaUae-i5m 15 วันที่ผ่านมา +1

    እግዘአብሄር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አሕዋተይ ተባረኹ🙏🙏🙏🙏💝💝💝💝💝

  • @ፀጋይካልአዩ
    @ፀጋይካልአዩ 13 วันที่ผ่านมา

    ፅቡቅ መርኣያ ተግባር እዩ ብከምኡ ኩሉ አብጎንና ብሙዃን አይዘኹም በሉና የቀን የልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse5892 14 วันที่ผ่านมา +1

    ንጉሰ ኣባዲ ለባም ሓውና የቀንየልና❤❤

  • @hiwet817
    @hiwet817 16 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @alexanderkiros8588
    @alexanderkiros8588 18 วันที่ผ่านมา +6

    ክቡር ሓው ንጉሰ ኣባዲ የቐንየልና❤

  • @BenyasGoitom-ey4lg
    @BenyasGoitom-ey4lg 16 วันที่ผ่านมา

    Thanks bro

  • @user-ch8uo5tb2f
    @user-ch8uo5tb2f 18 วันที่ผ่านมา +1

    ከምዙይ እዩ ብፆይነት ማለት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏 ንጉሰ ጥበብ❤

  • @demidemi1076
    @demidemi1076 17 วันที่ผ่านมา +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @lemlemmirach7838
    @lemlemmirach7838 15 วันที่ผ่านมา

    Zeywedae yihabka neusey❤❤🎉🎉🎉

  • @samerasamer3870
    @samerasamer3870 16 วันที่ผ่านมา

    ደቅናይ አምላክ ይሐግዝኩም😢 ንዝሃበ አምላክ ይሃብኩም ደቂ ኖ❤🎉

  • @AberhatsyonGebresilse
    @AberhatsyonGebresilse 18 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጀኩም ዘም ሓተይ ሳላኩም እይ ክብርን ምጎስን ይግበአኩም እዩ ጀጋኑና❤❤❤

  • @tsegahishe3598
    @tsegahishe3598 17 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤ብዝወፀ ይተከእልካ ንጉሰ ሓወይ

  • @مهليتتقراي
    @مهليتتقراي 15 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @TycwrhxdFtgfwwvs-xy7wj
    @TycwrhxdFtgfwwvs-xy7wj 16 วันที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍

  • @user-vh4ov2mx9j
    @user-vh4ov2mx9j 17 วันที่ผ่านมา

    ክቡር ሓው ንጉሰ ኣባዲ ፅሩይ❤❤❤❤❤

  • @goitomkahsay4101
    @goitomkahsay4101 13 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @HomeQatar-kb2hq
    @HomeQatar-kb2hq 14 วันที่ผ่านมา

    Memhr mulu abo tigray edmena tenan yhabkum❤

  • @mokiyeandom6485
    @mokiyeandom6485 14 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙

  • @saharamuhamad2009
    @saharamuhamad2009 18 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @helengebreslasie2841
    @helengebreslasie2841 16 วันที่ผ่านมา

    ❤️

  • @BdjdbBdjdb-pp9td
    @BdjdbBdjdb-pp9td 17 วันที่ผ่านมา

    ንጉስ ኣባዲ ብዝወፀ ይተከአልካ እግዚአብሔር አምላክ ጅግና ወዲ ህዝቢ🙏💚🙏

  • @sebkunmedia2
    @sebkunmedia2 18 วันที่ผ่านมา +2

    ዓብዪ ስራሕ፣፣መርኣያ ዝኸውን እዩ።ነመስግነኩም🎉

  • @ElsaFisseha-ww5kb
    @ElsaFisseha-ww5kb 16 วันที่ผ่านมา

    Neguse Abadi lebam seb kebri yegebeka mearey❤❤❤❤

  • @لرلن
    @لرلن 17 วันที่ผ่านมา

    ንቅድሚት ክትጎይ ክለኻ ንደሕሪት ቆላሕ ኣይየበል ኣብ ዓወት ክሳብ ትብፀሕ ኣብ ጫፍ ዓወት ምስ በፃሓኻ ግን እቲ ትማሊ ዝንበርኻዮ ኣይተርሰዐ ባሓቂ ክቡር መ/ሙሉ እግዚኣብሔር ነዊሕ ዐደመን ጥዐናን ይሃብኻ ❤
    ክቡር ኣርትሰት ንጉሰ ኣባዲ ግርማ ትግራይና ኣቦ ጥበብ ትግርኛ ና ለ ብዝወፀ ይተካልካ ኣብዚሑ ይሃብካ ፊጣሪ ክፍእ ትካዲንካ ሙቅ ብሩከይ ❤❤❤

  • @user-sj2gb6pf7e
    @user-sj2gb6pf7e 18 วันที่ผ่านมา

    ARTIST? LOVE YOURSELF. PROPER SPEECH.

  • @merrymerry4939
    @merrymerry4939 18 วันที่ผ่านมา +1

    ጀጋኑ ብዝወፀ ይተክአልኹም👏❤

  • @AberhatsyonGebresilse
    @AberhatsyonGebresilse 18 วันที่ผ่านมา

    ብትክክል ፅቡቅ ስራሕ እካ ሰሪሕካ ክቡር ሓውና

  • @AberhatsyonGebresilse
    @AberhatsyonGebresilse 18 วันที่ผ่านมา

    ፅብቅ ተግባር እዩ ሞ ቀፅለሉ 🎉🎉🎉🎉

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 18 วันที่ผ่านมา

    ሰናይ ተግባር 🙏♥️

  • @Abeba1985
    @Abeba1985 18 วันที่ผ่านมา

    የቅንየልና

  • @SalamWoldow
    @SalamWoldow 18 วันที่ผ่านมา

    💘💘💘💘💘❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @saramm8772
    @saramm8772 18 วันที่ผ่านมา

    የቀንየልና ኣርቲስት ንጉስ ኣባዲ❤❤❤

  • @amanuelgebru3322
    @amanuelgebru3322 18 วันที่ผ่านมา

    ይበል ሓቦ!

  • @destamebrahtudestamebrahtu4180
    @destamebrahtudestamebrahtu4180 18 วันที่ผ่านมา

    Boss

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
    @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 18 วันที่ผ่านมา

    ብዝወፃእኻዮ ይተክኣልኻ ❤❤❤

  • @user-pp5dz6pi1l
    @user-pp5dz6pi1l 17 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ugyugyytgty9690
    @ugyugyytgty9690 18 วันที่ผ่านมา

    አይይ ወዲ አኮይ የኔ ለባም ናይ ዓዲ አቦካ እዩ ንጉሰዬ❤

  • @AzebMehoni
    @AzebMehoni 18 วันที่ผ่านมา

    💖💖💖💖💖💖💖👏👏👍👍💯💯💯💯

    • @bahtaleake5969
      @bahtaleake5969 17 วันที่ผ่านมา

      Egziabher Amlak misakum ykun

  • @binyam1578
    @binyam1578 18 วันที่ผ่านมา

    አሰይ 🎉ለባማት ይሕዋት እቲ ዝፈትዎ ደራፍይ TDF 🕊🔔🌻👏☔️✌🏻ሙሉብርርሃን ምስ ስድራካን መሳርሕትካ🎉

  • @NaodSyum
    @NaodSyum 15 วันที่ผ่านมา

    ካብ ልቢ ክምስገን ይግብኦ ሕልፊ ገንዘብ ስለ ዘለዎ ኣይኮነን ሓጊዙ እንታይ ድኣ ምስ እትብሉ ራህራህን ፈላጥን ስለ ዝዂነ እዩ እምበር ሰብ ሃፍቲ ትግራይ ድኣ ሪኢናዮም እኮ ብመስዋእትን መቑሰልትን ደቂ ትግራይ ሓፂነ መፂን ካብ ምስራቕ ሓሊፎም ከምኡ ውን ኣብ ውራ መሬትን ማዕድንን ተዋፊሮም ካብ ፀላኢ ንልዓሊ ትግራይ የጥፍእዋ ኣለዉ ናይ እዚ ኩሉ ፀገም ግን ናይ እዞም ብስልጣን ዝመናጨቱ ዘለዉ ከድዓት መራሕቲ ትግራይ እዩ ኣብ መስዋእትን መቑሰልትን ዝሕብኡ ኣብ ግዜ ሰላም ዝዳፍኡ ሰብ ሃፍቲ ትግራይ ድኣ ኣብ ዝዕባ ጉድኣት ኣካል እንታይ ጭንቂ ኣለዎም እዚኦም ስረቑ በልዋም ብዝዂነ ካብ ሎሚ ብዓል ሃፍቲ ይኹን ብዓል ስልጣን ከም ሕሉፍ ኣብ ትግራይ ድሌተይ ክገብር እየ ዝብል ኣተሓሳስባ እንተሃልዩዎም ናይ መወዳእታ ዕረፍቶም እያ እንተ ተጋዳላይን ድምፃዊን ሓውና ንጉሰ ኣባዲ ግን ካብ ልቢ ነመስግን ነዞም ጀጋኑ ምእንተ ትግራይን ህዝቢ ትግራይን ኣካሎም ዝሰኣኑ ምሕጋዝካ ክብሪ ንዓኻ ይኹን ዘውፀኣኻዮ ድማ ዕጽፊ ጌሩ ይተክኣልካ ፈጣሪ።

  • @destamebrahtudestamebrahtu4180
    @destamebrahtudestamebrahtu4180 18 วันที่ผ่านมา

    Ngusey grma ady

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 18 วันที่ผ่านมา

    ቱቅርሺ ግን ናብባዕሎ ክወሃቡ ኔሮም እዞም ተወከልቲ ውግኣት ግን እምተነቴ የብሎምን ምስ ይቅርታ መምህር ሙሉ

  • @eteneshyosef1052
    @eteneshyosef1052 18 วันที่ผ่านมา

    እወ አንታ ለባም

  • @almazeyasu7388
    @almazeyasu7388 18 วันที่ผ่านมา

    Ezgbher balu xbuq yhbkom

  • @yadomabreha5547
    @yadomabreha5547 15 วันที่ผ่านมา

    Buhake musgana yigbuo

  • @AfariMadSleuth.ExportedSalt
    @AfariMadSleuth.ExportedSalt 4 วันที่ผ่านมา

    ቀውስ የሳምረ ውሻ የሸርሙጣ ልጅ

  • @user-bs1wf9rk1u
    @user-bs1wf9rk1u 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ሊሊትግራወይቲ-በ6አ
    @ሊሊትግራወይቲ-በ6አ 18 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ezbhamenn2050
    @ezbhamenn2050 14 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @نايفنايف-ق2د
    @نايفنايف-ق2د 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @ትግራይትዕወት-ዸ5ጘ
    @ትግራይትዕወት-ዸ5ጘ 17 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @AbieTklsh
    @AbieTklsh 17 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @idhgydgc1654
    @idhgydgc1654 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SaraWelay-y9d
    @SaraWelay-y9d 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SooquSabya-lf8oc
    @SooquSabya-lf8oc 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @HfHd-x8e
    @HfHd-x8e 17 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @ሰሉጓልድንግልማርያም
    @ሰሉጓልድንግልማርያም 18 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @AziyebTigray
    @AziyebTigray 18 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤