ኣኽራንናት ዓደይ።Akranat-Adey. (Enbasoyra)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.ย. 2024
  • ‪@AlenalkiDimtziEritrawian‬ ‪@EriTVEritreaOfficial‬ ‪@EritreanTVNews‬ ‪@EritreanTVNews‬ ‪@eritreanmovieeritreannewse3449‬ ‪@eritreanmusic5110‬ ‪@eritreanmusicchannel5368‬ ‪@eritreanmusicfree9202‬ ‪@eritreanmusicmusic5938‬ #eritreanwedding #eritv

ความคิดเห็น • 108

  • @BW-fz5kf
    @BW-fz5kf 21 วันที่ผ่านมา +2

    Beautiful song, love from Gonder Ethiopia. 💚💛❤🫶💚❤💙

    • @Andom885
      @Andom885  21 วันที่ผ่านมา +1

      Thank you so much

  • @hadguandat2202
    @hadguandat2202 16 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ባሓቂ ደስ ትብል ጣዓሚ ዜማን ግጥምን ባሃላዊት ኣላባብሳ ደስ ትብል

  • @wolwol6623
    @wolwol6623 16 วันที่ผ่านมา +1

    ኣኽረናት ኣብኡ ኣሎ ሰብ የለን

  • @chelseaforever9905
    @chelseaforever9905 3 ปีที่แล้ว +11

    እዋይ ዝኽሪ ንእስነተይ ኣዘኻኽርካኒ ኣብ Eri tv ቀጻሊ ኢያ ትቀርብ ነይራ ኣኽኽኽኽ እዋይ ጊዜ

    • @Andom885
      @Andom885  2 หลายเดือนก่อน +1

      ብልቢ'የ ዘመስግን

  • @musgunkibrom
    @musgunkibrom 3 หลายเดือนก่อน +6

    ሃገረይ ❤❤ዝበለ ጅግና ኣበሳ ከም ኣቦታቱ ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🔦

  • @temesgenamlak3339
    @temesgenamlak3339 24 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤

  • @MerhawiFrezghi-vt7ns
    @MerhawiFrezghi-vt7ns 18 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤nic music 🎶

    • @Andom885
      @Andom885  4 วันที่ผ่านมา

      Thank you

  • @Andom885
    @Andom885  4 ปีที่แล้ว +12

    ታሪካዊ እንባታት ኤርትራ

  • @Natti639
    @Natti639 16 วันที่ผ่านมา +1

    Merhaba hawey wedey hagery metaebetey ,btamie xibuk sirahe

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 27 วันที่ผ่านมา +1

    👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👍👍👍👍👍👍💐💐💐👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ኣዝዩ ጥዑም ዜማ፣ ብጣዕሚ ተዘካሪ ላዛ ዘለዎ መረቕ ዘለዎ ዜማ፣ ኣበይ ኣለኻ? ደሃይ ባ ሃበና በቲ ጥዑም ዜማኻ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @Andom885
      @Andom885  27 วันที่ผ่านมา

      ክብረት የሃበለይ ። ስለ እቲ ኣዝዩ መሳጢ ጽሑፍኩም ልባዊ ምስጋና ነዓኹም ይኹን።
      ብ andom973@gmail.com ክትረኽቡኒ ትኽእሉ ኢኹም

  • @beletseasgedom1132
    @beletseasgedom1132 6 หลายเดือนก่อน +6

    I see this music for the1st time so surprise too.❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @user-pp3vc4eo1c
      @user-pp3vc4eo1c 5 หลายเดือนก่อน

      توبوا إلى الله لأن بالصلاح والاسلام تحيا النفوس والقلوب وتوبوا لتنجو من الوعيد
      .--repent to Allah in Islam because by Islam live the hearts and souls and repent to survive from the promise

  • @jemalfegi1993
    @jemalfegi1993 23 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤ 🎉🎉🎉

    • @Andom885
      @Andom885  23 วันที่ผ่านมา

      ብልቢ የመስግን

  • @user-kp6ds6gk6x
    @user-kp6ds6gk6x 2 ปีที่แล้ว +13

    ብትዝታ ንድንግል ልበይ ዘፍረሰት ጥዕምቲ ናይ ቀደም ደርፊ። ኣቱም ሰባት እቲ ድምጹ እሞ ብጽሞና ስምዕዎ ኣብ ገለ ትዝታ የእትወካ ክንደይ ይጥዕም እቲ ድምጹ፣ ነዛ ደርፊ እዚኣ ክሰምዕ ከለኹ ዘይርድኣኒ ኣብ ዘይፈልጦ ትዝታ እየ ዝጥሕል እዝስ እንቋዕ ኤርትራዊ ሓውና እንቃዕ ናትና ኾነ። ነዛ ደርፊ እዚኣ ነዊሕ ግዜ ኣብ ዩትዩብ ከም ሕሱም ደለያ ግን ወይከ ክረኽባ። ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ካብ ሽወደን ንስነ ጥበባዊ በረኸት ኢሳቕ (ወዲ ኢሳቕ) ሓቲተ እየ ረኺበያ በዚ ኣጋጣሚ ንበረኸት ወዲ ኢሳቕ ብልቢ እየ ዘመስግን። የቀንየልና ድምጻዊ ዓንዶም ወዲ ቐሺ

    • @Andom885
      @Andom885  2 หลายเดือนก่อน

      ብልቢ'የ ዘመስግን

  • @chelseaforever9905
    @chelseaforever9905 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣበይ ኣሎ ሕጂ እዚ ደራፊ ነዊሕ ኮይኑ🇪🇷🙏❤️

  • @avgasbbs7173
    @avgasbbs7173 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kidisty.woldez6974
    @kidisty.woldez6974 5 หลายเดือนก่อน +5

    ጽቡቕ ጎቦታት ሃገረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @tesfit16
    @tesfit16 2 ปีที่แล้ว +4

    Ohhh ናይ በሓቂ ናብ ንእስነተይ ዝመለሰት ኣዚያ ካብ የእሙሮይ ዘይትሃስስ ደርፊ ።

    • @Andom885
      @Andom885  2 ปีที่แล้ว +1

      Thank you so much

    • @Andom885
      @Andom885  2 หลายเดือนก่อน

      ብልቢ የመስግን

  • @samuelgebregziabher8175
    @samuelgebregziabher8175 ปีที่แล้ว +4

    I remember this song when i was was a child thanks for sharing 👍. U took me back long time

    • @user-pp3vc4eo1c
      @user-pp3vc4eo1c 5 หลายเดือนก่อน

      توبوا إلى الله لأن بالصلاح والاسلام تحيا النفوس والقلوب وتوبوا لتنجو من الوعيد
      .--repent to Allah in Islam because by Islam live the hearts and souls and repent to survive from the promise

    • @Andom885
      @Andom885  2 หลายเดือนก่อน

      ብልቢ የመስግን

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab2232 2 ปีที่แล้ว +3

    🇪🇷 🇪🇷 ተዘክሮ ናይ ሜዳ ጥዑም ደርፊ🇪🇷 🇪🇷

    • @meharimusika
      @meharimusika 6 หลายเดือนก่อน +1

      ናይ ሜዳ ኣይኮነን ዓንዶም ኣብ ኖርወይ ዝነብር ዘሎ ዜጋ ኤርትራዊ እዛ ደርፊ 2001 ዓ/ም ዝተደርፈት እያ

  • @nugusearey3923
    @nugusearey3923 หลายเดือนก่อน +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-pp3vc4eo1c
    @user-pp3vc4eo1c 5 หลายเดือนก่อน +4

    توبوا إلى الله لأن بالصلاح والاسلام تحيا النفوس والقلوب وتوبوا لتنجو من الوعيد
    .--repent to Allah in Islam because by Islam live the hearts and souls and repent to survive from the promise

    • @Andom885
      @Andom885  2 หลายเดือนก่อน

      ሽኩረን

  • @user-tf9ci6mo2i
    @user-tf9ci6mo2i 4 วันที่ผ่านมา +1

    Ab Segrni koynka እምባ ሶይራ ምባል ጌጋ ፡ግን love you

  • @harohonestly753
    @harohonestly753 5 หลายเดือนก่อน +2

    Teawet wady erey kulnety azkyrkany eritv kemxwa kelewu ❤🎉🎉

  • @Tecl8855
    @Tecl8855 หลายเดือนก่อน +2

    .merhaba Anbesaw eritrean 🎉🎉🎉

  • @hermonhaile7392
    @hermonhaile7392 2 ปีที่แล้ว +2

    Wow. How I love this song. Mara des yibil mezekerta . Thank you for sharing!

    • @user-pp3vc4eo1c
      @user-pp3vc4eo1c 5 หลายเดือนก่อน

      توبوا إلى الله لأن بالصلاح والاسلام تحيا النفوس والقلوب وتوبوا لتنجو من الوعيد
      .--repent to Allah in Islam because by Islam live the hearts and souls and repent to survive from the promise

  • @fekarwedifekarat
    @fekarwedifekarat หลายเดือนก่อน +1

    ንፈላማይ ግዜ ይሰምዓ ኣለኩ ብዛዕባ ቦታት ሃገርና ትገልጽ ናይ ዕዋጋብር ከኣ እባ ኣላ ዝሮ እሞ ሃገርካ ትብል

  • @anbsaanbesa6426
    @anbsaanbesa6426 3 ปีที่แล้ว +2

    Wedi keshi never kiber ajoka bi9masha guye,

  • @abeilzemikeal3276
    @abeilzemikeal3276 หลายเดือนก่อน +1

    ደሊየ ዝሰኣንከዎ ኣዚያ መሳጢት ሰራሕ ! ኡፍፍፍ 😢 ድሕሪ ክንደይ ረኺበያ ድባብ ዝኾነት ስራሕ ፡ በሓቂ መሳጢት ኢያ'ሞ ወዲ ቐሺ ኣብ ዘለኻዮ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ ። ተውለ ኢለካ ኣለኹ በዛ ሰራሕካ።🎉

    • @Andom885
      @Andom885  หลายเดือนก่อน

      @@abeilzemikeal3276
      ክብረት የሃበለይ ክቡር ብመጠን ነብሱ'ዩ ዘኽብረካ'ሞ፡ ንተዘክሮኻን ጦብላሕታኻን ከኣ ብልቢ የመድግን። ሓደ መዓልቲ ቅድሚ'ዛ ናትካ ርኢቶ እውን ክልተ ሰብ ሓዳር ዝሰደዱለይ ብኢመይለይ ኣብዚ ታሕቲ ነታ ጽሕፍቲ ይሰደልካ ኣለኹ።
      ከምዚ ከኣ ይብሉ።
      ሎሚ ካብ ዝበጽሓትኒ ናይ ምስጋና ጽሕፍቲ ።
      ኣብ 1994 ኣኽራናት ዓደይ ናብ ህዋ ኤሪ ትቪ ምስ ተፈነወትን ፡ ብድሕሪ'ዛ ደርፊ'ዚኣ ሓደ ሰሙን ኣቢሉ ዝተፋቐሩ ናይ'ቲ እዋን ዕድሚኦም እቲ ወዲ ወዲ 20 ።
      እታ ኣፍቃሪቱ ከኣ ጓል 18 ዓመት ከም ዝነበሩ ኣብ ጽሕፎም ይሕብር።
      ከምዚ ክብሉ ናይ ምስጋና ጽሑፍ ሰዲደሙለይ ።
      ሎሚ ክልተ ኣወዳትን ሰለስተ ኣዋልድን ቆልዑት ዘለዉና ዓባይ ስድራ ኢና መስሪትና ብምባል፡ ናይ ሎሚ በዓልቲ ቤተይ ፡ናይ 1994 ቦኹሪ ኣፍቃሪተይ ፡ ነታ ሰላም እትብል ዝነበረት ኣልቡምካ ኣብ ውሽጣ እንባታት ሃገረይ እትብል ብባህላዊ ኣለባብሳን ሙዕሩጋት ኣኽራናት ዓርበ ረቡዕን ፡ ዝፈትዋ ደርፊ ብህያብ ኣኽራናት ዓደይ ኢየ ነዛ ናይ ሎሚ ክብርቲ በዓልቲ ቤተይ ረኺበያ ይብል።
      ፡ ናይ'ቲ እዋን ቦኹሪ ኣፍቃሪተይ በሪ መጻእየይን ፡ንህርመት ልበይ ዝረኸበት በዓልቲ ቃል ኪዳነይ ዘራኸበትና ሃገራዊት ደርፊ ድማ ኢያ ብምባል፡ ካብቲ ብዙሕ ጽሒፎሞ ዘለዉ ኣብዚ ዘቕርበልኩም ዘለኹ ከም ኣብነት ኢዩ።
      ኣነ እሞ ከም ዋና ናይ'ዛ ደርፊ ተገሪመ ኢየ።
      ምኽንያቱ ገለ ገለ ደርፍታት ነባሪ ዝኽሪ ናይ ፍቕሪ ከም ዝኾነስ ብናተይ ገምጊመ ወዲኤ ኣለኹ።
      እቶም ዝበለጸ ደርፍታት ዝደረፉ ቀዳሞት ኣቦታት ዜማን ግጥምን ደኣ ከመይ ይኸውን ኢየ ዝብል ዘለኹ።
      እቲ ዝገረመኒ ግና ናይ ሎሚ ተፋቐርቲ
      "ዓይነይ " ጎነይ " "መዓረይ " ወዘተ ዘይብሉ ደርፊ ናይ ፍቕሪ ኣይኮነን ተባሂሉ ፡ ናብ ሓንቲ ብኤፈክትን፡ ብናይ ተክኒክ ብምውህሃድ ደርፍታት ብምስናይ ኢዮም ሃነይ ነይ ዝብሉን ዝብላን።
      ኣይ ሰሙን ኣይ ወርሒ ከኣ ፍቕረይ ወዲኤ ወዘተ እናተበሃሃሉ ፡ ናብራ ክበታተን ክትርኢ ከለኻን፡ ብናይ ባህላዊ ክዳን ዝማዕረገት ደርፊ ንታሪኽ ኣኽራናት ኤርትራና ብእትገልጽ ነባሪ ስድራ ክምስርቱ ከለዉ ብጣዕሚ ተደኒቐ።
      ኣብ ቀጻሊ ነዞም ክልተ ጽኑዓት ሰብ ቃል ኪዳንን፡ 5 ተ ውሉዳት ዘለውዎምን ብኣካል ክረኽቦም ክፍትን ኢየ።
      ከምቲ ጽኑዕ ሓዳሮም ንውላዶም ይምነ።
      ስነ ጥበባውን ደራሲ ብሰለስተ ቋንቋታት ማለት
      ብትግርኛ ፡ ብዓረብ፡ ብኢንግሊዝ ።
      ዓንዶም ወዲ ቀሺ (ኣኽራናት ዓደይ) (ጦፍ)

  • @RobelGhebrelu
    @RobelGhebrelu 5 หลายเดือนก่อน +5

    " እንባታት ዓደይ " ኣብ ኤሪ- ቲቪ ቀጻሊ ከምጽእዋ ከለው እትምስጠኒ ኣዝየ ዝፈትዋ ደርፊ ሕጂ ረኺበያ ፣ ወዲ ቐሺ ምዃንካ ይፈልጥ ኣይነበርኩን ።

    • @Andom885
      @Andom885  2 หลายเดือนก่อน

      ብልቢ'የ ዘመስግን

  • @michaelnegash523
    @michaelnegash523 4 ปีที่แล้ว +3

    xbuq derfi wedi qeshi

    • @Andom885
      @Andom885  4 ปีที่แล้ว

      ThNk you

    • @Andom885
      @Andom885  4 ปีที่แล้ว

      Thsnk you

  • @sahleredie3283
    @sahleredie3283 3 ปีที่แล้ว +1

    ዓንዶም ዓርከይ ክ 16 ብ90 ጅግና

    • @Andom885
      @Andom885  3 ปีที่แล้ว

      መርሓባ

  • @gerigeriyo7799
    @gerigeriyo7799 หลายเดือนก่อน

    ገረሞ ተዘኽኤሎ❤❤❤

  • @Andom885
    @Andom885  4 ปีที่แล้ว +2

    Thank you to all

  • @user-tf9ci6mo2i
    @user-tf9ci6mo2i 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤መን ሽሙ ❤❤

  • @fthiynges2750
    @fthiynges2750 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷old song 🎧

    • @user-pp3vc4eo1c
      @user-pp3vc4eo1c 5 หลายเดือนก่อน

      توبوا إلى الله لأن بالصلاح والاسلام تحيا النفوس والقلوب وتوبوا لتنجو من الوعيد
      .--repent to Allah in Islam because by Islam live the hearts and souls and repent to survive from the promise

  • @SemereAdulis
    @SemereAdulis ปีที่แล้ว +3

    ጽቡቅ ስራሕ።

    • @user-pp3vc4eo1c
      @user-pp3vc4eo1c 5 หลายเดือนก่อน

      توبوا إلى الله لأن بالصلاح والاسلام تحيا النفوس والقلوب وتوبوا لتنجو من الوعيد
      .--repent to Allah in Islam because by Islam live the hearts and souls and repent to survive from the promise

  • @alem2627
    @alem2627 3 ปีที่แล้ว +4

    😍🇪🇷❤️🙏🏽🇪🇷👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽

    • @Andom885
      @Andom885  3 ปีที่แล้ว +2

      Thank you

    • @gualbahtahagos7001
      @gualbahtahagos7001 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@Andom885Kbur haw nska dika ezi derafay ..nay niesnetey derfi ❤

  • @selamtes1177
    @selamtes1177 3 ปีที่แล้ว +1

    I love that song

  • @dawitmebrahtom3680
    @dawitmebrahtom3680 2 ปีที่แล้ว +1

    ታባረኽ ኢለካ ኣለኹ ክቡር ዘያምን ገጣምን ወዲ ቀሺ ።
    ገጣማይ ማለት ዓሰርተ ግዜ ሰባት ዝብልዎ ዝደግም ዘይኮነስ ከምዚ ናትካ ፍልይ ዝበለን ዘይተዳህሰሰን ኩርናዕ ዘምጽእ እዩ።

    • @user-pp3vc4eo1c
      @user-pp3vc4eo1c 5 หลายเดือนก่อน

      توبوا إلى الله لأن بالصلاح والاسلام تحيا النفوس والقلوب وتوبوا لتنجو من الوعيد
      .--repent to Allah in Islam because by Islam live the hearts and souls and repent to survive from the promise

  • @jlove5465
    @jlove5465 2 ปีที่แล้ว +1

    Love it 😍 good 👍🏾 love ❤️

  • @solomonkidane9204
    @solomonkidane9204 4 หลายเดือนก่อน +1

    Adom wedi keshe

  • @user-ck7gs2dk6k
    @user-ck7gs2dk6k 4 หลายเดือนก่อน +1

    Emba Sera tarikawi bota

  • @butterscotch722
    @butterscotch722 2 ปีที่แล้ว +2

    Eritrean music old

  • @meleymeley1466
    @meleymeley1466 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @Andom885
    @Andom885  หลายเดือนก่อน +1

    ሎሚ ካብ ዝበጽሓትኒ ናይ ምስጋና ጽሕፍቲ ።
    ኣብ 1994 ኣኽራናት ዓደይ ናብ ህዋ ኤሪ ትቪ ምስ ተፈነወትን ፡ ብድሕሪ'ዛ ደርፊ'ዚኣ ሓደ ሰሙን ኣቢሉ ዝተፋቐሩ ናይ'ቲ እዋን ዕድሚኦም እቲ ወዲ ወዲ 20 ።
    እታ ኣፍቃሪቱ ከኣ ጓል 18 ዓመት ከም ዝነበሩ ኣብ ጽሕፎም ይሕብር።
    ከምዚ ክብሉ ናይ ምስጋና ጽሑፍ ሰዲደሙለይ ።
    ሎሚ ክልተ ኣወዳትን ሰለስተ ኣዋልድን ቆልዑት ዘለዉና ዓባይ ስድራ ኢና መስሪትና ብምባል፡ ናይ ሎሚ በዓልቲ ቤተይ ፡ናይ 1994 ቦኹሪ ኣፍቃሪተይ ፡ ነታ ሰላም እትብል ዝነበረት ኣልቡምካ ኣብ ውሽጣ እንባታት ሃገረይ እትብል ብባህላዊ ኣለባብሳን ሙዕሩጋት ኣኽራናት ዓርበ ረቡዕን ፡ ዝፈትዋ ደርፊ ብህያብ ኣኽራናት ዓደይ ኢየ ነዛ ናይ ሎሚ ክብርቲ በዓልቲ ቤተይ ረኺበያ ይብል።
    ፡ ናይ'ቲ እዋን ቦኹሪ ኣፍቃሪተይ በሪ መጻእየይን ፡ንህርመት ልበይ ዝረኸበት በዓልቲ ቃል ኪዳነይ ዘራኸበትና ሃገራዊት ደርፊ ድማ ኢያ ብምባል፡ ካብቲ ብዙሕ ጽሒፎሞ ዘለዉ ኣብዚ ዘቕርበልኩም ዘለኹ ከም ኣብነት ይጠቅስ ኣለኹ።
    ኣዝዩ ደስ ኢሉኒ ከኣ
    ኣነ እሞ ከም ዋና ናይ'ዛ ደርፊ ተገሪመ ኢየ።
    ምኽንያቱ ገለ ገለ ደርፍታት ነባሪ ዝኽሪ ናይ ፍቕሪ ከም ዝኾነስ ብናተይ ገምጊመ ወዲኤ ኣለኹ።
    እቶም ዝበለጸ ደርፍታት ዝደረፉ ቀዳሞት ኣቦታት ዜማን ግጥምን ደኣ ከመይ ይኸውን ኢየ ዝብል ዘለኹ።
    እቲ ዝገረመኒ ግና ናይ ሎሚ ተፋቐርቲ
    "ዓይነይ " ጎነይ " "መዓረይ " ወዘተ ዘይብሉ ደርፊ ናይ ፍቕሪ ኣይኮነን ተባሂሉ ፡ ናብ ሓንቲ ብኤፈክትን፡ ብናይ ተክኒክ ብምውህሃድ ደርፍታት ብምስናይ ኢዮም ሃነይ ነይ ዝብሉን ዝብላን።
    ኣይ ሰሙን ኣይ ወርሒ ከኣ ፍቕረይ ወዲኤ ወዘተ እናተበሃሃሉ ፡ ናብራ ክበታተን ክትርኢ ከለኻን፡ ብናይ ባህላዊ ክዳን ዝማዕረገት ደርፊ ንታሪኽ ኣኽራናት ኤርትራና ብእትገልጽ ነባሪ ስድራ ክምስርቱ ከለዉ ብጣዕሚ ተደኒቐ።
    ኣብ ቀጻሊ ነዞም ክልተ ጽኑዓት ሰብ ቃል ኪዳንን፡ 5 ተ ውሉዳት ዘለውዎምን ብኣካል ክረኽቦም ክፍትን ኢየ።
    ከምቲ ጽኑዕ ሓዳሮም ንውላዶም ይምነ።
    ስነ ጥበባውን ደራሲ ብሰለስተ ቋንቋታት ማለት
    ብትግርኛ ፡ ብዓረብ፡ ብኢንግሊዝ ።
    ዓንዶም ወዲ ቀሺ (ኣኽራናት ዓደይ) (ጦፍ)

  • @howtodoit5466
    @howtodoit5466 5 หลายเดือนก่อน +5

    ኣነ ኢየ ካሜራ ማንን ኤዲተርን ኔረ ኣብዛ ስራሕ። ነዊሕ ጊዜ ኮይኑ ድሮ😢

    • @ermias14able
      @ermias14able 5 หลายเดือนก่อน

      You've done a wonderful job Brother. Thank you for your work. It's a beautiful music.

  • @samueltedros4222
    @samueltedros4222 5 หลายเดือนก่อน +2

    Wedi 4shmota

  • @mhreteabbrhanetesfay4296
    @mhreteabbrhanetesfay4296 ปีที่แล้ว +2

    ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪

    • @user-pp3vc4eo1c
      @user-pp3vc4eo1c 5 หลายเดือนก่อน

      توبوا إلى الله لأن بالصلاح والاسلام تحيا النفوس والقلوب وتوبوا لتنجو من الوعيد
      .--repent to Allah in Islam because by Islam live the hearts and souls and repent to survive from the promise

  • @Andom885
    @Andom885  3 ปีที่แล้ว +3

    Merhaba hzbey blbi yemesgnekum

  • @ezgaharyagebretinsae2036
    @ezgaharyagebretinsae2036 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🎉❤❤❤🎉❤❤❤❤

  • @Andom885
    @Andom885  4 ปีที่แล้ว +1

    Thanks

  • @mengs14
    @mengs14 2 ปีที่แล้ว +2

    1996/7 wey 1998 ab eri tv

  • @fessehag1507
    @fessehag1507 4 ปีที่แล้ว +1

    Thanks for uploading this😍

  • @hanuzeru6339
    @hanuzeru6339 4 ปีที่แล้ว +1

    Good job

    • @Andom885
      @Andom885  4 ปีที่แล้ว

      Thank you

  • @nedelemerih1845
    @nedelemerih1845 3 ปีที่แล้ว +1

    😍😍😍

  • @عبدهمحمدعليبخيت
    @عبدهمحمدعليبخيت 2 ปีที่แล้ว +1

    ❤️❤️🌹🌹

    • @user-pp3vc4eo1c
      @user-pp3vc4eo1c 5 หลายเดือนก่อน

      توبوا إلى الله لأن بالصلاح والاسلام تحيا النفوس والقلوب وتوبوا لتنجو من الوعيد
      .--repent to Allah in Islam because by Islam live the hearts and souls and repent to survive from the promise

  • @jositayson7912
    @jositayson7912 4 ปีที่แล้ว +1

    🌹🌹😘😘😘😘😘😘😘👍

    • @Andom885
      @Andom885  4 ปีที่แล้ว +1

      ኣብሽርኩም የሕዋትን ኣሓትን በሓበራ ኣፍቀርተይ ። ክብረት የሃበለይ እቲ ትህብዎ ሞራላዊ ሓሳብ

  • @user-cx1zz2gq3i
    @user-cx1zz2gq3i หลายเดือนก่อน +1

    ስሙ ክፈልጦ ኣይከኣልኩን ኣብ ኮመንት ውን ሓቲተ ዝፈልጦ ኣትረኸብኩን?

    • @hiwetzelalem3274
      @hiwetzelalem3274 หลายเดือนก่อน +1

      ዓንዶም እዮ ስሙ ዓንዶም ወዲ ቀሺ

  • @hadguandat2202
    @hadguandat2202 3 ปีที่แล้ว +1

    merhaba ata mewresi hdri

  • @berhefishayemerid4624
    @berhefishayemerid4624 3 ปีที่แล้ว +1

    beles azekirkani

    • @Andom885
      @Andom885  3 ปีที่แล้ว

      ዋው እንበዓር ንበለስ ዓርበረቡዕ ኣዘኪረካ ። ቤላ ።

    • @berhefishayemerid4624
      @berhefishayemerid4624 3 ปีที่แล้ว +1

      ኢስካ ደአ ምሳይ ዞሎካ ንዝተፈለካዮ ኢካ ትናፈቅ ዓንዶም ሓወይ ።ሞያ ብግብሪ ዕድል ብፈጣሪ ቀቀቀቀ ጽጽጽ ልልል

    • @berhefishayemerid4624
      @berhefishayemerid4624 3 ปีที่แล้ว

      @@Andom885 telefon xhafeley

  • @gebremichaelt4659
    @gebremichaelt4659 4 หลายเดือนก่อน +1

    Wela neska mesti akeb kulkulet tezkerni aleka .

  • @user-vx3gy8ej3j
    @user-vx3gy8ej3j 7 หลายเดือนก่อน +2

    ሽሕ ግዜ ምስ ስርዓት ኢሳይያስ ዘለካ ምስሕሳሕ ዘይፍተወኒ እንተኾነ፡ እዛ ስራሕካ ግን ባህላዊትን ታሪኻዊትን ዝኾነት ጽብቕቲ ስራሕ እያ። ብፍላይ ኣብዚ ካብ ማእሰርትን መቕተልትን መላኺ ስርዓት ነብስና ከነውጽእ ክንብል ኣብ ደረጃ ሓረግ ወለዶታትና ምብታኽ በጺሕና'ሉ ዘለና ግዜ። ንደቀይ ወላ ከማይ ከምዘይከድዋ እፈልጥ እንተኾንኩ ግቡአይ ክፍጽም ግን ምስ መበቆሎም ወላ ብስእልን ቪድዮታትን ከላልዮም ኣብ ዝሓስበሉ እዛ ስርሓትካ ካብተን ቀዳሞት ኣብ ኣእሙሮይ ዝመጻ እያ። እናሰማዕክዋ ስለዝዓበኹ'ውን ነታ ናተይ ዝብላ ዝነበርኩ ግን ከምዘይ ዓደይ ብካብ በረኻ ዝመጹ ከም ኣቦታተይ ዝሓስቦም ዝነበርኩ ገፋዕቲ ብግፍዒ ምስ ስድራቤተይ ብዘይ ፍታወይ ዝገደፍክዋ ሃገር ተዘክረኒ። እመስግነካ ከኣ እዚ ሓወይ።

    • @user-pp3vc4eo1c
      @user-pp3vc4eo1c 5 หลายเดือนก่อน

      توبوا إلى الله لأن بالصلاح والاسلام تحيا النفوس والقلوب وتوبوا لتنجو من الوعيد
      .--repent to Allah in Islam because by Islam live the hearts and souls and repent to survive from the promise

    • @Andom885
      @Andom885  2 หลายเดือนก่อน

      ብልቢ የመድግን

    • @Andom885
      @Andom885  2 หลายเดือนก่อน

      ብልቢ የመስግን

  • @user-oz8ik5fz3i
    @user-oz8ik5fz3i หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤