Zula Media - New Eritrean Serie Movie 2024 ወዲ መሬት Part 6 | By Wegihu F/tsion
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ค. 2024
- New Eritrean Movie 2024 | Eritrean Movie 2024 | Tigrinia Film
Zula Media produktion - (Wedi Meret) Part 6 - by Wegihu Fishatsion New Eritrean Film 2024
Produced by Zual Media.
Subscribe today : / @zulamedia
© ℗ ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳዉሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ
ጉዳት ሲለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ነዚ ቪዲዮ
ዳዉሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ
© Copyright 2024 Zula Media. All Rights Reserved.
#Zulamedia #eritreanmovie #Eritreancomedy
#NewEritreanMusic2021#Eritreanmusic2021#Eritreansong2021#Eritreancomedy2021#Eritreanbestcomedy2021#Eritreanfilm2021#Eritreanbestfilm2021#Eritreanmovie2021#Eritreanbestmovie2021#Eritreaninterview2021#Eritr2021eanbestguaylamusic2021#Eritreanbestweddingso2021ng#Eritreanbesttigrinamusic#TigrinaMusic20121#NewEthiopianMusic2021#BestEthiopianMusic2021#NewEthiopianFilm2021#Ethiopianmovies2021#Ethiopianmusic#OldEthiopianmusic#Ethiopiansong2021#EthiopiantigrinaMusic2021#TgrayMusic2021#Ethiopiantgraymusic#EthiopianAmharicmusic#Ethiopianoldmusic#EtiopianbestMovies2021#EthiopianComedy2021#EritreanMusic2021#Eritreansong2021#bestEritreanMusic2021#Eritreancomedy#Eritreanbestcomedy2021#Eritreanmovies#Eritreanmovies2021#Eritreanbestmovies2021#Eritreanfilm#Eritreanfilm2021#Eritreanbestfilm#EritreanGuayla2021#Tigrinaguayla#tgraymusic#tgrayMusic2021#ZulaMedia#Eritreachannel #BAHGNATV #Naodtube #artistvWorld #EthioTimes #Eri-tv, #Eritrea #ErionetouchEntertainment #Bahgnatv #AdmasMusic #ShroEntertainment #Maggyshow #Neshneshtv #HdmonaNebarit #Kelabteweldemedhin #AdulisNatna #YonasMaynas #DawitEyob #TesfealemArefaine #Korchach #Abelkflom #TemesgenYared #TedrosHagos #HaniMihreateab #SemharYohannes #DanaitYohannes #MickeleTekle#ethiopianmusic #eritreanmusic #luwamtedros #dagmawitamratdesta#ethiopianmusic #addisababa #eritreanfilm #Edenkesete #saeyet #korchach #eri #tigray #tigray_media_house #tigraynews #tgraymusic #artis #ethiopianmusic #eritreanews #eritreanbestguayla#eritreanmovie202#eritreanmovie2020#eritreanmovie2023 #eritreanmovie2022 #eritreanmovies #eritreanwedding #eritreanawdametmusic #eritreanawdametguayla#solomedia #gdrar#eri#gereemun #gereemun #gereemun #gereemun #Berhecomedy#donkeytube#seifuonebs#tigrignamusic#AddisAbeba#eritreanfilmnaygeter#eritreanfilm2024#eritreanmovie2024#eritreandramas#eritreandrama2024#SelemawitYohannes#tigray_media_house #tigrignamusic #tigray #tigraynews #tigray_tv #tigraymusic#biniamgirmay #biniamgirmay #biniamgirmay #neshneshtv #neshneshtv #eri - ตลก
ሰላም ተኸታተልቲ ወዲ መረት 6ይ ክፋል ዘርጊሕናልኩም ኣለና አሞ ሞራልኩም ንዓና ዓቢ ሓይሊ ስለ ዝኮነ ፕሊስ Share & like ግበርዋ ናብ ኩሎም ፈተዉትኹም ❤ ብሩኽ ቀዳመ-ሰንበት 🥰th-cam.com/video/Vz0AfJoKDP4/w-d-xo.html
Bejakum Bejakum ezi nay Laughing dmxi awxiayo please 😢😢😢
ብጥዓሚ ጽብቅቲ እያ ግን ናይ ብሃልና ቀሺ ክትሳለም ከለኻ ጉልባብካ ተውጽኦ ኢኻ ስለዚ መንክር ኣየውጾ እሞ ኣብ ቀጻሊ ከይድገም ቀጽልዋ ይሕዋት ፈጣሪ ምስኹም ይኹን
ኣቦና ገብረመንፈስ ቅዱስ ኣበቢዘለናዮ ይሓልዉና ስድራ እግዚያብሄር።
❤❤❤❤ እንቋዕ ብሰላም መጻክምና I love you ደቂ እረይ
ዞም ዓቢይ ሰባኣይ ክሕዝነኻ🥺🥺😢😢
Film eyu wediney tsaeda
ሰላም ደቒ ኤሬ
ወጊሑ ብጣዕሚ ቡሉጽ ስራሕ ኣጀኻ ቀጽሎ ብፍላይ ባህላዊ ሰላም ኩሉኹም ብሓበራ
Wegihu abit kulu bahalaw tihizito xibuq hanit gin kem natey rieto bizaba abe gize tilani zinebere zigelx sile zikone azarariba (lahaja) bahalawi tezikewin yibil.
መምህር ህወጊሑ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ናተይ ነቐፌታ ግን ቀደምስ ዝኾነ ባእሲ እንተ ሃሊስ ብባይቶ እዮም ዝዕረቑ ኔሮም ኣብዚ ግን ዋላ ነታ ዓዲ ዘማሓድር (ራእሲ) የለን ምስ ይቕሬታኣ ምስዛ ናተይ ሓሳብ ትሰማምዑ 👍❤❤🎉
Xuduqhasab
መንክር መቐረት ፊልም😂❤
Halewlew nay menkr end ermile awhdwo meselchewi koynu.
ደቂ ሪመይ ሓላላት ♥🇪🇷
Anqe bselam mxkomi deqi Eriyyy
እወ ወዲ ኤርትራ እዚ ናይ መጀመርታ ፍስሃ ወሓጎስ ናይቲን 30 ዓመት ጎሮ ረና ዓጺዮም ሂወትና በቲኾም ሞራል ኤርትራዊን መንነትና ቀቲሎም ከይንነብር ብ ናይ ደገ ወጥንን ብ እገዳ ን ብጸለመ ሚድያ ካብ ዓለም ተነጽሎ ፈጢሮም ብዘይ ኣበሳ ባጀት ኪናት ሰሊዖም ከደምቲ ከፊሎም ዝሰልዕዎ ኪናት መሽሚሹ ምስ ተሳዕረ እቲ ዘይተርፍ መኸተ ዋጋ ሓቂ ቁኑዕ ራኢ ኣተኣላልያ ባህሪያዊ ሕጊን መሎኮታዊ ሰነርጂ ዓቅሚ ሓይልን ህንጻ ፍረ ኣርኣያ ራኢ መሪሕነት ዋጋ ደምን ዓጽሚን ንወለዶ ዝቅንጠብ ሓጎስ ናይ መጀመርታ እምበር መወዳእታ ስለዘይኮነ ኣኽእሎ ምጽዋር ሓጎስ ክህልወና ጥራይ ንጠንቐቅ .
ብጠኣሚ ጽቡቅ ስራሕ ኤሪትሪን ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤ ደቂ ኤረይ አናብሰ
መንክር ምአስ ዳኢካ ሐቀኛ መርአ ተብልአና ❤️❤️❤️❤️
Good job deqi rimey❤❤❤🎉🎉🎉
እቲ ናይ ባዓል መንክር ሃጠውቀጠው ገዲፍካስ ዳሓን ምኾነት
ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ 🇪🇷
WellCome ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤😂😂
Asey deki erey kexlwo tray❤❤❤❤❤
Nice one deqi ereyyyyy❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
Keep it 💯 bahlawi filmtatna yibe
Well com daki eray❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
wawwww abeyt film malet ❤❤❤❤ bihntuyinet yixbey aleku
Mekery shkor🎉❤🎉❤🎉🎉❤🎉
Ezi nay menkir tebzihiwo alekum des zeybileka enber xbikti nera ezi halewlow awhidiwo
ፅገ ሮማ ክርአያ 😂 አታ ዋላአንሕና ክንሪአ ካብ ካሚራ አይትእለይዋ😂😍👍
Nic job❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Unkae bselam mexakum ❤❤❤ deqi erey
Wawww
❤❤❤❤❤❤❤❤bulxti filime❤
Love ❤️ 😍 💖 ❣️ my country film 🎥 and culture ❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐🙏🌹🌹🌹
ኤረና
ክቡር መ.ር ወጊሑ ሓዉና ስርሓትካ ይርእዮየ.እቲ ስራሕ እጅገኻ ሰብሲብካ ካብ ሓዝካዮ ምድካምካ ካብ ዘይተረፈካ መሳጢ እንተዝከውን ጽቡቅ ኮይኑ ይስመዓኒ. ኣሎ ግን ሓደ ሓደ ቂር ዝብለካ. እቲ ዛንታ ብኣፈ ታሪኽ ንፈልጦ ኢና ካብ ኣቦሓጎታትና ዝሰማዕናዮ. ኣብዚ ክርአ እንከሎ ግን ኣብ ምእላይ ናይ ዳይሪክተር ጉድለት ዘለዎ ኮይኑ ይስመዓኒ. ኣነ እዛ ፊልም ካብ parte1---6 ዘላ ይከታተላ እየ. ኣብ comments ብዙሕ ሰብ ርኢቶ ይህበካዩ ግን ለውጢ ኣይተራእየን.ኣነ እቲ ዝገረመኒ ካብ 40፡00ደቂቅ እታ ዝበዝሕ ኣነ ተገዲሰ ዝርእያ ናይ 15፡00ደቂቅ ጥራይ እያ. ነዓይ ዝመሰጠትኒ ኣለይቲ ናይ(ፊልም በርሀ በዓል ርስቲ) ነቲ ኣፈ ታሪኽ ፍትፍት ኣቢሎም ኣምጺኦሞ ዝነኣድ ስራሕ ዩም ሰሪሖም። ስለዚ ክቡር ሓዉና ወጊሑ እቲ ካብ ፈለማ ምጅማር እዛ ፊልም ብዙሕ ሰብ ርኢቶ ሂብካ ኔሩን ኣሎን ለውጢ ጊርካ ክትመጸና ንጽበ.
ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይምነየልካ።☝
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤
Ewy menkir ab mengedi xenihu galka habeni eliwo ewy dfret😅😅😅
😂😂😂😂
❤❤❤❤🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅️❤️❤️❤️❤️🙏
Welcome🎉
ደቂ ኤረይ ❤❤❤
🐪🇪🇷❤🙏✊
❤❤❤👍👍👍
ፍርያትኩም ይሰስን ደቂ ኤረይ❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤
ርኢቶ ! ኩሎም እኳ ጽቡቕ ይሰርሑ እንተሃለዉ , ናይ ገለ ገለ ተዋሳእትን ግን ኣደማምጻ ናይ ገጠር ( ላሃጃ) ጽቡቕ ይላበስዎ የለዉን። ን ኣብነት ጽገ-ሮማ ኮይና ዘላ እቲ ላሃጃ ጠቕላላ ናይ ከተማ ኢዩ። ናይታ እዝና ዝጸነዓ ጓል ከኣ ቁሩብ ሲ ወላ ንጨና ክትሰምዕ ከምትኽእል ግበሩ ጠቕላላ ሃጺጻ ዋዕዕ 😂
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤deqi rimeyyyy
❤🎉🎉🎉🎉
Menkr qemem Film Really 😀
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤ ብጣዕሚ ጽቡቅ ድርሰት ብሉጻት ተዋሳእቲ ኣብ ዳይሬክትን ኤዲተርን ግን 0000 ምክንያቱ እቲ ፊልም ታሪኽ እዩ ከም ኣብነት ኣብ 7:10 ዘላ ሲን ሞ ትስከፉ ዲኩም ምስ በሎም ሰሓቕ የእቲኩምሉ በጃኩም እቲ ፊልም ጽቡቅ እዩ ዝገረመኒ ግን ምናልባት ዳይሬክተር ጸገም ክህልዎ ይክእል እዞም ተዋሳእቲ ግን ብሉጻት እዮም ስለምንታይ ጌጋ እንዳ ረኣዩ ሱቅ ይብሉ ከም ካልኣይ እታ ናይ እዝኒ ጸገም ዘለዋ ኮይና ትዋሳእ ዘላ ኣብ ካልእ ፊልም ውን ከምኣ ኮይና ተዋሲኣ ካልእ ኣክት ዲዩ ዘየለ ኮይኑ ትደግሙዋ ዘለኩም በጃኩም እዚ ፊልም ኣይተበላሽውዎ ወይ ነቶም ክኢላታት ሃብዎም ከመይ ዝበለ ፊልም መላገጺ ጌርኩሞ
ኣብ ፊልም እቲ ቀንዲ ስራሕ ደኣ ናይ ዳይሬክተር & ኤዲተርን እዩ.እምበር ናይ ሎሚ ደኣ ንናእዳ እዝኖም ኩር . ንነቀፊታ እዝኖም ብሱማዮም ዝሎኹክዎ
እዚ ስራሓት ኣወል ሲዒድ ክሪኦ ዘለዎ ኢዩ ስቅ ኢልካ ግጥሚ ምጽዓን ኣይኮነን ኣብ ዩቲብ
Aboy kdus😢😢
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
enka dahan mexakum
Selam.wegihu aziena ina nemesgneka beti tserho srah gn nishtey rito alatni
Ezi nay menkr comedy btaemi nezi film ab 2 arsti mekilwa alo bzaeba megzati tlyan enda serahkas eti comedy msu aykeydn u btaemi kea nezi film abalashiywo alo
Thanks
E❤❤❤
Xbkti Film. Gn menkr hibwo zbelo gexe bahri komplett auxiayo. Mekniyat grmezo hade eyom. Merk pleas qeyro
Menkr abzihkay meselchew
Eti ermile entay eyuzgebr zelo abza film
Mekir shkor 💥❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ሰጊድ ያኽኽ
እዚ ናይ መንክር ሐለውለው በዚሁ
እዚ ናይ መንክር ካራክተር ግን ካብ ኣመና ምብዝሑ ኣሰልቻዊ ኮይኑ ዋእ። ፊልም ብሰንኪ መንክር ትመውት ኣላ የዐሪዎ በጃኹም። ኣመና ነዊሑ እቲ ናቱ ዘረባ
እዛ ፊልም ጽብቅቲ ነራ መንክርን ዘሪጋን ዝብሉ ገጸባህሪ ጸይቆማ ኣብዝቅጽል ፓርቲ ቀንስዎም።
ደቅዛ ኣኽላባት
♥♥♥♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
😢lebica dtkufu ato kuedus amogo yhuwatom tekrukrom😔
Mebre zey bela koynas meqert tefina eza filmi
Adgi eu zelo abti geza zeriga
Abza karakter Nay menkr mebre k kewn nerwo mlewso neru😂😂😂😂😂😂
Menkirn zerigan si neza film mekereta atfioma kem memakrti ekum hasibkmom gn b antsaru koynomuni neaysi
Ezi wegihu zebahal seb nay enda men anjal kelebi resah eyu bejaka nay bahli ka ybahaleley bekae zekone seb
Eti sahaq aqrxawo
ስለምንታይ እኹም ግን ብ ህዝቢ ትጻወቱ: ትቕርብዎ ብቕዓትን ትሕዝቶን ዝዋሓዶ ጥበብኩም ንዝጊ ይጥዓሞ ፈውሲ ጽምዋ እናተኸታተልናልኩምስ ቁሩብ ወላ እቲ ትሰርሕሉ ዘለኹም ጥልያን ባንዴርኡ ኣይትህብዎን?? ባንደራ ናይ Ireland ጌርኩም ንጥልያን ክትውክሉ ግን የሕፍር'ዩ😡😡
ኣታ ወጊሑ እቲ ፊልም ጽቡቕ እንዳ ሃለወ እቲ ንመንክርን: እርምያስን ተዋሂቦሞ ዘለዉ ግን ብጣዕሚ መሰልቸው ቅጭ ዘምጽእን ኮይኑ ነታ ስራሕ በሪዞማ!
እቲ እርምያስ እኻ ኣይነበሮ ኣይጠፍኦ ጸያቂ ስራሕ እዩ ኩሉ ግዜ, ብኻ ፊልም ትማሊ ምስ ሰረሔ ካብ ጥበብ ትኣልዩ
ባንዴራ ናይቲ ጥልያን ሰብኣይ ከኣ ናይ ጥልያን ባንዴራ ግበርሉ
ቅድሚ 100 ዓመት እንተኔሩ እዚ ዛንታ እቲ ሃጠው ቀጠዉ ናይ መንክር እርሚለ ርዝነት ናይቲ ፊልም ኣጥፊእዎ ኣሎ። be serious about the story .
በዓል ትርሺ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎም
ምክንያቱ ስለ ትግራይን ዝነክእ ዝጸርፍ ፖሎቲካ ሰሪሖም ኣይፈልጡን እንትረፍ ስለ ፍቕሪ ዕድመ ይሃቦም ንኩሎም ❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ኣብጸሓና ን 5 ሓወርያ❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤