መደብ ምስ ወተሃደር ኤርትራ ዝነበረ በሪሁ ወዲ ቀሺ ፥ ዛዕባ መርሸንቲ ኣብ ሰራዊት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 38

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  วันที่ผ่านมา +9

    Don’t Forget To Like Subscribe & Share
    መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
    donorbox.org/tefetawi-talkshow
    ኣባላት ኩኑ Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
    th-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin

  • @JustOne77
    @JustOne77 วันที่ผ่านมา +3

    GOD JOB TEFE AND BERIHU WEDI QESHI! GOOD JOB KULAHKOM TEKETATELTI! LIKE MGBAR AYNTEHAKE!

  • @Josi_Gesamanda
    @Josi_Gesamanda วันที่ผ่านมา +6

    በሪሁ ወዲ ቀሺ ካብ'ቲ ናይ ሻዕብያ ፍርሒ ወጺካ ሓቂ ምምስካርካ ሓደ ካብቶም ናይ ዘበና ጀጋኑ ኢለካ ኣለኩ!! ነዞም ኣብ ዘይንቡር ዝነብሩ ዘለዉ ተደናገጽቲ ናይቲ ስርዓት ምናልባት ዕላማ ናይዚ ስርዓት ንህዝቢ ኤረትራ ብሓይሊን ባስካሕካሕን ጭከናን ኣብ ሰራዊት ዘለዉን ከመይ ዝበለ ግፍዒን ዕላምኦም እንታይ ምኻኑን ነቶም ዝተደናገሩ እንተለዉ ገለ ሓቂ ክበርሃሎም እዩ!!!

  • @MNBB-n7e
    @MNBB-n7e วันที่ผ่านมา +4

    ahhhhh way hegda seti dem😢😢😢😢😢

  • @BemnetFiliposSibhatlab
    @BemnetFiliposSibhatlab 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Berihu👌💙

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi วันที่ผ่านมา +1

    ጆን 45ረሺነ ቅድም ሚሓረዲዎ ምርጥ ረሺኒካ ምስ ጂ15ማተአሰረ።።።።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ምስ ህዝብ ትግራይ አይኂቢአሲን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሙሪኺት ሲአሱሳ ወሲዶሞም ቢሱዳን።።።።

  • @medhanieZemam
    @medhanieZemam 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    በሪሁ ጅግና ብዓል ዓቢ ታሪኽ፡ ኣብዚ ዘበነ ፍርሂ፡ ሽቁረራ፡ ራዕድን እንታይ ገደሰንን ነቲ ዝወዓልካሉ ክፋል ታሪኽ ገበናት ህግዲፍ ብትብዓትን ብሓላፊነትን ክትምስክር ምድፋርካ፡ ምስቲ ኣብ ዓውደ ኲናት ዝፈጸምካዮ ጅግንነት ዝዳረግ ጅግንነት እዩ።
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!

  • @tesfaybirhane4435
    @tesfaybirhane4435 วันที่ผ่านมา +4

    🎉🎉🎉🎉

  • @lululove6054
    @lululove6054 วันที่ผ่านมา +4

    💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔ufffff😭💔💔

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay วันที่ผ่านมา +4

    አቶም ዝርሺኑን ዘረሺኑን ናይ ኢዶም ዝረክብሩ አዋን ይህጸር ይንዋህ ኣሪትራዊ ዝቀተለን ዘቅተለን ዋጉኡ ክረክብ አዩ ፥ኣሪትራዊ ደም ፥ሂወት ኣጥፊአካ፥መብስካን ስድራካን ፥ክፍደይዎ ከምዝኮኑ ምንም ኣሪትራዊ ክፈልጥ ኣለዎ ፥ህዝቢ ኣአራብ ሃደ በተሰቦም ምስ አትቀትል ሃደ ምስ ኣሰርተ አዩ ህነ ዝፈድዩ ፥አዚ ማለት ሃደ ቀቲሉ 10 ሰቦም ክስአኑ ስለዘይደልዩ ፥ተከባቢርካ ምካድ ይምረጽ፥ ኣብ ሃይለ ስላሰ፥ይኩን ደርጊ ሂወት ኣሪትራዊ ክቡር ነበረ፥ኣብ አሉል ጽልኢ ህዝቢ ኣሪትራ ዘለዎ ፥ተምበናይ ኢሰያስ ኣፎርቂ ቅርህንቲን ጽልአን ህዝብና ስለዘለዎ፥ብሰላህታ ህዝብና ኦም ብላኣታ ብምጥቃም ሃው ምስ ሃው ደም ክምዝፋሰሱን ነጻ ሰብ ምርሻን ኣብ ግዘ ኢሰያስ አዩ ዝረኣ ዘሎ፥ኢሰያስ ኣሪትራውያን ተጋደልቲ ብ1973-1976 አዩ ጀሚርዎ፥ነቶም ኣብ 1973 መንካአ፥1976 የሚን ብምባል 89 ተጋደልቲ ረሺኖም አዮም፥ህዝብና ነዚ ኣረመናዊ ጉጂለ ኣጸቢቁ ይፈልጦ ኣይነበረን፥ብነጻነት ዝብል ጣቃ ሰኪሩ ስለዝነበረ ተግባር ህሉፍ ህግ ክምርምር ኣይካኣለን፥

  • @samitesfay5274
    @samitesfay5274 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Berihu has moral integrity.

  • @TsegayeTtsegay
    @TsegayeTtsegay 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዕጥቂ ዓጢቕካ ክንድዚ ፍርሒ ኣሎ ዩ

  • @SamsomSami-r4t
    @SamsomSami-r4t วันที่ผ่านมา +4

    ወዲ ኣሃዱና ኢዪ ፥ 1ይ ቦጦሎኒ ፨ወዲ ቀሺ .
    ኮር 161 3ይ ብርጌድ 1ይ ቦጦሎኒ

  • @TsegayeTtsegay
    @TsegayeTtsegay 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እቲ ሓደ ነዲኡ ከ መን yu

  • @tomasnme
    @tomasnme วันที่ผ่านมา +2

    😢ahhhhh

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi วันที่ผ่านมา +2

    ኡነኺአ 19820ተባቲኸ ክብ ጪዊያ 1984መርዓ ተሲሒተ ናይ ተኺላይ ዳደን ምርሓና መኪና እብ ኸሰላ ረኺበዮ ኺዳኀ እይ ።።።

  • @trhasnguse9176
    @trhasnguse9176 วันที่ผ่านมา

    😭😭😭😭💔💔💔💔

  • @michaellove5482
    @michaellove5482 วันที่ผ่านมา +4

    Berihu hawey anbesa baal metkel

  • @asliErda62
    @asliErda62 วันที่ผ่านมา

    Very Great narration!!! I think z system worked and works like what bro said ....hope soon off 2 control z ppl
    ,off z system of Hgdef

  • @isaacgebremeskel6091
    @isaacgebremeskel6091 วันที่ผ่านมา

    Neru neru neru

  • @TsegayeTtsegay
    @TsegayeTtsegay 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ምድረ ኣርዮሳት ያ ዛ ሃገር እዚኣ

  • @ghenettedla3742
    @ghenettedla3742 วันที่ผ่านมา

    You are luck guy thank God you are safe 🙏 you telling as what's happening buy evil hagdfe ❤🎉❤

  • @zerauasgedom7612
    @zerauasgedom7612 วันที่ผ่านมา +1

    Seltene eziom ane yfeltom
    Entay zeygebru
    Ksab ms brgDer general resi mrak ztbasku eie anewn

    • @zerauasgedom7612
      @zerauasgedom7612 วันที่ผ่านมา

      Sneer ekbkab eya ab shimelba neyra eya

    • @zerauasgedom7612
      @zerauasgedom7612 วันที่ผ่านมา

      Kab hager wshti enda teqawmkuwom eie mexi ane

    • @zerauasgedom7612
      @zerauasgedom7612 วันที่ผ่านมา

      Bwshti mesmer rkebeni

  • @zerauasgedom7612
    @zerauasgedom7612 วันที่ผ่านมา +1

    Knegreka ykel eie

  • @onelove6711
    @onelove6711 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Enda 36 zeneberekum esek like geberu

  • @onelove6711
    @onelove6711 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ne Jhon black kemetelom Elom ganeteu hezu kedemit eyom zesedewo neyerom

  • @azzyland65002
    @azzyland65002 วันที่ผ่านมา

    ምሰብሮቶ ይቅጥቀጡ ኤርትራዋ ስብእነት ጠፊአ ምርቫን ናይቫዕብያ ሱሩሖምእዩ 1984 ተከሰተ ፉቱ ባዓሐዳር አባ ሐደ ቆልዓ ናይ ቀበሌ ተመሪጹ 7ሰብተመሪጾም ተመሪጽኩ ኢሎም ተከሰተ 30 ዓመትይኮውን አበኡ ዓይኒሱዉር መሰክሒኢሎም ጹሩይከማየኑጉሆ ረቨኖሞ

  • @onelove6711
    @onelove6711 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wedi gereye eyu zebehal eti gorereu zetebetek

  • @onelove6711
    @onelove6711 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wedi keshi tsebuk gereka gelitsekayo

  • @onelove6711
    @onelove6711 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eti zebezeh seweat zekefelenala bota eya tafanefas

  • @semeremengsteab3898
    @semeremengsteab3898 วันที่ผ่านมา +1

    th-cam.com/video/ltbrhnkxe3Q/w-d-xo.htmlsi=vuzm3FazYICUxWOU

  • @hailezghigebrengus547
    @hailezghigebrengus547 วันที่ผ่านมา

    8 mealti koblilkum eilom 6 werhi eina teqetsiena 1y zurya kelena eziom dea kemey resahat dyom qetali amatsi srat mkuanu qedem eina felitnayom

  • @EmbayeGrebrat
    @EmbayeGrebrat วันที่ผ่านมา

    ኮንዶም!
    ሓደ ናይ ኣስመራ ኣየርፖርት ሓኮተኛ እንታይ ይብልስ፡ እዞም ዲያስፖራውያን ነዚ ባልጃ ምሉእ፡ መሬት ምስጋል ኤረ ወጋሕ መበሊ፡ ብጥረ ገንዘብ ንመንግስቲ እንተዘወፍይዎ፡ ብዘይቀልዓለም ንቡዙሓት ዘክታማት ሓገዝ ምሸፈነ ኔሩ ይብል እናተገረመ! ኣነ ድማ ብተወሳኪ ንደቂ ሳዋ ይሕዋትና ከይልክሙልና፡ ህጹጽ ኣካላዊ ምርመራ ጥዕና ክግበረሎም፡ በዚ ኣጋጣሚ ኣትሪረ ከማሕጽን ይፈቱ ይሕዋት🙏🏼
    ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊💡