❤ኹሉ ግልፂ ገይርናዮ/ ማጊ ምስ ፋዘር ተፋሊጡ/

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 810

  • @Huruy-oq5pb
    @Huruy-oq5pb 4 หลายเดือนก่อน +29

    ኣብሽሩ ሓባይብ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሓውኹም የ ደጋፊ ማጊ

  • @GalTigray-hq9zv
    @GalTigray-hq9zv 4 หลายเดือนก่อน +13

    ኣነሲ ተጋሩ ኑቁሓት ይመስለኒ ነይሩ
    እዞም ፀዓዱ ይንታይ እዮም አብሊዖሙና
    ቓንቓና ገዲፍና ቓንቖኦም ክንዛረበሎም
    በጃኩም እንዶ አይትሓዋዉሱ ትግርኛኩም አፅሪኩም ተዛረቡ አንቱም ይቱበራት!!!!!!!!!!!!!!!
    አነ ንደቀይ ትግርኛ ተከክ እለ አለኩ
    ብዝተረፈ ቀፅሉሉ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤

  • @sarahsarah4584
    @sarahsarah4584 4 หลายเดือนก่อน +11

    ብቀልዲ ዝተጀመረ ፍቅሪ ብጣዓሚ እዩ ደሰ ዝብል መራዓኹም የርኤና ጥሪ❤❤❤❤❤

  • @asushow20
    @asushow20 4 หลายเดือนก่อน +11

    ግን ኣነስ ይፍቅሮ እየ ግን ምሳኪ ፍቅራት ኩኑ ተጋሩዋይ ትብሉ እስከ ላይክ💚🎉

  • @ፍረጓልተዋህዶ-ዘ9ጰ
    @ፍረጓልተዋህዶ-ዘ9ጰ 4 หลายเดือนก่อน +9

    ናይ ብሓቂ ፍቁራት ክትኾኑ ተስፋ ይገብር ደስ ኢኹም ትብሉ❤

  • @nawafnawaf7127
    @nawafnawaf7127 4 หลายเดือนก่อน +15

    ኮሜንትታት ክተፅሉኡ ታይ ይምልከተኩም ዋይ ደቀይ ተጋሩ ተፋቀሩ ❤ማጊ ምርጢ ሰብ እዩ ሃለውለው ኣይትበሉ 😊

  • @ተስፋኣለኝይሳካልሞኘቴ
    @ተስፋኣለኝይሳካልሞኘቴ 4 หลายเดือนก่อน +11

    ተመርዓው እስከ ወሊድኩም ኣርእዩና ተጋሩዋይ ፅሩያት ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ማጊ&ዊንታ ❤❤❤❤

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 4 หลายเดือนก่อน

      @@ተስፋኣለኝይሳካልሞኘቴ ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ🙏💓

  • @FunnyCap-lm4sg
    @FunnyCap-lm4sg 4 หลายเดือนก่อน +9

    ሙናየይ ፅሪቲ ጎብዙ ዛበይተዋይ❤🎉
    ኣነስ ዘለኪ ትሕቲና ውህልና ብጣዕሚ እዩ ዝፈትወኪ ምስ ማጊ ደማ እንኳዕ ብስላም ተራከብኩም ተጋርዋይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ናተፋቀርና ብሩካተይ❤ 😊

  • @HelenMeles-nu5re
    @HelenMeles-nu5re 4 หลายเดือนก่อน +9

    ዋው ክልተ ሽኮራት ብጣዕሚ ደስ ዝብል❤❤

  • @alemmtadess6809
    @alemmtadess6809 3 หลายเดือนก่อน +21

    ሓሳዳት አየትኹኑ ዓባይ እያ ንአሸተይአያ ሓቦ ዘይብሉኹም ኮሜንት😏😊

    • @letebrhangualhiwet2149
      @letebrhangualhiwet2149 3 หลายเดือนก่อน +4

      ብስሩከ ኣበይ ኣዋለዱ መግረምቲ እንታይስ ይምልከቶም

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ 4 หลายเดือนก่อน +6

    እሰይ ደስ ክትብሉ ተጋርዋኒ❤🎉 ኣቱም ትፃረፍ ግን ልቦና ይሃብኹም ተታጊያ ዉን ምኽሪይ እምበይ ፀርፍ እንታይ ኣምፀኦ 😊

  • @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ
    @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ 4 หลายเดือนก่อน +18

    ኣነስ ኣብ ሂወተይ ንመማህርተይ ፍሉይ ቦታ እዩ ዘለኒ ግን ዕዱል ኣይገበርኩን ቶም ብፉሉይ ዝፈትዎም መማህርተይ ተሰዊኦም💔😭 በቃ ብሕልመይን ኩሉ ግዜ ይረአዩኒ መማህርተይ ዝብል ቃል ብጣዕሚ እያ ትጎድአኒ ምክንያቱ መፂኦም ቅጭል ይብሉኒ ትምህርተይ ኣቋሪፀ ንእሽተን ከለኩ እየ ተሰዲተ በቃ ዓደይ ከይደ ክሳብ ዝቀብፆም ልበይ ኣይኣመነን ዘለዉ ይመስለኒ ስእሎም ተሪአ ሞ💔😭😭

    • @Awet355
      @Awet355 4 หลายเดือนก่อน

      😭ደምርኒ 🙏

    • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
      @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 4 หลายเดือนก่อน +1

      አጀኪ አጀና ማዓረይ

    • @EradaErada-hx7en
      @EradaErada-hx7en 4 หลายเดือนก่อน

      ኣይ እወ ጓለይ መማህርተይ 😢😢😢😢

    • @SelamHaftu-qz3qc
      @SelamHaftu-qz3qc 4 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ኹላትና እዩ😢😢 ኣጀና😢😢

    • @tsegagaltgray
      @tsegagaltgray 4 หลายเดือนก่อน +1

      2ተዘይ ኣይኮነን ኣብናከዝስ 6ተ ዓመታ ዝገበረት ዉን እስካብ ብሕልመይ ናመፀት ትርብሸኒ😢

  • @hhhgvg4542
    @hhhgvg4542 4 หลายเดือนก่อน +9

    ዊንታየይ ማጊየይ ፅሩያት ደሰ ክትብሉ አብ ዮተብ ክትመፂኢ ከለኪ ፀርፍ ኣሎ እዩ እና ጠንክሪ ኣጀኪ ዝያዳይ❤❤❤❤

  • @ኣፀደ
    @ኣፀደ 4 หลายเดือนก่อน +6

    ኣይ ነቂሕና ኢና ትዋስእሉና ኢኹም ዘለኹም😂ግን ተተፋቀርኩም ናናማንለ ደስታና እዩ❤❤❤

  • @geni877
    @geni877 4 หลายเดือนก่อน +8

    ኬፍ ኣለኩም ቀይሩ ቀይሩ ኢሎም ምስ ቀየርኩም ገዲፎምኩም እዮም ዝከዱ ስለዚ ብእስታይልኩም ኪዱ ደስ በሃልቲ ኢኩም❤

    • @freweynidesta
      @freweynidesta 4 หลายเดือนก่อน +2

      🎉🎉🎉❤❤👍👍❤❤❤

  • @AaAa-r4x1e
    @AaAa-r4x1e 4 หลายเดือนก่อน +7

    ሻፋዲት😂😂 እሞ ተመርዐዉ😢 ዕርፍ ንብል ማግዋይ ናይ ሕልሚ ስብኣየይ😂😂😂❤

  • @mmbb4424
    @mmbb4424 4 หลายเดือนก่อน +7

    ሙቁራት ደስ ትብሉ ዊንቲየይ ማጊተይ ❤ ዊንቲለ ፈሚሰ ኢላ ፈጨጭ ኣይ ትብሊ ከም ካልኦት 💘

  • @dgvh7060
    @dgvh7060 4 หลายเดือนก่อน +7

    ማጊየይ ዊናየይ ዝፈትወኩም ❤❤❤
    አቱም ትፃረፉ ግን ናይ ፀረፊ ወልፊ ድዩ አለኩም

    • @Awet355
      @Awet355 4 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ሳብሰክራይብ ♥️🙏🙏

  • @ahmadk4740
    @ahmadk4740 4 หลายเดือนก่อน +6

    መዐሸዊ ምኳኑስ ይፍለጥ ብጣዕሚ ተስሕቁ ደቂ ዓበይቲ

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 4 หลายเดือนก่อน +4

    ብሓዳር ተጣመሩ ወሊድኩም ዘሚድኩም ክንሪኤኩም ትምኒትና እዩ ከምአነ 💟🌷🌻💟🌷🌻💟🌷🌻

  • @ትግራወይቲ
    @ትግራወይቲ 4 หลายเดือนก่อน +18

    ተጋሩዋይ ንምንታይ ኢኩም ኩሉ ከሎ ምሳኩምስ ተገዲስኩም ንሰብ ዝስሕብ ስራሕ ዳሰራሕኩም ዘይትዓብኡ ንሕናለ ተገዲስና ሼር ዳገበርና ነተባብዐኩም ናይ ጎረቤታችን ቻናል ክነዕቢና ንዉዕልዘለና እና ፍቁራት ኩኑ ምሓዙት ብዘየገድስ ንሰብ ዝምስጥ ስራሕ ሒዝኩምልና ምፁ so ይፈትወኩምየ ማጊተይ ለባም ሙናየ ዋዕሮ ሓፍተይ❤

    • @dsegtjioojgvvfv
      @dsegtjioojgvvfv 4 หลายเดือนก่อน +2

      ቡሉፅ ሓሳብ።❤🎉

    • @loveyoumami8372
      @loveyoumami8372 4 หลายเดือนก่อน

      Komal gorebetki dea entay kabakum delyom tegarat gorebetna key belka mhlaf yelen 😂😂

    • @dsegtjioojgvvfv
      @dsegtjioojgvvfv 4 หลายเดือนก่อน +1

      @@loveyoumami8372 ስቕበል ቆማልስ ቆማል ኣይበልካ ፎቖዶ ማዓስከራትን ልብያን ኩሉ ጡፍ ዝፈንፈነኩም ስደተኛ ባራዩ ጥልያን ካባኹም ዝቑሙል ሃልዩስ ቖማላት ረስሓት ስደተኛ ተረፍ ዓሳን ተረፍ ደርግን ኣሓትኩም ኣብ ዳባት ናይፋኖ ክዳን ሓፅበን ይናበራ ኣለዋ ከምታ ኣብማይ ዓይን ክዳንና ንሕፅበን ዝነበርና ስደተኛታት ሸኽም ዓለም ጡፍ🤧🇪🇷🦈🐟🤮🤧🇪🇷🤣🤣🇪🇷

  • @Ngstigeretsedk5001
    @Ngstigeretsedk5001 4 หลายเดือนก่อน +6

    ደስ ዝብል ተዘክሮ ሙቁራት
    ተመርዐዋያ ብሓይሊ ድዩ ናይ ፍረንድስ ነገር😂😂 😂

  • @agehxhdb6690
    @agehxhdb6690 4 หลายเดือนก่อน +6

    ፁሩያት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz 4 หลายเดือนก่อน +11

    ሙና ላይክ ከም ዝረአ ግበረዮ መድባሩ

  • @MelatAskal
    @MelatAskal 4 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዓሚ ደስ ባሃሊ ይመችኹም ማጊሾኦ ምስ ሲስተር❤❤❤

  • @abrhamesfin7205
    @abrhamesfin7205 4 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ኢኩሙ ትምቸውን ማርያምን♥️♥️♥️
    ባይዘዌ ፋራ ኢካ ማጊ😂😂

  • @ፊፊትግራወይቲ
    @ፊፊትግራወይቲ 4 หลายเดือนก่อน +4

    ተጋሩዋይ ፅሩያት ይመቸኩም ዊንታ ማጊ ይፈትወኩም እየ ♥️🎉😊

  • @zufanzufan9990
    @zufanzufan9990 4 หลายเดือนก่อน +8

    ስጋ ማዘር ዝፈትዎ ወዲ ክላሰይ ሎ 10. ዓመት ብሓደ ተማሂርና ልሰብ ዘቅንእ ምሕዝነት ኣለና

  • @SalamSha-wl4tm
    @SalamSha-wl4tm 4 หลายเดือนก่อน +4

    የስምረልኩ ደቅነይ ተባዝሑ ዳኣም ተፋቀሩ ፍቅሪ ጥዑም🌺🌺🌺🌺🌺🎉🎉🎉🎉🎉

  • @oneday12212
    @oneday12212 4 หลายเดือนก่อน +8

    በይንኪ ክትመፂ ከለኪ ሙና ሽኮር ገለታት ይብላ ነይረን ሀዚ ምስ ማጊ ምስ መፃኪ ፀርፊ በለውውው ይብላኪለዋ ብማጊ ቀኒአንየን😂😂

  • @andomkbrom8072
    @andomkbrom8072 4 หลายเดือนก่อน +3

    ደስ በሃሊ ዊንትየ🤞❤️Maggy ብሮ ኸዓ !👌ዓብዪ ሕጊ ገናሒ መኪና ክገብሮን ክርሰዖን ዘይክእልsafety belt ከይገበርካ ሪኢናካሞ እዋእ ቅድም ቀዳድም Keep your life.!!👌
    ብዝተረፈ ብዘርአኩምና ተዘክሮታትኩም ኣዝየ ተሓጊሰ።thank alot.🤞❤️

  • @devidtube-1227
    @devidtube-1227 4 หลายเดือนก่อน +5

    ብስሩባ ፍቁራት ዘይኮኑ ሰብ ፉሉጥ እዩ😂 እንድሕር ፍቅሪ ዘይቡሉ ዉዑይ እዩ ዝከዉን😂😂❤ ተኮይንኩም ካኣ ደስ ይብለና

  • @سلامهسلام-ص7ع
    @سلامهسلام-ص7ع 4 หลายเดือนก่อน +4

    ሽኮራት ❤ ማጊየ ፋቕረይ ደግም ቀብፀ ዎስዳቶ 😂 ❤🎉

  • @ፍቕሪ-8
    @ፍቕሪ-8 4 หลายเดือนก่อน +12

    ማጊ ግን ትዕባታምዩ እዙይስ እንቋዕ ስልጣን ኣይመሃለዎ😊

    • @Gfd432-n8q
      @Gfd432-n8q 4 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂

    • @Geni__12
      @Geni__12 4 หลายเดือนก่อน +1

      @@ፍቕሪ-8🤣

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 4 หลายเดือนก่อน +6

    2ሸኮሪት አኩም ዋ ትፍቅሩ♥️❤

  • @Aresu-jd3jk
    @Aresu-jd3jk 4 หลายเดือนก่อน +5

    ሓቂ እተኾይኑስ የስምረልኩም ቆናጁ ኢኹም❤❤

  • @Geni__12
    @Geni__12 4 หลายเดือนก่อน +6

    ፍቑራት ኩኑ ዊንተይ ማጊተይ ንፈትወኩም ኢና❤😂

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 4 หลายเดือนก่อน +2

    እንተ ተፋቀሩ እዉን ዝበለፀ ነይሩ እንተ ዘይኮይኑ እዉን ዘይረኣኩምዎ ይፍጠረልኩም😂😂❤❤ሙና ሓላል ኣዛራርባኪ ፅሩይ ትግርኛ ግበርዮ ኩሉ ከዓ ህድእ ዝበለት እዩ ዘፀብቀላ ብዝተረፈ ይፈትወኪ እየ ቀፅልሉ❤❤❤

  • @ميريميري-ت3ي
    @ميريميري-ت3ي วันที่ผ่านมา

    ፍቅርኩም የብዛሓዮ ተጋርዋይ❤❤❤❤

  • @FANAT-y2q
    @FANAT-y2q 4 หลายเดือนก่อน +4

    ዋይይይይ.......''እንዴ*ነሽ*..... ''ደርሰናል፣ገብተናል''...... ገለመለ'ያ...... ኣታ ስርዓት ግበሩ......ተጋሩ ምሰሉ። ሕውስዋስ መልመዲ ኣይትኹኑ።

  • @Milil-n6j
    @Milil-n6j 4 หลายเดือนก่อน +3

    ማጊተይ በቃ ወሰድኺዮ ዊንታ ብቻ ይመችኹም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ፀባየ
    @ፀባየ 4 หลายเดือนก่อน +4

    ዋዋ ደስ ክትብሉ ማርያምን ❤

  • @Amirsirr
    @Amirsirr 4 หลายเดือนก่อน +5

    Magy hawey kulu teqtibo medebka des behali eyu qexlelu kab adnawika hawka Eritreawi Mehari kabhagere Switzerland 🇨🇭

  • @HaftomGebre-yq7sl
    @HaftomGebre-yq7sl 4 หลายเดือนก่อน +5

    አታ አነስ ደስ ትብለኒ ነይራ
    በቃ ወሲድካያ

  • @BrktiGidey
    @BrktiGidey 4 หลายเดือนก่อน +6

    ዊንታየይ ክስሕቒ ከለኺ ምሳኺ ምግያፀይ ታይ አምፅኦ 😂😂 ማግየይ ለ ለባም ሰብ ሓደራ ፕራንክ ከይትብሉና😂❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @kibromgoitaom6001
    @kibromgoitaom6001 4 หลายเดือนก่อน +3

    መኪና እንተዘይትህልዎ ምተመርዐኺዮዶ
    ኣምሓርኛምዝራብ ግን ግደፍ በልዮ
    Beautiful couple

  • @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
    @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዋውውውውውው ማግዋይ አምበሳ ንሙናዋይ ዘሸነፍካ ብ💘👈😂 ይመችኹም
    ሙናዋይ ከምዛ ንሉሎም ትገብረሰዮ አብ ማጊ እውን ትደግምያ አለኺ ምሽ ኸመይ ዲኺ ትምችውኒ ጓል እማ ከማኺ አብ ክብራ ምርር ክትብል ከላ ከመይ ድያተኹረዐኒ 💃❤️❤️❤️💘👈

  • @BerihuMeresa-m1c
    @BerihuMeresa-m1c 3 หลายเดือนก่อน +11

    ማጊ ሓወይ ናትኻ እንተኾይና ታዓዲልኻ ኣነስ ክፈትዋ እዛ ዶና

  • @SabiyaLadgh
    @SabiyaLadgh 4 หลายเดือนก่อน +3

    ፍቅራት ኢኩም ትመስሉ ክልቲአኩም ደስ ትብሉ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @TsarkanGalTigray-cq3yg
    @TsarkanGalTigray-cq3yg 4 หลายเดือนก่อน +8

    ሕቡሸይ ፀርፊ መን ክቅድመኩም😂😂😂😂ኣነ ዝገርመኒ ኮ እም ትፃረፍወም ዘይ ትመክርወም ገጋ ተልወም ህኮት ተይ እዩ ፀርፊ ፀርፊ ናይ ዱኩማት አዩ ደቂ ዓበይቲ❤

    • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
      @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 4 หลายเดือนก่อน +1

      ይገርምዩ ገሪሙና 😢

    • @tsegagaltgray
      @tsegagaltgray 4 หลายเดือนก่อน +1

      ይገርመኒሎ ብፍላይ ጓል ኮይና ንጓል ተነኣእስ ከመይ ድየ ዝበሽቅ ሕርር እየ ዝብል

    • @AdDf-u5fsubscribeme
      @AdDf-u5fsubscribeme 4 หลายเดือนก่อน +1

      ቅንኢ እዩ ከምኡ ዝገብሮም ዘሎ😮😂😂

    • @winaentertainmentt
      @winaentertainmentt  4 หลายเดือนก่อน

      Tekekel iki zambetey thank u

  • @JgWd-u1y
    @JgWd-u1y 4 หลายเดือนก่อน +2

    ይመችኩም ፅሩያት ኩሉ ግዜ ብሓደ ንዑ ሙዊንታዋይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ 4 หลายเดือนก่อน +19

    ወረ ክንፈቲ እኮ ማዓት ኢና ኣርእስቱ ሪኡ ዝኣተየ ላይክ

  • @ማሂ-tgray
    @ማሂ-tgray 4 หลายเดือนก่อน +3

    ተመርዓው ደስ ክብለና 💘

  • @danielgebregergis2915
    @danielgebregergis2915 4 หลายเดือนก่อน +7

    እቲ ኣምሓርኛ እንዶ ጊደፍዎ

  • @hgf6568
    @hgf6568 4 หลายเดือนก่อน +4

    ፍቅራት ተከይንኩም ደስ እልኒ ፍቅራት ተዘኩንኩም ገና ኮክሪ እዩ❤️❤️❤️

  • @DyanaDiyana
    @DyanaDiyana 4 หลายเดือนก่อน +7

    እቲ ኣዝየ ዝፈትዎ መማህርተይ ኣብ ኺናት ስኢነዮ ወላተይ 😭😭ኣዛ ኮሜንት ናነባዕኹ ይፅሕፋ ኣለኹ 😭

    • @nawafnawaf7127
      @nawafnawaf7127 4 หลายเดือนก่อน +2

      ኣጀኪ ዝያዳይ ፈጣሪ የፅንዕኪ 💔

    • @نلنلمنلن
      @نلنلمنلن 4 หลายเดือนก่อน

      ኣጀኪ ማሬ

    • @ssrr969
      @ssrr969 4 หลายเดือนก่อน

      Ajeka deve 😢😢hawey

  • @ተመስገንኣምላከይ-ቘ9አ
    @ተመስገንኣምላከይ-ቘ9አ 4 หลายเดือนก่อน +3

    ፍቁራት ትኮኒ ደስ ይብል ፅቡቃተይ 🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @jannaibrahim142
    @jannaibrahim142 4 หลายเดือนก่อน +14

    ኮሞንታቶር ግን ብዓርሰ ምትሓት ትሳቀዩ ደናቁር ኢኩም
    የኮነይ ምንም ዘይጎድሎ ብሉፅ መንእሰይስ፤ልኮነ ይኩን ንሳ ተመሪፃቶ እንታይ ይምልከተኩም? ቧእ ተሰተሩ ደደባት
    ማጊ ዊንቱ ይሞቸኩም እዞም ሓተይ፤ብሉፃት ኢኩም❤

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 4 หลายเดือนก่อน

      ባሓቂ ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ🙏💓

    • @merigaltewahdo1460
      @merigaltewahdo1460 4 หลายเดือนก่อน

      ማሚ😅

  • @regbasweet9671
    @regbasweet9671 4 หลายเดือนก่อน +5

    ደስ ትብሉ ማሮች🥰🥰

  • @ZxbVtcn
    @ZxbVtcn 4 หลายเดือนก่อน +2

    ዋይ እረ ፍቑራት ኢኹም😅😅😅😅😅ይመችኹም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @aishaais8070
    @aishaais8070 4 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤ የስምርልኹም ፈጣሪ በሓቂ ደስትብሉ❤❤❤ ነቅየታታት የመችኹም❤❤❤

  • @JokklGookl
    @JokklGookl 4 หลายเดือนก่อน +3

    ኣነስ ዝገርመኒ ማጊ ኣብኩሉድዩ ዝርሰዕ ሶ ተፉጥሩኡ ድዩ ንገሩናባ በጀኩም ምሽጥር እስለዘወፃኣኩ ይቅረይታ ማጊ ሓቂ ኢየ ድቃስ ኣይት ፉቶ ሶ ኣቂሪበኢየ

  • @Tigraweyti-ns6em
    @Tigraweyti-ns6em 4 หลายเดือนก่อน +2

    ተባዙሑ ኣቱም ሰባት😁😍

  • @oneday12212
    @oneday12212 4 หลายเดือนก่อน +2

    ሙናየ ሽኮር ማጊ ናተይ እዩዋ ሉሎምኪ ደኣ ሓዚ😂ሶ ብጣዕሚ ቆናጁ ኢኩም ይመቸኩም።

  • @MeryMery-d7s
    @MeryMery-d7s 2 หลายเดือนก่อน +5

    መምህር ልሎም ኣይርኣ😮😮🎉🎉❤❤

    • @AsRs-k5q
      @AsRs-k5q 9 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂

  • @HappyBlockGame-tn3xm
    @HappyBlockGame-tn3xm 4 หลายเดือนก่อน +2

    ፍቅራት ኢኩም ትመሰሉ ደሰ ትብሉ🎉🎉🎉🎉🎉

  • @bsrathadera3381
    @bsrathadera3381 3 หลายเดือนก่อน +3

    ማጊ ቅያር ቁልፊ የለይ ድዩ ታ ጉዱ? ግን ደስ ክትብሉ ዝሞሓተይ
    ከአብርሃምን ሳራን
    ይፀምር ኩም ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @hgfgghgvjggf9916
    @hgfgghgvjggf9916 4 หลายเดือนก่อน +3

    ዋይይ ማጊ ድምፂ ኹኑኒ ያ ከትዕምፀካ ድዩ😂😂😂😂

  • @TesfayFkr-b4w
    @TesfayFkr-b4w 4 หลายเดือนก่อน +4

    ናይ ብሓቂ ፍቅራት እንተኮይንኩም ንስራሕ ኢልኩም እንተኮይንኩም ለ ስራሕኩም ይስልጠልኩም ብራንክ ወዘተ ከይተብዙሑልና እምበር❤ ብቅንዕነት ደምሩኒ

  • @edenayele1720
    @edenayele1720 4 หลายเดือนก่อน +9

    እንብላ የኔ ቆኖጆ! እንታይ ማለት እዩ! ሰልጢንካ ሞትካ ድኻ አምሐርኛ እንዳወሰክኻ ትዛረብ! ወይ ትግርኛ ወይ አምሐርኛ ተዛረብ!! እዛ ኹሉ መንእሰይ ዝተሰወኤ ንስኻትኩም አምሐርኛ ክትዛረቡ አይኮንን!!

  • @harfemengesha3845
    @harfemengesha3845 4 หลายเดือนก่อน +2

    I’m so glad on both of you, deki adey mearey, aseyyyyy.

  • @Abrahamhd-bx5rv
    @Abrahamhd-bx5rv 4 หลายเดือนก่อน +3

    Fukurat ham tikonu ተስፋ nigebir❤❤❤❤

  • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
    @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 4 หลายเดือนก่อน +5

    ሙናየይ ማጊሓወይ❤ብጣዕሚ❤ፅቡቃት❤ተፋቀሩ❤❤ፍትዉትዉ❤ ዘብለኩም❤❤❤❤ደቅነይ❤ኣቱም ሰብ ኮሜንት ትፅሕፍዎ ፍለጡ😮ኣብ መንጎኦም ኣይትእተዉ 😢ምስ ይቅርታ😢

    • @Awet355
      @Awet355 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብሰክራይብ ♥️🙏🙏

  • @FicIck-o3v
    @FicIck-o3v 4 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሰይ ተጋሩዋይ 💊💞💞💞💞

  • @sjdudbdueusngb
    @sjdudbdueusngb หลายเดือนก่อน +2

    የኔ ቅንጅ ዝፍተውከም ተሕጓሰ ተመሰገን🙏🙏🙏✌💥💥

  • @نعمه-ظ9ق
    @نعمه-ظ9ق 4 หลายเดือนก่อน +9

    አቱም ትፃረፍ ሽውዓተ ማዓልቲ ማንጮሎትታሓፀቡ

  • @ፀዲነኝየኬቢታናሽ
    @ፀዲነኝየኬቢታናሽ 4 หลายเดือนก่อน +6

    ፉቁራት ዲኩም ሰብ ኣይተዳናግሩ😉

  • @ፀባየ
    @ፀባየ 4 หลายเดือนก่อน +5

    ንይቱብ ከዓቢ ለኣና ኣይትዋስኡልና

  • @KesuTes
    @KesuTes 3 หลายเดือนก่อน +6

    ፍቅርኹም ይብዛሕ❤❤🎉🎉

    • @bringus-i3b
      @bringus-i3b 2 หลายเดือนก่อน

      ደምሪኒ ምዓረይ😊

  • @Hiwethaile-ir4rv
    @Hiwethaile-ir4rv 4 หลายเดือนก่อน +6

    ምስ መ ምህር ልሎም እዩ ዘጥዕመልኪ😂😂

  • @trhasberhe1818
    @trhasberhe1818 4 หลายเดือนก่อน +1

    Maggy 🌻🌻🌼🌼🎁 Muna
    I loveyu 🎉🎉🎉Congratulations

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 4 หลายเดือนก่อน +3

    ሙና ማጊተይ ኣይትዉሰድለይ 😂♥️

  • @Abrahamhd-bx5rv
    @Abrahamhd-bx5rv 4 หลายเดือนก่อน +2

    Fukurat ham tikonu ተስፋ nigebir❤❤❤❤😊

  • @AshenafiWelergs
    @AshenafiWelergs วันที่ผ่านมา

    ብኣካል ኩሉ ሰብ ተዝሪአኪ ምፍራዱ ምጠዓሞ ሰብ...ዓበይበይ ሕደግዮ እኺ Art ከምኡ ኣይኮነን!!!!!

  • @ZufanHagos-f3n
    @ZufanHagos-f3n วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ፅቡቅ ዝክሪ

  • @Huruyalemugebremedhn
    @Huruyalemugebremedhn 4 วันที่ผ่านมา

    ትራፊክ እየ ፅባሕ የጋንየና ቤልቲ ኣይገበርኩምይ

  • @sisayHalefom
    @sisayHalefom 4 หลายเดือนก่อน +4

    ዊንቲ ማርይ ያምርባቹዋል❤❤❤

  • @tsadeydelaytifkernselamn5484
    @tsadeydelaytifkernselamn5484 4 หลายเดือนก่อน +3

    Sene serat haz magy nay lulom eya muna 😂😂❤❤

  • @HhdHd-sp9px
    @HhdHd-sp9px 4 หลายเดือนก่อน +2

    ንዕባ ብዝሓት ደለይት ኣለዉኡ😂😂❤❤❤

  • @tekelityouhanes1044
    @tekelityouhanes1044 4 หลายเดือนก่อน +1

    Fikrikum yibarek kiletekum mara eikum dess tibluni tehagiselkum tsibukat ❤❤❤

  • @ሕቆፍኒ
    @ሕቆፍኒ 3 หลายเดือนก่อน +2

    ቀዚፉኪ ዲዩ ዊንቱ ናተይ እንዳ በልኩክስ ናዚ ለፍላፊ ዩቱበር ዋይይይይይይ❤❤❤❤❤

  • @tsegagaltgray
    @tsegagaltgray 4 หลายเดือนก่อน +5

    ዊንታየ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዛምበይተይ ❤ነዘን ዝፃረፋ ሓደ ሓደ ኮመንት ኣይትሓዝለን ንባዕለን መሐሸን ናፀርፊ አመል ዘለወን እየን

  • @TsarkanGalTigray-cq3yg
    @TsarkanGalTigray-cq3yg 4 หลายเดือนก่อน +2

    ዘም ናተይ ብልፃት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @البيالبي-ب7ش
    @البيالبي-ب7ش 3 หลายเดือนก่อน +3

    ህያባተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Chcghh-m6g
    @Chcghh-m6g 4 หลายเดือนก่อน +8

    ዊንታይ ለለ ፉቁራት ኢና ናበልኩም ፕራንክ ትገቡርና ንሕና እኮ መሳኪን ኢና

    • @ፀባየ
      @ፀባየ 4 หลายเดือนก่อน

      ከሕርቀኒ ከምዚ ነገራት

  • @HrPl-m8c
    @HrPl-m8c 4 หลายเดือนก่อน +3

    ፍቅራት ትመስሉ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @alganeshbahre8598
    @alganeshbahre8598 4 หลายเดือนก่อน

    That’s my school from 1968 until 1973 and from 1st till 6th grade a lot change. that’s my home town St Micheal and thank you for showing

  • @MeryMery-d7s
    @MeryMery-d7s 2 หลายเดือนก่อน +2

    ፍቁራት💕 ትመስሊ ቆናጅ❤❤💕💕

  • @rgatgebreslaseinugse9933
    @rgatgebreslaseinugse9933 4 หลายเดือนก่อน +2

    ደስ ክትብሉ ብጣዕሚ ፍቅርኹም የብዝሓዮ

    • @safsaf715
      @safsaf715 4 หลายเดือนก่อน

      ፕራንኪ እዩ😂😂😂

  • @ፀባየ
    @ፀባየ 4 หลายเดือนก่อน +4

    ንገሩ ሓዲኡ በአነት 😮