GERE EMUN PART 169 | ገሬ እሙን ክፋል 169

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 1.1K

  • @gereemunentertainment
    @gereemunentertainment  10 หลายเดือนก่อน +154

    ገሬ እሙን አፕሊኬሽን Download link👇👇 play.google.com/store/apps/details?id=com.ccl.gereemun

    • @Hailishcatalon
      @Hailishcatalon 10 หลายเดือนก่อน +2

      ❤❤❤❤❤☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️

    • @DcssdPollk
      @DcssdPollk 10 หลายเดือนก่อน +5

      ❤❤❤🎉🎉🎉

    • @Yemane1993
      @Yemane1993 10 หลายเดือนก่อน +5

      ''ሎሚ እንዳ ገሬ እሙን ድራማ ኣያ ጆኮር ካብ ጓሉ ወርቂ ካብ ክሳዳ ሰሪቅዋ። ካብኡ ድማ ብሰረቅቲ ዓጊቱ ካብ ኣሜሪካ ትነብር ኣዴኣ 500ሽሕ ተቀቢሎም ምስቶም ሰረቅትን ኣያ ጆኮርን ተስማሚዖም ገንዝብ ተኻፊሊም።
      እዛ ቆልዓ ድማ ተፈቲሓ''''ኣብዚ ድራማ እዚ ታይ ንምሕላፍ ተባሂሉ እዩ። እዚ ዝከታተል ሰብ ካብዚ ድራማ ታይ እዩ ክምሃር'
      ፖለሲ ኸ ኣብዚ ታይ ስርሑ
      '''ኣያ ጆኮር ካብ ጓሎም ወርቂ ሰሪቆም ዓጊቶም ገንዝብ ምቅባል ኸ ታይ ትምህርቲ ንምሕላፍ እዩ?😢

    • @تيننن-ث7ع
      @تيننن-ث7ع 10 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤

    • @LidyaMicheal
      @LidyaMicheal 10 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤​

  • @HelloGMusic
    @HelloGMusic 10 หลายเดือนก่อน +169

    ነዛ ፅሕፍቲ ንብብ ዘለካ/ኪ ፈጣሪ ካብ ኩፋእ ይሓሊኩም ስደትኩም የሕፀረልኩም የሕፀረልና ገፀ ትፈትውዎም ስድራኩም የርእይኩም💓 ኣሜንን ሳብስክራይብን ኣይትረስዑ💞

  • @kaluunaited
    @kaluunaited 10 หลายเดือนก่อน +263

    ኣድነቅቲ ለምለም ዓይነይ ላይክ ግበሩ❤❤❤

  • @Asefu-mn8
    @Asefu-mn8 10 หลายเดือนก่อน +126

    እዛአ ከምንት ታንቡ ክሉክም ሓሳብ ልብክም የስመረልክም አሜን❤

  • @Muler_Tigraweti
    @Muler_Tigraweti 10 หลายเดือนก่อน +30

    *_ቹሩ ሰንበት ተጋሩዋይ ንኩሉኩም ብዘይ ኣፈላላይ✝️💙🌿💛_*

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq 10 หลายเดือนก่อน +62

    _ናይ ቤተክርስቲያን ድምፅ 🥺🥰_

  • @ማማየወለሎ
    @ማማየወለሎ 10 หลายเดือนก่อน +86

    ኣነሲ ደኺመ ብስራሕ ሮሞዳን በኡነት ልበይ ያሕመንሎ😢❤❤❤❤❤

    • @MebreGere-lx4ij
      @MebreGere-lx4ij 10 หลายเดือนก่อน +2

      ኣጆኪ

    • @jghghh63
      @jghghh63 10 หลายเดือนก่อน

      ኣጆኪ ማዓረይ❤

    • @Misganit
      @Misganit 10 หลายเดือนก่อน

      Be strong sis GBU. 🇪🇷

    • @وذيس
      @وذيس 10 หลายเดือนก่อน

      Ane wnvlbey enahemeni dem aek yebleni

    • @hgffkkkh
      @hgffkkkh 10 หลายเดือนก่อน

      ኣጆና መዓረይ

  • @emnetberhe
    @emnetberhe 10 หลายเดือนก่อน +8

    እንኮዕ ብሰላም መፃኹም እናበልኹ ናይ ኣያ ጀኮርን ናይ ኣያ ተከስተን ስራሕ ኣስተኻኽሉ !!

  • @YosefYemane-rr5pz
    @YosefYemane-rr5pz 10 หลายเดือนก่อน +50

    ብሓቂ ምሃሪት ፊልም ግን ላይክ እባ ጉበሩለይ ብርጌድ ንሓመዲ ❤

  • @asmaitalem9497
    @asmaitalem9497 10 หลายเดือนก่อน

    Zeytemeno movie gere emun btaemi ena nefetwekum kulu gize behankeweta ena nexebeya bejakum keytekuarexewa thank you selam yefterelna happy weekend ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ኢየሱስይመጣል-ኈ3ሸ
    @ኢየሱስይመጣል-ኈ3ሸ 10 หลายเดือนก่อน +23

    እንዳ ገረየ ዋ እንኳዕ ብሰላም መፃእክም ምቁራት ፍጥረት❤🎉❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

  • @wxmn6837
    @wxmn6837 7 หลายเดือนก่อน

    እንዳ ገረየ ዋ እንኳዕ ብሰላም መፃእክም ምቁራት ፍጥረት❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊🇻🇳🥰🐅👍❤️🥰❤️👍

  • @ዲልተይብፃዕር
    @ዲልተይብፃዕር 10 หลายเดือนก่อน +97

    ናብ ዓዲና ናኣትይ ሓስብልና ከመይ ኣሎ ዓዲ
    ና ስልችይና ዓዲዓረብ ያዓኽ😢

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበሩወይ ተጋሩዋይ❤

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 10 หลายเดือนก่อน +1

      ደምራኒ❤❤

    • @ytub8615
      @ytub8615 10 หลายเดือนก่อน +9

      ሰልችውና ጥራይ ምርርርር እባ ኢልና
      ዓዲ ዘሎ ሰብ ደማ ትስፋ ዘይህቡኻ

    • @ytub8615
      @ytub8615 10 หลายเดือนก่อน +4

      ሰልችውና ጥራይ ምርርርር እባ ኢልና
      ዓዲ ዘሎ ሰብ ደማ ትስፋ ዘይህቡኻ

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 10 หลายเดือนก่อน +1

      @@ytub8615 ኣጆኺ ወለላይ ስደት ዘይሸልቸየኸ እንታይ ይሽልቺ😍🥰

  • @gf5t849
    @gf5t849 10 หลายเดือนก่อน +18

    ኣየ ተኸስተ ኣስተኻኽሉ ዋይ ከሙኡ ዘበለ ብሃል የበልናን😢

    • @AdAs-dd4ny
      @AdAs-dd4ny 10 หลายเดือนก่อน +1

      ብስሮ ክ comment ይንብቡ ዶ ፍእ

  • @ኣኩሱማዊት-ቀ1ጐ
    @ኣኩሱማዊት-ቀ1ጐ 10 หลายเดือนก่อน +16

    ኣያ ጀኮር ካብ ጓሉም ሃንጊተገይሮም ክድብረኒ እዩ ገዛኩም 😢

  • @ግሬስ-ሠ5ለ
    @ግሬስ-ሠ5ለ 10 หลายเดือนก่อน +3

    ኣይዘብረኣብሩኽ 😂😂😂😂ናይ ሎምስ ፍልይ ትብል ሙስልም ክርታኑ ሰላምና ይብዛህ ❤

  • @ለውሃት
    @ለውሃት 10 หลายเดือนก่อน +5

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም እንዳ ገሬ ኡሙናት ተጋሩዋይ ድሃይኩም ኣይተሓባእ🎉❤❤❤

  • @natnaelsamuel2979
    @natnaelsamuel2979 10 หลายเดือนก่อน +1

    Nay bhaqi ab tigrgna qunqua kab zelewa zbelexa comedy eya nea dhri nay grmay sandyago meselet tbl sitcom gere emun azya zbelexet sitcom eya nea jeganu 🎉🎉🎉

  • @ጓልውቅሮGalWekro
    @ጓልውቅሮGalWekro 10 หลายเดือนก่อน +503

    ብትፈትዋ ወላዲትኩም ሳብስክይየ በሉን ከይታሓልፉኒ😢👏♥️

    • @teklitmsgna3284
      @teklitmsgna3284 10 หลายเดือนก่อน +7

      ሰብ ዲካ ትግራዋይ ቅድም ክንፈልጥ

    • @ትግራወይቲ8
      @ትግራወይቲ8 10 หลายเดือนก่อน +18

      ትግራወቲ እያ ዋ ሳብሰክሬይብ በልዋ❤❤

    • @brged885
      @brged885 10 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@teklitmsgna3284ሰብ ዲኻ ባርያ ህግደፍ 😂😂

    • @Bazien1324
      @Bazien1324 10 หลายเดือนก่อน +10

      ንዓይ ለ ከይትገድፉኒ ገይረልኪ
      ግበርለይ

    • @cristiano.ronaldovector
      @cristiano.ronaldovector 10 หลายเดือนก่อน +1

      Gis😬

  • @eyfryyf3929
    @eyfryyf3929 10 หลายเดือนก่อน +3

    እንዳ ግረ አሙን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣር❤❤

  • @DodaiT1
    @DodaiT1 10 หลายเดือนก่อน +3

    ሽሮ ዕድመ የሕፅር እዩ ኸ 😂 60 ዓመትና በሊዕናያስ ኣይፀላእናያን😂😂😂 ዘጌም ናይ ገሬ እሙን፠ ቅመም ❤❤🎉

  • @fatumamohammed8041
    @fatumamohammed8041 9 หลายเดือนก่อน

    Realy good advice great job🇩🇯🇪🇹🇪🇷🚣‍♀️🤲

  • @hddhhddhhdhdj9757
    @hddhhddhhdhdj9757 10 หลายเดือนก่อน +6

    እንዳ ገረየ ዋ እንኳዕ ብሰላሞ መፃእክም ምቁራት ፍጥረት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abadiabadi7016
    @abadiabadi7016 10 หลายเดือนก่อน +2

    ትቅዳሴ🙏😥 ናብ ዓድና ብሰላም ምልሰልና ፈጣሪ ቦይ 😥🙏

  • @zeromhabtemariam9587
    @zeromhabtemariam9587 10 หลายเดือนก่อน +17

    ብሩኽ ሰምበት ይግበረልና ❤ እንዳ ገሬ እሙን ክኣ ኣብዛ ቡናና እንዳሰተና ደበኽ ኢልኩምና :: ኣግርጭው ኣቢልኩምኒ ሕለፋ

    • @Bazien1324
      @Bazien1324 10 หลายเดือนก่อน +1

      ኣበይ ለ ኣግርጭው እስኪ

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 10 หลายเดือนก่อน +1

      ንዳማመር ኣሕዋተይ❤❤

  • @bilalmahamod8900
    @bilalmahamod8900 10 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤ waww xubuk srah gn beal menkis genet magor tefieomna ❤

  • @shefarehailu
    @shefarehailu 10 หลายเดือนก่อน +15

    ኣያ ዘርእ ብሩክ ይመቸኩም

  • @sulekhamoosa5801
    @sulekhamoosa5801 9 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ዓደይ መሕዘኒት ልክዕ ከም ሆረር ኮይና ተሰሚዓትኒ ብስሩ ውን ዝከይድ ኣይመስለንን ብጣዕሚ መፍርሒት ኮይና 😭😭😭😭😭

  • @najwafadlalla4380
    @najwafadlalla4380 10 หลายเดือนก่อน +19

    😭😭😭اللهم أصلح حال إقليم تقراي واحفظه من الأعداء وشر الفتن❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 9 หลายเดือนก่อน

    ኣነስ ብጣዕሚ እየ ዝቃታተልኩም ግን ኣብ ክንድይ ንሓንግ ዘጥፍአ ነገር ሓንግ ብቐሊሉ ከምዝግበር ትራይ እኛ ተማሂርና ዘገርም ኮኮብ ናይዚ ሓንግን ሳዕቤናቱን ዝተማሃርናዮ ተሎ ገሬ ዝገበራ ጥራይ እያ እታ ቀንዲይ.

  • @daniel7-kq4yr
    @daniel7-kq4yr 10 หลายเดือนก่อน +3

    Enda Gerie Enqae bselam mexakum 🥰🥰🥰😍😍😍😍😍😍🏅🏅🏅🏅🏅🏅

  • @alghaneshtewelde5155
    @alghaneshtewelde5155 2 หลายเดือนก่อน

    እዋይ መቕጻዕቲ ሽሮየ የይፈለጡኩይ ነረ ወይ ጉድ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @ጀፍዩsmey
    @ጀፍዩsmey 10 หลายเดือนก่อน +8

    እንኳዕ ደሓን መፃእኩም❤
    ቅዳሴ ሰሚዑ ዝናፈቀ😢

  • @LamlmLamlm-hn4cf
    @LamlmLamlm-hn4cf 10 หลายเดือนก่อน +2

    እንዲ ገሪየ እሙን ጥዑማት ስድራ❤❤❤❤

  • @ŵížFťŵíķíňĝ
    @ŵížFťŵíķíňĝ 10 หลายเดือนก่อน +8

    ኣያ ጆኮር ሕማቅ ፅካነ እንኩም ኣስተካክሉ😮

  • @jnatjnat4095
    @jnatjnat4095 10 หลายเดือนก่อน +1

    ወይ ገሬ 😂😂😂 ብሀይላንድ ፅቡቅ ጥበብዩ

  • @GjhG-d8u
    @GjhG-d8u 10 หลายเดือนก่อน +2

    ጆኬር ከብ ጋልካ ይስረቅ😢😂❤

  • @muleredagahmus1518
    @muleredagahmus1518 10 หลายเดือนก่อน

    ኣያ ጆኮር ሓቃዊ ሰራሕ ንህዝቢ ኣመሓላልፋ

  • @ኣርሱጋልትግራይ
    @ኣርሱጋልትግራይ 10 หลายเดือนก่อน +3

    ኣንዳ ገሬ እሙን እንኳዕ ብዳሓን መፃኩም ❤❤

  • @dnkmedia6954
    @dnkmedia6954 10 หลายเดือนก่อน +1

    ከምዚ ድዩ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሓቀኛ ሂወት ወርቂ ካብ ጓሉ ሰሪቁ ንጓሉ ውን ከም ትጭዊ ዝገብር ሕጊ የለን ።

  • @RayaTigray
    @RayaTigray 10 หลายเดือนก่อน +12

    በተክርስትያን ይቅደስሎ ዓድኻ ጡዑም😢❤

  • @QwedAsdr
    @QwedAsdr 10 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ፍትዋተይ ኣያ ጆኬር ግን ካብ ጓሎም ምስራቅ ፅቡቅ ኾይኑ አይተርኣየንን ይቅርታ ድኣ እምበር

  • @rahealraheal1881
    @rahealraheal1881 10 หลายเดือนก่อน +13

    ናይ ኣያ ጆኬር ስራሕ ብጣዕሚ ደባሪ

    • @emnetberhe
      @emnetberhe 10 หลายเดือนก่อน +1

      ኣረ ብጣዕሚ 😢

    • @ngstiyemkaellij2424
      @ngstiyemkaellij2424 10 หลายเดือนก่อน +1

      ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ካብዚስ እንታይ ትማሃር ስርቂ ተፀላእናስ ኣኪልዎም ናይ ስርቅን ምትላልን ኮይኖም ተሪፎም

  • @alghaneshtewelde5155
    @alghaneshtewelde5155 2 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ጆከር ሓወይ ጡፍ ጡፍ ኣቢሉዎ ሳምሪ ኣብ ሓ ማኻዚኖ ኣሲሮማለዉ ኣነ ሪኤዮምየ ሰለስተ ኣወዳት ዮም ሸፋቱዮም ዝመስሉ 😢😢😢😢😢😢😢😅😅😅😅😅😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @LetushTube
    @LetushTube 10 หลายเดือนก่อน +29

    ድቂ መዳመይ ከመይ ይገብርክን ኣሎ ናይ ሮሞዳን ሽቁል 23 ማዓልቲ ጥራሕ ትራፍናና ኣለዎ 😂😂ኣጀና😂ስብስክራይብም ግበራለይ እሺ ዶ❤❤

    • @fwwrffsrr9709
      @fwwrffsrr9709 10 หลายเดือนก่อน +2

      እሺ ገይረልኪ አጆና ቀሪብና ኢና ❤

    • @WeynoaberhaHagos-xe2dw
      @WeynoaberhaHagos-xe2dw 10 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 10 หลายเดือนก่อน +2

      በጃኽን ሳብስኽራይብ ግበራለይ❤❤

    • @LetushTube
      @LetushTube 10 หลายเดือนก่อน

      @@ትዕግስቲዩቱብCanal እሺ ማዓርይ ንዓይስ ግርክለይ ድኺ

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 10 หลายเดือนก่อน

      @user-mh8pu1ow5b ገይረኺ እየ

  • @HiwichoGe
    @HiwichoGe 10 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ኣያ ጆኼር ከምዙይ ዝገብር ወላዲ የለን😎😎🙈🙈🙈🙈

  • @baburasmara6312
    @baburasmara6312 10 หลายเดือนก่อน +11

    እዚ ጀኮር ዝበሀል ሰብአይ በጃካትኩም አጥፍእዎ ነቲ ህዝቢ ሕማቅ እዩ ዝምህሮም ዘሎ ።

    • @mebrhitemun6936
      @mebrhitemun6936 10 หลายเดือนก่อน

      Zelo eko eyom zserh zelo ab alem mlue serekti alewu

  • @CAMBRIDGETRUCKING-qt1no
    @CAMBRIDGETRUCKING-qt1no 10 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ተጋሩ ወያነ ኣብ ማእከል ዓድኹም ሽፍታ ፈጢሩልኩም፡ መዋጽኦ ይፍጠረለኩም።ኩሉ ነገር ድማ ጆኬር ነጊሩኩም ኣሎ ፡ልቢ ግበሩ ተጋሩ ወያነ እለይዎ ሰላም ክትረኽቡ።

  • @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
    @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ 10 หลายเดือนก่อน +4

    አንኮዕ ብሰላም መፂኣኩም ተጋሩዋይ 🙏🙏❤❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 10 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤❤

    • @YosefYemane-rr5pz
      @YosefYemane-rr5pz 10 หลายเดือนก่อน

      ​@@mariyamey555 ኣነ ደሞ ክገብረልኪ ፍቅር ❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 10 หลายเดือนก่อน

      @@YosefYemane-rr5pz እሺ በለለይ ማዓረይ

    • @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
      @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ 10 หลายเดือนก่อน

      @@mariyamey555 ገይረልኪ ዝያዳይ 🙏💘

  • @NardiQueen
    @NardiQueen 10 หลายเดือนก่อน +1

    way zkulu sieras nay ayajekor ❤❤❤❤❤🎉🎉 emokea ngualom😂❤❤❤❤🎉

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ዸ2መ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ዸ2መ 10 หลายเดือนก่อน +4

    እንኳዕ ብዳሓን መፃኩም ❤❤❤

  • @ፊፊየ
    @ፊፊየ 10 หลายเดือนก่อน +2

    Yes lomi anwihkuma thanks❤❤

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
    @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 10 หลายเดือนก่อน +5

    እናዳ ገሪሬ እሙን እንካዕ ዳሕና መፃእኹም መፃእኹም 🙏🥰🥰🙏🙏

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

  • @alghaneshtewelde5155
    @alghaneshtewelde5155 2 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ዛ ሽሮ ትገብር ዋዛ የብላንያ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ጸሊእክኒ ኢላስ ዋሕሲኣ ብጣዕሚ ያ ዛክብርቲ ሽሮየ ኣነ ካብሎሚ ንንዮው ሕማመይያ ሽሮታ ሽኮረይ ማዓረዮ ፈሪሕና ሎምስ ነብሰይ ፈጥፈጥ ኣቢላትኒ ፍቅርተየ ማማየያ እሺ ሽሮየ ዝበልክኒ ካብ ሎማዓንቲ ንንዮው ተማጻቢዔልኪ ያእዪዋይ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ጉሩማይለ 😮😮😮😮😮😮😅😅😅😊😊😊

  • @dsertfswer5540
    @dsertfswer5540 10 หลายเดือนก่อน +5

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም❤❤❤❤❤❤❤

    • @مختارعبد-ل5و
      @مختارعبد-ل5و 10 หลายเดือนก่อน

      ኣንዃዕ ብሰላም መፃእኩም🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ​@@مختارعبد-ل5وሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

  • @Brey8984
    @Brey8984 10 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ስድራ እንዳ ገሬ እሙን ኣድነቅቲ ለምለም ዓይነይ ❤ኣበይ ኣለኩም 👍ርገፁ

  • @Madina-q1p
    @Madina-q1p 10 หลายเดือนก่อน +3

    ስይይ ፅሩያት ኩሎ ግዝዩ እየ ዝፍትውኩም🎉❤❤❤

  • @zayd-m5b
    @zayd-m5b 10 หลายเดือนก่อน +1

    ጣዕ ኢልኪ ሙቲ ጋለይ እያዘብረኣብሩክ ፍቅሪ ይዓኽ😂😂😂😂

  • @tmsgnamlky6344
    @tmsgnamlky6344 10 หลายเดือนก่อน +4

    እንዳ ገረየዋይ እንካዕ ብሰላም መፃኩም ምቁራት ፍጥረት❤❤❤❤❤❤

  • @Adomakbel562
    @Adomakbel562 10 หลายเดือนก่อน +7

    ነዛ ፅሕፍቲ ተንብቡ ዘለኩም ማዓልትኩም ቁድስን ብሩክን ይኩነልኩም ስደትኩም የሕፅረልኩም ሓሳብ ልብኩም ነስምረልኩም 🙏🙏🌹🌹 ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይ ግበሩለይ ኣሕዋተይ ተሓባበሩኒ 🙏🙏🌹🌹🙏🙏 ብሩክ ሰንበት ይግበረልኩም

  • @افنانعلي-د4و
    @افنانعلي-د4و 10 หลายเดือนก่อน +1

    ካብ ኣያ ጆኬር ግን እንታይ ኢና ክንምሃር ስርቂ ብቻ እና ኮልተፍተፍ ዘረባ🤔🤣🤣

  • @tijichannal27
    @tijichannal27 10 หลายเดือนก่อน +7

    እዛ ከምነት ተንብቡ ዘለኩም መድሃንኣለም ያሓልኩም ስደትና የሕፅረና ፈጣሪ ሓላለተይ #ሳብስክራይብ #ግበሩለይ ፍቁራተይ ብታ ትፈትውዋ ወላድትኩም ሰለ እትገብሩለይ የመስግነኩም💞💞💞☕️☕️☕️☕️💖💖💝💝💝

  • @SelamSamuel-q8r
    @SelamSamuel-q8r 10 หลายเดือนก่อน +12

    Joker is the best ❤❤😊 from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @mekalihtigray8627
      @mekalihtigray8627 10 หลายเดือนก่อน

      ሕማቕ ስራሕ ስለዝትፈትዉ እኮ እዩ😂

  • @fethyanurhissien3103
    @fethyanurhissien3103 10 หลายเดือนก่อน

    Arre gere emun ymocheyom❤❤❤🎉🎉🎉

  • @brged885
    @brged885 10 หลายเดือนก่อน +4

    Welcome enda gere jemay😂😂

  • @TimtuGebrehiwet
    @TimtuGebrehiwet 10 หลายเดือนก่อน +1

    አየ ትግራይ ዓደይ ሌባ በዚሑ መንግስቲ የለይ ድዩ እቲ ድራማ እኮ ሓቂ ከምዚኣ እያ እኛኣ ትግራይ ፍትሒ ካብ እግዚአብሔር ይምፀአልና❤❤❤❤❤

  • @Cjvjg-vy6vn
    @Cjvjg-vy6vn 10 หลายเดือนก่อน +3

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተናፋቅቲ❤❤❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

  • @KidaneHaile-z7k
    @KidaneHaile-z7k 10 หลายเดือนก่อน

    Nay behaqi zegyewani shiro tuem u❤❤❤

  • @hcddg9966
    @hcddg9966 10 หลายเดือนก่อน +25

    ከመይ ውዒልክን ቀመማት እንካዕ ደሓን መፃኹም ❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤

    • @hcddg9966
      @hcddg9966 10 หลายเดือนก่อน

      @@mariyamey555 እሺ ንሰኽውን ግበርለይ መዓረይ ብቅንዕና🌹❤✝️

    • @ሃይማኖት_ማሓሪ
      @ሃይማኖት_ማሓሪ 10 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ​@@ሃይማኖት_ማሓሪሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

  • @ወዲሓረስታይ-ጐ2ሠ
    @ወዲሓረስታይ-ጐ2ሠ 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣያ ዘርኣቡሩኽ ተወድእዎም ኣሎ 😂😂😂❤❤❤

  • @fhjjhyyu9639
    @fhjjhyyu9639 10 หลายเดือนก่อน +11

    ንሲርቂ ተባራትዕ ለኩም አረ ዓገበ

    • @bettyhabtom291
      @bettyhabtom291 10 หลายเดือนก่อน

      Seb yetenkiku alwu ember ezi hizi zelo kunetat eyom zeriyu zelewu

  • @MohamedMohamed-on5jw
    @MohamedMohamed-on5jw 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣያዘበረኣብሮከ ምንጪ ሳሓቅና ❤❤❤❤❤

  • @فتسوم
    @فتسوم 10 หลายเดือนก่อน +4

    እዳ ገሬ እሙን እንቃዕ ብድሓን መፃኩም

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj 10 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ብሩኳት ዘርኢ🙏❤🎉

  • @SfDr-y3h
    @SfDr-y3h 10 หลายเดือนก่อน +7

    ጀኮር መቀርሳ ዳኒኤል😂😂😂😂😂

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

    • @SfDr-y3h
      @SfDr-y3h 10 หลายเดือนก่อน

      @@GenetChannel-uo3rv ወድያው

  • @BsratAbrha-i9r
    @BsratAbrha-i9r 10 หลายเดือนก่อน

    ዋላ ኣያ ጆኮር እዉን ክሳዕ ሀዚ ዉላዱ ዝኸትር ወላዲ የለን ኣይኮነን ኣብ ትግራይ ኣብ ዓለም እዉን የለን ሓሳዊ ብዉላዱ ኣይኮነን ብወዲ ዓዱ ኣይጭክንን

  • @ይሆናልኣምላክማመንብቻ
    @ይሆናልኣምላክማመንብቻ 10 หลายเดือนก่อน +3

    ኣያ ዘብራአብሩክ ዕድሜኩም ይንዋሕ

  • @Yownas-yz8ku
    @Yownas-yz8ku 10 หลายเดือนก่อน +1

    Enda gerye wa enkae mselam mexakum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @birhangebru5460
    @birhangebru5460 10 หลายเดือนก่อน +5

    አየ አያ ጆኩር አፅብሐ መንዞ

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 10 หลายเดือนก่อน +2

    ምንጪ ሓጎሰይ ደቂ ሪመይ ❤️
    ኤቭርደይ ሽሮ 😀

  • @Love-dy5ez
    @Love-dy5ez 10 หลายเดือนก่อน +6

    ቀደመይቲ ባዕለይ ረኪበያ ኮሜ❤❤❤ ደቂ ሪመይ እካዕ ብሰላም መፃኩም❤🎉

  • @MikiTsegay-dy1bx
    @MikiTsegay-dy1bx 10 หลายเดือนก่อน

    ኣባላት ቲም ገሬ እሙን ኩሉኹም ስለኹሉ ነገር የቀንየልና ከም ኩሉ ግዜ ብጣዕሚ ገራሚ ስራሕ ኢኹም ሒዝኩምልና መፂኹም

  • @brged885
    @brged885 10 หลายเดือนก่อน +4

    ዛናይ ፈረንጂ ድኻያ😂😂

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 10 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤

    • @brged885
      @brged885 10 หลายเดือนก่อน +1

      @@mariyamey555 እንታይ ኢዩ ቅድም ትሕዝቶኺ ምዓረይ🥰🥰

  • @mikialekidane275
    @mikialekidane275 10 หลายเดือนก่อน +1

    እረ ይመችኩም ትምህርቱን ቀልዱን😍😍😍

  • @haneber7369
    @haneber7369 10 หลายเดือนก่อน +3

    💙💙🆓ገሬ-እሙን!☝️🆓💙💙

  • @LetushTube
    @LetushTube 10 หลายเดือนก่อน +16

    ዳገሬ እሙን እንኮዕ ብዳሓን መፃኹም❤

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 10 หลายเดือนก่อน

      ደምሪኒ❤

    • @LetushTube
      @LetushTube 9 หลายเดือนก่อน

      @@ትዕግስቲዩቱብCanal እሺ ንዓይውን ድምርኒ

  • @seblegoitom3719
    @seblegoitom3719 10 หลายเดือนก่อน +2

    Love you daki Adey Mareyyy ❤️ 🙏 ❤️ 🙏 ❤️ 🙏

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

  • @sabattube9229
    @sabattube9229 10 หลายเดือนก่อน +3

    ናይ ኣያ ተከሰተ ኣድናቂት እየ❤🥰

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 10 หลายเดือนก่อน +1

    እንዳ ግሬ አሙን ምንጪ ሳሓቅና አንኳዓ በሰላም መፃኩም ❤❤❤❤

  • @ኣዶስንዳዮ
    @ኣዶስንዳዮ 10 หลายเดือนก่อน +4

    ተጋሩዋይ❤❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

  • @TsarkanGalTigray-cq3yg
    @TsarkanGalTigray-cq3yg 10 หลายเดือนก่อน +1

    እንቃዕ ድሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ ኡሙን ሙቁራት❤❤❤❤❤❤❤

  • @ኣስኳልጋልሰባዓእንደርታ
    @ኣስኳልጋልሰባዓእንደርታ 10 หลายเดือนก่อน +27

    ተጋሩ ብቻ ዝኾንኹም#ሳብክራይብ#በሉለይ ተጋሩዋይ ኣትኽፈለይ ሰናይ ሰንበት ይኹነልና❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩወይ ተጋሩዋይ

    • @GideyKassa
      @GideyKassa 10 หลายเดือนก่อน

      ​@@GenetChannel-uo3rv28:54

    • @ayu5264
      @ayu5264 10 หลายเดือนก่อน

      ገይረልኪ ጓል ዓደይ❤

    • @haftomotesfay198
      @haftomotesfay198 10 หลายเดือนก่อน

      Elna

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስኽራይብ ግበራለይ ኣሕዋተይ❤❤

  • @MaekeleteweldeAdis
    @MaekeleteweldeAdis 10 หลายเดือนก่อน

    Kkkkk ane gn nay abrham hangi eya gerimatni kemza natey agatimato 😅😅😅😅😅

  • @GhgvhjHjgvvji-uu7tg
    @GhgvhjHjgvvji-uu7tg 10 หลายเดือนก่อน +5

    ኣያ ተከስተ ግን ፍቅሮም ኣይወፀሎምን

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

  • @tgray2416
    @tgray2416 10 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ዳሓን መፃእኩሞ 💞💝💖

  • @semerehaftom5487
    @semerehaftom5487 10 หลายเดือนก่อน +3

    እንታይ ድኣ ዛ ኮሞንት ሳብስክራይብ ግበሩኒ ትብል ጥራይ መሊኣ ለመና ሕደጉ ዋ😂😂

  • @zahrazahra-yd5ch
    @zahrazahra-yd5ch 10 หลายเดือนก่อน +1

    ጀኮር ኣያተኸስተን መምሃራን ናይ ለያቡ😢😢😅😅

  • @eri-binit6226
    @eri-binit6226 10 หลายเดือนก่อน +4

    ሽሮ መታዓቢቲ ሓቒ ዘረባ ኣነስ ኣይናፈቕዎን ድሕሪ ህጂ ውን ክንደየናይ ከይምለሶ ጅምር ከየበለት ብሳሓቕ ሞይተ😂😂

  • @jeannettealemayo9307
    @jeannettealemayo9307 10 หลายเดือนก่อน +1

    አንታይ አይነት አዮ ከምይ ጆኪር ማፍያ አቦ አልው ዲዮ?😂😂😢❤

  • @mrhafytu5944
    @mrhafytu5944 10 หลายเดือนก่อน +3

    ተክስተ ጌጋ አሎ ሕማቅ ሰባእይ እዩ