Kiflu Dagnew - Tenafaqit | ተናፋቒት - New Eritrean Music 2017 (Official Video)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ต.ค. 2024
  • Subscribe (IT'S FREE) ›› goo.gl/GibN2T
    ’’Eritrean Music’’ ‘‘New Eritrean Music 2017’’ ‘‘Eritrean Music 2018‘‘
    Copyright © Jayo Truth 2017
    An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
    © All rights reserved.
    Best Jayo Updates: bit.ly/2CzwKsN
    Popular Videos: bit.ly/2CncXA0
    - - - - Connect with us - - - - -
    Facebook Page: goo.gl/xP39Jk
    Twitter: goo.gl/k4ohFM
    Facebook (Personal): goo.gl/7oE6p9 [ Yacob Dawit ]
    Facebook (Personal): goo.gl/DS4RY1 [ Jayo ]
    Website: www.jayotruth.co
    Website: www.jayotruth.c...
    |- - - - - Connect with us - - - - - |

ความคิดเห็น • 2.1K

  • @Jayotruth
    @Jayotruth  6 ปีที่แล้ว +232

    Hagos Suzinino New Comedy 2018
    Watch it now: th-cam.com/video/aioMiw9x6-4/w-d-xo.html

    • @mebrahtomnegash5080
      @mebrahtomnegash5080 6 ปีที่แล้ว +3

      Jayo Truth

    • @lemlemtesfay6054
      @lemlemtesfay6054 6 ปีที่แล้ว

      Jayo Truth mmmm

    • @bilenhaile4582
      @bilenhaile4582 6 ปีที่แล้ว +5

      Kiflu filuy fitret, nisika ni musica Eritrea kiteberarbir zitefeterka eka…dihir beal Abraham Afeworki. I can listen to your music all day never get tired of it. I hope to see more of your work.

    • @ፍቅሪለዋህፍቀሪጥዑም
      @ፍቅሪለዋህፍቀሪጥዑም 6 ปีที่แล้ว

      ዘይሰነይ ግዳ እባ ስደድሉና ሳሚ ሓወይ

    • @TripleA579
      @TripleA579 6 ปีที่แล้ว +1

      Jayo Truth by

  • @መቡመቡየ
    @መቡመቡየ 6 ปีที่แล้ว +459

    መጀመርታ ነዛ ጽሕፍቲ ተንብቡ ዘለኩም ኩሉኩም ኣኣብ ዘለክሞ ዕድመን ጥዕናን ይምነይለኩም ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ድማ ይግበረልና ሽግርና ዝቅንጠጠሉ ዓመት ይግበርልና ስድትና ይሕጽረልና ክፍሉ ሓውና ክኣ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ህንቃዕ ዳሓን መጻኣካና ኣጆኻ ቀጽሎ እቲ like ሞራል ምሃብን ናባና ግደፎ ኣጆኻ

    • @maedintewelde5902
      @maedintewelde5902 6 ปีที่แล้ว +1

      መቡ መቡየ amen (3)kubur haw

    • @maryameyadegoyta5053
      @maryameyadegoyta5053 6 ปีที่แล้ว +2

      ኩፍሉ ኣይነይ ንፉዕ ጽቡቅ ስራሕ ናይ ሓማመይ

    • @henokmhretab6409
      @henokmhretab6409 6 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen

    • @awettewelde9180
      @awettewelde9180 6 ปีที่แล้ว +1

      መቡ መቡየ amen amen amen

    • @emaema7043
      @emaema7043 6 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen

  • @asmeraxada226
    @asmeraxada226 4 ปีที่แล้ว +169

    አዛ ደራፊ ስግዓ ሕጂ 2020 ትስምዕዋ ዘልኩም ኣለኩም ዶ

  • @eritreailoveyou8351
    @eritreailoveyou8351 6 ปีที่แล้ว +203

    2018ጸበባኻ ዝቅንጠጠሉ ሰናይ ሓሳብካ ዝሰምረሉ ዓመጻ ዝጠፍኣሉ ፍቅሪ ዝስስነሉ ዝተረፈ ዘመን ስሓቅ ዝኾነሉ ገጽ ኣዴኺ/ ኻ ብዘይ ስክፍታ እትርእየሉ / ኢሉ ምስ ሰብካ/ኪ ማዕረ እትስርዓሉ ስክፍታኻ/ኺ ዝበንነሉ ፍቅሪ ቤትካ/ካ ከም ማይ ዝዛርየሉ እቶም ብሳሕራ ዝመጹ ለምለም እቶም ብባሕሪ ዝመጹ ሰላም ጌሩ እንራኸበሉ ሕሰም ታሪኽ ዝኾነሉ ዘመን ክኾነልካ/ኪ ኣነ ይምነየልኪ

    • @mikalkabi4254
      @mikalkabi4254 6 ปีที่แล้ว +2

      Amen. Amen.Amen marr

    • @saimontshaye4141
      @saimontshaye4141 6 ปีที่แล้ว +3

      Amen Amen Amen

    • @wizkokiteydesaleka2105
      @wizkokiteydesaleka2105 6 ปีที่แล้ว +4

      Mekonen Yemane amen amen amen nikulna rhus hadsh amet yigberelna

    • @amenamen7447
      @amenamen7447 6 ปีที่แล้ว +2

      Mekonen Yemane neaka wn kemu ymneyelka marr afu hawey

    • @weinitesfa2784
      @weinitesfa2784 4 ปีที่แล้ว +1

      Eritrea i love you

  • @ሳይሞንናይዝጊ
    @ሳይሞንናይዝጊ 6 ปีที่แล้ว +306

    ይናፍቐ‘ኪ ’ምበር
    ይናፍቐ‘ኪ ’ምበር ፣
    ከመይ ዘይናፍቕ
    ኣቲ ምርጽትን ብልጽትን ፣
    ልኡለይ ንዓይ ክብል ዝሰርሓኪ
    ምንጪ ደስታይን ሓጎስን
    ምንጪ ባህታይን ትዕድልት ’ን፣
    💓
    ትናፍቂኛለ‘ሸ ትናፍቂኛለ‘ሽ
    ትናፍቂኛለ‘ሽ ትናፍቂኛለ ‘ሸ
    እንዴት ኣትናፊቂኝም…
    ኣንቺ ምርጥየ ቆንጅዬ ፣
    ልኡሌ ለኔ ስልዎ’ ይ የሰራሺ
    የደስታየ ምንጭ ነሺ
    የሃሳቤ ደስታ ነሺ ፣
    😘
    ካባኪ ይፈልቅ ምንጪ ናይ ሓጎሰይ
    ኣኽሊለይ እንዲኺ ጉሉላት ናይ ርእሰይ
    ነዛ ኸብደይ ጽጋብ …ንልበይ እፎይታ
    ኣብ ጥቃይ እንተለኺ …ትፈጥርለይ ሰላምታ👫
    ሰብ ኔርክኒ ሰብ ኔርክኒ
    ሰብ ብሰቡ ካብ ሰብ ፍልይቲ
    ድራር ዓይነይ ልዋም ለይተይ ብኣኺ ውዕል ሰናይ ማዓልቲ
    ኪንዮ ርሑቕ ኪንዮ ርሑቕ
    ኪንዮ ርሒቕ ዋላ’ንተሃለኩ
    ይናፍቐኪ ’ምበር ይናፍቐኪ ’ምበር
    ዋላ ሕጂ’ውን ናፊቐኪን ኣለኩ
    ክድቅስ መታን ክሓልመኪ ዓይነይ ይዕምቶ
    ክትስእ መታን ክሪአኪ ተመሊሰ ይኸፍቶ
    ልበይ እኳ ልበይ እኳ ልበይ እኮ
    ብናፍቆት ዝኣክል እንክዝክረኪ
    የሕምማ‘ዩ የሕማ‘ዩ ስቂላ ትሻቀል ፣
    ኣቲ ተናፋቂት ኣቲ ተናፋቂት ኣቲ ተናፋቂት
    ከም ድሃይ መቃልሕ ኮይኑ ክበጽሓኪ ናይ ልበይ ጻዊዒት
    ናብ ልዑል ፈጣሪ ናብቲ ኩቡር ኣምላክ ለመናይ ከዕርጎ
    ሓሳበይ ትፈልጢ ኣብ ልብኪ ክቅመጥ ቲ’ኣነ ዝብህጎ፣
    ዝሓለፍና‘ዮ ኩሉ ጥዑም
    ዝሓለፍና’ዮ ኩሉ ጥዑም
    ዘዘኪረ…፣
    ንድሕሪት ገጸይ ይመልሰኒ
    ንድሕሪት ገጽ ይመልሰኒ
    ናብ ዝነበረ…፣
    ወኻዕኻዕ ዕላል ጸወታና
    ወኻዕኻዕ ዕላል ጸወታና
    ት ኩሉ ጽቡቅ …
    ናፊቐዮ ‘ምበር ምዓረይ
    ናፊቐኪ ‘ምበር ጅብዕተይ
    ንፍቕ ንፍቕፍቅ…
    ንፍቕ ንፍቕፍቕ በዛ ዓይነይ ውጽእ… ×(2)
    Merti ናይ ጥዕናይ LY

    • @rakmen1683
      @rakmen1683 6 ปีที่แล้ว +1

      saymon nayzgi eti tmrti do dea kemu geyrka keythzo

    • @tiegistimengstab434
      @tiegistimengstab434 6 ปีที่แล้ว

      ሳይሞን ናይዝጊ nice

    • @dejenbahta1025
      @dejenbahta1025 6 ปีที่แล้ว +1

      Nebi Habtemariam tfolto eka tmesl
      Men mkanu tuam tezarebelu melhaska sik elkum kbret seb aytghasu Respekt

    • @ሳይሞንናይዝጊ
      @ሳይሞንናይዝጊ 6 ปีที่แล้ว

      Nebi Habtemariam ትምህርቲ ዳኣ ኣበይ ክምሃር ዘይኮነ እንዳተመሃርኩ ከለኩ እኳ ንፉዕ ኢየ ኔረ ግን ታይሞ……

    • @ሳይሞንናይዝጊ
      @ሳይሞንናይዝጊ 6 ปีที่แล้ว +1

      Dejen Bahta ብራቮ ግን ኖርማል ኢዩ እንተዘይተሰማሚዑኒ ባዕለይ ክሰማምዖ ኢየ የግዳ ቀጽሎ

  • @ShewitYohanns
    @ShewitYohanns 6 หลายเดือนก่อน +54

    Any one who listen this song in 2024❤

  • @ይቅርታነብሰይ
    @ይቅርታነብሰይ 6 ปีที่แล้ว +82

    ኣሰይ ክፍሉ ኣስሊ ብዓል ዉሕልል ድምፂ ኣጆካ ቀፅሎ ታይ ክወፆ ዋዉዉዉዉዉዉዉ ብጣዕሚ ኣምሓረኛ እና ትግርኛ ሓዉስካ ብሞድራፍካ ኣድንቀካ So wudddddd #like እስኪ ሃቡለይ

    • @rabababamrabababam5500
      @rabababamrabababam5500 6 ปีที่แล้ว

      ይቅርታ ነብሰይ amhariya ab demki seritsu hakey foaaa

  • @awettekali4546
    @awettekali4546 6 ปีที่แล้ว +44

    ዋውውውው ክፍሉ ድምጺ ካናሪ ኣቤት ኣቤት እቲ ዝናፍቆ ድምጽኻ ተመሊስካ ኣስሚዒካኒ ምዙዘይ ጽቡቅ ስራሕ ።

  • @efremsolomon1555
    @efremsolomon1555 6 ปีที่แล้ว +322

    ዛ ክፍሉ ኣብ መልክዓ ምስ ቶማስ ኣልኣዛር ዶ ይማሳሰል ,,።,፡።,እወ ዝብል ላይክ

    • @abielt962
      @abielt962 6 ปีที่แล้ว +2

      Efrem Solomon 1 :::: yeah man

    • @kalabbrhane6528
      @kalabbrhane6528 6 ปีที่แล้ว +2

      Efrem Solomon 1 ya ane keman kemeu eye zibil❤ ruhus lidet yigberelna😍

    • @bibihaile8817
      @bibihaile8817 6 ปีที่แล้ว

      Efrem Solomon 1 yes

    • @amadumaiga368
      @amadumaiga368 6 ปีที่แล้ว

      Efrem Solomon 1 ya msay keman hde eina nmesl

    • @hermontesfahiwet3192
      @hermontesfahiwet3192 6 ปีที่แล้ว +1

      Efrem Solomon 1 wala ab sirhat musika win yimasaselu eyom

  • @imycrazygirlfriend1155
    @imycrazygirlfriend1155 6 ปีที่แล้ว +14

    *_I am so in love with this song ..it is_*
    *_So beautiful I've been listening to it_*
    *_Non-stop God bless you and_* *_hope to hear more of your lovely_* *_songs soon keep up the good work and_* *_I am sure it won't be long till you_* *_become one of the top singers in_* *_the country_*

  • @azmiethiopiawetngnazmietih1374
    @azmiethiopiawetngnazmietih1374 6 ปีที่แล้ว +84

    አቤት ደስ ስትል እንዴት አባትህ ነው እምታምረው ድምፅህ በጣም አርፍ ነው 1ኛ ነህ የኔ አንበሳ ያ ማራ ፅብቅትይ ደርፍይ እያ ኤርትራውያን ማራ እየ ዝፈትወኩም ላይክ በላዋ የሕዋት አብ ስደት ዘለኩም እግዚአብሔር አምላክ ያሓሉኩም

    • @dimuasmie2119
      @dimuasmie2119 4 ปีที่แล้ว

      Azmi Ethiopiawet ngn Azmi Etihiopiawet ngn ooooo om oo ooo

  • @ዓለምብትግርኛ-ኀ6ኸ
    @ዓለምብትግርኛ-ኀ6ኸ 6 ปีที่แล้ว +25

    ዋውው እቲኣ ብሃንቀአታ ዝጽበያ ዝቐነኹ ደርፊ መጽያ ፕሊስ ላይክ ሚ ኤንድ ሃፒ ኔው ይር ጋይስ

  • @tesfiehabteab8904
    @tesfiehabteab8904 6 ปีที่แล้ว +491

    ኩፍሉ በሊሕ ሰብ ብጣዓሚ ንፉዑ ኢካ ኣጆካ በርትዕ ኣይትህሰስ ዝያዳ ክትዓቢ ጸዓር ሃየ በሉ ሸር ንበለሉ የሕዋት።

    • @abdasd629
      @abdasd629 6 ปีที่แล้ว +22

      Tesfie Habteab ane kab ni kuflu neaka yedniqeqa kulu geze malet ab xbuq yukun ab himaq yukun himaq deywexeka futur eka emo kemzdelekayo kitqixil ylebewka ezi ka nay sidra timhrti eu silezi kexlo GBU

    • @habenyowhnnes2651
      @habenyowhnnes2651 6 ปีที่แล้ว

      ምርጥ እኮነህ ያምራል

    • @emmagrye2755
      @emmagrye2755 6 ปีที่แล้ว +2

      tesfie habteab abzi kea mexieka ata fara nska kid netom bieznna zlagexu zelewu faratat tray atebabie nkflu kemzi kemaka ayxihflun eyom

    • @huruykeleta7854
      @huruykeleta7854 6 ปีที่แล้ว +1

      abesa kiflu btami nfui ajuka bertei zyada kitabi xear anhna kea itei morali kea nabana gdefo net muisc

    • @ቀስተደመናናተይመምህርፍና
      @ቀስተደመናናተይመምህርፍና 6 ปีที่แล้ว +3

      +ama asli ጸርፊ ጹቡቅ ኣይኮነን ኤማ ሓወይ

  • @jessykudussolomonjessy5573
    @jessykudussolomonjessy5573 6 ปีที่แล้ว +161

    ኩፉሉ ኣታ መቅሰን ንፉዕ ኢካ ብዝሕ ምትብባዕ ዘድሊካ ኣይኮነን ተባዕ ኢካ

  • @bibilove3256
    @bibilove3256 6 ปีที่แล้ว +18

    ኩፉሉ እንዲት ኣርጌ እንደሚገልጽ ግራተጋባው ከምገልጽኽ ባላይ ምርጥ ነኽ በእ/ሄ ስም ተባረኽ ♥♥♥

  • @yohannessebhatu5641
    @yohannessebhatu5641 6 ปีที่แล้ว +23

    ልቢ ሰባት ተንኪፍካ ግደፍ ብዙሓት ክሕጎሱ ብኣንጻሩ ብዙሓት ብሑሉፍ ሂዎቶም ከስተማስሉ ብንብዓት ክሕጸቡ ሃየንታ ኣለዎ ። ትሕዝቶ ቅኒትካ ግን ንኹሉ ማእኸል ።ወሰደ ወዳጀ ቅኒት ይበል።

  • @reddevils4270
    @reddevils4270 6 ปีที่แล้ว +47

    ከማካን ከም ቶማስን ጽፉፋት ደረፍቲ ምኣከልኩምና ኔርኩም አዝንና መጻወቲ ኮይኑ ዘሎ,,,ወ ዳኘወይ ከም ልበይ አንታይ ሞ ክብለካ መልዒስካኒ በስ,,,,,GOD BLESS U BRO!!! H-N-YEAR & M-CHRISTMAS TO ALL HABESHA PEOPLE

    • @tsehayhabte499
      @tsehayhabte499 6 ปีที่แล้ว

      ጤና ይስጥልኝ ዳኙ ብተአሚ እንፈተወካ እንካን ደሀን መጻካ ብዙህ ኢናንጽበይ ብናፍኮት

  • @adamkidane1724
    @adamkidane1724 6 ปีที่แล้ว +15

    ዋው ካናሪ ገለ ኣይነት ይበል ኣይተራኣየን ኣንበሳ ኢለካ ኣለኩ .....

  • @ሜሪጋልትግራይ-ነ7አ
    @ሜሪጋልትግራይ-ነ7አ 6 ปีที่แล้ว +83

    I am from Ethiopia but i like eritrean music Nice song

    • @efremneymar2463
      @efremneymar2463 6 ปีที่แล้ว +5

      ሜሪ ጋል ትግራይ 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤✌✌ One Love eti and eri

    • @ሕጅውንተመስገን
      @ሕጅውንተመስገን 6 ปีที่แล้ว

      +ስደተኛ መከርኛ ኣበይ ደኣሉ ሃገሩ?

    • @berhenutesfaye4259
      @berhenutesfaye4259 6 ปีที่แล้ว

      ሜሪ ጋል ትግራይ

    • @blackafricanboy4507
      @blackafricanboy4507 6 ปีที่แล้ว

      ስደተኛ መከርኛ kulu hade ata tay aynet dunkuruna eyu wala ethiopiawi ykun tay tsegem alewo eti derfi eyu zegedseka

  • @ሳምራዊተይኤረይኣዝማሪኖ
    @ሳምራዊተይኤረይኣዝማሪኖ 6 ปีที่แล้ว +16

    ካባና ምትብባዕ ገለመለ ኣየድልየካንዩ ተባዕ መንእሰይ ኢኻኖ ክፍሉ ሓወይ ንስኻ ድኣ ናተይ እንዲኻ
    ወላ ሓንቲ ኣበር ዘይተውጻላ ውድእቲ ሽቁል።

  • @mengstesfay7132
    @mengstesfay7132 6 ปีที่แล้ว +7

    ክፍሉ ማለት ኣቦ ስነትበብ እንድኢ በካ ፍሉይ ኢካ እስካ ኣጆካ በርትእ ግጥምካ ይኩን ወላ ዘማካ ዝወጾ የብሉን u are the best Artist From Eritrea bro!!!

  • @ሓውኩምነሽነሽ
    @ሓውኩምነሽነሽ 6 ปีที่แล้ว +17

    ክፉሉ ተበዓታይ ፡ጽቡቅ ስራሕ ፡ጻዕሪ ዝሓለፎ ሪእና ። ደስ ትብሉ ክሊፕ ማራ ኣድኒቐኩም ተዋሰኦ ውን ንፉዕ ኢካ ። ሞራል ንሃቦ #ላይኽ
    ብሩኽ ቐዳመ ሰናብቲ

  • @ቃንዛሎኒከቢድስቃይቃንዛፍ
    @ቃንዛሎኒከቢድስቃይቃንዛፍ 6 ปีที่แล้ว +48

    ቅልቅል በለኒ ኣብቲ ዓውታ
    በቲ ጥዑም ድምፅካ ናይ ልበይ ሃረርታ
    ምስ ውሕሉል ዜማ ጣዕሚ
    ስጡም ቅኒት ውሓለ ግጥሚ
    ከም ሽታ ሞሮርዩ ቃና ልሳናትካ…
    ዝድብስ ዝደመየ ልቢ
    ከምሽምካዩ እቲ ጥበብ ስሓባይ…
    ንኣፍቀርቲ ስሓቢ ቀልቢ
    ወዲ ዳኘው ኣስሊ luv so much ..bless u ma suipr star💝💝💝💝
    ትናፍቀኛለህ እንዴት ኣትናፍቀኝም
    ኣንተ እኮነህ የመኖሬ ኣለኝታ
    ኣነ ከማን ንዓካ ንፍቅፍቅ በዛ ዓይነይ ውፅእ መክሰበይ nic job ma luvly bro god blessssddd u

    • @ምቁርቃንዛፍቕሪ
      @ምቁርቃንዛፍቕሪ 6 ปีที่แล้ว +2

      ቃንዛ‘ሎኒ ቃንዛ ምፍልላይ ኣብ ከለኻ ድኣ ዜማ ጐርካ ብስም ክፍሉ ዘይትድርፍሉ ንወዲ ዳኘው ኣንበሳ ኢልካ ኢየ ክኣ ንፉዕ

    • @ቃንዛሎኒከቢድስቃይቃንዛፍ
      @ቃንዛሎኒከቢድስቃይቃንዛፍ 6 ปีที่แล้ว

      ቦግታ ወናኒ ምቁር ቃንዛ ይሓስብ ኣለኩ ቅቅቅ ኮመንት ከይተደራቡሹና ክኣ

  • @Freselammussieofficial
    @Freselammussieofficial 6 ปีที่แล้ว +18

    ኣዝዩ ኣዕጋቢ ስራሕ'ዩ ሰላምን ጥዕናን ይሃብካ ክፍሉ ሓወይ!

  • @dejenrueson8938
    @dejenrueson8938 6 ปีที่แล้ว

    ክፉሉየ ክፍልሉተ ጅግና ጥዑም ድምጺ ጽቡቕ ስራሕ ኣታ እዛ ቆልዓ ተዋሳኢት ክኣ እሞ ክትነፍዕ ትግርኛ ጥራይ እያ ትኣብያ እንበር ክክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ወገናተይ

  • @onedayentertainment2470
    @onedayentertainment2470 6 ปีที่แล้ว

    ይበል ደርፊ ክፍሉ ሓወይ።ደሓር ከኣ እዚ ድኣ ይናፈቕ ጥራሕ ሓንቲ ግዜ ኢዳ ዝጠወኽዋ ጎርዞ ከማን ብናፍቖታ ጣዕ ኢለ ኣለኹ። brave as always keep it until last.

  • @ribitv7679
    @ribitv7679 6 ปีที่แล้ว +129

    ክፍሉ ዓቢ ሰብ ብጣዕሚ ዝነኣድ ስራሕ ዩ ብሓቂ
    ነዓኻ ዝኸውን፡መተባብዒ የብለይን ብቀደምካ ተባዕ ኢኻ ቀጽሎ ጥራይ
    #ይናፍቀኪ
    ይናፍቀኪ ኢንበር
    ይናፍቀኪ ኢንበር
    ከመይ ዘይናፍቅ ኣቲ ምርጽትን ብልጽትን
    ልኡለይ ነዓይ ክብል፡ዝሰርሓኪ
    ምንጪ ደስታይን ሓጎስን
    ምንጪ ባህታን ትዕድልትን
    ትናፍቀኛለሽ ትናፍቀኛለሽ
    እንዴታት ናፊቅኚ ኣንቺ ምርጥየ ቆንጅየ
    ልኡሌ ለመዚልዎይ ለሰራሽን
    ስታይ የሃሳብ ደስታ ነሽ
    ካባኺ የፍል ምንጪ ናይ ሓጎሰይ
    ኣኽሊለይ እንዲኺ ኩልላት ናይ ርእሰይ
    ነዛ ኸብደይ ጽጋብ ንልበት እፎይታ
    ኣብ ጥቃይ እንተለኺ ትፈጥረይ ሰላምታ
    ሰብ ኔርክኒ ሰብ ኔርክኒ ሰብ ብሰቡ ካብ ሰብ ፍሊቲ
    ድራር ዓይነይ ልዋም፡ለይተይ
    በኣኺ ይውዕል ሰናይ መዓልተይ
    ኪኖ ርሑቅ ኪኖ ርሑቅ ዋላ ታሃለኹ
    ይናፍቀኪ ኢንበር ይናፍቀኪ ኢንበር ዋላ ሕጂ ናፊቀኪ ኣለኹ፡
    ይድቅስ መታን ክሓልመኪ ዓይነይ ይዕምቶ
    ይትስእ መታን ክርኤኪ ተመሊሰ ይኸፍቶ
    ልበይ እኳ ልበይ እኮ ብናፍቆት ዝኣክል
    እንክዝክረኪ የሕምማ የሕማ ዩ ስቂላ ትሸቀል
    2፡ኣቲ ተናፋቂት ኣቲ ተናፋቂት ኣቲ ተናፋቂት
    ክንዲ መቃልሕ ኮይኑ ክበጽሓኪ ናይ ልበይ ጻውዒት
    ናብ ልዑል ፈጣሪ ናብቲ ክቡር ኣምላኽ ልመናይ ከዕርጎ
    ሓሳበይ ክፈዲ ኣብ ልብኺ ክቅመጥ ቲ ኣነ ዝብህጎ
    ዝሓለፍናዮ፡ኩሉ ጥዑም ዝሓለፍናዮ ኩሉ ዘዘኪረ
    ንድሕሪት ገጸይ ይመልሰኒ ናብ ዝነበረ
    ወኻዕካዕ ዕላል፡ጸወታና ወኻዕካዕ ዕላል፡ጸወታና ቲ ኹሉ ጽቡቅ
    ናፊቀኪ ጽብቅተየ ናፊቀዮ ኢንበር ጅብዕተይ ንፍቅ ንፍቅፍቅ
    ኣቲ ተናፋቂት ኣቲ ተናፋቂት ኣቲ ተናፋቂት
    ክንዲ፡መቃልሕ ኮይኑ ክበጽሓኪ ናይ ልበይ ጻውዒት
    ናብ ልዑል ፈጣሪ ናብቲ ክቡር ኣምላኽ ልመናይ ከዕርጎ
    ሓሳበ ክፈዲ ኣብ ልብኺ ክቅመጥ ቲ ኣነ ዝብህጎ
    ዝሓለፍናዮ ኩሉ ጥዑም ዝሓለፍናዮ ኩሉ ጽቡቅ ዘዘኪረ
    ንድሕሪት ገጸይ ይመልሰኒ ንድሕሪት ገጹ ይመልሰኒ ናብ ዝነበረ
    ወኻዕካዕ ዕላል፡ጸወታና ወኻዕካዕ ዕላል ጸወታና ቲ ኹሉ ጽቡቅ
    ናፊቀዮ ኢንበር መዓረየ ናፊቀኪ ኢንበር ጅብዕተየ ንፍቅ ንፍቅፍቅ
    ንፍቅ ንፍቅፍቅ በዛ ዓይነይ ውጽእ
    ንፍቅ ንፍቅፍቅ በዛ ዓይነይ ውጽእ
    ንፍቅ ንፍቅፍቅ በዛ ዓይነይ ውጽእ
    ንፍቅ ንፍቅፍቅ በዛ ዓይነይ ውጽእ
    ንፍቅ ንፍቅፍቅ ሽዱዱዱድ
    ንፍቅ ንፍቅፍቅ በዛ ዓይነይ ውጽእ
    ንፍቅ ንፍቅፍቅ ሽዱዱዱዱ
    ንፍቅ ንፍቅፍቅ
    ካብ ሓውኻ (#ሮቤል)ሮቢ
    #ዕድመን--ጥዕናን-+ይሃብካ

  • @bizubuzy
    @bizubuzy 6 ปีที่แล้ว +114

    *The wait is over! kiflu the genuine Artist is here! countless like! ካናሪ!!*

  • @henilovehani791
    @henilovehani791 6 ปีที่แล้ว +8

    ኣብ 4፡15 ክፍሉ ፈስዩ ክክክክክክክ
    ሶ ጽቡቅ ስራሕ ክፍሊተይ ካባኻ ንጽበዮ ስራሕ'ዩ ሰጉመልና ኮኾብና

  • @tigqueenhabeshagirl7747
    @tigqueenhabeshagirl7747 6 ปีที่แล้ว +126

    I am Ethiopian I love Eritrean people and everything one Love ❤🇪🇹🇪🇷

    • @ኣሮንወዲዳዊት
      @ኣሮንወዲዳዊት 5 ปีที่แล้ว +1

      Onelove to u too we love u 🇪🇷❤

    • @robelmukur8982
      @robelmukur8982 11 หลายเดือนก่อน

      @@ኣሮንወዲዳዊት to 8th

    • @Manunited1431
      @Manunited1431 8 หลายเดือนก่อน

      😅😅😅😅😅 Ashekabach

  • @danielteklzghi8825
    @danielteklzghi8825 6 ปีที่แล้ว +2

    Kiflu the great, kexlo bro derfitatka baheta eu zefterelka, fuluy eu kiyaro ahwat. bejakum etom bezey natu fikad share teblu, ageb, thank you

  • @pastorfred2048
    @pastorfred2048 6 ปีที่แล้ว +12

    ክፍሉ ኣስሊ ናይ ብሓቂ ድሕሪ ነዊሕ ጊዜ ጥዑም ድምፂ ሰሚዕና ኣጆኻ ኸኣ ቀፅሎ ካብ ሕጂ ንኔውስ ካብ ጥበብ ኣይትርሓቅ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ከኣ ይግበረልና ብሩኻተይ 🇪🇷❤️🇪🇹

  • @ramidgoitom7296
    @ramidgoitom7296 6 ปีที่แล้ว +46

    Gele aeynet derfi wela eti clip entay kewexo bejakum yehwat neayen nekuflun like habuna ❤❤

    • @serekeake9663
      @serekeake9663 6 ปีที่แล้ว +1

      ፊስ ኣነስ ገርካላ ውውውው ከፍ ኣለካ መክሰን ከፋሊ ወዲ

    • @danweldmariam9407
      @danweldmariam9407 6 ปีที่แล้ว +1

      RG 18
      Wwawww

  • @robelmichael2912
    @robelmichael2912 6 ปีที่แล้ว +16

    በዓል ጥኡም ድምጺ ኢንቃዕ መጻካ ኣጆካ በል like fey neblo

  • @avamavam3698
    @avamavam3698 6 ปีที่แล้ว +150

    ኣታ ኣነ ነዛ ደርፊ ከስምዕ አንበር ተጸሊለ ንማዕልቲ 100 ግዜ አየ ዝስመዓ ነስኩም ከ ከማይ ዶ ተኮኑ።

  • @galereytsaeda479
    @galereytsaeda479 6 ปีที่แล้ว

    Aseyyyyyy kiflu konjo Enkae bselam mexaka Btaemi tiemti derfin des zbl kilibn kae Bhiji kae AB zhaxere kabzi nlaeli kitserih nxbeyeka ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @henokissak8369
    @henokissak8369 6 ปีที่แล้ว +10

    Bienvenue Kfulu shkor teum dmxi
    nay behaki xbuk srah
    like like like
    keep it up bro

  • @filihawikulu4134
    @filihawikulu4134 6 ปีที่แล้ว +9

    kflu nay himameyyy ybale ata shokorrrrrr wedi ajoka 7❤❤❤❤💘💘💘💘💘💘💘❤❤❤❤❤

  • @wedihabte1916
    @wedihabte1916 6 ปีที่แล้ว +11

    Kufley natey nbereley eske mekseb adunya natna eika kab hijis hagosey meglexi sienelu mizi tebaetay dkone dmxiki ktefiena keep it going plz Continue nou!!!!!!

  • @ኤርትራውያንእናጋልኤሪ
    @ኤርትራውያንእናጋልኤሪ 6 ปีที่แล้ว +7

    Wow 😯 amazing 😉

  • @yacobkahsay4565
    @yacobkahsay4565 6 ปีที่แล้ว

    ዎዎዎ ብጠዕሚ ጽብቅቲ ከፋሊ የግዳ እታ ቀመፈር ኣይፈተክዋን ምትሕውዋስ ብሕጀጂ ኣይተኤቱ እነዳበልኩ ኣብ ሞያካ ዘለኒ ኣድንቆት ግ ዝያዳሎሚ ይዓቢ ኣጆካ

  • @samibrhane7080
    @samibrhane7080 6 ปีที่แล้ว +42

    ያ ንባዕልካ ከማን ተናፋቂ ኢካ ክፍሉ ኣንበሳ መሳጢት ደርፊ ንድሕሪት ትመልስ በጃካ ኣይትጥፍኣና

  • @erythrofights4114
    @erythrofights4114 6 ปีที่แล้ว +168

    ሓደ ላይክ ከይሃበኒ ከይሓልፍ ስጅንየ ዘለኹ

    • @sasiteykonjo8644
      @sasiteykonjo8644 6 ปีที่แล้ว

      love owed bejaka keytwexi kabti zelkayo abu yehishieka genganey lol

    • @erythrofights4114
      @erythrofights4114 6 ปีที่แล้ว

      Sasitey Konjo entay giereka wedey

    • @ትግራይእዩዓደይ
      @ትግራይእዩዓደይ 6 ปีที่แล้ว +1

      love owed መዋፅኦ ይፍጠረልካ መዓረይ

    • @erythrofights4114
      @erythrofights4114 6 ปีที่แล้ว

      YRGALEM GAL DERA tnx ኣሜን
      ደርዓ its my orginal village ኣሕዋት ከይንኸውን ጥራይ

    • @muluebrhanangosom4580
      @muluebrhanangosom4580 6 ปีที่แล้ว +1

      Kolokuyo kemxalka eye habibna

  • @filimonafeworki8339
    @filimonafeworki8339 6 ปีที่แล้ว +4

    Kiflu model natey kulu 100/100 👍👍👍👍👍👍👍👍👌👌👌👌👌👌👏👏👏👏

  • @hassetdesta2560
    @hassetdesta2560 6 ปีที่แล้ว

    እኔም በጣም ነው የናፈኩት መቼ ነው ኢትዮጵያ እና ኤርትራ አብረን በፍቅር ደስታችንን በአንድ ላይ የምናከብርው ኣምላክ በዓሉ ሀደ ይግበረና

    • @nimrodamcheyecherqoslj8492
      @nimrodamcheyecherqoslj8492 6 ปีที่แล้ว

      እንደዚህ ስትልስ አይደብርም?መጀመሪያ ኢትዮጵያዎች ራሳችሁም አንድ ሁኑ,እና ደግመህ እንደዚህ እንዳታስብ! ሀደ ይግበረና ቅቅቅቅ ሕጂ ኮላይ ክትገዝኡና ደሊኩም ኣቱም በለዕቲ ሰብ።

  • @SemereGhide
    @SemereGhide 6 ปีที่แล้ว

    ክፍሉ መቕሰን እንታይ ገበርናካ ደኣ ወደይ እዚ ኩሉ ግዜ ህልም ትብለና። ብዝኾነ ብጣዕሚ ደስ ትብል ኩሉምላ ደጊመ ደጋጊመ ይሰምዓ ኣለኹ ምምናው ኣብያትኒ፣ ብዝኾነ ምስ ፍርያትካ ናፍቖትና ኣየውጻእናን እሞ ቀልጢፍካ ደኣ ድግም ኣብለና። ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ንዓኻን ንኹሉ ፈታዊ ሰናይን።

  • @eribluerevolution
    @eribluerevolution 6 ปีที่แล้ว +89

    ዋውው😍....... ነዛ ቪድዮ ክርኢ ዝኽሽኖ ዝነበርኩ ጸብሐይ ኣሕሪረ ኣኽ😭😭😭!....... ግን ድሓን አንቓዕ ከማን ናይ ክፍሉ ኮነት!!!😂😂

    • @ፍሪጋል70እንደርታ
      @ፍሪጋል70እንደርታ 6 ปีที่แล้ว

      Berie Gile 😂😂😂😂😂

    • @eribluerevolution
      @eribluerevolution 6 ปีที่แล้ว

      ፍሪ ጋል 70 እንደርታ kkk ashikki do 😂😂😂 anes enber hrr eye ele🙄🙄

    • @ፍሪጋል70እንደርታ
      @ፍሪጋል70እንደርታ 6 ปีที่แล้ว +1

      ናዓ ገዛና ተደረር 😂😂ታደአ ክገብር ኣሕዚካኒ ግን ብሓቂ እዛደርፊ ክትሰምዕ ድዩ ዋላስ ትዝታ ገለ ኣቲካ😉😉

    • @iloveuluwameymiki9567
      @iloveuluwameymiki9567 6 ปีที่แล้ว +1

      Berie Gile 😂😂😂Dehan Like hibeka Aleku nesa sheytka temesah

    • @eribluerevolution
      @eribluerevolution 6 ปีที่แล้ว

      I Love u Luwamy Miki tewali kbretey enkolay kursi ktkoneley gn subscribe toabi nsa legseley😂😂

  • @koki-show
    @koki-show 6 ปีที่แล้ว +7

    ያ ኩፍሉየ ዓቢ ሰብ ከማካ የለን ያኣክክክ
    አንታይ ክወጻ ብጣዕሚ ጽብቅቲ ናይ ናፍቆት ብምካና ደስ ትብለካ ስለዚ ንስካስ ኣይ ትጥፋኣና ድኣ ኩፍሉየ ሽኮር!💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💗💗💗💗💗💗💟💟💟😚😚😚💗🎵🎶🎶🎶🎶🎤🔊😍😙😙😚😚😚.....
    Ynafkeki enber kemey deyinafik ewe yak kbretey💔💘💔💘👈

  • @deviii1070
    @deviii1070 6 ปีที่แล้ว +103

    ብሃንቀውታ ክጽበያ ድጸናሕኩ ደርፊ wellcome ክፍሉ ጥዕም ድምጺ
    ደርፊ ከኣ አሞ 100% ዓጊበላ
    ገና ግን ካልአ አየ ክጽበ ካባኻ
    ክፍሉ ናተይ ሞዴለ።

    • @hlnatv
      @hlnatv 6 ปีที่แล้ว +1

      devììì ዓዲ ቐይሐይ ክብረተይ ዲቪ ዓርከይ ለማኒ like ኣጉሲመካ ኣለኹ በል

    • @deviii1070
      @deviii1070 6 ปีที่แล้ว +1

      Abishro Foto
      Men leminu ata nska enber kab resey mwrad abika.kkkkk

    • @hlnatv
      @hlnatv 6 ปีที่แล้ว

      devììì ዓዲ ቐይሐይ ክብረተይ danke ኣዲኻኒ ሻሕ በል ዲቪ ዓርከይ እምበር online ተሰጢሕካ comment ንምጽሓፍ ብርዕኻ ምውዳድስ ኣይዘረባን ክክ

    • @habenmikiel7211
      @habenmikiel7211 6 ปีที่แล้ว +1

      Xibqti derfi kuflu mqur gn fesi wediekana kkkj

  • @mierrontesfazghi5359
    @mierrontesfazghi5359 4 หลายเดือนก่อน +3

    Any one who listen this song in 2024 ❤❤

  • @edenbaye4882
    @edenbaye4882 5 ปีที่แล้ว

    ዋው ኬፍ ዘለዋ ደርፊ ክፍሎመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @aronaron5374
    @aronaron5374 6 ปีที่แล้ว +8

    ደስ ደስ ደስ ፡ደስ ብሃሊት

  • @goridaaslawigoridaaslawi883
    @goridaaslawigoridaaslawi883 6 ปีที่แล้ว +17

    gtmi 100%
    zema 100%
    dmxi 102%
    kuflu blux Tomas Alazar kiros Asfaha Alewu kemzi kemaka ember mewedadrti Albo ika

  • @edenhazard3268
    @edenhazard3268 6 ปีที่แล้ว +37

    Welcome kuflu hawey betaemi zenead serah eyu . getmi 💯 zema 💯 demxi 101
    Eske like nekflu ahfes abilkum habuley.

    • @merkebtsige6569
      @merkebtsige6569 6 ปีที่แล้ว

      ኢሱ ወዲ ዒለ hahaha dmxi 101%

    • @edenhazard3268
      @edenhazard3268 6 ปีที่แล้ว

      Merkeb Tsige ,ehi dea awhidelu dea dea KK

  • @nahomrussom5735
    @nahomrussom5735 6 ปีที่แล้ว

    Kiflu seme zeymenewa derfi derfkaley nafkot moyte deye gele . Thanks kuflu bro

  • @nahomeyob7796
    @nahomeyob7796 6 ปีที่แล้ว

    Ja dongi keman kisab hji view hade milon zybexehet kifluye best natureitey 😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @filimonabraham5395
    @filimonabraham5395 6 ปีที่แล้ว +18

    Derfis beal nska tederefkmo eyu ember....❤👍✔🇪🇷😍👌☝️

  • @robelboy9420
    @robelboy9420 6 ปีที่แล้ว +4

    መርሓባ ክፍሉ ተባዕታይ ስራሕ ብሓቂ ኣጆካ ቅጽሎ ኣለና ምሳካ ዕድመ ይሃብካ #likecommentshare naka

    • @heluamine550
      @heluamine550 6 ปีที่แล้ว

      Nice song kiflu asli ybel dmtsi

    • @mulugetaokba4750
      @mulugetaokba4750 6 ปีที่แล้ว

      ቶማስ ተስፋ ሮቢን ya ya mamen

  • @mielamedia8697
    @mielamedia8697 6 ปีที่แล้ว +11

    ክፍሉ ማለት ኩሉ ዝርከቦ ማዕድናዊ መሬት ማለት እዩ ክፍሉ ኣዝየ ዝፈትወካን ዘድንቐካን በሊሕ ሰብ ኢኻ ድሕሪ ነዊሕ ነዛ ተናፋቒት ትብል ብክልተ ቃንቃ ዝደረፍካያ ሒዝካልና ብምምጻኻ ኣዝየ እየ ዘመስግነካ ክርስቶስ የሱስ ዝተረፈ ዘመን ዕድሜኻ ይባርኽ

  • @ahhhweyanefyakaetizeyedubs130
    @ahhhweyanefyakaetizeyedubs130 6 ปีที่แล้ว

    kfluteyyy nateyyyy abo kalat merzen zkone kalat btami kebid så kxlo trayy ajoka 💞💝💕💞💝💕💖💞💝💕💞💝💕💞💝💕💞💝💕💞💝💕💞💝💕💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 3 หลายเดือนก่อน +1

    Really nice Song.

  • @samibro6692
    @samibro6692 6 ปีที่แล้ว +5

    Nmegemerta gze comment yxhf aleku,,nic song,,

  • @filimongrmay1862
    @filimongrmay1862 6 ปีที่แล้ว +31

    I'm from ethiopia but we love all eritran tenafeqegnalesh

  • @teklekidane9867
    @teklekidane9867 6 ปีที่แล้ว +43

    ዋውውውውው

  • @bilenhaile4582
    @bilenhaile4582 6 ปีที่แล้ว

    Kiflu filuy fitret, nisika ni musica Eritrea kiteberarbir zitefeterka eka…dihir beal Abraham Afeworki. I can listen to your music all day never get tired of it. I hope to see more of your work.

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 3 หลายเดือนก่อน +1

    Lovely Song.

  • @yoditfisshaye8843
    @yoditfisshaye8843 6 ปีที่แล้ว +20

    This music killing me😭
    Great song

  • @danieldawit2230
    @danieldawit2230 6 ปีที่แล้ว +7

    Guys let's support him like nd share.

  • @hagoshappy7445
    @hagoshappy7445 6 ปีที่แล้ว +9

    ኩፍሉ ደርፍካ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ነዓይ ኢልካ ትደርፎ ኮይኑኢዩ ዝስማዓኒ ወይ ድማ ፈቃር ኢካ ከምዝከማይ ጹቡቅ ስራሕ ኣይትጥፈኣና ከኣ 2ይ ክፋል ግበረላ ተተራከብኩም ኣነ ካኣ እንተረከብኩዋ

  • @NonVeenan
    @NonVeenan ปีที่แล้ว +2

    2023 🎧 🥺 we Miss you so much 💌 kiflu

  • @goitomgrmatsion6957
    @goitomgrmatsion6957 6 ปีที่แล้ว +2

    Abzi leka derfi malet kiflu bal sihul gorero, abeyet kitem. Ajoka bertie kale ena nixsibe kabaka❤️🌹

  • @abielt962
    @abielt962 6 ปีที่แล้ว +5

    Zidekese Anobesa Zimete Yimeslom Ajoka Kefali Wake up 2Nixibeyeka Abi Dihaxere Gizie Diwexayebikan 100%👍🏾

  • @የኮርኩትኣፍቃሪነኝ
    @የኮርኩትኣፍቃሪነኝ 6 ปีที่แล้ว +9

    ዌልካም ክፍሉየ ሽኮር ኣጆኻ ጥራይ

  • @Wegihu0753
    @Wegihu0753 6 ปีที่แล้ว +6

    ኩፍሉ ዳኘው ጽቡቅ ስራሓ ምስ ጽቡቅ ድምጺ

  • @dhyfyohans9414
    @dhyfyohans9414 6 ปีที่แล้ว

    ክፊሉ ሃወይ ነዓይ ክትብል ዝደረፊካያ ኢዩ ዝመስለኒ ካብ ዝሰምዓ እዛ ደርፊ 6 ወርሒ ገረግን በቃ ምምናዉ ኣብያትኒ ብጣዕሚ ደስ ትብል ደርፊ ኢያ niccccc musicccc

  • @Samrawi6345
    @Samrawi6345 6 ปีที่แล้ว

    Kflu ajoka derftatka aziye eye zfetwom zsemomn hji ewn ajoka dmxka azu des zbl maraki nay bahaqi nfue eika slezi ka hadeshti natka derfi bmulue tesfa nxbe .god bless you brother 😍😇

  • @eritreamusic3045
    @eritreamusic3045 6 ปีที่แล้ว +26

    Ane zgermeni Ente halyu kab Nay eritrea music zteam zeyele knsu hzbi eritrea music zeystemaqr mukanu eyu zgermeni ember ezi si bspanin wey benglish kkewn neruwo Alem mulue mes texelelelu neru wey ka like mhabuna yo emo ab nay Alem wdder ms atewet nera

  • @tedrosdawit5750
    @tedrosdawit5750 6 ปีที่แล้ว +5

    እዚኣ ደርፊ ቅድሚ ኩሉ ሰብ እየ ሰሚዐያ ግን! እንታይ ኢለ ኮመንት ከም ዝጽሕፍ ጠፊኣኒ በቓ Wawww ጥራይ።

  • @wedieri2301
    @wedieri2301 6 ปีที่แล้ว +11

    Yeah key deqesku hadire soccer krie Real Madrid vs Barcelona ezi kulu like mas hibkum belo itresno ekum like habna 2018
    ሰላም ዝሰፍነሉ
    ፍትሒ ዝነግሰሉ
    ፍቕሪ ሂብና ፍቕሪ ንቕበለሉ
    እሱራትና ዝፍትሕሉ
    ዓድና ንምለሰሉ
    ምስ ኩሎም መታዓቢትና ንራኸበሉ
    ምስ ስድራና ፍቕሪ ነውሕዘሉ
    ዓመጽትና ዝጸንትሉ
    ኩሉ ሰሰናዩ ዘበለ ትኹነልና ደቂ ኤረይ ጻዕዳ።

  • @ኣቢጋልዓጋመ
    @ኣቢጋልዓጋመ 6 ปีที่แล้ว

    ትናፍቅኛለሽ ዘፈኑ እዴት ደስ ይላል በጣም ኣድንቃሃለው ማር ♥♥

  • @feqrieuemnetey361
    @feqrieuemnetey361 6 ปีที่แล้ว +1

    Ewey kiflu fesila neza shikor konijooo i love your all song kiflu brother 🌟🌟🌟

  • @teddyjoker8083
    @teddyjoker8083 6 ปีที่แล้ว +4

    ክድቅስ መታን ክሓልመኪ ዓይነይ ይዕምቶ ክትንስእ መታን ክሪኤኪ ተመሊሰ ይኸፍቶ ገለ ዓይነት ደርፊ ክፍሉ ሓላል

  • @Susuhabbit
    @Susuhabbit 10 หลายเดือนก่อน +5

    Eiza darfi wala dehr 10 Ameti yakun kabi hewatye kedimesuo aykelin bifelaye sab narikeni kabi sab feliti tebil feluye naruo naaye 🥺🥺😔😔😔

  • @chro1chro711
    @chro1chro711 6 ปีที่แล้ว +5

    ጃዮ ትሩዝ አንቃዕ በሰላም መጥጻኩምና ክፍሉ ዳኘው ናይበሃኪ ጽቡቅ ስራሕ i hope at the short time milionat kenebxha deki EREY and HAPPY NEW YEAR FOR US senay nay mzngae gzie nkulna

  • @farsyacob9340
    @farsyacob9340 6 ปีที่แล้ว +1

    Ketehemeni iya eza derfi❤️❤️❤️❤️❤️

  • @kashifrafique675
    @kashifrafique675 6 ปีที่แล้ว +2

    1.000.000 views congra kiflu

  • @ykealomichael5342
    @ykealomichael5342 6 ปีที่แล้ว +9

    Kiflu nateyyy kulu 100% eu entay kwexo nateka derfi 😚👈💋👈❤👈

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 4 ปีที่แล้ว +5

    2021 ዝሰማዕካያ like ኣግርጭው

  • @dream2613
    @dream2613 6 ปีที่แล้ว +16

    Ata tenafaki ata tenafaki ata tenafaki ata tenafaki kflu 💯 💯 💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯 the wait is over the king is back in action

  • @biniamkahsay7019
    @biniamkahsay7019 6 ปีที่แล้ว

    ዋውውውውው ደስ ዘብል ቪድዮ ካብ ኩሉ ነቲ ናብራ ናይ ህብረተሰብና ዘንጸባርቅ

  • @dumekahmamahta9960
    @dumekahmamahta9960 6 ปีที่แล้ว +1

    Kiflu you are the best one for me please don't forget eritrean und your gerli friend

  • @segentsegay8981
    @segentsegay8981 6 ปีที่แล้ว +8

    ክፍሉ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ድምጺ ሙሲቃ ህርመት እንታይ እሞ ክወጾ like like
    ደቂ ኤሪ ርሑስ ሓዲሽ ዓምት ዝተናፋፈቀ ዝተፈላላለየ ዝራከበሉ ዓመት ይግበረልና

  • @ፍቕሪምስፊያካኬፍኣለዎ
    @ፍቕሪምስፊያካኬፍኣለዎ 6 ปีที่แล้ว +23

    ዋውውውው ማኛ ነክ ውብ ነክ አዛቹ ኤሪ ውስጤ ናቹ ከልቤ ነው ምወዳቹ

  • @ዮናስዮናስ-አ1ዸ
    @ዮናስዮናስ-አ1ዸ 6 ปีที่แล้ว +9

    መርሓባእ ክፍሉ በዓል ምሉእ ተስፋ እንቓዕ ብሰላም መጻእካ ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ

  • @ertreankrar1162
    @ertreankrar1162 6 ปีที่แล้ว

    Wawww ናይ ብሓቂ ገለ ዓይነት music bro keep it up

  • @saimonbeide3207
    @saimonbeide3207 6 ปีที่แล้ว

    Eza darfi ketatslelani eye kay semkewa ai welin eya so nice job keflu bro just keep going we waiting u more nd more

  • @MaicoRecords
    @MaicoRecords 6 ปีที่แล้ว +191

    Let the great music keep them coming ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ንኹሉ ኣፍቃሪ ሙዚቃ ካብ ማይኮ ረከርድስ

    • @genettesfay3865
      @genettesfay3865 6 ปีที่แล้ว +1

      Maico Records vnb

    • @jofilovers8836
      @jofilovers8836 6 ปีที่แล้ว +1

      Ja you are right th-cam.com/video/HOteX8l0MFk/w-d-xo.html

    • @youtube2719
      @youtube2719 5 ปีที่แล้ว +1

      ተካል ህግደፍ

  • @tediasli6423
    @tediasli6423 6 ปีที่แล้ว +6

    👏👏👏ክፍሉ ጥዕምቲ ደርፊ እንታይ ክወጻ:: ካባኻ ብዙሕ ኢና ንጽበ እሞ: ኣጆኻ ቀጽሎ::

  • @robel7855
    @robel7855 6 ปีที่แล้ว +6

    ጽብቅቲ ስርሕ ክፍሉ ቀጽሎ

  • @sabagebrekrstos8614
    @sabagebrekrstos8614 3 ปีที่แล้ว +1

    Men alo neza derfi kemzi kemay ab 2021 zsemiea😌