ኣወል ስዒድ ተቓዋማይ ኮይኑ ኣብ ገዛና መጹ ክበኪ ኢዩ ዝውዕል ነይሩ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 314

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  ปีที่แล้ว +16

    እዚ መደብ ብ መንገዲ ሳትላይት ናብ ዓዲ ዝኣቱ ኢዩ ወጻኢታት ስለ ዘለና ንዕብየትን ቀጻልነትን እዚ መድያ satellite 📡 ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት👇donorbox.org/tefetawi-talkshow
    Be A Member 👇🏿
    th-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin

    • @rutatsaedu5316
      @rutatsaedu5316 ปีที่แล้ว +1

      TEFETAWE TALK SHOW NUMBER ONE MEDIA SLEZKONE ABZI ATKA COMMENT TXHF ALEKA KKKK

    • @EluNatu
      @EluNatu ปีที่แล้ว

      Nayemaka diu 😂😂😂

  • @gizegize4486
    @gizegize4486 11 หลายเดือนก่อน

    ሰልጠነ አብመወዳእታ ጸርፉኳ ኪኸይድዩ

  • @MICHAELTEKLEHAIMANOTTEAME
    @MICHAELTEKLEHAIMANOTTEAME 7 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቕ ገርካዮ ሰልጠነ ሓወይይይ

  • @hranetesfa7484
    @hranetesfa7484 ปีที่แล้ว +2

    ሰልጠነ ዓቅሊካ ፅቡቕ እምበር ይጻወት እዩ ዘሎ ግን ዕዱለኛ እቲ ቆልዓ ማዕረ ክንድዚ ግዜ ህብኩምዎ

  • @otcanful
    @otcanful ปีที่แล้ว +5

    ናይ ጥዕና ጸገም ከይ ህልዎ።

  • @TemesgenTsegay-i9t
    @TemesgenTsegay-i9t ปีที่แล้ว +2

    ክክክክክ ሰልጠነ ሓወይ የኽፍኣዮ፡ከረን ከምዚኦም ገፈልመፈል ኣይትፈርየልናን እያ። ብዝኾነ ጽብቅቲ prank ጌሩካ፡ካብ መጀመርትኡ ኣይጥዓይርን፡መንነቱ ዘይፈልጥ መበቆሉ ዘሕፍሮ ካብዚኣ ትዓቢ ነብሰ ምትሓት የላን።

  • @danielhabte7100
    @danielhabte7100 ปีที่แล้ว +14

    ሰልጠነ እዝቆለዓ ናይ የእምሮ ጽሉል ኢዩ ፡ ከምዚኦም ዓፋፋት ኣይተምጻልና . Don't waste your time.

  • @akberetweldaie2220
    @akberetweldaie2220 5 หลายเดือนก่อน

    ይጻወት አሎ ሰልጠነ ሕሙም እዩ

  • @eyob-h1r
    @eyob-h1r ปีที่แล้ว +5

    ሰልጠነ እዚ ወዲ ካልእ ተልዕኮ አለዎ ተላእኹ ኢዩ ጥዕና የብሉን ባዕሉ አወል ሰዕድ ኢዩ

  • @YemaneFsaha
    @YemaneFsaha ปีที่แล้ว

    ሰልጠነ ሓወይ ብገርሆም መስመር ዝኣቱ ቡዙሓት እዮም ኣይተሓዘሎም ይግበረኣሎ ኢሎም እዮም ዝኣቱ።

  • @akberetmedhane1713
    @akberetmedhane1713 ปีที่แล้ว +9

    ሰላም ሰልጠነ ሓዊ ኣወል ሲዒድ ክጥዒ ኣይክልን እዪ ከዳናግር ጥራይ እዪ ዝኽእል

  • @abdoalqatari
    @abdoalqatari ปีที่แล้ว +15

    ንሕና'ውን ብጥዕኑኡ ተጠራጢርና ኔረና !!! ዳሓን እቶ ኩቡር ሓውና ኣረጋጊጽካልና ዳሓን እቶ

  • @medhanemesfun6871
    @medhanemesfun6871 ปีที่แล้ว +8

    ፍርሒ ዓጀውጀው እዩ ዘብል ግደፎ ሓሳብ የቡሉን።

  • @bamediaentertainment9394
    @bamediaentertainment9394 ปีที่แล้ว +15

    ጽቡቕ ጌርካዮ. ንክጻረፍ እዩ መጽዩ ግን ረኽብካዮ.

  • @shamsahmed-oi4nl
    @shamsahmed-oi4nl ปีที่แล้ว +11

    ክክክክክክክ ህግደፍ አብ መወዳአታ አብዚኦም ወዲቃ 😀😀😀😀 (💙💙💙በርጌድ ንሓሞዱ ❤❤💛💛T D F ንቅድሚት)

  • @mussiegebreyouhans8288
    @mussiegebreyouhans8288 ปีที่แล้ว +3

    ሰልጠነ ቕድሚ ኣፍ ምኽፋቱ ገጽካ ብምርኣይ ጥራይ ርዒዱ ጃሎን ሙሉእ ዓሲር ሰትዩ

  • @peterdavid9636
    @peterdavid9636 ปีที่แล้ว +2

    እዚ ሓደ ለኽባጥ ሓሳዊ ከሕልፎ ዝነበሮ መልእኽቲ ነሩዎ እዩ ንሱ ንባዕሉ ወዲ ሶማል ዝመስል ልኡኽ እዩ ኣውርዶ።

  • @YemaneFsaha
    @YemaneFsaha ปีที่แล้ว

    ድሕረባይትኡ ብህፃኑ ናብ ትግራይ ስለተሰደተ ኣማዓስከር እዩ ዓብዩ ናይኢርትራ ድሕረባይትኡ ኣይፈልጦን ምስኪናይ ናይ ኣዱኡ ዓዲእዃ ረሲዕዎ ።

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 ปีที่แล้ว +4

    እዙ ወዲ ብኣወል ስዒድ ተመልሚሉ ዝወጸ መሳርሕ ሕግደፍ እዩ::

  • @RopiKomachi
    @RopiKomachi ปีที่แล้ว +1

    እንታይ እዪ ኾይኑ ጻሕጻሒ

  • @medhaneihaile893
    @medhaneihaile893 ปีที่แล้ว +1

    ከምዚ ሰልጠነ ዝበሎ እምባደርሆ ዘይትብሎ። ነታ ጓል ዓድዋ ሰበይቱ እውን ኣብቲ ከባቢ እንድዩ ዘእትዋ፡ ሓሪፍ ገዛውትኻ እምበር ዓዲ ኣይሓትትን እዩ ኣኸለ።

  • @kitkat-r2g
    @kitkat-r2g ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቕ ህቶ እዩ ሓቲትዎ ፡ እዚ ቆልዓ ጂንየስ ዩ ፡ መቦቆል ዓዲ ኣውራጃ እዮም ዘጻርዩ ንኽሓቱኻ ካልእ ኣውራጃ ክሓቱ ስልጣነን ትብዓትን የብሎምን ፡

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 ปีที่แล้ว +5

    ክቡር ሓው ሰልጠነ ከምዚኦም ዝመስሉ ደንቆሮታት ከተቕርብ የብልካን ካብ ደንቆሮ ድንቁርና እምበር ጽብቕ ነገር ከምህር ኣይኽእልን::

  • @asmarino1520
    @asmarino1520 ปีที่แล้ว +4

    እዋይ ሲሒቕና ግን😂❤😂😂😂😂😂ስምምዕና ላይፍ ዩ

  • @haneber7369
    @haneber7369 ปีที่แล้ว +15

    💙💙ሰልጠነ ሓወይ "ወዲ 20 ዓመት'የ" ኢሉ ድሕሪኡ "5 ዓመት ስደት" ኢሉ; At least ወዲ 15 ዓመት ወተሃደር'ዩ ኔሩ። ለክባጥ'ዩ....!!💙💙

    • @ambesambesa428
      @ambesambesa428 ปีที่แล้ว +1

      24 iyu ilu nisika ika lekbat

  • @medhaneyikealo9219
    @medhaneyikealo9219 ปีที่แล้ว +1

    ህግደፍ ካብዚኣ ሃሊፎም ዝገብርዋ የብሎምን

  • @eyob-h1r
    @eyob-h1r ปีที่แล้ว +2

    እዙይ አወል ሰዕድ ዚሰረሖ ፓፓጋሎ ኢዩ ወዲ ከረን አይኮነን ባሪያ ህግደፍ ኢዩ

  • @jossi2794
    @jossi2794 ปีที่แล้ว +3

    እዛ ወዲ ሽዋየ ከይዳታ አላ😂😂😂

  • @germaymebrahtom436
    @germaymebrahtom436 ปีที่แล้ว

    አወል ስዒድ መቦቀል ዓዲ የብሉን አዱኡ ግን ትግርኛ እያ ኢሎማ

  • @abdoalqatari
    @abdoalqatari ปีที่แล้ว +8

    ኣታ ሠልጠነ ሓወይ ነዚ ቆልዓ ኣውጺኻ ኣብ ካልእ ጉዳይ ኣእትወና ይሓይሽ ቀይቃይ ነገር እዩ ዝመስል

  • @pappaklausen4323
    @pappaklausen4323 ปีที่แล้ว +5

    ወይ ሰልጠነ ዝረኸብካዮ ጉድ በጃኻ እባ ኣውፅኣዮ።

  • @meharifrewoyni9402
    @meharifrewoyni9402 ปีที่แล้ว +1

    ዘመት ኣወል እንተኾይኑ ትግራዋይ እዩ ::

  • @tirhasghbray1049
    @tirhasghbray1049 ปีที่แล้ว +2

    እዋይ ሰልጠነ ትረኽቦ ጉሓፍ ተደፊኡካ ዘይተውፅኦ ክንድዚ ልመና ብገዛእ ገዛኻስ ክንድዚ ወይጉድ

  • @teagesberha1510
    @teagesberha1510 ปีที่แล้ว +4

    አንጥሮ ሰልጠነ ሃልዋስ ወዱ ከረን የለን ውጻእ በሎ

  • @ፍሬlove
    @ፍሬlove ปีที่แล้ว +2

    ዓንጃል ዲዲሕሪ ግመል ዘዓበይ

  • @MuzitAmbase
    @MuzitAmbase ปีที่แล้ว +1

    ጥዕና ከሞዘይብሉ ከሞዝኮነ 48:43 ይፍለጥ ወደይ Rip እዲኡ ተጸሪፉ ድእ እንታይ ትጽበ Rip again

  • @umamier3318
    @umamier3318 ปีที่แล้ว +2

    ዘመድ ኣወል ምስ በለካ ጥራሕ ዘይትገድፎ እንታይ ቁምነገር ካይህልዎ

  • @germaymebrahtom436
    @germaymebrahtom436 ปีที่แล้ว

    ሠጠነ እዚ ሓሳዊ መደናገሪ እዩ አባርሮ

  • @tesfudemoz5593
    @tesfudemoz5593 ปีที่แล้ว +7

    ሰልጠነ ሎሚ ነዚ ወዲ ክሳራ እዩ ኔሩ ብሓቂ

  • @azmeraftwi3586
    @azmeraftwi3586 ปีที่แล้ว +2

    ሰልጠነ ነዚ ዝኾነ ሓሳብ ዘይብሉ ቖልዓ ክንድዚ ግዜ ምጥፋኣ ኣይምድለየን

  • @ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ
    @ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ ปีที่แล้ว +6

    ሰልጠነ ሓወይ ኣይፈልጥን ኢዩ ዝመስል ኢዚ ወዲ ዘመድ ኣወል ኢንታይ ኪጥዒ ኣታ ሰልጠነ ሓወይ

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 ปีที่แล้ว

    ሰልጠነ ፡ እዚ ዓብዱ ስላምዩ ስመይ ዓደይ ኣይፈልጦንየ ዝተወለድኩሉ ከረንዩ ኢሉካ ፡ናኣወልስዒድ ዘመዱ ሊኢኹዎ ከይከውን ፡ሓደ ወዲ ከረንየ ዝብል ጆርጆ ድራር ዝብሃል ኣሎ ዘመዱ ከይከውን ፡ ኣቱም ሰባት ኣብዚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ውን እቶም ደቂ ከረን ኢና ዝብሉ ኢሳያስ ወይ ሞት ክብሉ ኣሸጊሮምናለው ፡ ዋላ ሓቂ እንተነአርካዮም ፡ጤል ትነፍርያ ይብሉኻ ።

  • @efbiwaltahaqi429
    @efbiwaltahaqi429 ปีที่แล้ว +5

    ሽግር ናይ ቛንቛ ከይህልዎ እ'ዚ ሓውና ድሕሪ ባይታ ዝብል ዘይተረደኦ ከይከዉን

    • @FASEAful
      @FASEAful ปีที่แล้ว

      Sbuk geru terediewo eu zgles slezeyblu eu

  • @natsnetteare6874
    @natsnetteare6874 ปีที่แล้ว +5

    እዋይ እዝስ ካ ፍሉይ ኢዩ ስልጡን ግን ማራኢካ መስተውዓሊ ቀልጢፍካ ቖብ ኣቢልካዮ ማራ ኣሐጉስካኒ ቐጽሎ እዚ ልኡኽ ኢዩ::ንክጻረፍ ኢዩ ታዓዘብቲ ኣዳልዩ መፅዩ እሞ የለን

    • @The1shikorina
      @The1shikorina ปีที่แล้ว

      You waisting your time and your viewers time. Please stop the interview

    • @The1shikorina
      @The1shikorina ปีที่แล้ว

      ደሓንዶ ዓዲ? በጃኻ ኮለል ኣይትበል። ብዛዕባ ኣወል እንታይ ኣገደሲ ኾይኑ'ዩ ምስ'ዚ ሰብ ትተሃላለኽ።

    • @The1shikorina
      @The1shikorina ปีที่แล้ว

      ሰብ ከተቅርብ ከሎኻ ሚዛን ክትወስድ ኣለኻ። Before you before you bring someone you need to do you reaserch. Think of your audience

  • @MichaelGebreab-g6p
    @MichaelGebreab-g6p ปีที่แล้ว +1

    Nice job tefetawi, leili xelolo media, maebel debele higdef neaka iyom ziketatelu qexelo bertie higdef zeibedet media hizbi (media fethi) thanks

  • @EritrawiAlemdar-mx8dc
    @EritrawiAlemdar-mx8dc ปีที่แล้ว +1

    ንስኻ ድማ ሚስኪናይ ን ኣወል ስዒድ ዝጸርፍ ረኺብካ መን ኢዩ ከይበልካ ጥራይ ን ኣወል ስዒድ ክጸርፈልካ ከምቲ (ዝብኢ ስጋ ኣሎ ምስ በልዎስ ኣበይ ከይበለ ሃፍ በለ) ዝብሃል ክትበልዕ መንዩ ከይበልካ ሃሊልካ ኬድካ ።

  • @Liya-h8o
    @Liya-h8o ปีที่แล้ว +1

    አዋይይይይ.... አዚ ፋራ። ሓባል ሲ መጠመቲኣ ትኳሓል አዚ ዓጁስ ድማ ክንዲ ዝስተርሲ ይግተር አዋይ ዓለም ጸዋር ምስ በዓል አዚኣቶም ኢና ንቑጸር ዘሎና።

  • @filimondawit3239
    @filimondawit3239 ปีที่แล้ว

    ክጻወትልካ ዊዒሉ መቸም ካበይ ኢኻ ትገፍግፎም ነዞም ጀበርቲ መበርቲ

  • @liaberhane9973
    @liaberhane9973 ปีที่แล้ว +8

    እዚሲ ናይ ሐቂ ሐው እዩ ከምኡ ጽሉል

  • @akberetmedhane1713
    @akberetmedhane1713 ปีที่แล้ว +4

    ንኣወል ክሽፍነሉ እዩ መጹ ዝመስል ግዜኻ ኣይትወድእ

  • @AmanuelAdhanom
    @AmanuelAdhanom ปีที่แล้ว

    ዓድ ኣደይ በዚ መንደፈራ ዩ መስለኒ። ዓደ ኣዴካ ዘይትፈልጥ ዝስማዕ የብልካን።

  • @MikyKirs
    @MikyKirs 5 หลายเดือนก่อน

    ሰልጠነ ግደፎ ተጣዒሱ እዩ

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 ปีที่แล้ว +1

    ሓሳድ ደንቆሮ ዘመድ ከዳዕ መጭበርበሪ ኣወል ሲዕድ ስርዓት ሚድያ ኣይፈልጥን::

  • @tsehaye808
    @tsehaye808 ปีที่แล้ว +2

    ሓሳዊ ዩ'ታ እዚ ትዝቶ የብሉን።

  • @AkbaretMoges
    @AkbaretMoges 8 หลายเดือนก่อน

    Keep up with the good job I am so proud of you

  • @simonm.7755
    @simonm.7755 ปีที่แล้ว +3

    Tefie: ድሕር ሕጂ ክንመጽእ ደሊና ክብሉኻ ከለዉ ኣቐድም ኣቢልካ ማለት ቅድሚ 3ተ ማዓልቲ ስእሉ ኣቕርብ ኣቢልካ እዚ ጋሻና ክመጸና ኢዩ በለና'ሞ ዳሓር ገለ ዝፈልጥዎም መንነቶም ክነግሩኻ ኢዮም። በዚ ጊዜኻ ኣይወስደልኻን።
    እዚኣ ክትሕግዘካ ኢያ ባኣግኡ**
    ሰልጠነ፥ ንስኻ ኮ investigate ወይ background ምፍላጥ ኣየድልየካን ኢዩ። ጥራይ ከምዚ ይመጽእ ኣሎ ትብል'ሞ ገለ ሰብ ጺሒፎም እዚድኣ ኩስቶ እንድዮ ይብሉካ። ምስራሕ እየድልየካን ኢዩ።

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 ปีที่แล้ว +4

    እዙ ወዲ ጥዕና ኣለዎዶ ? "ላይቭ" እዩ ክብሃል ከሎ ንምንታይ ይከራኸር ? ኣእምርኡ ከምቱ ዘመደይ እዩ ዝበሎ ኩርኩር ሻዕብይ ኣወል ሲዒድ ሕሙም እዩ::

  • @rutatsaedu5316
    @rutatsaedu5316 ปีที่แล้ว +11

    ኣነ ድኣ ርእይ ምስ ኣበልክዎ ጥዕና ከምዘይብሉ 🤣🤣🤣 Gift 2024
    ያጋጥማል 💙

  • @sabatesfay9779
    @sabatesfay9779 ปีที่แล้ว +11

    ብእውነት ሰልጠነ እቕሊ ዘለካ ናይ ዳመን ሃላይ ኣንሰባ ባራ ዘይትብሎ ቀይህ ካርድ ዘይትህቦ

  • @tekle3890
    @tekle3890 ปีที่แล้ว +1

    ንዓባ ጽቡቅ ትስማዕ ኣለኻ ቀጽል

  • @tsehaye808
    @tsehaye808 ปีที่แล้ว +4

    ልኡኽ'ዩ።

  • @queenofsky4046
    @queenofsky4046 ปีที่แล้ว +3

    ልክዕ ከምቲ ውኻርያ ወዲ ሓጂ ቅድሚ ክልተ ዓመት ዝገበራ ገይሩ እዚ ቆልዓ ከኣ😂😂

  • @memhrandegideykahsay3906
    @memhrandegideykahsay3906 ปีที่แล้ว

    እዚ ቆልዓ ኣብ ተኸታታተልቲ ተፈታዊ ሚድያ ንዕቐት ድዩ ዋላ ፍልጠት ዝዋሓዶ ?

  • @tsegahaylemichael1399
    @tsegahaylemichael1399 ปีที่แล้ว

    ሰልጠነ ሓወይ ኢዚ ናይ ኣወል ስዒድ ልኡኹ ኢዩ ሰልጠነ ሓወይ ናው ቦሎ ከም ካላኣይ ኣወል ስዒድ ምስ ሰልጠነ ኣታዓርቀኒ ዝቦሎ ኢዩ ዝመስል

  • @goytomkahsay1572
    @goytomkahsay1572 ปีที่แล้ว +5

    ከክንዲ ሰልጠነ ኣነ ዓቕለይ ወድእ 😂

  • @freedompeace3359
    @freedompeace3359 ปีที่แล้ว +4

    Simple ሕቶ ክምልስ አይከአለን😂ውርደት😮

  • @michaeldanial5434
    @michaeldanial5434 ปีที่แล้ว +3

    ተባዕ መንእሰይ ነዛ ስልጣንያ ኣዋረድዋ

    • @mihretsamuel5647
      @mihretsamuel5647 ปีที่แล้ว

      Kkkk nbaelu enber tewaridu guhaf

    • @tsigearaya9185
      @tsigearaya9185 ปีที่แล้ว

      Kkkk entay elwo Seltene tebae eu hanti kal kewxe aykalen

  • @fthawitsium9864
    @fthawitsium9864 ปีที่แล้ว +1

    ሰልጠነ ሓወይ እዚ ወዲ እታ ማንጎ ዝስትያ ዘሎ ከርኢ እዩ መጺኡ ጉሓፎ ድርባይ

  • @Kidyon
    @Kidyon ปีที่แล้ว +8

    ላይፍ ኣይኮነን ሞይተ😂😂😂😂

  • @simonm.7755
    @simonm.7755 ปีที่แล้ว +4

    Seltene always make sure your guests mention their names and last names.

  • @MichaelAlemHagos
    @MichaelAlemHagos ปีที่แล้ว

    እዛም ሓሰማታት ህግደፍ ተላኢኾም እዮም ዝመጹ

  • @mussiegebreyouhans8288
    @mussiegebreyouhans8288 ปีที่แล้ว

    ከምዚኦም ዝበሉ ሰባት ኢዩ ሰሪሑ። መቦቖል ዓዱ ዘይፍልጥ ብዛዕባ ካልኦት ክዛረብ ይመጽእ። ይገርም ኢዩ

  • @lulululu2675
    @lulululu2675 ปีที่แล้ว +2

    ከፊፍ በሎ ጥዕና ዘለዎ ኣይመስልን ኢዩ

  • @KebedeKassa-ym6zn
    @KebedeKassa-ym6zn ปีที่แล้ว +1

    He is a hard-headed kid due to excessive abuse. He is suspicious who does not trust people. He needs time to heal.

  • @akberethagos8363
    @akberethagos8363 ปีที่แล้ว +1

    ሰልጠነ እንዳዲኡ ካብ ዘይፈልጥ እንታይ ሓሳብ ከምጽአልካ ትጽበ። አዚሩ ካብ ዘይሓስብ ሰብ ቁም ነገር አይትጸበ ብኡ ብኡ ክትሰጎ ነይሩካ።

  • @sursura826
    @sursura826 ปีที่แล้ว +1

    Alena deki KAREN seltene ezi sakit eyu enkae abarerkayo ezi wedi gin ab keren ayfeelton eye. ❤❤❤

  • @MerhawitMogos-mn8hq
    @MerhawitMogos-mn8hq ปีที่แล้ว +3

    ይላገጽ እዩ ዘሎ። ጓሐፎ

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

    "ጀግና" ኢሳያስ ኣፈወርቂ ከም ዝበሎ ፥ "ወደባት ዓሰብን ምጽዋዕን ሉል ቀይሕ ባሕሪ ኔረን ፡ ሎሚ ሉል የለ ገለ የለን ፡ ሞይተን እየን። ኣብዚ ሃገር ዝኣረገን ዝፈረሰን ዓድን ፡ ሃዳምን ኮብላልን ሰብ እምበር ዋላ ሓንቲ ዝተሰርሐ የለን።"

  • @kaibronabraham3470
    @kaibronabraham3470 ปีที่แล้ว

    አዚ ሰብ ጥአና ዘለዎ ሰብ ኣይኮነን ፥ሃደ ለክባጥ ሰብ ከይኮነ ኣይተርፍን ፥ስልጠነ ግዘካ ኣይተጥፍአ፥አዚ ህልም ዝበለ ጃሱስ ህግደፍ አዩ ፥

  • @meharifrewoyni9402
    @meharifrewoyni9402 ปีที่แล้ว

    ንኢሰያስ ኣፎርቂ መሲሉ ኮለሉ

  • @ክወግሕዩ
    @ክወግሕዩ ปีที่แล้ว +2

    ሞይተ ድየ ገለ 😅
    ላይቭ ክከታተሉኒ ኢና ተሰማሚዕና😅

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 ปีที่แล้ว

    ሰልጠነ በጃኻ ከምዚዕብዱ ሰላም ትብሎዘለኻ ቆለዓ ዓይነት ሰባት ኣብ መዲያ ኣይተቕርቦም ዓዲ ቦኦም ዓዲ ኣዲኦም ዘይፈልጡ ናይ መንነት ጸገም ኣለዎም ፡ስለዚ ሰልጠነ ኣብ ደረጃኦም ከየውርዱኻ ፡ እዚ ቆልዓ ዓቕሚ የብሉን ፡ ክሓተካ ዲኻ ኣቕሪብካዮ ወይስ ንሱ ቃል ክህብ ? እዚ መንፈሱ ባኣወል ስዒድ ዝተበከለ ኢዩ ። ካብ ኣወል ስዒድ እንታይ ትጽበ ?

  • @abdoalqatari
    @abdoalqatari ปีที่แล้ว +2

    ሠልጠነ ሓወይ ነዲኡ ዘይገደፈ ንዓኻ እንታይ ምበለካ ኔሩ ???

  • @natannatan3586
    @natannatan3586 ปีที่แล้ว

    Seltene btaemi Akli leka Ane wedi elabered eye gn ab Kommentar gn bhafesha neti kebabi zxerfu yenbb xenihe bzuhat deleyti fthi alena seb metkel slezi bwlki enber bhabar Ay rbhanan eyu Thanks seltene dma kexlo

  • @DanielBrhanu-hg3un
    @DanielBrhanu-hg3un ปีที่แล้ว +4

    ብ ትሕትና ድዩ 😂😂😂

  • @dawitwoldu4491
    @dawitwoldu4491 ปีที่แล้ว

    Where did you find him man

  • @samitesfagabr4262
    @samitesfagabr4262 ปีที่แล้ว +9

    Seltene kef alka 😂❤❤❤

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 ปีที่แล้ว +1

    ሰልጠነ you have
    Award winner guest
    😅😅😅😅😅😅😅😅

  • @teweldetemesgen9737
    @teweldetemesgen9737 ปีที่แล้ว

    Silemintay seltene kemziom sebat temtsie Niana edil habena please

  • @samsomateshimgebray
    @samsomateshimgebray 11 หลายเดือนก่อน

    Sirat zytigebir kibret seb yebilkan seltene hito alewo meliselu

  • @muluokabuy3775
    @muluokabuy3775 ปีที่แล้ว +1

    ኢዋይ ሰልጠነ ትረኽቦ ትግሪኛ ዳተዛረበስ ድሕሪ ባይታ ኣይፈልጥን ኢልካ ዘረባ ደሎ ኢዩ😂😂 ብነብሱ ውን ቁምነገር ዘለዋዎ ኣይመስለንን😏

  • @akberetweldaie2220
    @akberetweldaie2220 5 หลายเดือนก่อน

    ሰልጠነ እዚኦም ሐሰውቲ እዮም አይትሰምዓዮም

  • @SamsomSemere
    @SamsomSemere ปีที่แล้ว

    ከም ምሩኻት አቅሪብካዮም ሲቅ ኢሎም ሎቅማጻት ቆልዑ

  • @temewoldu1592
    @temewoldu1592 ปีที่แล้ว

    ግደፎ እንታይ ከተረድኦ ትፍትን ክላገጽ መጺኡ

  • @gebrehiwetketema4037
    @gebrehiwetketema4037 ปีที่แล้ว

    በጃካ ሰልጠነ አውፅአዬ ካብዚመደብ

  • @RopiKomachi
    @RopiKomachi ปีที่แล้ว

    አታ የፈጥፍጥ አሎ ዓሶ ግዲ እያ ሒዛቶ

  • @salinaeri936
    @salinaeri936 ปีที่แล้ว

    አወል ስዒድ አስመራተወልዱ ዓብዩ ንስኻ አይትፈልጦን እኻ አታ ሐሳዊ እዩ እዚ ወዲ

  • @NegashOsman
    @NegashOsman ปีที่แล้ว +1

    ጥእና ዘለዎ አይኰን እዚ ወዲ 💙💙💙💙🦋🩵🩵

  • @freehoney84
    @freehoney84 ปีที่แล้ว +1

    ኣንታ ናይ መን ጎምጻጽ እዩ

  • @befairbalance7507
    @befairbalance7507 ปีที่แล้ว +2

    Seltene why don't go in his way, you have to be systematic you don't have to argue with this boy just go according this young man way, get the information you want to get from him.