Eden Kesete - Kizirifeka (Official Video) | Eritrean Music

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 1.1K

  • @amanluel323
    @amanluel323 5 ปีที่แล้ว +377

    ኩሉ ትደልይዋን ትሓስብዋን ኣብ 2020 ኣምላክ ይሕፊሱ ይሃብኩም።
    ምስ ትፈትዋም ስድራኩም የራክበኩም።

  • @blm5287
    @blm5287 5 ปีที่แล้ว +183

    ይኣኽል ዓበድበድ ደቂ ሓላል ምድሪ ኣነ ካብ ሕጂ ኩሉ ነገር ቶባእ ኢለዮ የ፡ 2020 ክጥቀመላ ክከስበላ መዲበ ኣለኹ ንስኹም ከ ከማይ ዲኩም ይኣኽል ንእስነት፡ ባዕላ ማሪያም ኣስሚረይ ጻዕዳ ትሓልወና፡

  • @r.k.a9045
    @r.k.a9045 5 ปีที่แล้ว +312

    ናይ መጀመርታ ጽሓፊ እየ ሞ like ሃቡኒ ሩሕስ ቅንያት ሓድሽ ዓመት ከኣ ደቂ ኤረይ

  • @amanluel323
    @amanluel323 5 ปีที่แล้ว +411

    ነዛ ኮመንት ተንብብ ደለካ ኣምላክ ኣብ 2020 ሓሳብ ልብካ የስምረካ ዕድመን ጥዕናን ናዓካ። እስኪንዓይን ንኤዱን like ሃቡና

  • @ራሄልጓልገርዓልታ
    @ራሄልጓልገርዓልታ 5 ปีที่แล้ว +23

    አሰይ ጅብዕተይ ክንደይ ቃሕ ትብሊ ባህልናስ መን እዮ ንዋዳደሮ ኩሉ ግዜ ባህላዊ ከም ደረፍኪ ህያበይይይይ 💕❤💞💞

  • @filmonzerzghi9929
    @filmonzerzghi9929 5 ปีที่แล้ว +72

    ለንቅነስ ሓቀይ እዚ ፍቅርና እንዳ ተመለሰ ዶ ይኸይድ ኣሎ ሓቀይ ደቂ ኤረይ ሰላም ፍቅሪ የውርደልና ኣምላኽ

    • @elsajefter5596
      @elsajefter5596 5 ปีที่แล้ว +2

      Filmon Zerzghi amen 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏

    • @mendelay6645
      @mendelay6645 5 ปีที่แล้ว +3

      ክብላ እንዳበልኩ እየ ቀዲምካኒ ድኣ ስኣን ዋይፋይ እምበርክክክክ 🇪🇷🇪🇷

  • @emamedia5051
    @emamedia5051 5 ปีที่แล้ว +159

    ን ኤደን ዝፈቱ ላይክ ሃብለይ

  • @ሜሪየድንግልልጅ
    @ሜሪየድንግልልጅ 5 ปีที่แล้ว +37

    ኤዱ ምጭውቲ
    ናይ ኤዱ ፈተውትን ኣድነቅትን መፂኢ 2020 ናይ ሰላምን ፍቅርን ዘመን ይግበረልኩም!!!

  • @yordagoitom1667
    @yordagoitom1667 5 ปีที่แล้ว +71

    ዝአኸለት ጋልካ ንዝብኢ ሃባ
    ቀይረዮ የ ሕጊ እንዳ ባ።
    Love it 😍 🙏🇪🇷❤️🙏🇪🇷❤️🙏🇪🇷❤️

  • @atchanel6181
    @atchanel6181 5 ปีที่แล้ว +37

    ማይናስ ዝሰርሖ ኩሉ ግዜ 100%ደቂ ኤርና 🇪🇷❤️

  • @tedroshailemariam7419
    @tedroshailemariam7419 5 ปีที่แล้ว +26

    ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ደቂ ኤረይ ሓውኩም ካብ ትግራይ

  • @kokobzerzgi4597
    @kokobzerzgi4597 5 ปีที่แล้ว +16

    ይበል ደርፊ ኣብ ባህልና ነብስና ክንምለስ ናይ ዘላለም ክንሕጎስ ምዕቡላትን ፣ሑፉራትን ኮይና ክነብር ኢና ፡ደቂ ሰግር መረብ ደቂ ሓንቲ ልሳነ ትግርኛ like ሃቡኒ ሓአንኩም ካብ ትግራይ ሰሱኑ ሽሕን ዋልታ ኩኑ ማእገር ትግርኛ።

  • @Ak-offcial_media
    @Ak-offcial_media 5 ปีที่แล้ว +25

    aseyy ezi bahlna ktem wela ktrio aynka yeagb
    akedima
    Semhar yohanns hjii kea
    Eden Kesete xbuk nay bhali srah dfetewo nay bahlna srah Like 👍🏾

  • @yoniwedihagereseb7951
    @yoniwedihagereseb7951 5 ปีที่แล้ว +474

    *ብባህሉ ዝሕበን ላይክ ይግበር።*
    *ኤዱ/ጥይት ኣጆኺ ጎል ኤረይ ንፍዕቲ*
    *Who is love this darfi?i😜*
    *Fqri teum*

    • @robeltesfahans8123
      @robeltesfahans8123 5 ปีที่แล้ว +1

      Entay kemi tibli zela tifelito dika weyis alibasi tirayi melisa elika eka bahli tibli zeleka???

    • @yoniwedihagereseb7951
      @yoniwedihagereseb7951 5 ปีที่แล้ว +1

      ህድእ በል ዓርኩ ነቲ ዝኣኸለት ጓልካ ንዝብኢ፣ ሃባ ዝብል እንዳ‘ባ ክቅይሮ‘የ ስለ ዝበለት ዲኻ? ወላስ ካልእ ተቋውሞ ኣለካ ኣብዛ ደርፊ ሮቢ ሓወይ

    • @berihkifle4326
      @berihkifle4326 5 ปีที่แล้ว +1

      Yoni wedi hagere seb me like your

    • @yoniwedihagereseb7951
      @yoniwedihagereseb7951 5 ปีที่แล้ว

      @@berihkifle4326 love you bro❤

    • @koki-show
      @koki-show 5 ปีที่แล้ว

      @@yoniwedihagereseb7951 enber ke eti husum bahli bentiseyo eye eya ko tebil zela so getmi sakit eya hawey xibuk gierka astemakra okay.

  • @ABIABI-2013
    @ABIABI-2013 5 ปีที่แล้ว +24

    ካብ ዘበነ ስደትን ዉርደትን !
    ናብ ዘብነ ክብረትተን ፍትወትን ይግበረልና !
    ካብ ዘበነ ምስዳድ ዘበነ ምምላስ !

    • @يوديتيوديت
      @يوديتيوديت 3 ปีที่แล้ว

      እንሻላህ,ንኹልና,ንምነያ,ዩ🙏🙏🙏🙏❤❤❤💟

  • @ጓለቡኣኤረይዝዓዳ
    @ጓለቡኣኤረይዝዓዳ 5 ปีที่แล้ว +32

    ኤዱ ሓጻር በራኽ👌👍😘😘😘
    ከም ኩሉ ጊዜ ብሉጽ ስራሕ ጓል ኤረይ ቅጭን🥰🥰⭐⭐💎💎🇪🇷🇪🇷

    • @robi-gu3gu
      @robi-gu3gu 5 ปีที่แล้ว

      ናይ ባሓቂ ሓጻር በራክ ክክክክ

    • @wedierey6060
      @wedierey6060 5 ปีที่แล้ว

      😃😃😃

  • @ሰሜንትግራይትግራይ
    @ሰሜንትግራይትግራይ 5 ปีที่แล้ว +11

    Ende shikor ajoki kexilo bhahlna ni keabi ztgbryo zelki xaeri keydnku ayhlfin kab hawki wedi tigray ❤❤❤❤💋💋💋💋❤❤❤

  • @yishakabrham5002
    @yishakabrham5002 5 ปีที่แล้ว +4

    የ90ዎቹ ልጆች በያላችሁበት ፍቅር ጤና ይስጣችሁ አሜን !

  • @user-Eth
    @user-Eth 5 ปีที่แล้ว +11

    የአስመራ፡ ልጆች፡ ኑሩልን፡ ቆንጂዬዋች...!

  • @ethiopiatub9303
    @ethiopiatub9303 4 ปีที่แล้ว +2

    ኢርትራ ውስጤ ናችው በተለይ ኤድንን እውዳት አለሁ መኩሽ ናት 🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹

  • @SamiWedikeshi
    @SamiWedikeshi 5 ปีที่แล้ว +14

    ኤዱ ሽኮር ማራ አየ ዘድንቀኪ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ስደትና የሕጽረልና ሓሳብ ልብና የስምረና ብሩክ ቐዳመ ሰምበት ይግበረልና።

  • @merhawitesfahiwet1846
    @merhawitesfahiwet1846 5 ปีที่แล้ว +41

    Ata kndey ktiem eyu ezi bahlna...kemzi kemay bebhlna thbenu eske like gberu

  • @iphone1769
    @iphone1769 5 ปีที่แล้ว +3

    Yessss .. Girl power!!! Ati Jigna shikor!!! Ezia kab nay Beyoncé who run the world felika zerie yeblan .. behaki des zibil filuy hasab .. Thank you ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @michaelnuguse2548
    @michaelnuguse2548 5 ปีที่แล้ว +18

    ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2020 ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ like nedu🇪🇷

  • @ዋልታተስፋይ
    @ዋልታተስፋይ 5 ปีที่แล้ว +14

    ማይናስ ዝብሃል ሰብ ዳሪክተር ናይ ብሓቂ ብሉጽ ሰብ ኢዪ ናይብሓቂ

  • @danitigray6813
    @danitigray6813 5 ปีที่แล้ว +7

    እዋይ ጉድይ መዓቱይ ሕጂስ ከዓ ክንዝርፎም ጀሚርና ተመስገን ቅቅቅቅ ቸላ ግን ድማ በየናይ ጉልበት እዮም ክዝረፉ

    • @ሰብሎሚ-ከ1ቀ
      @ሰብሎሚ-ከ1ቀ 5 ปีที่แล้ว

      kkkk kkkk

    • @Kidane13
      @Kidane13 5 ปีที่แล้ว

      ክክክክክ ኣጆኺ ሎሚ እንታይ ጉብዝና ኣሎ ቀደም ነይሩ ጉብዝና

    • @Peace-zf1br
      @Peace-zf1br 5 ปีที่แล้ว

      Temskin dea neskin ka tehyal

  • @solokigilr3886
    @solokigilr3886 4 ปีที่แล้ว +27

    i am from tigray edu i love u
    it is good music,clip,and our culture
    all ur musics are very good
    and ur so beauty full

  • @ሰላምጋልዓጋመ
    @ሰላምጋልዓጋመ 5 ปีที่แล้ว +21

    ኣዱ ምቅርቲ ኣጆኩም ደቂ ኤሬይ ኣብ ባህሊ ርገፁ ትግርኛ ግጥሚ 100%
    ክሊፕ100%
    ዜማ 100%

    • @meley1952.
      @meley1952. 4 ปีที่แล้ว

      መን ዩ ሽማግለ ክሰድድ ኮር ተገምጠል ንሕና ንፈልጥ እንዳ ወዲ ጋልኩም ሃቡና ይብሉ መረዳእታ ይደሊ ኣለኩ ብኽብረት ብጾት ዜማ ግን ጥዕምቲ ዋላ ዳሪክተር ንፉዕ እንተ እታ ግጥሚ ግን ቂር ኢላትኒ ካብ ናተይ ዘይምርዳእ ኽኮን ይኽእል ዩ
      (ከመይ ትመስለኩም ናኩም ከ?

  • @ጓልትግራይወርቂእየ
    @ጓልትግራይወርቂእየ 5 ปีที่แล้ว +9

    ውይይይ እዚ ባህላዊ ክዳን ና ደርፊ ከጥዕመልኪ ካብ ኩሉ ደስስ ክብል
    ኩሉ ደርፍታትኪ ይሪኦን የሰምዖን እየ እዚኣ ባህላዊ ደርፊ ምስ አካዳድናኡ ደስ ትብል ብጣዕሚ ሰለዝኮነት ግን ሎሚ ኮሚኒት ሂበኪ አለኩ ።

  • @tamzgitesfa6300
    @tamzgitesfa6300 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣቤት አዚ ባህልና ክጥዕም ክጽብቅ ኤደን ሽኮር

  • @micheleberhehagos3502
    @micheleberhehagos3502 5 ปีที่แล้ว +3

    ድምጺ 100%
    ክሊብ 100%
    ሰኒ ብክሻ
    ጛል ኤረይ
    2020 ዓድና ንምለሰሉ ህዝብና ዝፋቀረሉ ጸላኢና ዝጠፍኣሉ
    ዓመት ይግበራ

  • @mdrehabesha6420
    @mdrehabesha6420 5 ปีที่แล้ว +13

    ሕጂ ነዴታትኪ መሲልኪ ኤዱ ሽኮር፣ ዓቃቢት ባህላን መንነታን😍😍😍😍

  • @ROTES1991
    @ROTES1991 5 ปีที่แล้ว +8

    በዚ ስራሕ ዕጉብን ፈረቃን ኢየ ኣነ ምክንያቱ ብዝሑ ዘይተበርበረ ባህሊ ካምዘለና ኣብዚ ክሊብ ክንማሃር ንክእል ኢና ኤዱ መቕሰን ንፍዕቲ ማራ ኢየ ሕቡን በዛ ስራሕ
    በዚ ስራሕ ሕጉስ ዕጉብን ዝኮንካ ኣብዚ ታሕቲ ኣጻብዕትካ ኣቀሚጥካ ሕለፍ ።
    ብዝተረፈ ሩሑስ ብዓል ሓድሽ ዓመት ንኩሉኩም ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ፋሕ ጨንገራሕ ኢልካ ዘለካ ከም ወዲ ዛግራ
    ሓወይን ሓፍተይን ሰላም ንዓካ ውላድ እዛ ለዋህ መሬት ኤርትራ ዝኮንካ ሰላም ንዓኩም ካም መሬት ካሳብ ሰማይ ሰላም ሰላም

  • @ወዲኤራይሓላልንበረለይስእ
    @ወዲኤራይሓላልንበረለይስእ 5 ปีที่แล้ว +1

    ኤዱ ቅጭን ንባርና እስገ ገአለ ንበላ ዕድን ጥዕናን ይፍጠረልም ድኢ ኤረይ

  • @robiboy1613
    @robiboy1613 5 ปีที่แล้ว +60

    N edu zhbi Like 16/6/2020

  • @ሰብሎሚ-ዠ4ሸ
    @ሰብሎሚ-ዠ4ሸ 4 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ
    ልዕሊ ኩሉ ከኣ ብባህላዊ ኣገባብ እቶም ተላሃይቲ ወኖም ከውጹ ከለዉ እዚ ባልልና ጥዑም ኢዩ ዘብል.

  • @habtigang5691
    @habtigang5691 5 ปีที่แล้ว +30

    Where are my Eritrea 🇪🇷 people happy Christmas 🎄 to everyone watching and reading 📖 comments.🇬🇧🦅

  • @eritesfu4603
    @eritesfu4603 5 ปีที่แล้ว +3

    ኤዱ ጋል ኤሬ ደስ ትብል ደርፊ ርሑስ በዓል ይግበረልና

  • @fanuelfaniel2431
    @fanuelfaniel2431 5 ปีที่แล้ว +3

    እንቃዕ ብሰላም መፃኪ ኤዱ ሩሕስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና

  • @ሰውአርገኝናሰውይግረ-ሠ8ዸ
    @ሰውአርገኝናሰውይግረ-ሠ8ዸ 4 ปีที่แล้ว +37

    I am from Ethiopia
    love Eritreans People

  • @manailabdoo6579
    @manailabdoo6579 5 ปีที่แล้ว +5

    Wowww betam yemarl yene konjooo barca airf sra naw

  • @eritreaneertrawian9778
    @eritreaneertrawian9778 5 ปีที่แล้ว +11

    ርሑስ ሓዲሽ ዓመት 2020 ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ፥ ብፍላይ ንሓይልታት ምክልኻል ሰራዊት ኤርትራ።

  • @gebrittewelde5183
    @gebrittewelde5183 5 ปีที่แล้ว +6

    ጹቡቅ ጣዓሚ ዜማ በርትዒ ቀጽሊዮ ኤዱ መረዋሕ

  • @majormajor4628
    @majormajor4628 5 ปีที่แล้ว

    ኣንቲ. ቆልዓ ኩሉ ደርፍኺ ዝወጾ የብሉን ኣጆኹ. ብጣዕሚ ዝናኣድ እዩ

  • @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
    @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ 5 ปีที่แล้ว +126

    ኤዱ ምቅርቲ nice music ኣጆኩም ርገጹ ኣብ ባህሊ ትግርኛ ግጥሚ 100%
    ዜማ 100% ክሊፕ 100% ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት &happy new year 🍷🎂💗

    • @temesgensegalet3750
      @temesgensegalet3750 4 ปีที่แล้ว

      ኦቭጅጅህኦኦፕፕፐውቃኡኦጅይልል

    • @BIGBOSS-tt1if
      @BIGBOSS-tt1if 3 ปีที่แล้ว +1

      ጓል ዓደይ ሸኮር ዓድዋ

  • @gualtigrayfetawitselomunha2504
    @gualtigrayfetawitselomunha2504 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣታ ኣነስ ነታ ኤዱየ ክፈትዋ ማዓት ኤዱየ የኔ ማር ስወድሽ ኮ ፅቡቕ ስራሓ ቀጽልሉ ን ኤዱየ ዝፈቱ ባ like ግጨው

  • @awetyemane8502
    @awetyemane8502 5 ปีที่แล้ว +20

    Edue shikorrrr nay behaki tsbuk serah

  • @FenkiltesfuTesfu
    @FenkiltesfuTesfu 5 ปีที่แล้ว +2

    እንቃዕ ብ ሰላም መጻኪ ኤዱ ሓብትና,

  • @AN-oo5hg
    @AN-oo5hg 5 ปีที่แล้ว +9

    Timeti Derfi. Higi Grem Deki Eriea marey, so keep it up the good work👏👏👏👏👏 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

  • @ተስፋይንስኻኢኻ
    @ተስፋይንስኻኢኻ 5 ปีที่แล้ว

    እውይ ሓኒኸ በጃኹም ኢለኩም እንዳ ኣባ ሕጊ ክትቅይሪ ጉድ ስማዕ ብዝኾነ ጽቡቅ ስራሕ ኤዱ ሽኮር

  • @mbtrta1605
    @mbtrta1605 5 ปีที่แล้ว +9

    ኣወዳት ድኣ ከይተዘረፉ እንዶ ባዕሎም ድጎዩ ዋላ እንዘረፍናዮምስ እንታይ ኢና ክንረክበሎም ሃሃሃሃ

  • @efremwerede8050
    @efremwerede8050 5 ปีที่แล้ว

    ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ይግበረልና፡
    ዓመተ ሰላም
    !
    ዓመተ ፍቕሪ!
    ዓመተ ራህዋ!

  • @ማሓሪጣዓመ
    @ማሓሪጣዓመ 5 ปีที่แล้ว +5

    አዱ ሽኮር ኣጅኪ
    በርትእ
    ማራ እየ ዘድንቀክ ኣነ።

  • @kidanegebrezghi2311
    @kidanegebrezghi2311 4 ปีที่แล้ว

    Waawwwwww Eden shikrrr ካብ ኩሉ ደርፍኪ ሎሚ ፍትዮ ብጣዕሚ ሽኮር ዝኮነት ደርፊ ደርፍኪ ጽብቅቲ ኣጀኪ

  • @TV-nm3fy
    @TV-nm3fy 5 ปีที่แล้ว +11

    ኤዱ ሽኾር መኽበሪት ባህላ❤💘💘❤❤❤ like ሃብዋ ነዛ ዋዕሮ ትግርኛና💪💘

  • @luulawelde6455
    @luulawelde6455 5 ปีที่แล้ว

    Yebel sene Tibeb. Nay minas id kemzelata telele. Edu Bravooo🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏

  • @ጋልመቐለ-ኀ3ጸ
    @ጋልመቐለ-ኀ3ጸ 5 ปีที่แล้ว +11

    ኤዱ መቅርቲ እንካዕ ዳሓን መፀእኺ ከም ወትሮ ፅቡቅ ስራሕ ዝፎትወኪ ካብ ትግራይ ሶ ሰሰናዩ ።

  • @eliudmebrahtu9357
    @eliudmebrahtu9357 5 ปีที่แล้ว +1

    Edeu shikor wawww mara xbkti derfi kemzi kemay zmexeto like aytresu nkulatkum Happy's new yera yrkum ygbera

  • @tomasmehegoseyyy659
    @tomasmehegoseyyy659 5 ปีที่แล้ว +13

    ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ይግበረልና፡
    ዓመተ ሰላም
    ዓመተ ፍቕሪ
    ዓመተ ራህዋ
    ዓመተ ስኒትን
    ፍትሒ ዝነግሰሉ፡ዓመጽና ዝጸንቱሉ፡
    እሱራትና ዝፍትሕሉ፡ፍቕሪ ሂብና ፍቕሪ ንቕበለሉ፡ምስ ስድራና ፍቕሪ ነውሕዘሉ፡
    ምስ መተዓብትና ንራከበሉ፡
    ሰናይ ርጉእን ዝኮነ ሂወት ንመርሓሉ ዓመት 2020 ይግበረልና፡So ምቁራት የሕዋት ኣኣኣብ ዘለኩሞ ሰላም ሰላም ሰላም።

  • @asudanu1982
    @asudanu1982 5 ปีที่แล้ว +1

    Eti zebelse abza clip etom tewasati nay bhaki nfuat fshktom ,aseaseom kab kulu dma hadeshti gexh mukanom des ybl mknyatu ab zbzh clipat bzuh gexh ydgagem yu best (mynas)100

  • @ይወርዳኖስነኝየድግልማሪያ
    @ይወርዳኖስነኝየድግልማሪያ 5 ปีที่แล้ว +15

    ዋው. ትግሬዎች ሥወዳችሑ አቦ ይመቻችሑ. ❤❤❤💋💋💋💋💋😘😘😘😘😍😍😍👍👍👍👍👍👌👌👌

  • @rigatgebretinsae8248
    @rigatgebretinsae8248 5 ปีที่แล้ว

    entay emo kinbil tim hitim!!! Nay behaki Nifieti des behali Ketsiliu shikorina Tiyit tirah zeykonkis roket eki!! bravo!!

  • @abrhimolove8673
    @abrhimolove8673 5 ปีที่แล้ว +2

    Zenad serha yonas (maynas) gen hati gega altka nay bahli kab kona edan artifshal xaguri ketgabr aynbran

  • @adynahi5202
    @adynahi5202 5 ปีที่แล้ว +1

    Rihus hadsh amet ygberelkum deki erey xaeda 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @johnweldeab1502
    @johnweldeab1502 5 ปีที่แล้ว +12

    Edu shkorina mekberit bahla kbrit yhabelna

    • @abrahamebayhigen4984
      @abrahamebayhigen4984 5 ปีที่แล้ว

      Kkkk ነቲ ባህልን ሕጊ አንዳባን ክቅይሮ አየ ኣንዳበለትካስ፡መኽበሪት ባህላ አንታይ ባህሊ
      ብኽዳን ጥራሕ ድዩ ዝርድኣካ፧

  • @arsiema194amlakeyeyuwahsey3
    @arsiema194amlakeyeyuwahsey3 5 ปีที่แล้ว +1

    ኤዱየ ምቅርቲ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ኣጆኺ ቀጽልዮ። ንኹላትኩ ሕዝቢ ኤርትራ ድማ ሩሑስ ሓዲሽ ዓመትን በዓል ልደትን ይግበረልና 2020 እቶም ካብ ትፈትውዎም ስድራኹም ተፈሊኹም ትነብሩ ደለኹም ኣብ ሕቅፎ ስድራኹም ተሑቁም ዓመት ትግበረልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰✌✌

  • @lavetmedia1784
    @lavetmedia1784 5 ปีที่แล้ว +24

    Nay bahaki bahlna tuaum kulu kdawinti bahlawi koto kulu zeabeyena kemzi kmleslen btesfa nxbe ab nay kalot yehwat ka

  • @saymonermias
    @saymonermias 5 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ብሰላም መጻኽና ኤዱየ ኣስሊ ፍልይ ዝበልኪ ኢኪ ኮ.......!
    ኣግርጭው እስከ ንኤዱየ ብሩኽ ቅንያት ሓዱሽ ዓመትን ብዓል ልደትን ይግበረልና !ደቂ ኤረይ ኣሕዋተይ !

  • @bereketandetsion2715
    @bereketandetsion2715 5 ปีที่แล้ว +16

    Edu shukorr välkommen buruk qedamesenbet ygberelna fuquratey like kea

  • @ኣንጻርህግደፍህግደፍንዘል
    @ኣንጻርህግደፍህግደፍንዘል 5 ปีที่แล้ว

    ኤዱ ሽኮር እንቛዕ ብሰላም መጻኺ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ስደትና ኣሕጺሩ ብሰላም ዓድና ይምለሰና

  • @dkassaca
    @dkassaca 5 ปีที่แล้ว +7

    Yes
    Ethiopians
    Love
    Eritreans !

  • @niyatkidane4139
    @niyatkidane4139 5 ปีที่แล้ว

    የስስስ ሎሚ ቀዳማይ ረኺበያ ኤዱ ሽኮር ጥዕምቲ ደርፊ ..ርሑስ ሓድሽ ዓመት 🇪🇷❤

  • @ይኣክልላይክምልማን
    @ይኣክልላይክምልማን 5 ปีที่แล้ว +4

    *ኦኦኦ ኣዋዳት ክንዝርፍ ጀሚርና ምካን ደቂ ኣንስትዮ አንታይ ኣቅሚ ኣለክን ዶርሆ ኣዉድቕክን ዘይ ትኽላ ብሩኽ ቅዳመ ሰንበት*

    • @hiyabelkessete3496
      @hiyabelkessete3496 5 ปีที่แล้ว +1

      ክክክክክክክክ ሓያላት ኢና ናይ ሎሚ አዋዳትስ ሰብኡት ተባሂልኩም ዘይከም አቦታትኩም ማዓንጣ ይብልኩም

    • @robeltsegai2821
      @robeltsegai2821 4 ปีที่แล้ว

      Ata adgi tegadelti kem mikuanen resiekhado

  • @yordanostikue1933
    @yordanostikue1933 2 ปีที่แล้ว +1

    best tgrigna from tgray ethiopia to all eritreans ... one day we will unite back

  • @lavitamaiko4157
    @lavitamaiko4157 5 ปีที่แล้ว +4

    AYe Edu intay Kewexo Kulu 100

  • @eriterabarentu1119
    @eriterabarentu1119 5 ปีที่แล้ว +1

    ኦኦኦ አዱ ናይስ ብጣዕሚ ደስ ተብል ባህላዊት ካ

  • @ermilove685
    @ermilove685 5 ปีที่แล้ว +11

    *ኤዱ ሚልሚል ስየ😂🤫*
    -ካብ ናይ ቀደም ዝፈትዋ ደራፊት ታንኪ-
    ካብዘን ውልዶታት ክኣ ኤዱ ንስኪ ባዕልኪ ኢኪ ኣጆኪ ቀጽልዮ ma sweet

  • @danizpsycho7633
    @danizpsycho7633 5 ปีที่แล้ว +2

    ከመይ ድየ ዝፈትወኪ ኤዱ ሽኮር😍😍😍 ኣቤት 'ዚ ባህልና ምጽባቑ😍

  • @Kidane13
    @Kidane13 5 ปีที่แล้ว +46

    እዚ በረኸት ወልዱ ዝብሃል ሰብ ክንደይ ይነፍዕ ነዛ ዜማ ዝሃበ ሰብ

  • @aviavino1879
    @aviavino1879 5 ปีที่แล้ว

    ኤዱ ሓፍተና ብታሚ ብልጽቲ ንባህልታትና ንውክል ኩሉ ምሉ ውሕሉል ቀጽልዮ happy new year 2020 all of my eritrean pepple.

  • @felfeltube3159
    @felfeltube3159 5 ปีที่แล้ว +3

    i like thise amazing music,ooooo i love here so muchhhhhhh,i from amhara,ethiopia

  • @berekett1604
    @berekett1604 4 ปีที่แล้ว

    welelye welelye abinu libey endahangede .... welelye welelye fikrka hizuni zeysedidye kitibl keleki mara shikor eki edeu sweet! mara tefetawit ni musika tefetirki gena eden tiyit kibluki kelewu yifelteki shikor!!!

  • @ናፉፈታዊሞሞና-አ3ቘ
    @ናፉፈታዊሞሞና-አ3ቘ 5 ปีที่แล้ว +14

    Welcome ኤዱ ምቅርቲ💯

  • @timeforchange1202
    @timeforchange1202 5 ปีที่แล้ว

    ምሽ ክትሞታልና...ኣፍቂርናክን እኮ ተበልናክን ትስሕቃ ኣለክን ኣዋልድ Europa ...ጽቡቅ ደርፊ ነይሩ ግን ፍቅሪ ኣብ ደርፊ ጥሪይ እንዶ ኮይኑ .....ርሑስ ሓድሽ ዓመት ከኣ ይግበረልና ኣሕዋት ...one love eri...respect...

  • @selamtewelde3150
    @selamtewelde3150 5 ปีที่แล้ว +6

    Abet germa Edu bejaki ba ny bahli tray derfi kexiblki gudam

  • @ሄራታንብርሃነ
    @ሄራታንብርሃነ 5 ปีที่แล้ว

    ኤዱተይ ከም ልበይ መሖጎሰይ ቃል የብለይን ቀፅልዮ ሰላምኪ ይብዛሕ መቀረተይ❤️

  • @eritiktokfunnycomedy7242
    @eritiktokfunnycomedy7242 5 ปีที่แล้ว +20

    *ኤዱየ በዓልቲ ቁመት ስየ*

  • @biniambini8378
    @biniambini8378 5 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ምቅርቲ ሙዚቃ ፡፡ሓሪፍ ሙዚቃ የቀንየልና ኤዱ

  • @ወዲስውእኢየማራጨካን
    @ወዲስውእኢየማራጨካን 5 ปีที่แล้ว +13

    ነዚ ናተይ ኮሞንት ትንብቡ ዘለኩም ደቂ ትግሪኛ ኣምላክ ሕውስውስ የብልኩም ከም ማይን ጸባን ፍረዩለይ ጽገዩለይ ።
    ኣብ ሙሉእ ዓለም ዘለካ ህዝቢ ትግሪና ቅድሚ ብወረዳ ብብሄርነትካ ተጠርኒፍካ ህዝብካን ሃገርካን ተድሕነሉ ዓመት ቱኩነልካ 2020፤።

    • @hermonberhe1889
      @hermonberhe1889 4 ปีที่แล้ว

      ተባላሽኩም ኩሉ ተጋሩ ኣብ ሃተፍተፍ ይእትይኩም ደርፊ ኤርትራ ኮይኑ ናይ ሓንቲ ካብተን ትሽዓተ ብሄራት እዩ:: ኤርትራዊ ሙዚቃ እዩ በቃ ኣኸለ::

    • @maitemenai7307
      @maitemenai7307 4 ปีที่แล้ว

      አዚ ናይ አርትራውያን ደርፊ ኢዩ። ምስ ኣትማን ተጋሩ ኣይንሕወስን።

    • @hossain9257
      @hossain9257 4 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen konjo

  • @shimaykbreab9501
    @shimaykbreab9501 ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቂ ይበል ደርፊ ኤደን ሽኮር

  • @bizubuzy
    @bizubuzy 5 ปีที่แล้ว +10

    *Bkiat nay Director ms temesetku Yonas (Minas) wow! production manager Michael (Shetu) - 2 blutsat directorat. Habarawi msrah wxietu zkurie srah eyu.. Great video clip of 2020! Good Job Edu*

  • @iseyasghirmay3867
    @iseyasghirmay3867 5 ปีที่แล้ว

    Mainas ab tbeb hagerna abi ejam teberkt aleka edu shkor kia xbuk srah 👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @LL-pt6ub
    @LL-pt6ub 5 ปีที่แล้ว +6

    Edu good job 😍😍😍
    Kab TIGREAY WERKI

  • @kahsubahtayosef4136
    @kahsubahtayosef4136 5 ปีที่แล้ว

    Edmen tanan yhabkum deki erey halalat Neza komenti tenbubu zelekum buruk qedamesenbet ygberelkum nic pic job edu skori 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️!!

  • @g15wediafa78
    @g15wediafa78 4 ปีที่แล้ว +3

    3:08 ufffffffffffff Mehmem .men alo neza kilasikal kidegim zeweil .

  • @helentariku8340
    @helentariku8340 5 ปีที่แล้ว

    Edu sekor eweyyy kexbeklkum klu gzie bahlawi eba derfi abit ezi bahlna kxbyk des kblka 100/100

  • @mattimelese3378
    @mattimelese3378 5 ปีที่แล้ว +7

    Eden wusteh nat endeh eneh metwodut like aregungeh

  • @ታሪኽኣፍኣለዎ
    @ታሪኽኣፍኣለዎ 5 ปีที่แล้ว +1

    ኤዱየ ምቅርቲ ፍጥረት ይበል ስራሕ

  • @habtomblackman9649
    @habtomblackman9649 5 ปีที่แล้ว +4

    Edu mkrti enkea bselam mexaki best songs cp it

  • @tv3726
    @tv3726 5 ปีที่แล้ว

    ዋው ኤዱ ጽቡቅ ሰራሕ ኩሉኩም ኣብ ሂወትኩም ምሉእ ጥዕና ይምነየልኩም 2020 ከኣ ዘመን ሰላም ዘመን ፍቅሪ ዘመን ምትሕቁቃፍ ትኩነልና።