ERIPM | NEWS ~ ዜና | ትራምፕ ሓደገኛ ውሳነ ንኣፍሪቃ የሕሊፉ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 10

  • @ERIPMEritreanPublicMedia
    @ERIPMEritreanPublicMedia  17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣብ'ዚ ሊንክ ብምእታው ኣባላት ኤሪፒኤም ብሙዃን እጃምኩም ኣበርክቱ
    donorbox.org/eripm-eritrean-public-media

    • @Tedhab
      @Tedhab 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ንምንታይ ኢዩ ሰብ እጃሙ ከበርክት ንወረ ንቤላቤለው ተባህለ ተገብረ በለካ ለኻዓካ ጭብጢ ዘይብሉ ኣብ ህውተታ ዘንሳፈፈ ዘይርጉጽ ጣቋ ዘረባኹም ድዩ ሰብ እጃሙ ክገብር። ትገርሙ ሰባት ኢኹም ግደፉ ሰሪሕኩም ብልዑ ስራሕ ክብረት ኢዩ።

  • @aziebtesfay9512
    @aziebtesfay9512 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @nsiebhotube8255
    @nsiebhotube8255 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kaleb.t.w.a
    @kaleb.t.w.a 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hadnetchanel3485
    @hadnetchanel3485 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Ymutu beana eritrea wayan shkom eyom

  • @ሰብደየለይ
    @ሰብደየለይ 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዘሕዝን ዜናዩ :-እቲ ዘሕዝን ዝገብሮ ኸኣ ኣፍሪቃ ብምጽወታን ልማኖን ክትነብር ዝተፈርደት ኣህጉር ምዃናን እዚ ምጽወታ ተዘይተረኽበ ከኣ ገሃነብ ኣፉ ከፊቱ ክውሕጣ እትጽበ ናይ ብጌጋ ዝተፈጥሩ ደቂሰብ መንበሪ መሬት ጌርኩም ዜና ክትሰርሑላ ምፍታንኩምዩ :-ስለምንታያ ኣፍሪቃ ከም ጽቡቕ ኣኣጋጣሚ ክትሪእዮ ዘይጉስጎስ : እቲ ምስጢር ንጹርዩ ናይምጽወታ ስነ ልቦና ኣብኩላትና ስለዘሎዩ::"""

    • @seb_eyu_hager
      @seb_eyu_hager ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣብ ምዕራብ ተሰዲድካ እንዳነበርካ ከምዚ ክትብል ዝከኣል ኣይመስለንን።
      ኣፍሪቃ ጸጋታት ኣለዋ፡ ግን ከኣ መራሕታ ካብ ኢሰያስ ጀሚርካ ጨካናት ፋሽሽት እዮም።
      መራሕቲ ኣፍሪቃ ምንጪ ድክነት ኣፍሪቃ ምኳኖም ንስካ ውን ምስክር ኢካ። ምክንያቱ ክትሰርሕ እንተትክእል ኣብዚ ምህላካ"ዶ ? መልሱ ትፈልጦ ኢካ።
      ስለዚ ህዝቢ ኣፍሪቃ ምስ መን ኮይኑ"ዩ ከም ሰናይ ዕድል ክቅበሎ ሓሲብካ ?
      ሱዳን ንሓድሕዶም…ኲናት ትግራይን ፈደራልን፡…ሶማል…ጭካነ ውልወመላኪ ኢሰያስ ወዘተ ብዙሕ ኣብነት ኣለካ ከተመዛዝን ተደሊካ።
      ስለዚ ያ ኣሜሪካ ንምርግጋእ ትሕግዘን። እምበር ኣፍሪቃስ ብደቃ ዓሪባ"ያ።

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወይ ትራምፕ ዝብልዎ ሰብ ፡ ይገርመና ኣሎ። እዛ ዓለም ንጉልበትን ንጽፍዒትን ጥራይ እያ እትሰምዕ።
    እስላማዊት ሪፓብሊክ ኢራን ውን ናብ ጣኦት ትራምፕ ተጎምቢሓ ክትሰግድ ጀሚራ። ሱኒ ኣስላም ስዑድያ ውን ነቲ እተፍርዮ ጭቃ ነዳዲ ብዕጽፊ ክትፍሕሮ ክትጅምር እያ ፡ በዚ ከምቲ ትእዛዝ ናይ ትራምፕ ንዋጋ በንዚና ምእንቲ ክጎድል።
    ኣቐዲማ ስዑድያ ናብ ኣሜሪካ 700 ቢልዮን ዶላር ገንዘብ ክተውፍር ንትራምፕ ቃል ኣትያ ኣላ። በዚ ነቲ ክብሪ ናይ ዶላር ኣሜሪካ ከተሕይሎ እያ። ኣሜሪካ ውን ወረቐት ዶላር እናሕተመት ካብ ዓለም ድላያ ትሽምት።
    እወ ፡ ኣብዛ ዓለም ጉልበትን በትርን ኣብ ኢድካ ጨቢጥካ ዝሰኣነካ የለን።

  • @thegunners185
    @thegunners185 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Trump barya nay siyonawian 😂u ko !