ሰበርዜና🔥ውሱናት ተመዛበልቲ ተመሊሶም / ሰሎሞን መዓሾ ምላሽ ሂቡ / ትግራይ፣ ተቓውሞ ንኣዋጅ ህፁፅ እዋን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ธ.ค. 2024
  • #ህወሓት #ህውሃት #tdf #ትግራይ #ኢትዮጵያ #ethiopia
    #ጌታቸው #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #zena_tigrigna #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #selamawit #ታደሰወረደ #dollar #ፃድቃን #money #መሬትመንቀጥቀጥ #አዲስአበባ
    ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
    Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
    Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
    Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
    TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
    Thank you!

ความคิดเห็น • 63

  • @GeberMekonon
    @GeberMekonon 22 วันที่ผ่านมา +3

    ዘይ እሙን ሓበረታደመቀ ኣይመጹን እናበለ ከመይ ኢሎም እዮም ዝምለሱ ናብ ሓራዲኦም ዝምለሱ

    • @semretgirmay5590
      @semretgirmay5590 22 วันที่ผ่านมา

      ከምቲ ቀዳማይ መሊስና ኢሎም ዘጨፍጨፍዎም ክገብሩ መታዓሻሸዊ ንህዝቢ ትግራይ ዝተፈሐሰ ኢዩ

  • @AeblMejaor
    @AeblMejaor 22 วันที่ผ่านมา +4

    ንተን ዶዘራት ቦምቢ ሽንድውለን 😢

  • @sabadawit7710
    @sabadawit7710 22 วันที่ผ่านมา +2

    መንግስቲ ደለዎ እዩ ትግራይ

  • @KhurshidAli-q9k
    @KhurshidAli-q9k 22 วันที่ผ่านมา

    ትግራይ ትሰትም ይግባእ ብሓድነት ❤❤

  • @gamy-y3q123
    @gamy-y3q123 22 วันที่ผ่านมา +1

    ትኽክል ዘሐውና መንእስይ እታይ መራሕቲ አለውና

  • @KASSABERHANE
    @KASSABERHANE 22 วันที่ผ่านมา +1

    ሓቂ ጅግና ሓውና ብትኽክል ገሊፅካዮ ኣለኻ

  • @semretgirmay5590
    @semretgirmay5590 22 วันที่ผ่านมา

    አታ ጅግና እሞ እቶም ሐለፍቲ ኢና በሀልቲ ኮራኹር 4ኪሎ ስለዝኾኑ ንግዚኡ ይጥዓሞም እንበር ስለመጻኢ ወለዶ ዝሐስብ የለን

  • @gebreslaseabebe
    @gebreslaseabebe 22 วันที่ผ่านมา

    መንእሰይ ትግራይ ብፍላይ መንእሰይ ሰ/ምዕራብ መልእክቲ እዚ ተወላዲ ኣድያቦ ዝኮነ ጅግና ተጋዳይ ሰሚዕካ ናብ ተግባር ቀይሮ።ዓበቲ መራሕቲ ውሽጥካ ፈሊጦም ብሆይሆታ እከለ ፈረሰ እከለ ደየበ እናበሉ ኣብ ንኣካ ዘይጠቅም ፀሚዶ ከይትሓትት ከይትፈልጥ ገይሮም እዚ ኩሉ ዋጋ ዝከፈልካሉ ሂወትካን ኣካልካን ዝከፈልካሉ ሓንሽሾም ኣብ ውልቀ ጥቅሞም ጥራሕ ተፀሚዶም መፅኢካ የፀልምትዎ ኣለው ።መንእሰይ ንቃሕ ተቃለስ ።

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 22 วันที่ผ่านมา

    Seiam ❤

  • @MichaelAbMr
    @MichaelAbMr 22 วันที่ผ่านมา

    ናይ ትግራይ መራሕቲ እኮ ብጣዕሚ ዮም
    ዝገርሙ ህዝቡ ብዙሕ ጊዜ ስረ ከዕጥቆም
    ከሎ ንሳቶም ከዓ ስርኡ ከፍትሑ ብዙሕ ጊዜ ፈቲኖምን አብ ምፍታን ይርከቡ

    • @AyalewAlemu-m5y
      @AyalewAlemu-m5y 22 วันที่ผ่านมา

      እንክሊል እዩ ዘሎ መፍቲሂ ልርከብ አይመስልን ዘድሊ ተዳሊካ ሃድነት አስጢምካ ኹናት ምሰ አቢይ እዩ ዘድሊ ወይ ከኧ ምስ ፋኖ ሃቢር አቢይ ምውዳቅ እዩ እንተይኮነ ናእግራይ መሬት አይምለስን፣ተፈናቀልቲ ልፖለቲካ ኢሎም ተመለስዎም እዉን አብትህቲ አምሃራ መግዛእቲ ብለይ መሰል ኢዮም ዝነብሩ እዚይ ተንኮል እንበአል ጌቾ ዝሰርህዎ ተፈናቀልቲ መሊስናዮም ልምባል ክጥሞን ብህዝቢ ተቀባልነት ንክህልዎ ልምግባር እዩ እበር ምንም ለውጢ አይመጽን እንበአል ጌታቸውን ጉጅልኡን አንጻር ጥቅሚ ትግራይ እዮም ዝቀሳቀሱ ዘለው።

  • @ebkebk-gs4qz
    @ebkebk-gs4qz 22 วันที่ผ่านมา

    ተመዛባላይ ክምለሰ የብሉን ንጌታቸዉን ንአብይን መቀለዲ

  • @Negtek-v2l
    @Negtek-v2l 22 วันที่ผ่านมา

    መፍትሒ ዝተሰኣኖ ተግባር። እቲ ዝበሃል ዘሎ ሓቂ እዩ ዝመስል። ዕሕሕሕ
    ዝብል ተሳኢኑ። ትግራይስ ...

  • @gebreyesus8431
    @gebreyesus8431 22 วันที่ผ่านมา

    ማዕድናት ናይ ምጉሕጓሕ ጉዳይ ስለምንታይ መምርሒ በቲ ምሕደራ ዘይቀርብ?
    ክኽልከላ ዝግበአን መርዚ ሓዘል ኬሚካላት ብዕሊ ናብ ትግራይ ከይኣትዋ ኣይተኸልከለን::
    ኣብ ትግራይ መንግስቲ ዘሎ ኣይመስልን::
    ንትግራይ ድማ ንምፅናት ዝዓለመ መሳርሒ እዩ:: ናይ ፀላእቲ ሽርሒ ኮይኑውን ክረአ ኣለዎ::
    ህዝቢ ትግራይ ብግፍዒ ይፀንት ኣሎ::
    ስሩዕ መሓዉር ዘለዎ:- ፀጥታ ዘኽብር ኣብ ሕዉዬት ህዝቢ ትግራይ ዘይደራደር:- ሓልዮት ህዝቢ ዘለዎ ስሩዕ መንግስቲ ይሃሉ::

  • @BerheAraya-u3u
    @BerheAraya-u3u 22 วันที่ผ่านมา

    ትክክል መንግስቲ በቢእዋኑ ዘጋጥም ዘሎ ስግኣት ንህዝቢ መግለፂ ዘይህብ ምክንያቱ እንታይ እዩ? ህዝቢ እኮ ንሓቃዊ ኣተሓሳስባን ንልዉጥን ክቃለስ ዝክእል እዩ።ግን ዝዉድቦን ዝመርሖን ስኢኑ ኣሎ።ግምት ልዕሊ ዓቅሙ እንተኮይኑን መንእሰይ ትግራይ ብነፃነት ከይንቀሳቀስ ኣብ ስግኣት ስለዘሎ ዝምልከቶ ናይ ፌደራል ሓይሊ ይእተ።

  • @DanielMekonnen-s8e
    @DanielMekonnen-s8e 22 วันที่ผ่านมา

    እተን ማሽናት ኣቃፅሉወን ካብኡ መፍትሒ ክመፅእ እዩ

  • @Aheforom
    @Aheforom 22 วันที่ผ่านมา +5

    ስለ ምእራብ ትግራይስ ለምን አልተመለሱም ምክንያቱም ደካማ የትግራይ አስተዳደር አለ?

    • @BerheGebrekurstos
      @BerheGebrekurstos 22 วันที่ผ่านมา

      ሓቅካ ናብ ሌብነት ጫፍ በፂሑ ኣሎ ተክላይ ምሰ መሓውሩ እዮ ዝሰርቆ ዘሎ

    • @goesaroundcomesaround
      @goesaroundcomesaround 22 วันที่ผ่านมา +1

      ዝርፍያ ላይ ነው ሲሾም ያልበላ .ስልጣኑን ከመልቀቁ በፊት ይዘርፉል ያዘርፉል እሚሆነነ ያለው ያሳዝናል

  • @sabadawit7710
    @sabadawit7710 22 วันที่ผ่านมา +1

    ሐቂ ዘይብሉ

  • @BerheAraya-u3u
    @BerheAraya-u3u 22 วันที่ผ่านมา

    ጅግና ተጋዳላይ ሓዉና ግን መን ክሰምዕ?

  • @Amanmussie-d2u
    @Amanmussie-d2u 22 วันที่ผ่านมา

    The problem for tigray is temporary administration of tigray

  • @Samei27Haftu
    @Samei27Haftu 20 วันที่ผ่านมา

    አይ ዘርኡ ዋላ ትፍልጠቱ በቅርሺ ዝገዘኦ ኳአዩ ዝመስል ደስ ክብለካ

  • @Solgeb
    @Solgeb 21 วันที่ผ่านมา

    ትግራዋይ ብውግእ ዘይተሳዕረ ብመራሕቱ መፍቶ ብዕልግናን ህግደፍን ገይረሞ አለው

  • @TadesseKIdanemariam
    @TadesseKIdanemariam 22 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ዘሔዝን ህዝብና እዝይ አይነት ፓለቲካ ውድቀት ምርአይና ዘሔዝን እንትከውን በካሊዕ ገፅ ድማ አባገነነታት ገፀ ባህሪያቶም ብፓለቲካ ዘተ ካብ ምግባር ናብ ኩናት ገፅ ብምዕታው አብ ህዝብና ክህደት ዝፈፀሙ ብህጊ ክጥየቁ አለዎም ናይዙይ መርኤያ ብመርዚ ቅተልዎ እንዳበሉ ክእውጁ ከለው አይፋሉን ዝበለ የለን ፎቆዶ ስብሰባ ዝግበር ዘሎ እግርግር መርኤያ ውድቀት ፓለቲካ እዩ
    ስለዘኮነ ብቅልጡፍ መፍትሒ ተዘይተውሃቦ ልበለፀ ናብ ግልፂ ዝኮነ ኩናት ከምዝፍጠር ግልፂ መርኤያ እዩ ካልእውን አብ ትግራይ ዘለው ናይ ወፃኢ ሓይልታት ብቅልጡፍ ተዘይወፁኡ አብ ህዝብና ከቢድ ሓደጋ ከምዘጋጥመና ግልፂ ስለዝኮነ ብቅልጥፍ መፍትሒ የድሊዮ እዩ

  • @KewaniSium-fn2iv
    @KewaniSium-fn2iv 22 วันที่ผ่านมา

    መራሒዶ ኣብ ዓዱ ኣፈልጥን ዪብል ኢዩ፡ መን ዳኣ ዪፈልጥ። በዞም ኣሲዳት እዚኦም ዳኣ ህዝቢ ትግራይ ሎሚ እንድዩ ክጸንት። ዓገብ ዓገብ።

  • @KhurshidAli-q9k
    @KhurshidAli-q9k 22 วันที่ผ่านมา

    አታ ዓድ በርሱ

  • @Neverforget2020
    @Neverforget2020 22 วันที่ผ่านมา

    Why don’t you clear yourself ? Why VoA?

  • @marcelllyewsang5485
    @marcelllyewsang5485 22 วันที่ผ่านมา

    "እቲ ኹሉ ዝሐለፈን ዘሎን ጸገማት ብሰአን አመሐዲራ ኢዩ ተፈጺሙ ኽሽቂጡን ሣንቲሞም ኽቆጽሩን አብ ልዕሊዮምን ህዝብን ዝንሳፈፍ ዝነበረ ጽንተት ከድህቡ አይኸአሉን : እቲ ዝረኤ ዘሎ ዘይምስምማዕ ኸዓ ሰአን ፍልጠቶም ምዃኑ ኢዩ ዝገሊጽ !

  • @kahsagebredessylal7818
    @kahsagebredessylal7818 22 วันที่ผ่านมา

    E/ryhawka gna btaemi yehzn😢😢😢😢😢😢😢

  • @tekestegebremariam6946
    @tekestegebremariam6946 22 วันที่ผ่านมา +2

    ዝሓሸ ሚድያ እናኾነ ዝመፀ ሚድያ ። ዝነኣድ ዩ።

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold9767 22 วันที่ผ่านมา +1

    hasot Aytemelsu weregnatat

  • @YaredTesfay-t2t
    @YaredTesfay-t2t 22 วันที่ผ่านมา

    ገና ግምት ኣብ ስልጣን እንዳሃለወ ሓሶት ስርቂ ምጉሕጓሕሃፍቲ መሬት ኣዋልድ ምቅታል 10:03 ኩሉ ዓይነት ትግራይ ንምፍራስ ዘይግበር ኣይክህሉንዩ

  • @tegryohafte2933
    @tegryohafte2933 22 วันที่ผ่านมา

    በጃኹም በጃኹም ኣይተሓስው ታይገበረኩም ህዝቢ በሓሶት ጥራሕ ተመሊሶም ተመሊሶም ኣባይታ ዘየለ ኣመሬት ዘየለ ቦራዕራዕ ናይሰለሞን ዝበሃል ህልም ዝበለ ሓሶትዩ ተዝቀትልዎ ግን መሓሸ ጸላኢና ዩ ምስ ፀላእቲ ህዝቢትግራይ ዝወገነ መራሒ ኣይኮነን ትግራዋይ ክኸውን ኣይኽእልን

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey 22 วันที่ผ่านมา

    💛❤️

  • @lolayeman6407
    @lolayeman6407 22 วันที่ผ่านมา

    ቀመንእሰይ ሆእሉዎጽኡ ከባርሮም አለዎ

  • @teklitalibaba6486
    @teklitalibaba6486 22 วันที่ผ่านมา

    ፈራሕ ዝኾነ ትውልዲ!

  • @paulosfanta
    @paulosfanta 22 วันที่ผ่านมา

    Leba melisi hibu Enkab kitible sik Eyhayishn.gohaf

  • @SeyoumBerhe-q5l
    @SeyoumBerhe-q5l 22 วันที่ผ่านมา

    አብምሕሳው ዝተፀመደ ሚድያ እዩ ሰለሙን ብዓልስልጣን አይኮኑን።ውራማ ዕድን የለን ሓሳውቲ

  • @KewaniSium-fn2iv
    @KewaniSium-fn2iv 22 วันที่ผ่านมา

    እንታይ ዪሕልው ኣለው ቶም ሰራዊት ትግራይ፡ ነዚ ዳኣ ባዕሎም ሰራዊት ኢዮም ዝገብርዎ ዘለው። ብረት ገርኩም ዘይትውድእዎም ክላሽ ሒስካ ተማርር።

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround 22 วันที่ผ่านมา

    ግምምት ዝባሃል አብ ስልጣን ኮፍ ኢሉ ይዘርፍ የዝርፍ ሻማ ሻማ 🙆🙉😳

  • @amanbeyene2578
    @amanbeyene2578 22 วันที่ผ่านมา

    Hnet behanet amrx yelan mlol tery ey telol gez newih kab bol debrxn getahewn terfek ek hezeb tegray ezom resomek eyom

  • @Neverforget2020
    @Neverforget2020 22 วันที่ผ่านมา

    Traitors !

  • @sabela7451
    @sabela7451 22 วันที่ผ่านมา

    Tigreki yahoo!

  • @TeklayAssefa-i7p
    @TeklayAssefa-i7p 22 วันที่ผ่านมา +2

    እት ሓሶት መግስቲ ሰለ ዝደልዮ እዩ

  • @azmeragegziabher-yw1fe
    @azmeragegziabher-yw1fe 22 วันที่ผ่านมา

    መንግቲ የብልናን ግምት እዩ ዘለና።ኣብቀረባ እዋን ውዕል ሰላምምስተተግበረ መንግስትና ክመርፅ ተስፋ ኣለኒ።

  • @TafereHagos
    @TafereHagos 22 วันที่ผ่านมา

    ሓቅኻ ወደይ ከቢዱና አሎ

  • @kibreabesey9582
    @kibreabesey9582 22 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂ሓሶት ሓሶት ሓሶት!!ቅድሚ ሕጂ ዝኸዱ እንታይ ስለዝረኸቡ ሕጂ ካልኦት ንበላዒ አሕሊፍካ ምሃብ እንተዘይኮይኑ ደመቀ ዘውዱ ትማሊዶ አይኮነን ናብዚ ዝምለስ ትግራዋይ የለን አይትሕሰብዎ ዝበለ!! ምስቶም ዕሱባትዶ ወጊንኪ ንስኺውን?? ብላሽ 😢😢😢