ናብ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 188

  • @hymiyoutubechanel6651
    @hymiyoutubechanel6651 8 หลายเดือนก่อน +39

    ናልበይ ዝበኸኹለ ዕለት💔😭ከምናተይ ኸብዲ ኣይሃብኩም

    • @MerkebYoutube-ኣራንሺ
      @MerkebYoutube-ኣራንሺ  8 หลายเดือนก่อน +6

      😢ፍቅረየ ግን ኪከብድ ንንሓዋሩኸ ከመይ ንኾን እና😢

    • @Meeuuuuu
      @Meeuuuuu 8 หลายเดือนก่อน

      @@MerkebTH-cam-ኣራንሺ ብሓደ ክዳ😁

    • @BirhanAbraha
      @BirhanAbraha 8 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@MerkebTH-cam-ኣራንሺብሓደ ክዳ ዋይ ምፍልላይ ከቢድእዩ

    • @TeheshMahari
      @TeheshMahari 8 หลายเดือนก่อน

      ሃሚየይ የኔ ምስኪን

    • @AllBaad-xv2fe
      @AllBaad-xv2fe 8 หลายเดือนก่อน

      ዋይይ በኺኹም አብኪኹምና በስመአብ

  • @FbIh-ri2et
    @FbIh-ri2et 7 หลายเดือนก่อน +1

    ውይ ሃይምየይ ኣሕዚናትኒ 😢😢😢እና ብሓደ ኢክን ትከዳ ዓድክንለ ❤❤❤

  • @MEd595
    @MEd595 8 หลายเดือนก่อน +6

    ዉይ ደስ ክትብሉ ፍቅርኩምን ምትሕልላይኩምን ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ብርቱካነይ ንዓቶም ጥራሕ ዘይኮነስ ኣነዉን ሓቂ መሲሉኒ ፍቅርኩም ይብዛሕ

  • @mashoHaftemele
    @mashoHaftemele 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዊ በስመኣብ ብሩቱየይ ሓቂ መሲሉኒ የንዶ ነሳ ኣነውን ነቢዐ በጃኪ ኣይትፈላለያ ብሓደ ኪዳ 😢

  • @dfghhhdfgghh6981
    @dfghhhdfgghh6981 8 หลายเดือนก่อน +5

    እፍፍፍ 💔ብሓቂ መስልን ምሳኩም ነቢዐ😢😢 ቡሩቱኮንነይ ታይ ገርናኪ ጋልይ😢❤

  • @munatube2861
    @munatube2861 8 หลายเดือนก่อน +3

    ካልኤተይ ሃይማዋ ምሳኽ ነብዐ😢❤

  • @BirhanKaliay-pn5lj
    @BirhanKaliay-pn5lj 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሃምየ ለባም ፍቅርኽን የብዘሐልኽን ኣምላክ❤🙏❤ ነብዕኽን ኣንብዕኽናና

  • @hgfgghgvjggf9916
    @hgfgghgvjggf9916 8 หลายเดือนก่อน +4

    ዉይ ሃይሚየ ኣሕዚናትኒ😢❤ so ፍቅርኹም የብዘሐዮ👏

  • @buucsbb8535
    @buucsbb8535 8 หลายเดือนก่อน +1

    አይ ብእውነት ከብድካ ትኣብ ሃይሜዋ የኔ ለዋህ😒🥰🥰🥰🥰🥀❤❤

  • @ሜሪፍታዊትኣዳኣ
    @ሜሪፍታዊትኣዳኣ 8 หลายเดือนก่อน +3

    ኣፍ እነስ ነብዕ ሃምየ😥 እረ ብረኽ ዝባሃል ነገር ማራያም ኩሉ ነገር ዘኺረስ ብኺየ😥

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
    @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 8 หลายเดือนก่อน

    ዋይይይ ምፍልላይ ሕሱም እዩ ነቢዓ ኣንቢዓትኒ ሃይሚየ የኔ በቅባቅ ዋላ አነ ሓደ ክልተ መዓልቲ ምሳይ ዉዒለን ናብ ስራሕ ዝኸዳ ብጣዕሚ እየ ዝኸፍአኒ ፀላኢና ይፈለ😢

  • @msizn9174
    @msizn9174 8 หลายเดือนก่อน

    ሃይማይ የኔ ምስክን 😢

  • @SeSe-x8l
    @SeSe-x8l 19 วันที่ผ่านมา

    የኔ ማሮች😢😢😢😢❤❤❤

  • @ትግራይዓደይሰላምኪየርእና
    @ትግራይዓደይሰላምኪየርእና 8 หลายเดือนก่อน

    አብ ዓለም እቱ ዝካፈእ ነገር ብህይወት እናሃለካ ምፍልላይ እዩ 😭😭 አይ ካአልኩይ ሃይሚዋይ 😭😭

  • @ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ
    @ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ 8 หลายเดือนก่อน

    በይዛኺ ድፍእ የብለኒ ሃይሚየይ የኔ የዋህ በቅባቅ ካብዳ ሓቅኺ ምፍልላይ ብጣዕሚ ከቢድ እዩ ወለላይ ኣነለ ምሳኺ ንብዓተይ ምቁፅፂር ኣቢኒ😢❤❤

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 8 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ብጣዓሚ ልበይ ዝተንከፈኒ 😢 ብዝኮነ ሰናይ ንዓኩም❤❤❤❤

  • @BirhanAbraha
    @BirhanAbraha 8 หลายเดือนก่อน +4

    ኣነስ ልዙ ገዛሓዳሽ እየ ኣነለ ምስሃይሚበክየ😭😭ምሕማቅኩም ሰብ ክንደይ ነገር እኒእዎ ኣብካብድ
    ሓላላተይ ሳብስክራይብ ግበሩኒ👏

  • @ሩፍታልበይእኽማርያመይ
    @ሩፍታልበይእኽማርያመይ 8 หลายเดือนก่อน +2

    ዉይ ሃይምየ የኔ ምሰክን😢
    ብርቱየ መሕሪር❤

  • @ካሓሲትማሓዛካሓሲት
    @ካሓሲትማሓዛካሓሲት 8 หลายเดือนก่อน

    እፍፍ ኣነለ ምሰኪ ነብዐ ሃሚተይ ካብ ፅጌዋይ ክፍለ ከለኩ ዝሓዘንክዎ ከዝለ ከምኡ ኣንብዕክኒ ብርትካል ፅብቅቲ😢 እሰኪ ፍቅርኩም ይብዛሕ ደቅነይ

  • @azmeraamen6989
    @azmeraamen6989 8 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ብሓቂ መስልን ነይሩ❤❤❤❤

  • @GhFh-m6d
    @GhFh-m6d 8 หลายเดือนก่อน

    ማርያምን ብጣዕሚ ዝፈትዋ መሓዛይ አለትኒ 10 ዓመት አብ ፍቅሪ ፀኒሐ ግዚ ግን ልዓዲ ይከድለኩ ከመይ ኢለ ክፈለያ ዓቅለይ ፀቢቡኒ😢😢😢

  • @yyghhu9146
    @yyghhu9146 8 หลายเดือนก่อน

    ዊይ ማርያምን😢😢

  • @abiyeYouTube
    @abiyeYouTube 8 หลายเดือนก่อน

    እፍፍፍ ሃይሚየ ነቢዕኪ እንቢዕክና ብሓቂ ምፍልላይ ከቢድ እዩ ፍቅርኩም ይብዛሕ ክቡራተይ ❤❤❤❤❤

  • @እግዚአብሔርሁሉምግዜእረኛ
    @እግዚአብሔርሁሉምግዜእረኛ 8 หลายเดือนก่อน

    ወይ ማርያምን አብኽኽና😢

  • @ሕቢእየዘተዋህዶ
    @ሕቢእየዘተዋህዶ 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሃይሚዋይ ወለላይ ካብደይ በልዓትኒ ❤

  • @ጋልሃገረትግራይ-ሠ1ሸ
    @ጋልሃገረትግራይ-ሠ1ሸ 8 หลายเดือนก่อน

    ሰላም መንገዲ ይግበረልኪ ማዓረይ🥰🥰

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 8 หลายเดือนก่อน

    ናይ በሓቂ መሲልኒ ኣነ ከዓ ምስ ሃይሚ በክየ😢

  • @dgfzfyzgf8725
    @dgfzfyzgf8725 8 หลายเดือนก่อน

    ይሐሽ ናብ ዓድካ በእዉነት 😢😢

  • @buucsbb8535
    @buucsbb8535 8 หลายเดือนก่อน

    ፈጣር አምላክ አይፋላልየኩም ❤❤❤❤🥰)

  • @مانم-ح5ي
    @مانم-ح5ي 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yerdnosglagerye1780
    @yerdnosglagerye1780 8 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢

  • @tdflove3582
    @tdflove3582 8 หลายเดือนก่อน

    ሃይሚየይ ምቅርቲ😢

  • @FerFerFe
    @FerFerFe 8 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቁተይ❤❤❤❤

  • @morimord6775
    @morimord6775 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤💔💔💔💔🙏🙏🙏🙏🙏

  • @selamabreha1361
    @selamabreha1361 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሃይምየ መስክን😢❤

    • @SELU_16
      @SELU_16 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብስስራየብ ግበርለይ ዛናተይይይ

  • @Semhale
    @Semhale 8 หลายเดือนก่อน +1

    እፍፍፍፍፍ 😭😢😢 ምፍልላይ ሕሱም ብሓቂ መሪር ስቃይ እዩ 😢😢

  • @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
    @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 8 หลายเดือนก่อน

    ኩለና ነቢዕና 😢

  • @fycvhh8056
    @fycvhh8056 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢

  • @sarahabashi4167
    @sarahabashi4167 8 หลายเดือนก่อน

    ሃይምየይ የኔ እናት ነቢዓ ኣንቢዓትኒ😢😢 ፍቅርኩም የብዘሐዮ

  • @yerdnosglagerye1780
    @yerdnosglagerye1780 8 หลายเดือนก่อน

    💔💔💔💔💔

  • @اااتم-ف2ع
    @اااتم-ف2ع 8 หลายเดือนก่อน

    የንብዕኩ ዋይ😢😢😢

  • @khankhan1509
    @khankhan1509 8 หลายเดือนก่อน

    እሰይ ደስ ክትብሉ❤❤❤

  • @fwddserf
    @fwddserf 8 หลายเดือนก่อน

    እውይ ታይ ገበርና ጋለይ😢😢😢😢😢😢 ኣይካኣልኩን ኣይዞኺ ሃይሚየይ💔💔💔💔💔

    • @SELU_16
      @SELU_16 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤❤❤

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 8 หลายเดือนก่อน

    ሃሚየይይይ ብትክክል ኣሕዚናትኒ ኣህህህ ከቢድ እዩ ካብ ትፈትዎ ማሓዛካ ክትፍለ😢

  • @ነብያትሃይሉ
    @ነብያትሃይሉ 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤አሕዋተይ

  • @مانم-ح5ي
    @مانم-ح5ي 8 หลายเดือนก่อน

    🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺

  • @BirhanKaliay-pn5lj
    @BirhanKaliay-pn5lj 8 หลายเดือนก่อน

    ዋይይ ምፍልላይ ሕሱም እዩ😢

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu 8 หลายเดือนก่อน

    ምዓረይ ኣሕዝንኒ ምዓረይ❤😢

  • @bege8567
    @bege8567 8 หลายเดือนก่อน

    ዋይይይ ምፍልላይ ሑሱሙ🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @yerdnosglagerye1780
    @yerdnosglagerye1780 8 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢ማርያምን ንብዐ

  • @trhasbrhane6259
    @trhasbrhane6259 8 หลายเดือนก่อน

    ወይ ሓሰደ ናይ ባሓቂ መሲለኒ ዘይ ሐሰበኩዋ ነቢዐ አፈፈ😢😢😢

  • @lelti0Brhan
    @lelti0Brhan 8 หลายเดือนก่อน

    ማርያመን ክበኪ ፀኒሐ ናማን መሲልኒ😢😢

  • @kesenetkahsey2874
    @kesenetkahsey2874 8 หลายเดือนก่อน

    በኪክን አብኪናና😢 ከቢድዩ

  • @ግርማነሽጓልተዋህዶ-ቐ1ጰ
    @ግርማነሽጓልተዋህዶ-ቐ1ጰ 8 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ብብክያት ወድእያ ብሰመአብ እረ ከምዚ ነገረ ገድፋና አፍፍ😢😢

  • @brhanwejerat516
    @brhanwejerat516 8 หลายเดือนก่อน

    በዛኽ ድኣነ ወሉልአ😢❤

  • @berekechtadese2084
    @berekechtadese2084 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤😢 ብርቱሽይ

  • @الا-ظ1ح9ه
    @الا-ظ1ح9ه 8 หลายเดือนก่อน

    ንኩላትና ኣንቢዕክናና

  • @ልእልቲ-ዘተዋህዶ-ጸ3የ
    @ልእልቲ-ዘተዋህዶ-ጸ3የ 8 หลายเดือนก่อน

    ወይ በስመአብ ነብዓ ኣንብዓትኒ ሃሚየ 😢

  • @ሃረገወይኒማርያመይYouTube
    @ሃረገወይኒማርያመይYouTube 8 หลายเดือนก่อน

    ሃይሚየ😢😢😢ብጣዕሚ ኣሕዚናትኒ😢😢😢

  • @tasdkangeberemeskal
    @tasdkangeberemeskal 8 หลายเดือนก่อน

    ብሰላም የእቲኪ ብርቱኮን ሓፍተይ

  • @GenetBerhe-yp5jx
    @GenetBerhe-yp5jx 8 หลายเดือนก่อน

    ኣረ ከምዙይ ዓይነት ብራክ ይትረፍ ሓቂ መሲሉኒ ነይሩ እንታይ ገይራትኪ ኣንብዕክያ ማሓዛኪ😢😢

  • @Merri-d4m
    @Merri-d4m 8 หลายเดือนก่อน

    ሃይምዋይ ማዓረይ❤❤

  • @Sይስማዕኣሎኣባየ
    @Sይስማዕኣሎኣባየ 8 หลายเดือนก่อน

    ዋይ በስመ ኣብ ሓቂ መሲልኒ 😢😢😢

  • @fhhgggv6367
    @fhhgggv6367 8 หลายเดือนก่อน

    በእውነት ነብዐ ኣነዉን ልውጥ ያርገኝ ሽኮራት

  • @samarahabsha3639
    @samarahabsha3639 8 หลายเดือนก่อน

    😘😘😘😘😘😘😘

  • @ማርያመይኣዶጎይታ
    @ማርያመይኣዶጎይታ 8 หลายเดือนก่อน

    ምፍልላይ ሕማቅ😢

  • @Romary-cv8rq
    @Romary-cv8rq 8 หลายเดือนก่อน

    ሃይሚተይ ምስኪን😢

  • @delinad568
    @delinad568 8 หลายเดือนก่อน

    አብ ዓለም ዝኮፈአ. ምሰ ትፈትዎ ሰብ ምፈልላይ እዮ😢😢😢😢

  • @msizn9174
    @msizn9174 8 หลายเดือนก่อน

    ዋይ በስመኣም ንበዐተይ ምቁፅፀር ኣቢኒ

  • @Hri8827
    @Hri8827 8 หลายเดือนก่อน

    ከቢድ እዩ ዝጣዓሞ እዩ ዝፈልጦ ቅድሚ 3 ወረሒ ሓፍተይ ከፋኑ ዝነባዕክዎ ንባዓት ዝተሰመዓኒ ሓዘን መግለፂ ኣይረከብኩሉን ሓሲበዮ ኣይፈልጥን ኣነ ክበኪ ንሳ ክትበኪ ብንብዓት ተፈላሊና 😢😢እግዚአብሔር ኣምለክ ብሓጎሰ ብሳሓቅ የራክበና ብዘይ ጓልነካ ሰደት ግን ኣይካኣልኩን ሕማቅ ለሚደ 😢😢😢😢😢

  • @እግዚአብሔርሁሉምግዜእረኛ
    @እግዚአብሔርሁሉምግዜእረኛ 8 หลายเดือนก่อน

    ዋይ አትዮ ታገብርናኽ ናይ ስራሕኽ ያሃብኽ በእውነት

  • @AlemqDesu
    @AlemqDesu 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @smyrhsmyrhh570
    @smyrhsmyrhh570 8 หลายเดือนก่อน

    በክክን አብክክነኒ ብርትየ😢😢 ኣነ እወን በክየ❤❤

  • @املابراهيم-ج2ق
    @املابراهيم-ج2ق 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢

  • @euffrirt4982
    @euffrirt4982 8 หลายเดือนก่อน

    በእውነት ከበድ እዩ 😢😢

  • @Semhale
    @Semhale 8 หลายเดือนก่อน

    እፍፍፍፍፍ 😭😢😢 ምፍልላይ ሕሱም

  • @maazakioros-tc8zz
    @maazakioros-tc8zz 8 หลายเดือนก่อน

    አነለ በኺየ😢❤

  • @TigrayAdeyYelanKmeQedema
    @TigrayAdeyYelanKmeQedema 8 หลายเดือนก่อน

    ሽብካይ ኣብንይ😢😢

  • @TigrayAdeyYelanKmeQedema
    @TigrayAdeyYelanKmeQedema 8 หลายเดือนก่อน

    ማንቱይይ ብሓቂ ግድፍክንይ ትክድይ ኣነ ዘይረክብኩክይ🎉🎉🎉❤❤😢

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 8 หลายเดือนก่อน +2

    ምፍልላይ ከቢድ እዩ ኣነ ንገና ካብ ብሐዚየይ ካብ ኣሕዋት ከመይ ኢለ ተፈልየ ክከድ እየ ኢለ እየ ዝጭነቅ በቃ እንድዒ ከቢድ እዩ😢

    • @Channel-qe9mn
      @Channel-qe9mn 8 หลายเดือนก่อน

      ቡሱሩከ ንከድ ዲና ተሓሰብክዎስ አሕዋተይ ሓዲገ ልከድ አይመስለንይ ምንሳይ እንያ አይትሰድንይ ሰብ ዘሎ አይመስላይ😢

  • @munatube2861
    @munatube2861 8 หลายเดือนก่อน

    ማርያምን ካልኤተይ ፕራንክ አይትፈትየይ😢😢😂

  • @FtsumFtsum-co3pw
    @FtsumFtsum-co3pw 8 หลายเดือนก่อน

    😮ይቅር ለእግዚአብሔር ጓልኖ

  • @AelisaYouTube
    @AelisaYouTube 8 หลายเดือนก่อน

    😢❤❤❤❤

  • @ghhg1825
    @ghhg1825 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @netsi2127
    @netsi2127 8 หลายเดือนก่อน

    ሃይሚየይ ኣንቢዕክኒ 😢ማርያምን ኣነለ ሓንቲ ዝፈልጣ ካብ ጂዛን ናብ ሳንጣ ክከድ ደልየስ ከም ሰብ ዝሞይተካ ሖይ ተበለት ገዲፈዮ ኢለ ጠቢረ ምሽዋር ጠሊመ ምስ ቤተሰብ ተባኢሰ ካብኡ ንሳ ስራሖ ምስ ከደት ኣነለ ኣጋጣም ስራሕ ኣብ ሳንጣ ተረኪብለይ ተፈላሊና ሕጂ ንስኪ ኮ ትብለኒ ብክያታ ግን ኣብዓይነይ እንኦ ምፍልላይ ከቢድ እዩ 😭😭

  • @SelamTekle-uk8kq
    @SelamTekle-uk8kq 8 หลายเดือนก่อน

    ነቢዐ በሓቂ😢

  • @tdflove3582
    @tdflove3582 8 หลายเดือนก่อน

    ንብዕ ኣነውን😢

  • @zahrah7988
    @zahrah7988 8 หลายเดือนก่อน

    ኣቲ ዝኸፍአ ነገር ካትፎትዎ ሰብ
    ምፍልላይ እዩ ሃይም የዋህ😢

  • @salmslamah3221
    @salmslamah3221 8 หลายเดือนก่อน

    እዊይ ምፍልላይ ሕሱም ነቢዐን ኣንቢዐናኒ ፍቅርክን ይብዘሐለይ ፍትዋተይ ብሓቂ ካብ ትፎትዎ ማሓዛ ምፍላ ከቢድ እዩ 😢😢

  • @نعنعهنعنعه-د1خ
    @نعنعهنعنعه-د1خ 8 หลายเดือนก่อน

    በእዉነት ኣነስ ምስ ሃይማየይ ነቢዐ😭

  • @Meeuuuuu
    @Meeuuuuu 8 หลายเดือนก่อน

    ሃይሚ በክያ ኣብክያትኒ😢

  • @ማሾራያ
    @ማሾራያ 8 หลายเดือนก่อน

    ባሓቂ መሰልኒ ነውሩ🥺😥

  • @abrhetknfe186
    @abrhetknfe186 8 หลายเดือนก่อน

    ታማ ነቢዐ😭

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 8 หลายเดือนก่อน

      እመብርሃን ታሓልኪ ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

  • @SELU_16
    @SELU_16 8 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢ነበዐ

  • @ተሰፋእዩሰንቀይ
    @ተሰፋእዩሰንቀይ 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤😢😢

  • @delinad568
    @delinad568 8 หลายเดือนก่อน

    አነሰ ነብዐ ዝሞኮሮ ዝፈልጦ እፋፋፋፋፋ

  • @shishaykidanemaryam616
    @shishaykidanemaryam616 8 หลายเดือนก่อน

    እዋይ በስመአብ አብኪክና

  • @ትግራይዝዓደይስላምኪእዩስ
    @ትግራይዝዓደይስላምኪእዩስ 8 หลายเดือนก่อน

    ኣነስ ምስ ሃይሚየይ ነቢዐ 😭😢

  • @SOLYANA434
    @SOLYANA434 8 หลายเดือนก่อน

    ውይ ብርቱ ልቃሕኪ መሊስኪ🤣ናይ ዕዱል ኃይሚ ግን የኔ የዋህ😢

  • @gereltamidya
    @gereltamidya 8 หลายเดือนก่อน

    ውይ ሓሳድ ክትረግማ አትን ብርቱየ 😢😢😢

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 8 หลายเดือนก่อน

      እመብርሃን ታሓልኪ ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️