ሓደራ ኵልና ተገዲስና ንስምዓዮ ነዚ መልእኽቲ - ብሰንኪ ጓይላ ፈተናታት በዚሑኒ! ሼር ንግበሮ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 248

  • @nkhu27
    @nkhu27  5 ปีที่แล้ว +69

    ኣብዚ ቻናል ንዝመሓላለፍ መደባት ንምክትታል ነዛ ኣብ ታሕቲ ዘስፍረልኹም ሊንክ ብምጥዋቕ ሳብስክራይብ / ሼር ጌርና ንኸታተል።
    th-cam.com/channels/Np3t7HUQy96ezzD7zr9K1A.html

    • @Abi-m9s
      @Abi-m9s 5 ปีที่แล้ว

      ናይ በሓቂ እግዝአብሄር ናይ ኣገልግሎት ዕድመኩም ይባርከልኩም ናይ ዚ ቻነል ኣቅረብቲ ፍትዋት ኣሕዋተይ.
      ፍቃድኩም እንተኮይኑ telefonkum ክትጽሕፉልና ብትሕትና ይሓተኩም ኣሕዋተይ

    • @kiflefisseha6266
      @kiflefisseha6266 5 ปีที่แล้ว +1

      Kal hiwet yesmalna ndiyakon hawna nay agolglot gziu ybarkelu

    • @nkhu27
      @nkhu27  5 ปีที่แล้ว +3

      አሜን ሓፍትና ሰላም አብርሃ እግዚአብሔር ይባርኸና። ናይ ብፌስቡክ ፔጅና ክትረኽብና ትኽእሊ ኢኺ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘስፍረልኺ ሊንክ ብምጥዋቕ።
      facebook.com/pg/GuezoNabEgziabher27/about/

    • @mehretbahta2059
      @mehretbahta2059 4 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen Kal
      Hiwet yesmana amlak misaki yikun

    • @albadraalbadra9548
      @albadraalbadra9548 4 ปีที่แล้ว

      Amen 3) kale hiwet yesmeaena

  • @elk5824
    @elk5824 5 ปีที่แล้ว +35

    ኩቡራት ኣቦታተይ ብመንፈስ ዓበይቲን መማህራንን የሕዋትን የሓትን ብኽርስቶስ ዉልዳት ዝኾንኩም ብቐዳምነት ነቲ ነዚ ክንፈልጥን ክንማሃርን ዝገበረና ሉዑል ኣምላኽናን ጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ምስጋና ክብርን ንዕኡ ይኹን ኣሜን !
    ቀጺለ ድማ እዛ ክብርቲ ሓብትና ዝበለቶ ኩሉ ሓቁ ዩ ፡ካብ ዘገርመኩም ኣብ ዝተፋላለየ ዉራይ ከም ዓመት ቆልዓ ጥምቐት ወዲን ሻወር በይቢ ሻወር እንዳ ትባህለ እቲ መርዓ ዋላ ኣብ ዓድና ካብ ቀደም ከም ባህሊ ተወሲዱ ዋላ ኣቦታትና ካህናት እንተተዛረቡ ዝሰምዖም የለን ፡ እንተሕጂ ግን ጛይላ መኽንያት ጌርካ ኮይኑ እንተዘይ ኬድካ ይጸልእኻ እንተ ኼድካ ድማ ናብ ጛይላ ኢኻ ትኸይድ ዘለኻ ብፍላይ ኣብዚ ግዜ ዚ ንሕልና ዘለዎ ፡ምህልላ እምበር ጛይላ ኣይራኣየካን ዩ ፡ሰብ ኣብ ምድረበዳን ባሕርን እንዳ ጠፍኤን እንዳ ተሓረደን ። ኣብ ቤት እግዛቢሄር ተኻሉ ኣትዮማ እንዳ ተኻዕተት መንእሰያትና ርግኣት ሲኢኖም ላዕልን ታሕትን ዝብሉሉን ገለ ድማ ኣብ መራኸቢ ቡዙሓት ኮይኖም ክረግሙን ክጸርፉን ክሓሙዩን ሕማቅ ግዜ ናይ ሙጾታት ግዜ ከለና እንታይ ጛይላ ተራእየና እዝግዮ ዘይንብል እግዛቢሄር ክዕረቐና ሰብ ሓዳር ኣብ ሓዳሮም ብሰንኪ ገንዘብ ብስስዕቲ ተጛራሪሕካ ምፍልላይ ነቶም ዉድካ የሕሊፍካ ንጻዓዲ ምሃብ እንታዩ ወሪዱና ናብ እግዛቢሄር ንመለስ እዝግዮ ንበል እግዛቢሄር ምሕረቱ የውርደልና እዛ ክብርቲ ሓብትና ናይ ኩላትና ሕቶ ያ ሓቲታ ሞ ኣጆኺ ካብ ፍቅሪ ክርስቶስ ዝፈልየና የለን ንሰብ ከተሔጉስ ዘይምጽዓር ንእግዛቢሄር እምበር ሰብ ሎሚ ተሔጉስዪ ጽባሕ ይርስዖ እግዛቢሄር ከም ሰብ ኣይኮነን እግዛቢሄር ዝሕጎሰሉ ክንገበር ብቓሉ ይደግፈና ኣሜን

  • @haiedtesfay4776
    @haiedtesfay4776 5 ปีที่แล้ว +15

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓዉና እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሐልካ ነዚ ክንገብር እግዚአብሔር አምላክና ቅድስ ፍቃዱ ይኩነልና አሜን አሜን አሜን
    እግዚአብሔር አምላክና ከም በዝሒ ሓጥአትናን ክፉእ ስራሕናን ከይተመልከተ ከም በዝሒ ምሕረቱን ከም በዝሒ ቸርነቱን ይጠምተና አሜን አሜን አሜን ናይ አዴና ቅድስት ቅዱሳን ድንግል ማርያም በረከትን ረዲኤትን አማላድነትን አይፈለየና አሜን አሜን አሜን

    • @Ad-de3us
      @Ad-de3us 3 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን

  • @hhcgvgh5194
    @hhcgvgh5194 5 ปีที่แล้ว +39

    አሜን ቃለ ሂወት የስምዐልና አነ አለኩ ካብ ደርፊ ዓለም ምውጻእ ዝአበየኒ ካብ ዝነበርክዎ አምላክ ይመስገን ግን ካብ ልበይ ጠቅሊሉ ክጠፍእ ኣይከአለን ።ደርፊ ተሰሚዐ ናይ ሰላም ድቃስ ደቂሰ አይፈልጥን ክጭነቅ ይሓድር አብ መዝሙር ዘሎ ሰላም ግን ተናጊረ ክገልፆ ኣይክእልን። ብፀሎትኩም ሓጉዙኒ

    • @issakhabtom2384
      @issakhabtom2384 5 ปีที่แล้ว +9

      ኣብ ጽቡቅ ኩነታት ምህላውካ ጽቡቅ ሃወይ ግን ካብ ልባይ ምካድ ኣብይኒ ኢልካ ትስፋ ከይቆረጽካ ጸሎት ኣዘውትር ፡ ምሸት ወላ 2 ደቂቅ ይኩን ደው ኢልካ ነጸላ ገርካ ሃይሊ ሃበኒ ኣምላከይ እንዳበልካ ጸሎት ጀምር፡ ጸሎት ቅዱሳን ንኩላትና ይርደኣና ዞመሕዋተይ

  • @Berhanekiflu3065
    @Berhanekiflu3065 5 ปีที่แล้ว +7

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማኣልና ኩቡር ሐውና ነኣካ ኣነቃቅሑ ዝመሃረና ሉኡል እግዚኣብሔር ለዘለኣለ ይክበር ይመስገን ኣሜን። ብዙሕ እካ ኣይውስክን ሐውና ጽቡቅ ገይሩ ገሊጽልኪ እዩ።ግን ኣብጽቡቅ ኣንፈት ስለ ዘለኪ ስለ ዝተሐጉስኩ እየ።ከምቲ ዝበሎ ሐሳብ ስጋን ሐሳብ መንፈስን ኩሉ ግዜ ምጻርርቲ እዩ ገላ 5፥16 -23 ተንበብክዮ ዝበለጸ እዩ። እቶም እብ ግዜ ጋይላ ዘይሳዕሳዕኪ ዝብልኪ ኣይትሐዝሎም ሕዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ ሆሴ 4፥6 ብዓቢኡ ግን ቅልስና ምስ ስጋን ደምን ዘይ ኮነስ ምስ መናፍስቲ እከይን ምስ ገዛእቲ ጸልማትን እዩ።ስለዚ ኩሉ ግዜ ብጸሎት ንንቃሕ መሕረት ሉኡል እግዚኣብሔርን ኣማላድነት ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያምን ተረዳእነት ቅዱሳን መላእክትን ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን

    • @ፅሪቲጓልትግራይ
      @ፅሪቲጓልትግራይ 5 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕልና ኩብር ሓውና

  • @rahwaghirmai1297
    @rahwaghirmai1297 5 ปีที่แล้ว +7

    ኣሜን ቃለህይወት የስምዓልና ዲያቆን ሓውና ብጣዕሚ እዋናዊ ዝኮነት ትምህርቲ ምሂርካና ብምክንያት ናይዛ ሓፍትና ናይኩሉና ኣብ ቤት እግዚአቢሄር እንመላለስ ሰባት ዘጋጥመና እዩ። ኣምላኽ የጽንዓና ንዓካትኩም ድማ ናይ ኣገልግሎት ዕድመኩም ይባርክ ክንደይ ነፍሳት ተድሕኑ ከም ዘለኩም ከረጋግጸልኩም ይፈቱ ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን

  • @amanhaile692
    @amanhaile692 5 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸገ ዲበ ጸጋ ይብዝሓልካ ብሩክ ሓውና ንዓና ከኣ ነዚ ቅዱስ ነገር ክንገብር እግዚኣብሄር ኣምላክ ዘተውዕል ዓይኒ ልቦና ይሃበና

    • @lidzet1660
      @lidzet1660 5 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን(3)።

  • @selamhiylaselamhiyli8175
    @selamhiylaselamhiyli8175 4 ปีที่แล้ว +1

    ቃልሂወት የስምዓልና ተገድስካ ተስተምህረና ዘለካ

  • @ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ
    @ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ 5 ปีที่แล้ว +44

    ጓይላ እቲ ዝኸፍአ ሓጥያት እዩ ሰብ ከይብለኒ ኢልኪ ካብ ኣምላክ ከይትርሕቒ ተሪሪኪ ጓይላ ሓጥያት እዩ ንዘምር ክትብልዮም ፈትኒ እበር ሳዓሲዒ ኢሎምኺ ከይቅየሙልኪ ኢልኪ ክትስዕስዒ እቲ ፈጣሪ ኸ ኣይቅየምን ዶ ኢልክዮ ግን ፈቃር እዩ ኣምላክና ተነሲሕኺ ጓይላ ግደፊ

    • @GoodmorningEritrea33
      @GoodmorningEritrea33 5 ปีที่แล้ว +1

      ኣይትናወጽን'ያ ተዋህዶ th-cam.com/video/azg-FxPkalA/w-d-xo.html ደቂ ኣንስትዮ 👍❤️🙏

    • @GgGg-kh2jy
      @GgGg-kh2jy 4 ปีที่แล้ว +3

      Amen Amen Amen btaemi des ybl bereketu yebzehelkum yebzehelna

  • @አደይዓለመይትግራይሃገርይ
    @አደይዓለመይትግራይሃገርይ 4 ปีที่แล้ว +1

    በእውነት እግዝአብሔር አምላክ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፀጋው በረከቱን ያብዘሐልካ ንሕናውን ዝሰማዕናዮ አብ ልብና የሕድረልና ማስተውአልብ ዝሰምዕ አእምሮ የሃበና አሜን አሜን አሜን

  • @efremzerabruk3188
    @efremzerabruk3188 5 ปีที่แล้ว +3

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna Egzabhir amlak xegeu yebzhalka semeti teray zey konas astegbertig nknkewun Egzabhir amlak bxegeu ydegfena naka ka nay agolgulot zebenka ybark

  • @hintsawelday2438
    @hintsawelday2438 5 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ክብር ዲያቆን ሓዉና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብኩም ፈጣሪ ናይ ባሓቂ ሂወትካ ዝቅይር ቡዙሕ ተማሂርና ናዓና ንድኩማት ይሕዋትኩም ግዜኩም ሰዊእኩም ትምህሩና ዘለኩም ካብ ኣምላክ ርከቡዋ

  • @ortotv127
    @ortotv127 4 ปีที่แล้ว +2

    AMEN AMEN AMEN Qale hiwet yesmealna Egziabhier Amlak zemene agolgulet edmekum ybaekelkumn yqedselkumn Amen

  • @ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ
    @ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ 4 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስምዓልና ቁዱስ እግዛብሄር ኣምላኽ
    🙏🙏🙏

  • @meronfisshaye8804
    @meronfisshaye8804 4 ปีที่แล้ว +1

    ይቀኒልና ሓወይ ናተይ ጸጋኣካ ይብእዝሓልካ ቃል ህይወት ይስምዐና

  • @tsigeredahager6256
    @tsigeredahager6256 5 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ሓውና ነዚ ቃላትካን ምኽርኻ ን አብ ግብሪ ንምውዓል አግዚአብሄር ይሓግዘና! ንሓፍትናውን ይባርኸልና ! ንኹልና ከተነቓቕሓናን አያ ።

  • @peaceandlove.
    @peaceandlove. 5 ปีที่แล้ว +3

    ቃለ ሕይወት ይስምዓልና ክቡር ሓውና። ዝኸበርኪ ሓፍትና ከኣ እቲ ፈተና ንቑሩብ ግዜ ኢዩ፡ ድሓር ግን እቶም ኣብ ከባቢኪ ዘለው ሰባት ከምዝይትስዕስዒ እንዳፈለጡ ስለዝከዱ ኣይክደፋፍኡክን እዮም በንጻሩ እኳ ድኣ እንተሳዕሲዕኪ እዩ ዝገርሞም።

  • @fthawiokubay4399
    @fthawiokubay4399 5 ปีที่แล้ว +9

    ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ሓፍተና ድማ ነቲ ብሰብ ዝመጸኪ ዝኾነ ዕድመ ምስ እግዚኣብሔርን ቃሉን ዘይሰማማዕ እንተኮይኑ ኣይትቀበልዮ ብግቡእ መሊስኪ መታን ክትክእሊ ከኣ ትምህርቲ ሃይማኖት ተመሃርን ስምዕን ብዝተረፈ ኣጆኺ በርትዒ እዛ ሓፍተይ።

    • @GoodmorningEritrea33
      @GoodmorningEritrea33 5 ปีที่แล้ว

      Fthawi Okubay th-cam.com/video/azg-FxPkalA/w-d-xo.html ደቂ ኣንስትዮ 👍❤️🙏

  • @ቅዱስሚካኤልፈጥኖደራሼነዉ
    @ቅዱስሚካኤልፈጥኖደራሼነዉ 4 ปีที่แล้ว

    ብሐቂ ቃለ ሂይወት የስመዐልና ክቡር ሐዉነና ብጣዕሚ 😢 ደስ ዝብል ምክርን ስብከትን ምክኒት እዮ ዓዲ ዘጥፍእ ንአዳምን ንሂዋንን አመካኒዮም ነሮም ግን ካብ ቅፅዓት አይደሐኑን አነስ ናይ ቸሩ መድኃኔአለም ዓቅሊ ይገርመኒ እቶም ቅዱሳን ሀዚ ናብ ምድሪ ክምልከቱ ከለዉ ክንደይ በአና ሰንኪ 😭😭😭ይሐዝኑ ይኮኑ

  • @solomontekle6628
    @solomontekle6628 5 ปีที่แล้ว +5

    Amen amen amen

  • @ጤናይስጥልኝጤናይስጥ-ጨ3ኸ
    @ጤናይስጥልኝጤናይስጥ-ጨ3ኸ 4 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን
    ቃለ ህይወቱን ያሰማልን መምህራችን
    በጤና በእድሜ ይጠብቅልን እግዚአብሔር
    የአገልግሎት ዘመናቸው ይባረከ አሜን አሜን አሜን ።

  • @eyorusalemafwerki1940
    @eyorusalemafwerki1940 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna Amennn zsemaenayo ab lbna yehdero hawey 🙇‍♂️🙇‍♂️🙇‍♂️

  • @የድንግልማርያምልጅኣልሚ
    @የድንግልማርያምልጅኣልሚ 5 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ናይ ኣምላክ ምስ ርህርህቲ ሕልና ወላዲት ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ሓፍተይ,,,እግዛኣብሄር ኣምላክና ኣበይ ኣለኩም እንበር ኣበይ ነርኩም ዝብል ኣቦ ኣይኮነን ስለዚ እቲ ዝነበርክዮ ዓዘቅቲ ሓጥያት ጓይላን ዳንኬራን ከይዘከርኪ ኣብ ዝሓሸ ሂወት መሪጽኪ ኣለኪ እግዛኣብሄር ኣምላክ ጀማሪት ዘይኮነ ፈጻሚት ይግበርኪ,,,፡ንስድራኪ ክትብሊ ፈጣሪኪ ከይተቀይሚ ሓደራኪ ብዝተከኣለኪ መጠን ድማ ከተረድእዮም ኣለኪ,,,,GBU

  • @yardsaabriha2367
    @yardsaabriha2367 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kele hewat yesmalna

  • @tigraweytieyegalzomjeganuz676
    @tigraweytieyegalzomjeganuz676 4 ปีที่แล้ว

    ቃለሂወት የስመዓና ክብር ሓውና ፀግኡ የብዘሓልካ አነ ትምህርትኻ ይከታተል እየ ግን ዓብዪ ችግር አሎኒ ቃለ እግዚአብሔር አብ ልበይ ከሕድር አካአልኩን ኹልሻዕ መፈሳዊ ነገር እየልከተተል ግን እስካብ ሐዚ ግን አብልበይ ፈረ ይየፍረኩን ሐዝውን ቃለ እግዚአብሔር አብልቦናይ ክሕድር አካኣልኩን በጃኹም አሓተይ አብ ፀለትኩም ዘኩርኒ ቃኤል ከወርሰኒ

  • @trhasgebretsadk7815
    @trhasgebretsadk7815 5 ปีที่แล้ว +7

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና አሜን፫

  • @yerguyergi2415
    @yerguyergi2415 4 ปีที่แล้ว

    አቲ ሉዑል ኣምላከናን መድሓኒናን ዘኮነ አየሱስ ኩሩሰቶስ መሕረቱን ጸጉኡን የብዝሓልና ነዓካ ኩቡር ሓወና ካኣ ከምዚ ገርካ ከትመሀረና ናይ ዘለኣለም ዐደሚካ የባርከልካ ፈጣሪ

  • @ሰላሜነሽድንግልማርያም
    @ሰላሜነሽድንግልማርያም 4 ปีที่แล้ว

    ቃልህውይት ያስማልን እሜን በእውነት ስላማየነገረ ስጦታው እግዚአብሔር ይመስገን አሜን አሜን አሜን

  • @ሰብፉጡር
    @ሰብፉጡር 4 ปีที่แล้ว +1

    ድንግል ማሪያም ወትሩ ኣብ ጽላልኪ ትኩን ብርክቲ ሓፍተይ ኣጆኪ ወትሩ ጾሎት ኣዘዉትሪ በርትዒ
    ንቁሑ ኣብ እምነትኩም ጽንዑ፡
    ሰብኡት ኩኑ በርትዑ ኩሉ ግብርኩም ብፍቅሪ ግበርዎ 1ይ ቆሮ.16.13-14
    ስለዚ ብርክቲ ሓፍተይ ኩሉ ትገብሪዮ ንፍቅሪ እግዚኣቢሔር እንበር ንፍቅሪ ሰብ ኣይኩን ንፍትወት ነፍሲ እንበር ንፍትወት ስጋ ኣይኩን ይርዳኣኒ እዩ ኣብዚ ዘለናዮ ግዜ ከቢድ ሙካኑ ግን ኩሉ ድሊየትና ምስ እግዛኣቢሔር ካብ ኮነ መን ዩ ዝቃወመና እግዛኣቢሔር ሓይልና ካብ ኮነ ከ መን እዩ ዘውድቀና ኣጆኪ ናይ ኣምላኽ ሓፍተይ ፈተናታት ኣብ ክበዝሓና ከሎ ንእግዛኣቢሔር ንጸዋዓዩ ንሱ ድማ ኩሉ ድሊየትናን መንገድናን ክከፍተልና እዩ ሰላም ንኩለኩም ነዛ ሓሳባተይ ተንቡቡ ዘለኩም ደቂ ክርስቶስ ኣሕዋተይ

  • @ጉዕዞናብእግዚኣቢሐር
    @ጉዕዞናብእግዚኣቢሐር 5 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ሓውና ፡ጸጋ የብዝሕ ።እንታይ እሞ ክንብል ኢና እምበር ንርእዮን ንሰምዖን ዘለና ደኣ ኣምላኽ ብምሕረቱ ይጠምተና።ብዝተረፈ ሓውና ብዘይካ ብ comment ብኸመይ ክንረኽበካ ንኽእል ።ማለት ብውሽጢ መስመር Email ወይ ከኣ ካልእ ።ምስናይ ይቕረትኡ።ሮሜ 13
    13፤ ከም ብመዓልቲ ብቕንዕና ንመላለስ፡ ብጓይላን መስተን ኣይኰነን፡ ብምንዝርናን ዕብዳንን ኣይኰነን፡ሮሜ 13
    14፤ ንጐይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ደኣ ልበስዎ እምበር፡ ነቲ ሓልዮት ስጋስ መለዓዓል ትምኒት ኣይትግበርዎ። ብባእስን ቅንኣትን ኣይኰነን።1ይ ጴጥሮስ 4
    3፤ እቲ ብዕብዳን፡ ብፍትወት ስጋ፡ ብስኽራን፡ ብጓይላ፡ ብመስተ፡ ብርኹስ ምምላኽ ጣኦት ክትነብሩ ኸሎኹም፡ ፍቓድ ኣህዛብ ዝገበርኩምሉ ዝሐለፈ ዘመን ይኣክል እዩ።

    • @GoodmorningEritrea33
      @GoodmorningEritrea33 5 ปีที่แล้ว

      ጉዕዞ ናብ እግዚኣቢሐር th-cam.com/video/azg-FxPkalA/w-d-xo.html ደቂ ኣንስትዮ 👍❤️🙏

  • @MedhanieJesus
    @MedhanieJesus 5 ปีที่แล้ว +4

    ጋይላ እቲ ዝከፍኤ ነገር ኢዩ ምክንያቱ አንጻር መዝሙር ኢዩ መዝሙር ማለት ምስጋና ንአምላክ ኢዩ ጋይላ ድማ አንጻር አምላክ ኢዩ ጋይላ በጋንኒት ዝምራሕ ኢዩ መዝሙር ድማ ብመላእክቲ አምላክ ትክበብ ።

  • @ገነትጓልድንግልማርያ-ደ6ኀ
    @ገነትጓልድንግልማርያ-ደ6ኀ 4 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላክ ይደግፍኪ ክብርቲ ሓፍትና
    ብእውነት ዕደለኛ እኪ እግዚአብሔር ናብዚ ዘብቕዕኪ ክብርን ምስጋና ንልዑል እግዚአብሔር ይኩን
    ንኩሉና ናብኡ የብቕዕና

  • @abrhamkflessus2294
    @abrhamkflessus2294 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna agzabher amlak nay agolgelet admekum Yebarekelkum

  • @Fnotebrhan5417
    @Fnotebrhan5417 5 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ጸጉኡ የብዛሓልኩም ፍቁራት የሕዋት እግዚአብሔር ኣምላክና ዝሕጎሰሉ ሂወት ክንጓዓዝ ይሓግዘና

  • @hagerwalday8728
    @hagerwalday8728 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kal hiwet yesmealna

  • @mizangebru6823
    @mizangebru6823 5 ปีที่แล้ว +3

    ቅዱስ ትምህርቲ ቃለ ሕይወት የስመዐልና። አሜን።

  • @wedifish9806
    @wedifish9806 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna hawna

  • @tegstiasheber1870
    @tegstiasheber1870 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qale hiwet ysemealen kubur hawena nay

  • @ጋልንጉሥእየናይደሙፍሬእየ
    @ጋልንጉሥእየናይደሙፍሬእየ 5 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen Kal Hiwet YsmeaLna Nay Gelglot Zemenka Ybarek

  • @bsratbereket5853
    @bsratbereket5853 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ❤❤❤

  • @kinofilm3144
    @kinofilm3144 5 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna hawna Amlak nay agolgulot zemenka ybark neana dma amlak mestweali lbi yhabena

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen bhaki kale hiwet yesmealna kubur hawuna diyakon ngzabihar Aamlak xegau yebzehelka nay Aagelglotka zebenka ybark bethbena gbua melsi bsm ngzabihar Aamlak yemesgn Aane buzuh tmhrti aye temahire ngzabihar Aamlak Aabaka haduru kab mengedi xegam nab mengedi yeman ymerhenalo beta hantn knatn haymanotna tewahdo zelaAalemawit tntawit brkti Kdsti mengedi ymrehena kubur hawuna wetader nay krstos wesiku tbebu yadlka weladite Aamlak tbarka ztemharnayo Aab lbna yehdro semaati zey kona Aategberti ygberena nab nsha mot yebkeana sm ngzabihar Aamlak nzelaAalem Kbrn msgenan ykuno Amen Amen Amen

  • @ፍቅሪህያብፈጣሪ
    @ፍቅሪህያብፈጣሪ 5 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalen burukt Habtey edamne tienan yhabki amlku yabarki

  • @petermanchesterawi1456
    @petermanchesterawi1456 4 ปีที่แล้ว +1

    ናይ በሃቂ ቃል ሂወት የስመኣና እዞም የህዋተይ ዘመነ ኣጎልጉሎትኩም ኢጊዚኣብሄር ይባርክ ኣሚንንን

  • @black-ki1ng7
    @black-ki1ng7 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና🙏ኦ ኣምላኽ ኣቦይ የቅረ በለለይ😥!!!🙏

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 6 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃል ህወት የሰመዐና አምላክ መሰተወዐሊ ልቢ ይሃበና

  • @blentsegay4261
    @blentsegay4261 4 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ህይወት የስመዓና ንኩልና ዓቢ ትምህርት እዩ ኩላትና

  • @silassilas5354
    @silassilas5354 5 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይመስገን አሜን
    ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ጸግኡ የብዘሐልካ
    ክብርቲ ሓፍትና አይዞኪ በርትዒ ጉዕዘኪ ወደ እግዚአብሔር ግበሪ
    ካብ ዝተፈላለዩ ሰባት ዝመጸአልኪ ሓሳብ ከብ እግዚአብሔር ክፈልየኪ አይብሉን
    ዝረደአኪ እንተኮይኖም እሳቶም ወደ እግዚአብሔር ክቀርቡ ግበሪ እስኪ ግን በእምነትኪ ጽንዒ እግዚአብሔር ይሓግዝኪ

  • @danielhaileab5288
    @danielhaileab5288 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን (((3))) ቃል ሂወት የስማዓልና ባሉ እግዚኣብሄር አቲ ድክመትናን ዱቁርናን ሩኡ ሸለል ይበለና አግዚኣብሄር ኣሜን !!!!!!

  • @filmonmedhanie549
    @filmonmedhanie549 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen

  • @tomike4136
    @tomike4136 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qali hewet yesimeelina

  • @mulugebrekidan6331
    @mulugebrekidan6331 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna xegau yebzehalkum egzabher amlak

  • @ተመስገንኣምላኬ-ዠ8ከ
    @ተመስገንኣምላኬ-ዠ8ከ 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና ኣሕዋተይ ክቡር ሓዉና እግዛብሄር ይባርካ ብጣዕሚ ደስ ዝብልን ኣታዉን እዩ ኣስተምህሮ ቀፅለሉ

  • @እግዝአብሔርእረኛዬነውድን
    @እግዝአብሔርእረኛዬነውድን 4 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @semrtatobrhan1871
    @semrtatobrhan1871 4 ปีที่แล้ว

    Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 kal Hiwet ysmalna

  • @wintafeshaye2063
    @wintafeshaye2063 5 ปีที่แล้ว +7

    ሰላም ኣምላክ ነዓኩም ይኩን ክቡራት ኣቅረብቲ ናይዚ መደብን ከምኡ ውን ተከታተልቲ ናይዚ ቻነልን ዝኮንኩም ህዝበ ክርስቲያን ብመጀመርታ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዓስብኩም ይሃብኩም እቲ ምንታይሲ ካብ መንገዲ ጸጋም ናብ መንገዲ የማን ከነምርሕ ደኪምና ከይበልኩም ትጉስጉስና ዘልኩም ኢኩም ሞ ደጊመ ዓስብኩም ካብ ኣምላክ ርከብዎ
    ቀጺለ ኣቅረብቲ እዚ መደብ ክብለኩም ዝደሊ ዝከኣል እንተ ደኣ ኮይኑ ኣብቲ ቀጻሊ ትምህሩና ትምህርቲ እቲ ትጠቅስዎ ጥቅስታት ኣብ ታሕቲ ጺሒፍኩም እንተ ትገድፉልናስ ክንደይ ሰናይ ነገር ዪ ብምቅጻል ኣብ ስራሕኩም ዓወት እናተመነኩ ሰሰናዪ ንዓኩም ።

    • @ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ
      @ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ 5 ปีที่แล้ว

      Winta Feshaye Winta Feshaye
      ሰላም እግዚአብሔር ምስ ኩላትና ይኩን
      ገላትያ 5:1-23
      ሆስ 4:6

    • @ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ
      @ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ 5 ปีที่แล้ว

      1ይ ጴጥሮስ 1
      13፤ ስለዚ ሓቛቝ ልብኹም ተዐጢቕኩም እናተጠንቀቕኩም፡ ነቲ ብምግሃድ የሱስ ክርስቶስ እትረኽብዎ ጸጋ ምሉእ ተስፋ ግበሩ።
      14፤ ከም እዙዛት ውሉድ እምበር ከምቲ ብዘመን ድንቍርና ከሎኹም ዝገበርኩምዎ ናይ ቀደም ትምኒት ኣይትግበሩ፡
      15-16፤ ኣነ ቅዱስ እየ እሞ፡ ቅዱሳት ኩኑ፡ ዚብል ጽሑፍ ስለ ዘሎ፡ ከምቲ እቲ ዝጸውዓኩም ቅዱስ ዝዀነ፡ ንስኻትኩምውን ብዅሉ ንብረትኩም ቅዱሳት ኩኑ።
      1ይ ጴጥሮስ 1
      17፤ ነቲ ንነፍሲ ወከፍ ብዘይ ኣድልዎ ከከም ግብሩ ዚፈርድ፡ ንስኻትኩም ኣቦ ኢልኩም እትጽውዕዎ ኻብ ኰንኩምሲ፡ ኣብዚ ዘመን ግሽነትኩም ብፍርሃት ንበሩ።

  • @ኣዘክሪድንግል-ሐ1ፐ
    @ኣዘክሪድንግል-ሐ1ፐ 4 ปีที่แล้ว +3

    amien,amien,amien,qalhiwet,yesmealna brukeyyy.
    nhaftna kea qal hiwet yesmealna ezi hto ezi wela nski dea hteti ember nay kulu meemen hto eyu gayla kea wela wn kem haqi ስዕስዕ ውዒልካ ስዕስዕ ሓዲርካ ንጽባሒቱ ዝተርፍ ወይ ዝቅኒ ሓጎስ ኣብ ውሽትኻ የለን እንትርፎ ጣዕሳ ስለዚ ብርኽቲ።
    ሓፍተይ ኣነ ከም ሓፍትኺ መጠን ዘማኽረኪ ከም ናተይ ሂወት ማለት ኢዩ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ነቶም ሰዓብቱ ዝነበሩ እና መሃሮም ከሎ ሓደ ካብ ደቀ መዛሙርቱ ጎይታይ ኣዴኻ ኣሕዋትካ ኣብ ደገ ይጽዑኻ ኣለዉ ምስ በሎም ጎይታ ዝመለሰሉ ግና (ደስ ዝብል ቃል ኢዩ) ኣደይ ኣሕዋተይን'ሲ እቶም ነዚ ቃል ሰሚዖም ዝፍጽሙ ኢዩ በሎ።እንታይ ንምባል ኢየ ቀዳማ ነገር እቲ ነዓይ ክስዕበኒ ዝደሎ ኣቡኡን ኣዲኡን ሓዲጉ ይስዓበኒ ከም ዝበለና ጎይታ ንስኺ ኣብዚ ሕጂ እዋን ፍቅሪ ክርስቶስ እንተ ኣለኪ ኮይኑ ናይ እቶም ከሎም ናይ ስጋ ስድራቤትኪ ኣዝማድኪ መሓዙትኪ ንዓኺ ዝኾኑ ኣይኮኑን ንዕኡም ብምሕዳግኪ ዝቁጸረልኪ ሓጥያት የለን። እንታይ ንምባል ኢየ ከሎም ኣዝማድክን፡መሓዝትክን እታም ኣብቲ ንስኺ እትግልገልሉ ዘለኺ ቤተከርስትያን ዘለዉ መንፈሳውያን ኣሕዋት ምስኦም ቀሪብኪ ዝምድና መስርቲ ምስቶ ናይ ጋይላ ሓጥያት ቤተሰብ ዘይኮኑስ ምስቶም ናይ መዝሙር ጽድቂ ዝኾኑ መንፈሳውያን ኣሕዋትኪ ተላለይ ምስኦም ማሕበር ምስ እትጅምሪ ጥራይ ኢኺ እዚ እትብልዮ ዘለኪ ጸገም ክቀልለልኪ ዝኽእል ንኹሉ ክትርስዕዮ ኢኺ ብሕቂ እብለኪ ኣለኩልኹ፡ ምስ እግዚኣብሄር ዘሎ ፍቅሪ ክጥዕም ኣየ ብሓቂ ክኢልናዮ ምስቶም ንዕኡ ብንጹህ ልቢ ዘገልግልዎ ኣሕዋት ብሕብረት ምንባር ክዕም ንናይ ስጋ ስድራኻ ብምኽሳርካ ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ገበን ኣይኮነን,,,,,,,,,,,,,, ኣጆኺ በርትዒ ኣዚ ኣየጨንቅኪ ምስኦም ብዘይ ምጽንባርኪ ከኣ እመንኒ ንቁሩብ መዕልትታ ጥራይ ኢዮም ክዛረብሉኪ ክኹርይልክን ደሓር ግን ክለምዱኺ ኢዮ ሰብ እንታይ ከይ ገብረኪ ካብ መን ኢኽኸ ትፈርሂ ኣጆኺ ብርኽቲ ሓፍተይይይ እግዚኣብሄር ምሳኪ ይኹን ጸሎት ኩሎም ቅዱሳን ሓለዋ ኩሎም መላእኽት ምስ ኩልና ይኹን፡ኣሜን ል።

  • @ሰላመይብኣካዩናተይጎይታ
    @ሰላመይብኣካዩናተይጎይታ 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጋ ዲበ ጸጋ የብዝሓልካ ክቡር ሓውና!!!

  • @rockstarrockstar9114
    @rockstarrockstar9114 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen ቃለ ሂወት የስመዐና

  • @ዮናስ-ጰ6ዐ
    @ዮናስ-ጰ6ዐ 5 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ካብ ጋይላን ዳንኬራን ይሰውረና!!!

  • @tekianguse5133
    @tekianguse5133 5 ปีที่แล้ว +1

    Amen kale hiwet yesmalna egzabeher nay agelglit zemnkum yebark abe teslotkum zekurni

  • @yordanoskidane1288
    @yordanoskidane1288 5 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amennnnnnn qale hiwet yesmaalna Egzaabihier Amlak xegu yebzahalkum

  • @letishhagos4636
    @letishhagos4636 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna

  • @selinahadish43
    @selinahadish43 5 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen qal hiwat yesmalna 🙏🙏🙏

  • @abelhayelom7680
    @abelhayelom7680 4 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ ሕቶታት እዩ ናይ ብሓቂ እዚ ናይ ጥፍኣትና ምስጢራት ኮይኑ እዩ ዝስመዓኒ። ኣብዚ እንተመርሚርናዮ!! ኣብዚ እዩ ዘሎ እቲ ሓቂ። ዘይናትና ኣይናትናን እዩ፡ ናይ ቄሳር ንቄሳር ናይ ኣምላክ ንኣምላክ ይወሃብ

  • @lukasjonsson2886
    @lukasjonsson2886 5 ปีที่แล้ว +4

    ብመጀመርያ ናብ ቤት ኣምላኽ ብምምጻእኪ ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ፡ ክብሪ ንኣምላኽ ይኹኖ፡
    ካብዚ ቀጺለ ንሕቶኺ ብሕቶ ክምልሰልኪ ክፍትን እየ፡
    ንሰብ ምፍራህ ዶ ይግባእ ወላስ ንእግዚኣብሄር ። ነዛ ሕቶ እንተ መሊስክያ እቲ ሰባት ዝብሉኪ ዘለዉ ሓጎስ ናይ ሰባት ዶ ፡ ባህልና እዩ ዝብሉ ሓሳባት ኩሉ ዋጋ ኣይክትህብዮን ኢኪ።

  • @samirisamiritesh3939
    @samirisamiritesh3939 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmialna kbur hawi

  • @amantesfu4893
    @amantesfu4893 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ እግዚኣብሔር ጸጋ በረከቱ የብዝሓልኩም ኩብር ሓውና

  • @سميرهموسيه
    @سميرهموسيه ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት ይሰመዐልና ሓቂ እዩ ምስትውዓል የሃበና እግዚአብሔር አምላክ

  • @mesganamerhawi4003
    @mesganamerhawi4003 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna kubur hawna edmen tenan yhabka des zeb qal kab nay gbri sga amlak yhalwen

  • @fevenberhane4802
    @fevenberhane4802 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna

  • @letebrhantewelde8642
    @letebrhantewelde8642 5 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩም የባርከልኩም እዚኣብሐር ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @luwamhabtezgi6129
    @luwamhabtezgi6129 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን ቃል ሂወአት የስማዓልና👏👏👏👏⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪

  • @tesfahiwetabraham5527
    @tesfahiwetabraham5527 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን ኣቅረብቲ እዛ ቻነል ሕጂ ውን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም ሞ ኣነ ውን ልክዕ ከም ናይ ዛ ሓፍትና ተመሳሳሊ ሕቶ ኣለኒ ንሳ ካኣ ዝኮነ ኦርቶዶክስ ዓለማዊ ፊልም ክርኢ ከ ይፍቀድ ድዩ ወይስ ኣይፍቀድን ኢዩ እዚኣ ከም ፍቓድ ኣምላኽ ኣብርህ ኣብሉልና ኣሕዋት ሓታቲ ዛ ሕቶ ተስፋሂወት ኣብራሃም ካብ ካርቱም

  • @samrimera7866
    @samrimera7866 4 ปีที่แล้ว

    አሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልኗ ተባረክ

  • @divorateklia3081
    @divorateklia3081 5 ปีที่แล้ว +1

    Amen qelhiwet yesmana

  • @tesfitkibrab360
    @tesfitkibrab360 5 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስመዓልና ሓወና ጸጋ የብዘሕልክ ጎይላ ምስ እመልክ ዘረክበነ ኣይኻነን

  • @danielhabtom9915
    @danielhabtom9915 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna hawey

  • @tigstitt3568
    @tigstitt3568 5 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስመዐልና ክብሩ ሓዉና

  • @mireimirei5901
    @mireimirei5901 4 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና🙏⛪

  • @awetdebrezion7513
    @awetdebrezion7513 5 ปีที่แล้ว +3

    Amen diakon hawina kal amlak yesmalna. My answer to this is no no no no kulkul eyu.

  • @filmon.G
    @filmon.G 5 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Kale hiwet ysmalna ab lbna yehdro hawuna dma nay agelglot edmeka ybarkelka fetari btami des zbl qale Egziabiher selamn fkrn tinan ms kulatna hzbe krstiyan ykun Amen Amen Amen ✝️🙏

  • @mesikahsu6979
    @mesikahsu6979 4 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሥመዐልና👐

  • @medhinkeshi1019
    @medhinkeshi1019 5 ปีที่แล้ว

    ገላ 5.16 ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ንሓፍትና ክካ እግዚአቢሔር ይሓግዝኪ
    ሰለ ታሕሳብ ዘቅረኩዎ ምሂርኩምና እግዚኣቢሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩይም ኣብ ልብና ይሕዲሮ አምላክ

    • @GoodmorningEritrea33
      @GoodmorningEritrea33 5 ปีที่แล้ว

      Medhin Keshi th-cam.com/video/azg-FxPkalA/w-d-xo.html ደቂ ኣንስትዮ 👍❤️🙏

  • @mierafberhane581
    @mierafberhane581 4 ปีที่แล้ว

    Egzabiher amlak mskulatna ykun deki Tewahdo haymanotye ❤️

  • @berhane815
    @berhane815 5 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna ezgeabiher amlak xegeu yebzhalka bruk hawna habtna kea ezgeabiher yekbrelna sle eti nay kuluna hto zhatetki nkuluna zegatmena zelo eu.
    Hluf halifwom etom nay qereba fetewtna mehazutna zey saesaekum elom Diyakon, haleqa enda belu ylagexulna amlak bayne mhretu ytemtena.
    Ab mewedaeta kbla zdeli bruk hawna bejaka kexilo ezi tmhrtika bflay ab nay gaylan, derfi ab ewan xom gele gele sebat xom yxemu emo derfi msmae gn ayeqarxxun neziom aredialna. Kbret yhabelna bdgame 🙏💒🙏🙏

  • @genetkelatiqelati4173
    @genetkelatiqelati4173 5 ปีที่แล้ว +1

    Amen kal hiwet yesmalna decon hawuna Abe xelotka zekrena zehawey

  • @florarajat4592
    @florarajat4592 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዕና❤🙏🙏🙏😢

  • @yordanosmogos8056
    @yordanosmogos8056 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen Qal hwet yesamlna

  • @sndayogebrihans6942
    @sndayogebrihans6942 5 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት ያስመዐልና

  • @berhaneteklehaymanot5721
    @berhaneteklehaymanot5721 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ቅዱስ ኣምላኽና ጸግኡ የብዝሓልኩም ናይ ኣግልፍሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ይቀድሰልኩም

    • @GoodmorningEritrea33
      @GoodmorningEritrea33 5 ปีที่แล้ว

      Berhane Teklehaymanot th-cam.com/video/azg-FxPkalA/w-d-xo.html ደቂ ኣንስትዮ 👍❤️🙏

  • @zaidzaido9456
    @zaidzaido9456 5 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን አሜን

  • @ዮርዳኖስገብረትንሣኤ
    @ዮርዳኖስገብረትንሣኤ 5 ปีที่แล้ว

    Amen Amen.Amen

  • @nardititi1821
    @nardititi1821 5 ปีที่แล้ว +1

    Amen kal hiwet yesmealna xegau yebzehalka haftina kea ajoki bertie emebrhan misaki tikun

  • @henok609
    @henok609 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩቡር ሓውና እግዝኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ.

  • @selmselm9212
    @selmselm9212 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ህወት የስመዓና

  • @selinateshome8369
    @selinateshome8369 2 ปีที่แล้ว

    Amen kal hiwet yesmalna zmeharenan zgesetenan liol fetari msgana ykuno hawey nay agolgulot zemenka ybarek

  • @sabaasgede2797
    @sabaasgede2797 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kele hiwet ysmealna bruk hawuna 😍😍

  • @hiewanghebremeskel510
    @hiewanghebremeskel510 4 ปีที่แล้ว

    Amen kel hiwet yesmana kbur hawey kuxrie tlfnkum sededeluy