ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Hiiሜሮን ኣቀዲመ ክብለካ መደብካ ብጣዕሚ እዩ ጽቡክ ቀጽሎ ሓንቲ ነገር እየ ከሸግረካ pattern ናይ ተለፎነይ ረሲዐዮስ ከመይ ገርካ ከምዝስበር ንገረኒ ንትገብረለይ የመስግን
Thanks meron hawna
Thanks meron kemzi kitgelxo ztsenahka niay zyada akalaty bsrah ab zdekmelu gize yegatmeni
Thanks you bro
Welcome
ሰላም ንዓኻ ይኹን ሓወይ ናተይ ኣነ ሓደ ካብቶም ዝረስኑ ወይ ደም ካብ ዝፈሰኒ ሓደ እየ። እዚ ክብለካ ብዘይ ዝኾነ ምትንኻፍ ወዲ 6 ዓመት ከለኹ ዝጀመረ ኣሎ ይፈሰኒ ሕጂ ወዲ 39 እየ።ዋላ ኣብ ሕክምና ዝኾነ መፍትሒ ኣይረኸብኩን ኖርማል እዩ ጸገም የብሎን ደው ምባል ምስ ዝኣቢ ጥራሕ ክድውል ከምዘለኒ ነጊረሙኒ ።ኣብ ነብሰይ ካብ ዝወሰድኩዎ መጽናዕቲ ግን ልዕሊ ሓደ ስሙን መዓልታዊ ጸባ እንተሰትየ፣ ሓያል ሰዓል ክሕዘኒ ከሎ ንቐደም ይደሚ፣ኣብ ሓያል ሃሩር ኣብነት ኣብ ጸሓይ ጸኒሐ ገጸይ ወይ ነብሰይ ብዙሑል ማይ እንተተሓጺበ፣ወይ ርእሰይ ብዝሑል ማይ እንተተሓጺበ ጠዋሊ ይደሚ ብማእኸላይ ሙቐት ዘለዎ ክሕጸብ ግን ኣይደምን ተኸታታሊ ቡዙሕ Carbohydrates ዘለዎ መግቢ እንተተመጊበ ብዘይ ዝኾነ ምትንኻፍ ይመጽእ ምስ ስድራይ እንዳዕለልኩ፣ኣብ መኪና ከለኹ ፣እንዳተመገብኩ ወ.ዘ.ተ በቃ ሃንደበት ይመጽእኒ ኩሉ ግዜ እዛ ናይ ጁባ ሶፍት ካብ ጁባይ ኣይፈልን።ብዝኾነ እቶም ዘቕረብካዮም መበገስታት ምሳይ ዳርጋ የለዉን ግን ክመጸኒ ከሎ ከመይ ገይረ ደው ከብሎ ከም ዘለኒ ግን ጽቡቕ ሓበሬታ ሂብካኒ የመስግነካ።ኩሉ ሰብ ጠንቂ መድመይኡ ግን ከማይ እዩ ማለተይ ኣይኮነን ክፈላለ ግድን እዩ። ስለቲ ይጠቅም እዩ ኢልካ ግዜኻ ሂብካ ዝሃብካና ሓበሬታ የመስግነካ። ይከታተለካ እየ ካባኻ ብዙሕ ተማሂረ ንፉዕ ኢኻ ቀጽሎ ።ሰላም ሰሰናዩ ንዓኻ ።
መድመይቲ ዘይብልና ከ መሮን ሓወይ ኣነ ካብ ዝውለድ በፍንጫይ ደመየ ኣይፈልጥን ኢየ ወላ ዊን ኣብ ኤርትራ ከለኹ ኣመና ተባኣሲ ኢየ ነይረ ኣብ ዝተሃረምኩዎ ደም ኣይወጽእን ኢየ እንታይ ኢዩ ኢቲ ጸገም ገለ በለኒ
🤣
Hii
ሜሮን
ኣቀዲመ ክብለካ መደብካ ብጣዕሚ እዩ ጽቡክ ቀጽሎ
ሓንቲ ነገር እየ ከሸግረካ pattern ናይ ተለፎነይ ረሲዐዮስ ከመይ ገርካ ከምዝስበር ንገረኒ ንትገብረለይ የመስግን