ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሽግር ቁጦባዊ'ዩ ምባል ንህዝቢ ኤርትራ ምኽሓድ'ዶ ኣይኮነን? ዘተ መንእሰያት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024
  • Join this channel to get access to perks:
    / @meronsat7665
    @DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

ความคิดเห็น • 242

  • @BereketKesete
    @BereketKesete 4 หลายเดือนก่อน +17

    ከመይ ጎሓፋት ኢኩም ኣንታ
    ኣብ ቀዳማይ ዓለም ኮይንኩምስ ጸገም ናይ ኤርትራ ምርዳእ ኣብዩኩም ኣብ ስደት የብልኩም ርኩሳት

  • @Gashsetit377
    @Gashsetit377 4 หลายเดือนก่อน +9

    እዚ ብናይ ቁጣባ ጽገም ሃገር ገድፈዮ ዚብል ዘሎ ሰብ ሓሳዊ እዩ። ጠንቂ ቁጠባ ዝቐውን ዘሎ ነገር ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ።

  • @Muqur-we6di
    @Muqur-we6di 4 หลายเดือนก่อน +6

    ሓቂ ምዝራብ ምሳሕ ኣባጆጎ ኢዩ ስለዚ ኣጆኩም ንፍዓት ኢኩም ትመያየጡ ናብ ሓደ ምጹ ኣሕዋተየይ ደቂ ኤረይ የስ አጽ

  • @akberetkidane7358
    @akberetkidane7358 4 หลายเดือนก่อน +6

    እዚ ወዲ ሃይለ ስቅ ኢሉ እዩ ፈላጥ ክመስል ሃለውለው ይብል እሞ ናይ ባዕልካ ውድብ ዘይትፈጥር

  • @ሕልናእዪምንባር
    @ሕልናእዪምንባር 4 หลายเดือนก่อน +2

    Oyyyyy dahlak aytfgena eba ab sawa zneberkyo eba zekri xbuk gerna eina nfalet tealimki enda komando temahirki ab sawa ente kone 3 ksab 6 dehan kwskelki baeley enber kndeu keman aygeberkn sheu hkmna eilki asmera kedki beu gerki aytemeleskn slezinezi seb tahdid aytmleyo ab kela wardya eiki nerki dahlak hji ntom hiwetom wegyom ab berekatat zneberu wytwerxxlom mearey

  • @senaitbrhane-fl1qy
    @senaitbrhane-fl1qy 4 หลายเดือนก่อน +1

    ትምርትኻን ሃገርካን ጊዲፍካ ኣብዝሸካ እንዳነበርካኸ ብዛዕባ ቁጠባዶ,ካልእ ክትዛረብ መኔ ኣፍቂድልኩም ዕሱባት.
    ንቶም ከማኻትኩም ትምርቲ ኣቋሪጽም ዝወጹ ዘለው ቆልዑ ኣይተጋግይዎም.ተመሃሩ በልዎም ለውጢ ከምጽኡ.

  • @godblesseritrea6062
    @godblesseritrea6062 4 หลายเดือนก่อน +11

    ሜሮን ብራቮ ቀጽሎ ንመንእሰያትና ኣንቃሓዮም ቀሊል ኣይኮነን እዚ ንስኻ ትገብሮ ዘለኻ ።

  • @mhretkesetemichael6115
    @mhretkesetemichael6115 4 หลายเดือนก่อน +4

    Ezi Wedi Hagos zblwo Abesa 💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯🙏🙏

  • @temesgen8480
    @temesgen8480 4 หลายเดือนก่อน +4

    I am a man 55 years old, so meron talking absolutly real

  • @GereNecho
    @GereNecho 4 หลายเดือนก่อน +2

    ወዲ ሓጎስ 100/100 ንቁሕ መንእሰይ

  • @bingo8314
    @bingo8314 4 หลายเดือนก่อน +2

    Dahlak to ur respect, aytlagexi aynki yhswa alewa

  • @temesgen8480
    @temesgen8480 4 หลายเดือนก่อน +5

    ❤ ሜሮን ናይ ልበይ

  • @alema3754
    @alema3754 4 หลายเดือนก่อน +2

    ሜሮን አነ ደይርደአኒ ሀጎስን ኮብራ ዝመሰሉ ፀማማት አብመድረክ ተምፅእ

  • @fekarwedifekarat
    @fekarwedifekarat 4 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ ወድሃይለ ዝብሃል ሲ ሓሳብ ዝብሃል የብሉን ።
    እቲ ኮብራ ዝብሃል ከኣ ናይ ምግላጽ ዓቅሚ የብሉን ሲሚዒታዊ እዩ ከኣ ።
    ዳህላክ እሞ ኣብ ደገ ዝግበር ጥራይ እያ ክትዛረብ ተደሊ ናይ ሃይማኖት ሰባት ተኣሲሮም ኣይፈልጥን እየ ከምዚ ኣይፈልጥን እየ እንታይ ደኣ እሞ ዘካትዕ አለኪ ኣብ ዉሽጢ ሃገርዘለዉ እዮም ድምጺ ዘድልዮም እምበር ኣብ ደገ ዘለዉ ደኣ ብጥንዖም ዝግደስ ዝሓሊ እዩ ዕቁባ ሂብዎም ዘሎ

    • @AllIs878
      @AllIs878 4 หลายเดือนก่อน

      Exactly

  • @maytemenay-s2j
    @maytemenay-s2j หลายเดือนก่อน

    Ati hmaq,hasawit,bzaebu kzareb aydeln eye ,why?? because the truth is inside yourself but you can't talk.Dahlak is lying.niew belwa gahba.

  • @mogosfshaye5038
    @mogosfshaye5038 4 หลายเดือนก่อน +1

    ልዕሊ ኩሉ ደስዝብል ግን መንሰያት ዝተፋላለየ ርእይቶን ሓሳብን ዘለኩም ተኣኪብኩም ብዛዕባ ህልውኩነታት ሃገርኩም ክትዝትዩን ክትካትዑን ምርኣይ ኣዝዩ ደስ ዝብል እዩ።መኽንያቱ ክትስዕር እተኮንካ ኣብ ኩውንነትን ውድዓውነትን ዝተሰረተ ብሉጽ ሰነ_ሓሳብ መስእተምጽእ እምበር በእምንን በትርን ጌርካ ትስዕሮ የለን። መኽንያቱ ፍትሒ ዝደሊ ሰብ ፍትሒ ክፈልጥ ኣለዎ።እቲ ምንቅስቃስ ጎንጺ ዘድልዮ እንተኮይኑ ክኣ ኣብ ሜዳ ወሪድካ ምስቲ ዝጓነጽ ሓይሊ ትጓነጽ።ሓርማዝ እናረአኻዮ ኣብ ጽላሎቱ ኩናት ምውርዋ ምኹኑይ ኣይመሰለንን።

  • @tkh4049
    @tkh4049 4 หลายเดือนก่อน

    The discussion is interrupted, and disturbed by Dahlak. She needs to know the discipline of discussion. She needs to learn from the other participants. Please don’t bring her again.

  • @tametabot6422
    @tametabot6422 4 หลายเดือนก่อน

    ን ዳህላክ ዓባያ: ንጓል ኣርባዕተ ኣዲኣ: ሂወት ዓደን እያ: ን ሂወት ዓደን ዓባያ ን ኢሳያስ ዓባዩ እያ:: ሓደ ገዛ እዬም:: ኣዲኣ ን ዳህላክ(ጓል ኣርባዕተ) ኣብ ከተማ ድቧርዋ ትቅመጥ ገባሪት ሓዳጊትን እያ::

  • @tametabot6422
    @tametabot6422 4 หลายเดือนก่อน

    ዟሓንቲ ሓቂ ግን ተዛሪባ: ኣደይ ጓል ኣርባዕተ እያ ኢላ:: ጓል ኣርባዕተ ከኣ ቀረባ ቤተሰብ ኢሳያስ እያ:: ስለዚ ዳህሊክ ብ ስልጣን ስድራቤታ ስለዝመጻዂማ እያ ትከላኸል ዘላ::

  • @besm113
    @besm113 4 หลายเดือนก่อน

    ሕቶላትኒ መልሲ ክፅበይ እየ።ብመጀመርያ አብዐለም ቅዋም ዲ ዝባሃል የለን አይንብልን ግን ሃገራት ከከምዝመስለንየን ዝጥቀማሉ።ንባዕላ አሜሪካ ብሕጊ ዘይኮነት ብዘርባሓ ከከምኩነታቱያ ትጥቀመሉ።አብ ከባቢና ክንመፅእ እዛ ወዛል ኢትዮጵያ ሕጂ ዲሞክራስያዊት ድያ ክትባሃል? እንዳፈለጥካ እንዲኻ ሜትካ መኽንያቱ ክንድሰብ ምስ አኸልካ ጀሚርካ አብ ዝጨነወ ናይ ምትላል ፖለቲካ እንዳሰተኻን ታዐንጊካን እንዲኻ ዐቢኻ እቲ ዘሕዝን ደናቑር አብቲ ዘዕበየካ ጨናዊ ታኼላ ትሸሞዘለኻዩ ዘጉሂ። ክትፈልጥ አብ ኤርትር ሙሽ ሎሚ አፍሪቃ ጥራሕ ዘይኮነት ዐለም አብደልሃመት ካላዩ ሕግን ቅዋምን ኔሩና።እተን ገንዘብ ሓራም አብሊዐን ዘዕበያኻ ስለዘይባረኾኦ መሸቀጢ ሓሳኽ ፖለቲካኻ ክትገብሮ አይትፈትን።ህዝቢ ኤርትራ ተፅግቦ ቅጫ ባዕሉ ይፈልጣ ጠፊእዎ አይኮነን።ብሓድነትን ሰላምን ዘንብሮምበር ምዕራባውያን አጋንንቲ ዝባረኽዎ ዲ ከምዚ እዚ ቐሺ አብስራኤል ዝሰማዕካዮዩ።አንታ ናይ ኤርትራ ናይ ማይ ጨናዊ ናይታሪኽ ሓተላ ግን እንተኾነ አብዚ አሜሪካውያ ቅኑዕ ይኹን ጌጋ ሃገረይ ዝባሃለሉ ልቢ ክትገብር ተስፋ አይንቖርፅን ካኑኡ ዝተረፈ ግን ተግባርካን ስራሕካን ካብቲ ናይ ሓሙሳታት ናይ ባዐል ቀሺ ዲመጥሮስ ንዝመፅእ ወለዶ ዐሌትካ ከተዋርድ ክትነብር ኢኻ።

  • @-se9hk
    @-se9hk 4 หลายเดือนก่อน

    Dhlak ab metkel andatezarebet
    Hadehadde seb abwilkawi mlak zhabeka kab sinesrat zeyblu sebawi subuk ayconennn kelu bmialtu ywiled ymewit

  • @zeromkidane6284
    @zeromkidane6284 4 หลายเดือนก่อน

    ካብ 1998 ኣትሒዙ ንኤርትራ ሃገርና ዘጋጠማ ተጻብኦታት ይርደኣኩምዶ ይኸውን። ስለምንታይደኣ ዘይትዛረብሉ። እንቃዕ መንእሰይ ኤርትራ ከማኹም ጥራይ ኣይኮነ። ሃገር ሰብ ኣለዋ ናይ ስደትኩም ጥራይ ግበሩ።ንስንኩላን መሸቐጢ ደው ክብል ኣለዎ።

  • @aiebee1580
    @aiebee1580 4 หลายเดือนก่อน

    ብናይ ቁጣባ ጽገም ሃገር ገድፈዮ?? ሃይ ስኩል ከይወዳአካ ናብ ሳዋ ንዘላለም ምስ ተፈረድካ ከመይ ገርካ ክትሰርሕ ኣብ ኤርትራ? ናይ ቁጠባ ጸገም የብላን። ማዕድናት፣ ዘይተተንከፈ ሃብቲ ባሕሪ ከምኡ ዊን አዚ ዝበለ ቱሪዝም ከነማዐብልን ክነዕብን ብዙሕ ዕድላት ኣለና። ጸገምና ፖለቲካ አዩ። ብሕግን ሲርዓትን ዘማሕድር የለን። አንትርፎ ብ ሓይሊ ብረት ስለዚ ከኣ አዩ ኪንሲደድ ተገዲድና

  • @YordanosYordanos-ew9mw
    @YordanosYordanos-ew9mw 4 หลายเดือนก่อน

    ሽግር አሎ ኣብ ኤርትራ ግን ኤርትራዉያን ኢና እናበልኩም ሽግር ከምዘሎ እንተፈሊጥኩም እንታይ ኮንኩም ነዴታትኩም ገዲፍኩም ነደትግራይ እናሓገዝኩም ብዛዕባ ሽግርና እንታይ የእትወኩም ካብ ከሰላ

  • @AO-ee7fv
    @AO-ee7fv 4 หลายเดือนก่อน +3

    She doesn't want to talk about reality, just she wants to talk what she wants.

    • @truthalwaysprevails6669
      @truthalwaysprevails6669 4 หลายเดือนก่อน

      She's Drama Queen 👸 leba she tries to pretend stupid chameleon

    • @sunnyday5353
      @sunnyday5353 4 หลายเดือนก่อน

      It's reality accept drink with water

    • @wwt8027
      @wwt8027 3 หลายเดือนก่อน

      Kemey wedey dem ste

  • @awethaile4013
    @awethaile4013 4 หลายเดือนก่อน +3

    ኣምሰሉነት ዘይትገድፍ

  • @Solomoneritrean
    @Solomoneritrean 4 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ኤርትራ ብዘለዉ መንእሰያት ስለንተኣማመን እንበር ብኣኹምስ ኣብ ቃልሲ ዘሕለፍናዮ ዕድመ ንእስነትና መጠዓሰና ኔሩ

  • @As22611
    @As22611 4 หลายเดือนก่อน

    Mery korax below axebika haki definka nslerebhom tebelexti Imber hager ayntayom hizbi ayntayom muslyat tray eyom

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 3 หลายเดือนก่อน

    ቀደም ኢሳያስ ኣዕንዩዋ ኢዩ ሃገርካ ብሒጂ ዝሃንጽ እምበር ዝፈርሲ የብላን ሰፈር ኣዛብእን ኣኽላባትን ገይሩልካሎ ኣይቅሮን ትብል ተሊኻ ድኣ ሲንጋቦር ክትገብራ መስኪናይ።

  • @titibeyna3561
    @titibeyna3561 4 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ኤርትራ ክንደይ ጉድ ኣሎ ከይተዛርቡና ኩሉ ትዛረቦ ዘላ ጉጉይ እዩ ንኩሉ ሽፍን ፍን ኣይተብልዮ ተዛረቢ ኤርትራ እኮ ናይኩሉና እያ ዝያዳ ገርኪ ኣይትርኣያ ናይ እሱ ባርያ በዚሖም ኣለው ሰምዕና ከም ዘይ ሰማዕና ንከውን ኣለና

  • @henosstudio9405
    @henosstudio9405 4 หลายเดือนก่อน

    Wedi hagos hateftef ybl alo ageb zeytblwo dehar kea tigraway ente koynu afka haz belo meron Teklesnbet

  • @Tesfa325
    @Tesfa325 4 หลายเดือนก่อน

    ዳህላክ ትሹኽሸኺ ኔርኪ እምብር ተገልግሊ አይነበርክን ኩሉ ትክሕድዮ አለኺ ሐንቲ ኸልቢ ኢኺ ንስኺ😂😂😂

  • @dreambox26mi-mi
    @dreambox26mi-mi 4 หลายเดือนก่อน

    Ati halaw gal sk elki halewlew aytbeli shawbya yamalet ketali hawu u
    Tgrnga dzareb derfi u kndey meneseyal ab altena , merb setit ashegari zresenu eyommmmmm 44 ::

  • @maytemenay-s2j
    @maytemenay-s2j หลายเดือนก่อน

    Yeah,wala abzi zhalefe kunat tgray,kulu seb gezu teaxu eu ketitu ember kulu serawit neti kunat aydelyon eu nieru, ezom tebelexti gn mendelay endabelkum bshmom ktfkeu twelu nierkum.ember mendelaysi bgfan bmexaw gezan eu tegedidu nabti kunat tgray atu.

  • @mebrahtomgebremeskel5307
    @mebrahtomgebremeskel5307 4 หลายเดือนก่อน

    ዳህላክ ገሽላዕ 😂😂ንባዕላ ነቲ ዝተገበረ ጎስያቶ እንዳሓለፍት ሲ ትም ኢላ ሃተፍተፍ ትብል።ስዉኣት ከም ዝረሸነ ባዕላ ተኣሚና

  • @GereNecho
    @GereNecho 4 หลายเดือนก่อน

    ዳህላክ ኣምሰሉነት ኢኪ ኣዳዲዒኺ ሰብ ከም ዝርሽኒ ትፈልጢ ኢኺ ግን ካብቲ ባርያ ከተመልጢ ኣይደለኽን

  • @letinak4559
    @letinak4559 4 หลายเดือนก่อน

    እዛ ዳሕላክ ትበሃል እንታይ ገደሳ መንግስቲ ዝገብሮ ክትጣበቅ ትርሕጽ 🤮🤮🤮

  • @medhaniekesete5588
    @medhaniekesete5588 4 หลายเดือนก่อน

    እዞም ድገፍቲ ስርዓት ሕልና ዝባሃል የብሎምን ከሞኦም ሰብ ከተንፍስ ኣይደልዩን ።

  • @fekarwedifekarat
    @fekarwedifekarat 4 หลายเดือนก่อน +1

    Eti wedi hayle zbhal si haki deyzareb dfelton yeblun Kab shiagru b tarik Hzbawi gnbar dsmao haben yzayd

  • @ibrahimsaid-saleh1601
    @ibrahimsaid-saleh1601 4 หลายเดือนก่อน

    KALSHIN HIZU KELO ZIFERH DEA ...ENTAY WAGA ALEWO.

  • @እቲፈቓርስኩረይ
    @እቲፈቓርስኩረይ 4 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራውያን ሕክምና ሲኢኖም እዛ ግል ግና ከንፈርራ መጋየየጺ ቲቅይር

  • @YonatanGhebretnsae
    @YonatanGhebretnsae 4 หลายเดือนก่อน +1

    Franklin de rosevelt eyu meri arkey

  • @Semhargebre384
    @Semhargebre384 4 หลายเดือนก่อน

    Dahlak gen telagxe ala enty kouna resa axeayoto kulie ayfeltin tibilie yrakounie tibilie selmenty miskome tizaribe ala

  • @mindal323
    @mindal323 4 หลายเดือนก่อน

    Meri ab gedli gfa neru ayneberen ayitibel bzuhat alewu ztegefu ane zifeltom

  • @tesfamichaeldesta5399
    @tesfamichaeldesta5399 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዳህላክ ብሓሶት ዝተላዕጠጠት ኣምሰሉ ነፋሒቶ

  • @Hadera-od7jn
    @Hadera-od7jn 4 หลายเดือนก่อน +1

    Ayashu meniseyat niti kuteba zigebira zelo ayfelitin eritrea nyka zihabtemet hager iya ! Bisenki men mikhanu aytifelitin yemiro yebilkan malet iyu!

  • @melottieri5470
    @melottieri5470 4 หลายเดือนก่อน

    Idil kem zeirekebu nighiho nighiho biasot tikena igheda n dihrit dequsoma

  • @እቲፈቓርስኩረይ
    @እቲፈቓርስኩረይ 4 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራ ዱባይ ዘይኮነት ድርባይ ኢያ ኪትከውን ምዞም ባራዩ ህግደፍ ።

  • @NegaSereke
    @NegaSereke 4 หลายเดือนก่อน

    Kindey thswu bzeyka dahlak seb yeblkumn

  • @mikieyo7902
    @mikieyo7902 4 หลายเดือนก่อน +4

    Bejaka remove DAHLAK from the dissection

  • @tametabot6422
    @tametabot6422 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዓባይ ዓባይ ዳህላክ ን ኣደ መድህን በራድን የሕዋት እየን::

  • @AO-ee7fv
    @AO-ee7fv 4 หลายเดือนก่อน +1

    ንምንታዮ ኤርትራዊ ንዓድ ክአቱ በጣዕሚ ዝፈርሕ???

  • @biniambrhane4880
    @biniambrhane4880 4 หลายเดือนก่อน

    eza Dahlak tbihal sebeyti kndey thsu eya 🤣

  • @letinak4559
    @letinak4559 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሓቂ ትዛረቡ ዘለኹም መንእሰይ ብሓቂ ንበሩ ኣምላኽ ይባርኩም

  • @asgedomkidane2522
    @asgedomkidane2522 4 หลายเดือนก่อน +2

    Hasawit 1000000000000

  • @wayneyowhanes8077
    @wayneyowhanes8077 4 หลายเดือนก่อน

    Nero ata Gohef hswi lekbat Aletwi Ekanska

  • @tomorrowcanbebetterthantod1179
    @tomorrowcanbebetterthantod1179 4 หลายเดือนก่อน

    Dahlak? Mn rieki tm mn semaki tm gud u natks🤔

  • @DawitMisghna
    @DawitMisghna หลายเดือนก่อน

    Kulkome tag are ekuo qondafate

  • @semeretesfay905
    @semeretesfay905 4 หลายเดือนก่อน

    She is pitch remove from discussion

  • @lifeistrip1607
    @lifeistrip1607 4 หลายเดือนก่อน

    Eza dahlaksi entay koyna thwtt wa kab nebsa rihika tedengtseka

  • @ThanksGodኣሜን
    @ThanksGodኣሜን 4 หลายเดือนก่อน +2

    Bravo dahlakino❤❤❤❤❤

    • @hurkuthuman234
      @hurkuthuman234 4 หลายเดือนก่อน

      Xemam hade derfu dyu zbhal

  • @luisnani6204
    @luisnani6204 4 หลายเดือนก่อน

    ዳህላክ ስ ስማርት ዲኺ ደንቆሮ ኮ ምርዳእ ኣቢኒ፤

  • @asgedomkidane2522
    @asgedomkidane2522 4 หลายเดือนก่อน

    Mereb you must clean your brain

  • @Moonlight-h7n8j
    @Moonlight-h7n8j 4 หลายเดือนก่อน +1

    Dahlakina kemey diki.♥️🇪🇷

  • @GirmayEssak
    @GirmayEssak 4 หลายเดือนก่อน

    ሜሪ ጠንቅ ኢዩ ክላዓል ዘሎዎ
    ቆጠባ ግን ሳዕቤን ኢዩ።

  • @GirmayEssak
    @GirmayEssak 4 หลายเดือนก่อน

    ሜሪ ጠንቅ ኢዩ ክላዓል ዘሎዎ
    ቆጠባ ግን ሳዕቤን ኢዩ።

  • @GirmayEssak
    @GirmayEssak 4 หลายเดือนก่อน

    ሜሪ ጠንቅ ኢዩ ክላዓል ዘሎዎ
    ቆጠባ ግን ሳዕቤን ኢዩ።

  • @yordatesfay9055
    @yordatesfay9055 4 หลายเดือนก่อน

    Ezi beal kibie denkoro yu

  • @MikealNegasi
    @MikealNegasi 4 หลายเดือนก่อน

    Ata wedi schrmuta men u gesret gohaf wahid

  • @goitomkidane2376
    @goitomkidane2376 3 หลายเดือนก่อน

    ኢልኪ ኢኺ ሓሳዊት ተደምረናል ምሽ ትብሊ ኔርኪ

  • @amikaltesfay-fk4ul
    @amikaltesfay-fk4ul 4 หลายเดือนก่อน

    ሜሮን እዝ ሐሰት ዘረባ አዩ

  • @Tebahle
    @Tebahle 4 หลายเดือนก่อน

    Dahlak's argument is compelling. Eritrea's smaller population size necessitated strict recruitment measures to maintain a strong defense. While these actions might not have been well-received, they were essential for the country's security and readiness. Ultimately, these tough decisions were key to Eritrea's victory and resilience.

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
    @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 4 หลายเดือนก่อน

    ኣይይይይይይ ትግራይ ደያልዕልኹም ደይኾነልኹም 😂😂

  • @RBT._F
    @RBT._F 4 หลายเดือนก่อน

    ክንደይ ክትዕሹ እያ እዛ ዳህላክ ትበሃል??

  • @rahwakahsay7766
    @rahwakahsay7766 4 หลายเดือนก่อน

    Hasawit dahlak

  • @ngusewerede2922
    @ngusewerede2922 4 หลายเดือนก่อน

    ልቅማጽያ ዛቆልዓ

  • @amikaltesfay-fk4ul
    @amikaltesfay-fk4ul 4 หลายเดือนก่อน

    እሰኪ ሸርምጣ አኪ

  • @tametabot6422
    @tametabot6422 4 หลายเดือนก่อน

    ዟሜሮን እዛ ዳህላክ ሓሳዊት እያ :: ቆልዓ እየ ኔረ ኣይፈለጥኩን ትብል:: እንድሕር ዘይትፈልጥ ኮና ስለሚታይ ትካትዖም ኣላ ስቅ ዘዮትብል:: በቲ ከኣ ኣይርኣኹን ትብል: ዝረኣዩ እ እንደነገሩን ከኣ ትብል ኣለኻ ትብም:: ሓሳዊት ኢያ ሓላዊት ኡሱራ ኔረ ከኣ ትብል::

  • @amikaltesfay-fk4ul
    @amikaltesfay-fk4ul 4 หลายเดือนก่อน

    ባረንቱ ተታሕዛ ምሰ በለት ኣበይ አላ

  • @samsonhaile9543
    @samsonhaile9543 4 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ እዚኣ ርእሲ ሓምሓም ኣይትርድኣኩምን እያ ኣውጽኣያ

  • @AO-ee7fv
    @AO-ee7fv 4 หลายเดือนก่อน +1

    , ሚሩ ጅግና

  • @amikaltesfay-fk4ul
    @amikaltesfay-fk4ul 4 หลายเดือนก่อน

    ሐሳዊት መልሲ

  • @berakiayele90
    @berakiayele90 3 หลายเดือนก่อน

    This is so disgusting

  • @hassenibrahim2977
    @hassenibrahim2977 4 หลายเดือนก่อน

    Weyane badememe Bayto selzeynebere diyu

  • @salmanabdalla217
    @salmanabdalla217 4 หลายเดือนก่อน

    ቢመጀመርታ ሚሮን ኣምበሳ ቃጽሎ ቃጽለ ድማ ዳህላክ ዋሮ አቲ ዚገሪም ግናስ እወል ሳዒድ ውዩ ከም ክዳን ቃዪሩና 😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @amikaltesfay-fk4ul
    @amikaltesfay-fk4ul 4 หลายเดือนก่อน

    ጂ ፈፈት ሐሳዊት

  • @Evivi2886
    @Evivi2886 4 หลายเดือนก่อน +1

    Meron ambesa 👋👋👋👋

  • @saron-si5ym
    @saron-si5ym 4 หลายเดือนก่อน

    ata neza saho zetekubela do seana chenen ketebel keneya hezbe Eritrea 🇪🇷 lemena keyteatetewena yhefer amo kea ab Europe 🇪🇺 koynen lemena

  • @HelenHdray
    @HelenHdray 3 หลายเดือนก่อน

    Wedi hagos😇 😇 😇 ❤

  • @AsefaTafere
    @AsefaTafere 4 หลายเดือนก่อน

    ፓርላማ አሎ ዶ

  • @Happiness2233
    @Happiness2233 4 หลายเดือนก่อน

    Anesi Dahlak yifetweki Ende nere gn gerimuni jihoba and pente bhmak kemzesakiyiwom aytfeltn nerki, gerimuni bkemzi ina mulue hgdef kinkewn zeynikil zelena,

  • @feruzsolomon3814
    @feruzsolomon3814 4 หลายเดือนก่อน

    ኣንቱም ሰባት እንዳሰመዐ ዘስቀጠስ እንዳሰመዐ ቅበሮ እዩ። እዛ ዳህላክ ትባሃል ሰበይቲ እንዳፈለጠት ትገብሮ ዘላስ ስቂኢልኩም ትደክሙ ዘይትገድፍዋ እዛሰብ ብዘይፍላጥ ዘይኮነት እንዳፈለጠት ስለትገብሮ ዘላ ምስኮነይሉ ዝጽይቅ ግዜኩም ኣይተጥፉኡ ። ህዋታትያ ዝኮነት ጋል ።

  • @AO-ee7fv
    @AO-ee7fv 4 หลายเดือนก่อน

    It is the only country in the world that does not have a constitution. Any form of political dissent and association outside that of the ruling PFDJ movement is not allowed.

  • @e.gebremedihen9551
    @e.gebremedihen9551 4 หลายเดือนก่อน

    ነዞም መንእሰያት ዝህቦ ምዕዶ እንተልዩ ግዝየኹም ቁም ነገር ግበርሉ ኣበየ ከባቢኹም ድልዱል ዝኾነ ማሕበራት ፈጢርኩም ባህልኩም ተዕክብሉ ነንሕድኩም ትመሃርሉን ትመዓደድሉን ብስፖርት ኾነ ካልእ ማሕበራዊ ንጥፈታት ተካይድሉን ነንሕድኩም ትፋለጥሉን ነንሕድኩም ትመራዓውሉን ኮታ ኹሎም ኣብ ስደት ዘለው ወጻእተኛታት ዝገብርዎ ተገበርኩም ምሓሸ ፖለቲካ ብጠቅላላ ግደፍዎ ልዕሊ ዓቅምኹም እዪ ግዝየኹም ንኸንቱ ክጠፍእን ከም ሳዕብየኑ ኸኣ ህይወትኩም ከባላሽወልኩም እዩ ግደፍዎ

  • @Evivi2886
    @Evivi2886 4 หลายเดือนก่อน +4

    Dehlak haswet haki zeytzrbi entay yetwki foo

  • @Robel-v8e
    @Robel-v8e 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዕሱብ ዋሒድ

  • @Luti-tes
    @Luti-tes 4 หลายเดือนก่อน

    Somebody tell me the TH-cam of the guy with the white hat? Kisemo kalie maelti zerebiu Haki eyu

  • @Muktar-u7j
    @Muktar-u7j 4 หลายเดือนก่อน

    Galta gahaf gali4 ab4temqele

  • @amikaltesfay-fk4ul
    @amikaltesfay-fk4ul 4 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ከንቴር ሳዋ ነሮም ሐሳዊት

  • @alidege301
    @alidege301 4 หลายเดือนก่อน

    Cobra