New Eritrean Video 2024 - ኣቀራርባ ስነ-ጥበበኛታትን ሕዝቢን - Topics about Artists and the public

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 289

  • @ተጀምረንስ
    @ተጀምረንስ 3 วันที่ผ่านมา +21

    ኣጆኹም ደቂ ኤረይ ኣብ ዝኾነ ካባና ዘድሊ ኣብ ጎንኹም ኣለና❤❤🎉🎉🎉

  • @adayoflight8982
    @adayoflight8982 3 วันที่ผ่านมา +11

    🇪🇷💐🇪🇷 ብዝኾነ ንፈላለ 🇪🇷ንህዝብና ምስ ኹሉ ጸገማት ተመስገን ዝብል ህዝብ ና 😘😘😘

  • @nebiatmehari8715
    @nebiatmehari8715 3 วันที่ผ่านมา +11

    አጆኹም ንዓኹም ኩቡራት አሪቲስቲና ናይ ሀገርና ዘቃጭጭ ወይድማ ዘካማሽሽ አለና ጸረ መርዚ ንሕና ድማ ቢሚሳይል በቃላትና ክንነጽጎ ኢና ሐባይበይ

  • @XegaAfe
    @XegaAfe 3 วันที่ผ่านมา +12

    🇪🇷❤ፌቡ ሽኮር & ኩሉኹም ሽኮሪናታት❤🇪🇷
    ሕጂ ሞኒካ ከልቢ ትግራይ ኣጸቢቓ ገመድ ትስቀል

  • @senaitamanuel227
    @senaitamanuel227 3 วันที่ผ่านมา +4

    ደቒ ኤረይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ። ኣጆኩም ቕጽልዋ ጥራይ ኣይትገደስሎም አዞም ሓሳዳት።❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰

  • @mxxndxst4016
    @mxxndxst4016 2 วันที่ผ่านมา +3

    Very clever question and answers 🇪🇷so good discussion

  • @Merii25
    @Merii25 3 วันที่ผ่านมา +7

    I do Very Agree with all of you. Be strong !!
    ኦርዮን 🙏🏼 ሰብ ምንእኣስ ብሕጊ የሕትት እዩ :: very True ኣብዚ ጸጥ ኢሉ ይኸይድ ብ TH-cam ንሓው የናኣእስ 😴 ከምዚ ዝበለ ሰነፍ ግን መሊኡ እዩ ሎሚ 🤔
    Much love and Respect guys ❤❤❤🇪🇷 🇧🇻

  • @semharsemhar-b9m
    @semharsemhar-b9m 3 วันที่ผ่านมา +7

    መርሓባ ደቂ ኤሬይ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና❤❤❤❤❤❤

  • @Aman80770
    @Aman80770 2 วันที่ผ่านมา +4

    🎉🎉🎉❤❤❤❤አጆኹም ደቒ ኤረይ እስኹም ንኹሉ ሽግራትን ተጻቦኦን አብ ዉሽጢ ሃገርኩም ኮይንኩም ዝመከትኩም ጀጋኑና ኢኹም ድላይኩም ምሰሉ ማንም ናይ ደገ ንዓኹም ዘግባዒብዒ መሰል የብሉን ፊቩ ቪፈን ሓፍትና አጆኺ በርቲዒ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @ሰሚርሓምድ
    @ሰሚርሓምድ 4 วันที่ผ่านมา +8

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏 ደይ ሸለል እልና ኣይተበገስናሉን ደሓር ድማ ኣየስተብሃልናሉን ነይርና እምበር ሕጅስ ኣብዝሖሞ ኣለው ክንተሓሓዞም እና

  • @shikorinashikorina2085
    @shikorinashikorina2085 4 วันที่ผ่านมา +13

    ጹቡቅ መደብ ዙቡሕ ኣይ ትገደሱሎም ናዛም ሰብ ዩቱብ ኣረይቲ ውዳቃ እዩም ❤❤❤

    • @Mohamedmohamedofficial
      @Mohamedmohamedofficial 4 วันที่ผ่านมา +3

      ብዙሕ ኣይትገደሱሎም ኣይብሃልን እዩ። እቲ ብዙሕ ዘይምግዳስናን ሸለል ምባልናን ኣበይ ከም ዝበጽሑ መርማሪ ኣየድልየናን እዩ። ብኹሉ ሸነኽ ንዘይምህላውናን ንምጽናትናን ንዓመታት ኪሰርሑ ምጽንሖምን ይሰርሑ ምህላዎምን ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ምስክር እዩ። ስለዚ ኣይትገደሱሎም ዝብል ቃል ኣይምጥነናን እዩ።
      ከምቲ መጽሓፍ ቕዱስ፡ ኣዋጅ ብኣዋጅ ይፈርስ፡ ሓሳብ ብሓሳብ ይውቃዕ፡ ቃላትውን ብቓላት እዩ ዝሰዓር ዝብል፡ ኣዋጆም ብኣዋጅ፡ ሓሳቦም ብሓሳብ፡ ርኹስ ቃላቶም ብቕዱስ ቃላት ከነፍርሶን ክንወቕዖን ክንስዕሮን ብግዲ ምዃኑ ክንኣምንን ክንሰርሓሉን ይግባእ።
      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
      እዞም ምጩዋት ድማ ጽቡቕ ተበግሶ እዮም ዝገብሩ ዘለው። ንደግፎም ኣብ ጎድኖም ንኹን። እታ ዝወሓደት ብሳብስክራብን ብላይክን ሸር ብምግባርን ፍቕርና ንግለጸሎም።
      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
      ኣምላኽ ንሃገርና ኤርትራን፡ ንህዝብና ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻእን ይባርኽ። ኣሜን።

  • @tigstiestif2601
    @tigstiestif2601 3 วันที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤❤❤ ሰስኑ ሰስኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ

  • @adyamteklay4121
    @adyamteklay4121 2 วันที่ผ่านมา +1

    Happy New Year, deki erey jeganu edmen tenan yhabkum fetari 🙏 🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritrea5289
    @eritrea5289 3 วันที่ผ่านมา +5

    ሰላም eri -stand ብሓቂ ጽቡቕ ዘተ’ዮ ኔሩ ንዝጎደለ እንዳራኣኹም መሉዑሉ ኣብ ጎንኹም ኣለና Thanks you so mush 💪❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @bereketgebreslase9733
    @bereketgebreslase9733 3 วันที่ผ่านมา +3

    Proud you guys thanks 🙏

  • @futuwihasen2667
    @futuwihasen2667 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤ጹቡቕ መደብ ንዝመጽእግን ድምጺ ምትዕርራይ የድልዮ አሎ❤❤❤❤thank you ደቂ ኤረይ❤❤🎉🎉🎉

  • @elenaamanuel3873
    @elenaamanuel3873 2 วันที่ผ่านมา

    Just wow, wow, I’m I am proud to you. You are very very clever woman I am happy I am from Eritrean 🇪🇷 i’m proud of you everybody🎄🇦🇿🇪🇷🙏🇪🇷🇦🇿🎄💯🇦🇿🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿

  • @nebiatmehari8715
    @nebiatmehari8715 3 วันที่ผ่านมา +2

    የቀንየልና ነመስግነኩም ቀጽልዎ ዕድመን ጥዕናንንምነየልኩም አናብስ

  • @Mylovefamily-v4f
    @Mylovefamily-v4f 3 วันที่ผ่านมา +2

    Ajokum kbrat sen tbebwani🎉🎉🎉😢

  • @elenaamanuel3873
    @elenaamanuel3873 2 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉

  • @brktirezene5144
    @brktirezene5144 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @elsat792
    @elsat792 3 วันที่ผ่านมา +2

    I, love 💕 you guys , yes 🙌 Eritrea 🇪🇷 and Eritreans can’t kneel down! Keep it up 👍 keep going 👍👍👍👍🌹💕✊

  • @bereketgebreslase9733
    @bereketgebreslase9733 3 วันที่ผ่านมา +2

    ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🇪🇷🙏

  • @gosherafewerki9128
    @gosherafewerki9128 วันที่ผ่านมา

    God bless you deki Eri🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙋🙋🙋🙋

  • @oldegardisadgo221
    @oldegardisadgo221 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤🎉🎉❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @nebiatmehari8715
    @nebiatmehari8715 3 วันที่ผ่านมา +2

    መርሐባ ጹቡቃት አርቲሲቲ ሀገርና ሩሑስ ሐድሽ ዓመት ይግበረልኩም

  • @MiliteFisehatson
    @MiliteFisehatson วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️ agekum deki erey ab gonkim ana zelena azi nay yutberat aytgedeslom

  • @haregeweinihabte2483
    @haregeweinihabte2483 3 วันที่ผ่านมา +3

    Ajokum deqi Ereyyyy....👍
    2% eyom entekonu...💔💊
    Deqi gorebet wey...baelom zitegreru eyom 🚫
    98% ab gonukum eya ❤

  • @nebiatmehari8715
    @nebiatmehari8715 3 วันที่ผ่านมา +14

    ፌቡ ሽኮር ጅግና ኩልና አብጎንኺ ኢና ብሐንቲ ረሳሕ አመንዝራ ነቲ ኩቡር ሽምኪ ከተቃልል ዕድል አይሀብናያን ቅሰኒ ቀጽልዬ ሞያኺ አለና አብጎንኺ

  • @astertzeggai1447
    @astertzeggai1447 4 วันที่ผ่านมา +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @brktiselemun3495
    @brktiselemun3495 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣዝዩ መሳጥን ኣገዳስን እዋናዊ ዝኾነ ዝርርብ ምይይጥ ጽቡቕ መበልየይ 1, ካብቶም ዓበይትን ተጋደልትን ዓበይቲ ተዋሳእትን ናይ ሕጂ ናኣሽቱ ተዋሳእቲ ሓዋዊስኩም ብምዝርራብኩም እዚ ዘሎ ግዜ ኣጸቢቕኩም ፈሊጥኩሞ ነቒሕኩምሉ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏💪💪💪
    ጌና ብሕጂ እዊን ኣብ ስነጥበብ ሃገርና ኤርትራ ቡዙሕ ፈተናታት ክመጻኩም እዩ ንስኻትኩም ግን ክትነፍዑን ክትተቡዑን ንምሕጸነኩም ንሕና ኸኣ ኣብ ጎንኹም ኣለና🇪🇷🇪🇷🙏🙏

  • @yamibirhanu5085
    @yamibirhanu5085 3 วันที่ผ่านมา +2

    ፌቡ ጅግና 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @TesfaiAto
    @TesfaiAto 3 วันที่ผ่านมา +2

    Pew orion❤❤❤🎉🎉🎉

  • @fnanamanuel7847
    @fnanamanuel7847 3 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ሓሳብ ኣበሃህላ እዩ ክቡራት ይሕዋት ባይታ ኣታዊ ዘይብልኩም ክንሱ ከማን ኣይሰልከኽምን በርትዑ ስንፍና እዩ እምበር ፊልም ናይ ዓድና ኣይርእን እየ ድብል ሰብ ድኣ ኣዲኣ ገዲፋ ሓትንኣ ትናፍቅ እዩ ነገሩ

  • @huruyredie7760
    @huruyredie7760 3 วันที่ผ่านมา +2

    Waww ካብ ብሉጽ ሰብ ብሉጽ ሓሳብ ኢኻ ትረክብ. So mother ክብል brother or sister ንመንኩም ከድንቅ, ድሓን ብዘይ ቀልዓለም ነቲ ብሉጽ ሓሳብኩም ካብ ትጽቢተይ ንላዕሊ ኣድንቀዮ ኣለኩም እሞ ቀጽሉ ብትብዓት ብንቅሓት ብጻዕሪ. ንሕና ክኣ ለይትን ምዓልትን ኣብ ጎንኹም ኣለና. ነቲ ብውሑድ ዝርከብ ጌጋታት ክኣ ክትርምዎ እምነትና ዩ. ሰላምን ፍቅርን ንዓኹም ንህዝብና & ንሃገርና ደቂ ኤረይ. ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Metkel-p3k
    @Metkel-p3k 3 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጅኽም ቅጽነን ኣንብስ ❤❤❤🎉

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
    @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 3 วันที่ผ่านมา

    ❤🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🙏ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ጀጋኑ❤🙏🙏❤🐪🇪🇷💪

  • @teklitmahari5061
    @teklitmahari5061 3 วันที่ผ่านมา +2

    መርሓባ ደቂ ኤረትራ ኣብ ዉሽጥን ወጻእን መንግስትን ሰራዊትን ኩሉኩም ብሓባር ርሑስ ሓድሽ ዓመትን2025 ልደትን ይግበረልና ፌቡ ክኣ ቃዉቃዉ ኣቢልክየን ነዘን በላዕቲ ዉዳቅ ኣጆኪ ቀጽልዮ ኣብ ዝበጽሕዎ የብሎም ጉሓፋት ዑሱባት እዮም♥️🇪🇷♥️⭐️🌸🌺🌻👍

  • @elenaamanuel3873
    @elenaamanuel3873 2 วันที่ผ่านมา

    Wow, I’m proud of you. You are very very conversation. It’s very good idea. I’m proud of you mama.

  • @aloniabo7466
    @aloniabo7466 3 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @merygualkeren
    @merygualkeren 3 วันที่ผ่านมา +3

    Ab Eritrea bifilay Ab ketema zemenawi tebahilu zisirah zello movie Nihizbi Eritrea ziwikil aykonen.

  • @zowdi810
    @zowdi810 4 วันที่ผ่านมา +3

    Haro erterawe god bless to you 🇪🇷 🙏 yes you are right thanks

  • @yonasberaki6143
    @yonasberaki6143 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🎉❤

  • @zowdi810
    @zowdi810 4 วันที่ผ่านมา +5

    Wow you are amazing my haro erterawe god bless to you 🇪🇷 we love you so much and eron sahel wow you orane sahel you are polite and Intelligent we love you so much ♥️ 🇪🇷

  • @alembaraki8288
    @alembaraki8288 2 วันที่ผ่านมา

    Very intelligent conversation, smart people.

  • @zowdi810
    @zowdi810 2 วันที่ผ่านมา

    Jare you are amazing thanks my haro 🇪🇷

  • @hiwetteweldebrhan8440
    @hiwetteweldebrhan8440 2 วันที่ผ่านมา

    ዋውውውው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ልዝብ ኣጆኹም ቀጽልዎ እቲ ዓለምና ዝበጽሓቶ ደረጃ ክንበጽሖ ቀሪብና ኢና ኤርትራውያን ኣርቲስት ክብራትን ሕፉራትን ኢኹም ባሓቂ ኦርዮን ድማ ብሉጽ ለባም መሬት ዘይወድቕ ኣዘራርባ ቀጽልዎ ኣብ ጎንኹም ኣለና 🙏🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🕌🇪🇷⛪️🇪🇷❤️👍👍👍🎉🎉🎉🎉🎉🌴🎄🌴🎄🌹

  • @سليمابراهيم-ص3ز
    @سليمابراهيم-ص3ز 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @alula763
    @alula763 3 วันที่ผ่านมา +1

    Proud of you my Eritrean artists Eritrea 🇪🇷 ❤ 💖

  • @simrethabtemariam7809
    @simrethabtemariam7809 3 วันที่ผ่านมา +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @wedishaibiya
    @wedishaibiya 3 วันที่ผ่านมา +2

    deki erey ❤❤❤

  • @hiwetteweldebrhan8440
    @hiwetteweldebrhan8440 2 วันที่ผ่านมา

    🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🎉🎉🎉🎉👌

  • @elenaamanuel3873
    @elenaamanuel3873 2 วันที่ผ่านมา

    Wow, wow, I’m proud of you. You are very, very clever woman. I’m proud to you.

  • @elsat792
    @elsat792 3 วันที่ผ่านมา +2

    Happy New Year 🎆🎊🎈 2025! 🌹🎈💕🇪🇷🌹💕🌹💕🌹💕🌹💕🌹💕✊

  • @GualEri13
    @GualEri13 3 วันที่ผ่านมา +1

    Three of my favorite tewasaity. Thanks for the music, thanks for the movies and Happy New Year nikulu hizbi Eritrea. Selamin Tinan Bereketin zihazet Amet tikunelna. Ruhus Audamet and cheers to all of you. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👏🎄

  • @MichaelAbay-g1v
    @MichaelAbay-g1v 3 วันที่ผ่านมา

    ኣጀኩም ፊብ ሽኮረ ኣጀኪ በረትዒ ኩሉኩም❤❤❤❤❤

  • @zowdi810
    @zowdi810 4 วันที่ผ่านมา +3

    Orane you are Intelligent wow it's right yes 💯

  • @eritrea5289
    @eritrea5289 3 วันที่ผ่านมา +2

    I Love you deki remey fekri befley ab weshti Eritrea zelwu artist nay hagerna 🙏❤️❤️🤴🫶❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nebiatmehari8715
    @nebiatmehari8715 3 วันที่ผ่านมา +1

    ጀሪ ጅግና ሐያል አሪቲስትና አዚና ኢና ነኽብረኪ አብጎንኺ አለና ቀጽልዬ

  • @berekettsegay5535
    @berekettsegay5535 3 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tirhasasfaha3960
    @tirhasasfaha3960 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Aman80770
    @Aman80770 2 วันที่ผ่านมา

    ❤ ጀሪ ሓላፍነት ናትኪ ኢዩ ጎስጋስ ነዞም ዕሸላት ፡ ጸላኢ ብደገ ጥራሕ አይኮነን ዘጥቕዒ ብዙሕ ዝፈልጥዎ አይመስለንን ጀሪካን ክብርቲ ሓፍትና ንቕሓት ዝበልክዮ ጎስጉስላ ፡ ዑሱባት $50 $ ዶላር ዝጥበሩ ናይ ዉሽጥኹም አጽርይዎም ።❤

  • @frtunamebrahtu2945
    @frtunamebrahtu2945 3 วันที่ผ่านมา

    Bulutsat nufuat senetibebawyan deki erey halalat ajokum ketsilwo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐👍👍👍👍

  • @MeriSemere-hx7ux
    @MeriSemere-hx7ux 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @TesfaiAto
    @TesfaiAto 3 วันที่ผ่านมา +2

    Febu shikorr❤ kulatkum buluxat

  • @akberetabraha4950
    @akberetabraha4950 4 วันที่ผ่านมา +1

    ❤Every nice discussion keeping always I proud of you ❤

  • @helentekle8317
    @helentekle8317 3 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉

  • @zowdi810
    @zowdi810 4 วันที่ผ่านมา +3

    Orane you are amazing wade ertera we love so much god bless to you 🇪🇷 🙏 ertera people we love you so much ♥️ 🎉congratulations 🎊 🇪🇷 happy new year 2025 for ertera people

  • @Ezgihareya
    @Ezgihareya 2 วันที่ผ่านมา

    ❤ deqi gorebiet ewe haqka !

  • @yonastekeste7109
    @yonastekeste7109 3 วันที่ผ่านมา +2

    Nay salmen tenane yegbaralna daki Ereyeeee🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️

  • @Firehabte12
    @Firehabte12 3 วันที่ผ่านมา +1

    👋👋👋👋❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @freweinyteklebrhan5733
    @freweinyteklebrhan5733 3 วันที่ผ่านมา +1

    Enkae dehan mexakum deki Erey shikorinatat ❤❤❤ aytigedeslom nezom ab mineaes gizieom zetfeu

  • @BanaFtwi-sn8zf
    @BanaFtwi-sn8zf 4 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @HeavenheavenHilal
    @HeavenheavenHilal 2 วันที่ผ่านมา

    Febu haftey goboze betami zednqe hesbe nefti ❤❤❤❤❤❤ happy new ♥️ year deqi eri

  • @samueltesafu2906
    @samueltesafu2906 3 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @almaztekle-d3p
    @almaztekle-d3p วันที่ผ่านมา

    deqi erey muqurat kulekume artist nefuat ekume gen lemelem mor brilliant eya ruhus hadish amet nekulena♥️ 😘😘😘😘🎉🎉🎉🎉🎉

  • @zenithalem5503
    @zenithalem5503 3 วันที่ผ่านมา +2

    Jerry mkrtiiii❤❤❤❤❤❤❤

  • @Aman80770
    @Aman80770 2 วันที่ผ่านมา

    🎉❤ ደቒ ኤረይ ነዞም ግብረ መልሲ አይትሃቡ ዝብልኹም ከይትሰሙዑ መልሲ ምሃብ ቐጽልዎ ።❤🎉

  • @ZewdiBelay-v9f
    @ZewdiBelay-v9f 2 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @harenatesfu9236
    @harenatesfu9236 4 วันที่ผ่านมา +25

    ፈቡ ክንዋጋእ ቀንና ብሰክኺ ኣብ ክዳኺ ክምልስ ቀንና ዝበዝሐ ደጋፊኺ ኣጆኺ ትብዒ

  • @EriEri-x7p
    @EriEri-x7p 3 วันที่ผ่านมา

    🎉ሕጅዉን ነቲ ዘህብርከኽ ፕረስደቲ ኤሪትራ ኢሰያስ አፎወርቒ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ🎉❤

  • @SelamW-b7fmts
    @SelamW-b7fmts 2 วันที่ผ่านมา

    Nay hade hade nebse mthat zisimiom sebat ieyom nakum bzkonen zeykonen shimkum alielom zzarebu iember hzbi azyou zfetwekum hade kabiom ane ieye ❤❤❤❤❤ deki Erey

  • @Mohamedmohamedofficial
    @Mohamedmohamedofficial 4 วันที่ผ่านมา +1

    God Bless Eritrea Alhura
    God Bless You all our Brother & Sisters...!!!

  • @tesfalemberhe2307
    @tesfalemberhe2307 3 วันที่ผ่านมา +2

    Feben ኣምሓረይቲ ዋይ ህያሰ ናትኪ ድሒርና ኢና ኒብል ዘለን ኣቲ ነፋሕ ኣፍንጫ
    ናይተን ኣረጊት ሃያሲት እሞ ታይ ገባሪት እየን ረማስ ጥምይቲ ዲሒርኩ ኮ እዩ ኒብለኩም ዘለን 300 ዓመት ኒድሕሪት መሊስኩማ ኤሪ

    • @haregeweinihabte2483
      @haregeweinihabte2483 3 วันที่ผ่านมา

      Xerfi nay denaqur endiu...🚫
      Amhareiti...🤭 men bele...kkkkk
      Aye enda kilte afu.....b' chinqet tebeliekum....😭
      .

    • @micalzeru9002
      @micalzeru9002 3 วันที่ผ่านมา

      Guday kilil tigray atekur .
      Abzey gezaka mexika mixihaf ayfiqedin iyu kid ab geza tegaru ired.

    • @AmanHabtom-hi5bp
      @AmanHabtom-hi5bp 3 วันที่ผ่านมา

      Aye germekan 😂😂😂

    • @dehabtekle4643
      @dehabtekle4643 3 วันที่ผ่านมา

      Natka zeytgebr charm kll hizka terifka ay afti ay afti hadig zterefu qoradit

  • @Hiyba123
    @Hiyba123 2 วันที่ผ่านมา

    deki rimeyyy meley jeganu ajokum kulugizey abe gonekum alena ente eza gemja Monika galay meley sedi eya❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷

  • @Aryameritrean
    @Aryameritrean 3 วันที่ผ่านมา

    Ajekum nskum kburat ekum nekbrekumn nfetwekumn nbezih ab dege zelena ❤❤❤❤❤❤❤

  • @rahelalula551
    @rahelalula551 3 วันที่ผ่านมา +2

    🎉🎉🎉🎉tsbuke medeb 🎉🎉🎉 ezom koraritsom eiyom zergehu ajokum teray

  • @yowanatekesteabrha2204
    @yowanatekesteabrha2204 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤😢

  • @OnOnline-c5z
    @OnOnline-c5z 3 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @woalesk2432
    @woalesk2432 3 วันที่ผ่านมา

    Almaz cover mennet 🇪🇷 ♥️ ✨️ 😍 ❤️ 💕 🇪🇷

  • @senayteklay3288
    @senayteklay3288 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @elsat792
    @elsat792 3 วันที่ผ่านมา

    Thank y’all 🙏 my, beloved Eritreans 🇪🇷 brother and sisters! Keep it up 👍👋👏🌹🇪🇷💕🌹💕🌹💕🌹💕🌹💕🌹✊

  • @ermiasnatan7265
    @ermiasnatan7265 2 วันที่ผ่านมา

    Ajokum deki erey abzi mas media jelgafen afafen sebay zkoynu elfi lezeyti kem jigna koynom ykerbu deki melsha sernay eyom hbi eritrea aleliwom alo. senetbeb hagerna nkedmit ajokum deki erey i am proud of you ❤❤❤❤

  • @Aman80770
    @Aman80770 2 วันที่ผ่านมา

    ። እወ ገረቤት እወ ትግራይ ትስዒር ዝብሉን ኢዮም ። ። ልክዒ

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 3 วันที่ผ่านมา

    ደቂ.ኤረይ ሽኮራት 👍🏾👍🏾👍🏾💯💯💯💯❤🇪🇷❤ሩሑስ በዓል ሓድሽ ዓመት,ንሱኹም ትሰርሕዎ ኩሉ ጹቡቅ ዩ ብጸላእቲ ኣይትገደሱ

  • @JohnHaile-b4s
    @JohnHaile-b4s 3 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @zenithalem5503
    @zenithalem5503 3 วันที่ผ่านมา +2

    Jerry waaaaw desss tbl tebareki❤❤❤❤❤

  • @EriEri-x7p
    @EriEri-x7p 3 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉 ፊቡ አጆኺ አብ ጎንኺ፡ አለና

  • @Asmerom-Beyene
    @Asmerom-Beyene 2 วันที่ผ่านมา

    ፍሉይ ምስጋና ን ውልቐመላኪ 😢😢😢😢

  • @zowdi810
    @zowdi810 4 วันที่ผ่านมา +2

    Orane and jare 👌 👏 😍 👍 I am happy to see you happy new year 2025 thank God bless to you 🇪🇷