ኣዝዩ ሰሓቢ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
  • Tigrayan Beauty

ความคิดเห็น • 185

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 4 ปีที่แล้ว +32

    ወይ ባህልና ክፅብቅ ተፈጥራዊ መልክዕ ናይ ለሚ ሕርጭ ክልከያ ይውዕላ አነ ግን የለኩላን እስኪ ላይክ ሃበኒ ሜክአፕ ዘይትገበራ

  • @Ellia-ih7ux
    @Ellia-ih7ux 5 ปีที่แล้ว +9

    I am Eritrean tigrina I am proud my tigrinan culture, haftam koynu zefter yelen

  • @נגוסיהוולדימקאל
    @נגוסיהוולדימקאל 5 ปีที่แล้ว +15

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ደስ ዝብል፡ ብባህሉን መንነቱን ዝኾርዕ ህዝቢ፡ ሕጂ ድማ ናብ ሰለኽለኻ ተመሊስካ እንተትቀርፆ ፅቡቅ ነይሩ፡ ሕጂ ዘለዎ ገፅን ናይ ዝሓለፈ ገፅን ንምግምጋም፡ እዙይ ክትገብር ከለኻ ግን፡ ነቲ ጉዳይ ኣፍልጦ ብምሃብ ክኸውን ይግባእ፡፡

  • @aidaeritreawit343
    @aidaeritreawit343 5 ปีที่แล้ว +5

    I I could give millions like I would.beautiful 😘😘😘😘❤️❤️❤️👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼Love from Eritrea 🇪🇷

  • @etheth1010
    @etheth1010 5 ปีที่แล้ว +22

    ስታምሩ ምርጥ ያገሬ ልጆች ኑሩልኝ ገጠር ውስጤነው

  • @mehari2596
    @mehari2596 5 ปีที่แล้ว +20

    ዘይተበረዘ ባህሊ ትግራይ

  • @eseyasmengstu372
    @eseyasmengstu372 5 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይ ዝባህሊና ደስክብል ንፍዓት መክበርቲ ባህለን ተጋሩ ኣሕወትና

  • @االعجمي-ض1ز
    @االعجمي-ض1ز 5 ปีที่แล้ว +7

    እስይ ደቂ ዓደይ ማዓረይ አብዘለኹምዎ ሰላም ይብሐልኹም

  • @aswaaswal6153
    @aswaaswal6153 5 ปีที่แล้ว +14

    ዋውውው ደስስስ ክብል እትባህልና
    ናይ ሰለኽለኸት ክዓ ፍልይ ዝበለ እዩ በተለይ ክስካብ ሐዚ እንተሃልዩ

  • @sebawnetselam9905
    @sebawnetselam9905 5 ปีที่แล้ว +12

    እውይ ሽኮሪናታት ደስ ክብላ

  • @maryamtiwenhaderkakfuekeye9248
    @maryamtiwenhaderkakfuekeye9248 5 ปีที่แล้ว +6

    I miss. you tegaru

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd 8 หลายเดือนก่อน

    አሰይ ደቂ ትግራይ ዓደይ❤💛❤💛❤❤💛💛❤❤❤💛💛💛❤❤❤💛💛❤❤❤💛💛💛❤❤❤💛💛💛❤❤❤💛💛💛❤❤❤💛💛💛❤❤❤💛💛💛❤❤❤💛💛💛❤❤❤💛💛💛❤❤❤💛💛💛❤❤❤💛💛💛❤❤❤💛💛💛💛💛💛❤❤❤💛💛💛❤❤❤❤💛💛💛❤❤❤💛💛💛

  • @logofish845
    @logofish845 5 ปีที่แล้ว +2

    ezgeabhier xegue yebzhalkum tegray xbukat

  • @destanegash5409
    @destanegash5409 5 ปีที่แล้ว +11

    እው እቱቀደም ሙቁር ጡዑም ውሽጡ ፃዕዳ ዘይቡሉ ሕርክራክ።ዋላ ቡዑርቅካ 'ብጡሙካ ኣብ ጓጓ ህዝብካ ሙምቃሩ።

  • @ሄዋንሄዋን-ሸ3ጰ
    @ሄዋንሄዋን-ሸ3ጰ 5 ปีที่แล้ว +3

    ደስ ክብል ዙባህልና

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 3 หลายเดือนก่อน

    Egziabher. yemasgen. ✝️🙏🙏🙏❤️🌿

  • @melatg6907
    @melatg6907 5 ปีที่แล้ว +2

    Easy des behalo, I wasn't burn that time great memory thoo. Their hair style was quite the same.

  • @asfg1772
    @asfg1772 ปีที่แล้ว +1

    ንደይ ይመሰላ😢ቅደም 10ዓመት እየ ዘፈልጣ አደይ እም ንደይ ይመሰላ😭😭😭

  • @Ae-tf1ke
    @Ae-tf1ke 5 ปีที่แล้ว +4

    እስይይይይ ድቅዓደይ መዓርይይይይ

  • @ሪችጓልትግራይ-ፈ5ጰ
    @ሪችጓልትግራይ-ፈ5ጰ 5 ปีที่แล้ว +5

    ኣስይ ደስ ክብለካ ስብ ፃዕዳ ልቢ ምንም ዘይብሎም ክዳን ናይ ዝፃዓደወ እንታይ ዋጋ ኣለዎ

  • @tadisa-ov9iw
    @tadisa-ov9iw 4 หลายเดือนก่อน

    ሸኮራት ሐዝዳኣ ግዛዕ ሑሩጭ ዶ መፅዩ❤❤❤❤❤❤❤ባህልና ጥዑም

  • @zengisbagds4223
    @zengisbagds4223 ปีที่แล้ว +4

    ትግሬዎች ልዩ ናቹ ❤❤

  • @Kebi-kq2du3zu6d
    @Kebi-kq2du3zu6d ปีที่แล้ว

    ዓደይ ወለላ🥰🥰🥰🥰😍😍😍😍😢

  • @mengeshaabreha-x1s
    @mengeshaabreha-x1s 7 หลายเดือนก่อน

    Agokuni❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @burhanabraham2610
    @burhanabraham2610 5 ปีที่แล้ว +5

    እዋይ ዝባህሊ ቀደም

  • @rozar227
    @rozar227 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @amra5753
    @amra5753 ปีที่แล้ว

    I love you. All. World

  • @aregawimamo4688
    @aregawimamo4688 6 หลายเดือนก่อน

    frankly speaking we tegaru have golden un leashed which becomes as role model to the world indeed we contiributed lots of artificial.natural political and religious preaching gifts to the world for instance ,construction of different covenants,monemonts,churchs.but i have lots of frustration in which the westerns have been tried to take our axum covenant,by using the bliend politicaians(brain washed) solets keep after our religious carefully.god bless tigray

  • @mengeshaabreha-x1s
    @mengeshaabreha-x1s 7 หลายเดือนก่อน

    Hodmami

  • @zigeredagebre5652
    @zigeredagebre5652 ปีที่แล้ว

    ❤🙏🏽❤️🌹🌺💞❤️🙏🏽💞🇪🇷🇪🇷

  • @prouderitrean8081
    @prouderitrean8081 3 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤💋💋💋❤💋❤🙏

  • @merhawitmuez1399
    @merhawitmuez1399 5 ปีที่แล้ว

    Kedemay kfli enatemharku kemzi neyruni gamey tnguetey zbehal kkk

  • @hd-fm5tz
    @hd-fm5tz 5 ปีที่แล้ว +24

    ጋል 13ዓመት ከሎኹ ከመዝ እዩ ነይሩ ባህልና ጋማይ ጭንግዕትይ ይብሃል ሐዝማ ጠፊኡ እዩ እዝ ባህል

    • @efremnega1781
      @efremnega1781 5 ปีที่แล้ว +1

      ሕዚ ጠፊኡ ዲዩ ጭንግዕትይ ክብሃል ከሎ ይሰምዕ ኔረ

  • @qudusegziabher4338
    @qudusegziabher4338 5 ปีที่แล้ว +43

    እሰይይይይ ሰብ ፃዕዳ ልቢ ሰብ ዝብሃል ክዳንን ሃብትን ዘለዎ ዘይኮነ ጽሩይ ልቢ ዘለዎ እዩ 💝 ኩሉ ግዜ ብኣኪ ኩርዕቲ ኢትዮጵያ ዓደይ i love yoy 👉🇪🇹🇪🇹🇪🇹💟💟👈

  • @meazayohannes2446
    @meazayohannes2446 5 ปีที่แล้ว +15

    ዋው፡ ክንደይ፡ ደኣ፡ ይሽኩራ፡ እዬን። 100% ጽቡቃት።

  • @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
    @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ 5 ปีที่แล้ว +7

    አይይይይይይ ባህሊ ትግራይ ኮይኑ ግን ከምናይ ገጠር አይርከብን ከሙዙይ ኢልና አሕሊፍናዮ ትግራይ ዓደይ ሰስንለይ

  • @elel1143
    @elel1143 5 ปีที่แล้ว +9

    ደሰ ክብላ ተፈጥራዊ ፅባቀ አብ ትግራይ ጥራሕ እዩ ዘሎ ፡ሐዚውን ፅቡቃት ናይ ገጠር አዋልድ ቀሪጽኩም አብ Google አውርድዎ👍

  • @ኣዘክሪድንግል-ደ2አ
    @ኣዘክሪድንግል-ደ2አ 5 ปีที่แล้ว +20

    ዋይይ ደስስ ክብላ ኣነ እውን ብቆልዓየ ጋመይ ይቁነን ነይረ

    • @efremgebrezgabher4791
      @efremgebrezgabher4791 5 ปีที่แล้ว +2

      ሕጂ ውን ተመለስዮ ብሂወት entehalikis

  • @mahimahi6231
    @mahimahi6231 5 ปีที่แล้ว +16

    ዝባህልናስ ደስ ኽብል💋❤

  • @samge1884
    @samge1884 5 ปีที่แล้ว +7

    ብሓቂ ኩቡር ባህሊዩ መንነትዩ ንወለዶታት ክሓልፍ ዘለዎ ሰነድዩ ዕቅብዎ ተጋሩ ኣብ ባህልኩም ግዳሰ ዘለኩም ህዝቢ ኢኹም ኣድኒቐኩም

  • @የኔአለምልጀነው
    @የኔአለምልጀነው 5 ปีที่แล้ว +7

    እውይ ስታምሩ ባህላችን ሳይበረዝ እስከ ወዛችን አሁንማ ዝም ነው

  • @amenhnasser8504
    @amenhnasser8504 5 ปีที่แล้ว +5

    ወይለይ ጋመ ቁናኖ 💞💞💞💞💞💞😍😍😍😍😍😍😍♥💛♥💛♥💛♥💛♥💛♥💛♥💛👍👍👍👍👍👍👌👌👌👌👌👌👌👌

  • @ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ
    @ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ 5 ปีที่แล้ว +11

    ዋይ ደስ ክብል ናይ ቀደም ቁናኖ

  • @ድንግልማርያምአደይ-ፈ6በ
    @ድንግልማርያምአደይ-ፈ6በ 5 ปีที่แล้ว +11

    እፍፍ ወይዚ ድክነት ዓይኑ ይጥፋእ 😢

  • @ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ
    @ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ 5 ปีที่แล้ว +6

    ሰሊና ሲተዲዮ ባሂልና አዛካኪሪካና ብጣዓም፡ነመሰግነካ ምሲ ናፊቆት ልበይ ሪኤያ ዛ ቭዲዮ

  • @kokololo1017
    @kokololo1017 5 ปีที่แล้ว +10

    ዘስሐቀትኒሲ ታ ዝጎየየት እንታይ እዩ እዚ ብላ ዝፈረሐት

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 ปีที่แล้ว +10

    እቲ ፍርቁ ዝተላፀይዎ ባህሊ ቁናኖ ልክዕ መስቀል እዩ ዝመስል! ናይ መስቀል ቁናኖ ዓጋመ ዓደይ ምዓረይ መሰረታዊት ሃይማኖት እዊይ ከንደይከ ደስስስስ ትብሊ ማዓት ኩሉ ነገር ፈጣሪ መሊኡ ዝሃበኪ ትግራይ ምዓር ወለላ!!!!!:::::::::::

  • @marhwetgebrahdu8297
    @marhwetgebrahdu8297 5 ปีที่แล้ว +9

    አስይይይይይይይይ♥♥♥♥♥

  • @tomasmehary7007
    @tomasmehary7007 5 ปีที่แล้ว +8

    አቤት ባህሊ ይበል መነንት እዚ ኢዩ

  • @medabeyene907
    @medabeyene907 5 ปีที่แล้ว +8

    ኣሰይይይይይ ምጭዋተይይይይ

  • @ኢትዮጵያዬኑሪ
    @ኢትዮጵያዬኑሪ 5 ปีที่แล้ว +3

    ዉይ ልጅነቴን አስታወስኩት የዛሬን አያርገው እነ እኔም ነበረኝ

  • @2024Lov
    @2024Lov 5 ปีที่แล้ว +6

    I miss it so much my Ethiopian ❤❤❤❤ my country always miss you

  • @rozamesfin4651
    @rozamesfin4651 5 ปีที่แล้ว +5

    ኣሰይይይይ ደስ ክብል ባህሊ ዓደይ ሰልኬ ዝያዳ ዓምብብልና

  • @ጓንደርሀገሬ
    @ጓንደርሀገሬ 5 ปีที่แล้ว +3

    አነ ብቆልዓይ እናሃለኩ ከምዚ ነይረ

  • @ደብሪጽብጻይመለስዜናዊ
    @ደብሪጽብጻይመለስዜናዊ 5 ปีที่แล้ว +6

    እሰይ ጥዑማት ዘይ ከም ሎሚ ቀመጭመጭ በጃኹም ኬድኩም ኣብታ ቦታ ቅረፁ

  • @yostinaberhe5422
    @yostinaberhe5422 5 ปีที่แล้ว +8

    ክንደይ ይሽኩራ ፍልይ ዝበለ እዩ እዚስ

  • @ኣደይማዓረይብርሃንገዛና
    @ኣደይማዓረይብርሃንገዛና 5 ปีที่แล้ว +8

    ኣበይ ወረዳ እዩ ግን ዝርከብ ደስ ክብላካ ሽኮሪናታት

    • @FS-ug1zx
      @FS-ug1zx 5 ปีที่แล้ว +5

      መደባይ ዛና ኣክሱም---ውቅሮ ማራይ-----ሰለኽለኻ እዩ ዝርከብ

  • @ruthhaile7030
    @ruthhaile7030 5 ปีที่แล้ว +12

    ሕጂ ከይድኩም አብታቦታ እስኪ ቅረፁ ተቀይሩዶ ይኮውን እዋይ ፅባቀ ተጋሩ

    • @ደብሪጽብጻይመለስዜናዊ
      @ደብሪጽብጻይመለስዜናዊ 5 ปีที่แล้ว +3

      ሕጂ ድኣ ሁማንሄር ምስ ስረ 😄

    • @atalamekonen8129
      @atalamekonen8129 5 ปีที่แล้ว +1

      tgrai adei nafiqe were
      abzi sefre 💟😍

    • @GualRaya-vz4zz
      @GualRaya-vz4zz ปีที่แล้ว

      @@ደብሪጽብጻይመለስዜናዊ ቅቅቅቅቅቅ

    • @GualRaya-vz4zz
      @GualRaya-vz4zz ปีที่แล้ว

      እዚ ኮ ናይ ቅድሚ 15 ዓመት ዩ ብ ግዜ መለስ ሕጅ ደኣ እዘን ኩለን ብዓል ሓርጭን ሂውማን ሄርን ሃምቦፈን ቀሊኣን ይሳዕስዓ ይኾና ኣብ ቲክታክ ቅቅቅቅቅቅቅቅ

  • @htfggdgh4738
    @htfggdgh4738 5 ปีที่แล้ว +3

    እስይ ደስ ክብል ትባህል ትግራይ እዋይ ስደት ሑሱም ዓደይ እንበር ኣዘክርኒ

  • @ሃገረትግራይዓዲቶምጀጋኑ
    @ሃገረትግራይዓዲቶምጀጋኑ 5 ปีที่แล้ว +6

    እሰይ ደስ ብሃሎ ደቂ ትግራይ ወርቂ

  • @ethiopiahsjsjsj9507
    @ethiopiahsjsjsj9507 5 ปีที่แล้ว +2

    Aye gize hezis game tikunen gal aneshti tirkebdo tikon

  • @dhfiremareyam831
    @dhfiremareyam831 5 ปีที่แล้ว +5

    አሰይ ጥዑማትፍጥረት

  • @aidaeritreawit343
    @aidaeritreawit343 5 ปีที่แล้ว +3

    Asey tsbukat fetret, no makeup no huma hit natural beauty. Love from Eritrea

  • @unkibahritadelle8542
    @unkibahritadelle8542 5 ปีที่แล้ว +4

    So beautiful girls and I miss you all.

  • @asersetube2009
    @asersetube2009 5 ปีที่แล้ว +3

    ምንም አመዲ የለለበት የተፈጥሮ ውበትት ደስስስ ይላል

  • @amra5753
    @amra5753 ปีที่แล้ว +2

    I am 47. Years old. I am. Happy today.

  • @menzmenze9445
    @menzmenze9445 ปีที่แล้ว +1

    የጁታ ገባያ አመዳም ድጋይ አገራችሁ ዱቄተም ቆማል ጁታ

  • @martamarta2645
    @martamarta2645 5 ปีที่แล้ว +4

    እሰይ ባህለይ ደስ ክብል

  • @sarabrhane7029
    @sarabrhane7029 5 ปีที่แล้ว +6

    des kabil shkort

  • @kifletechnotube5836
    @kifletechnotube5836 5 ปีที่แล้ว +2

    አሪፍ ነው ደንበኛ ሁኛለሁ የኔም ሁኑ

  • @fikrfikr6439
    @fikrfikr6439 5 ปีที่แล้ว +4

    Eseyy ሸኮርናታት💋💋💋😘😘😘😘❤❤❤

  • @ሃናማርያምጋልሰላሴሃና
    @ሃናማርያምጋልሰላሴሃና 5 ปีที่แล้ว +20

    ዋይ ኣይይይይይይ ኣብ ገጠር እናሃለኩ ከምዙይ ገይረ ይላፀ ነይረ ጨጉረይ
    ዋይ ትዝታ ኣለኒ

    • @efremnega1781
      @efremnega1781 5 ปีที่แล้ว +1

      ኣበይ ዓዲ ዩ ዚ

    • @efremnega1781
      @efremnega1781 5 ปีที่แล้ว +1

      ካብ ክንደይ ዓመት ዘለዋ የን ነዚ ዝላጸያ እዋይ ጥዑም ግዜ

    • @ሃናማርያምጋልሰላሴሃና
      @ሃናማርያምጋልሰላሴሃና 5 ปีที่แล้ว +1

      @@efremnega1781 ኣብ ኩሉ ትግራይ ቅድም ካብ ንእሸተይ ክሳብ ዓበይቲ ከምኡ ንላፀ ነይርና ሸሙ ጭንጉዕቲ ይበሃል ነይሩ ሕጂ እካ እናቀረየ ቀርዩ እዩ ቡዙሕ የለን

    • @efremnega1781
      @efremnega1781 5 ปีที่แล้ว +1

      @@ሃናማርያምጋልሰላሴሃና ዝተመርዓዋን ዝተሓጽያን ዴን ዝጥቀማሉ ወይስ ኩለን ጎራዙ የን ዝላጸያ ሕጂማ ሓቅኪ እናቀርየዩምናልባት ኣብቲ ገጠራት እንተሎ ኣይፈልጥን

    • @ሃናማርያምጋልሰላሴሃና
      @ሃናማርያምጋልሰላሴሃና 5 ปีที่แล้ว +1

      @@efremnega1781 ዋይ ዘይተመርዓዋ እየን ዝላፀያ ነይረን ብከባቢና እካ
      ዝተመርዓዋ ኣይላፀያን ነይረን
      ሕጂ ግን ብኣና ዋላ ኣብ ገጠር 99 % ቀርዩ እዩ

  • @merigalwukro1865
    @merigalwukro1865 5 ปีที่แล้ว +4

    ክንደይ ደስ ይብል አረ ኣነ ኣብኡ እኒአኩ እዋይ ናይ ብቖልዓይ

  • @ዛይድሓፍቲቲጂ
    @ዛይድሓፍቲቲጂ 5 ปีที่แล้ว +6

    😍😍😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘

  • @ziongeb2474
    @ziongeb2474 5 ปีที่แล้ว +3

    I miss that life i was have the same hair style before i cams to USA American

  • @amharaahyagondergonderyeah5946
    @amharaahyagondergonderyeah5946 5 ปีที่แล้ว +2

    Abey ey selklaka malt

  • @atekingrolaatekingrola7455
    @atekingrolaatekingrola7455 4 ปีที่แล้ว +1

    ata nayna bhli dyu entay gerna eyu hadignay ezi da raku bbeley hafire beti hzi zelo anebabray

  • @trhasmehari8945
    @trhasmehari8945 5 ปีที่แล้ว +2

    አይ ባህልና ደስ ክብል

  • @ሶሊታፈቃርሂዋን
    @ሶሊታፈቃርሂዋን 5 ปีที่แล้ว +4

    💓💓💓💓💓💖💖💖👍👍👍

  • @kbgeshji9385
    @kbgeshji9385 ปีที่แล้ว +1

    Ane zgermeni kindey yxbka eyen ezen tegaru naydebub. Selam yewrid fetari.

  • @ልበይታዓገስ
    @ልበይታዓገስ 5 ปีที่แล้ว +2

    ባህልና ጠፍአ ክስካብ 3ክፍሊ ጋመ አሕልፍናዮ ዳሓረ ክይትናስሒ ዝበለትኒ ማማይ ሕጂ ተረድእኒ

  • @በስምህልጠራጌቱ
    @በስምህልጠራጌቱ 5 ปีที่แล้ว +5

    እዋይ ቕናኖ ክክክክክክ ደስ ክብላ

    • @zttgy7054
      @zttgy7054 4 ปีที่แล้ว

      እንድሕር ደስ ዝብላ ካይነን ዳኣ ልምንታይ ትስሕቅ ገያፅ

  • @arsihadush9283
    @arsihadush9283 5 ปีที่แล้ว +3

    Yet.akbbbb.new👌👌👌✋

  • @ዛይድሓፍቲቲጂ
    @ዛይድሓፍቲቲጂ 5 ปีที่แล้ว +5

    wawwww good

  • @barcoteabenet1511
    @barcoteabenet1511 2 ปีที่แล้ว +1

    አይዧቹህ ሰላም ሲሆን ትግራይ አውሮፓ እናስመስላታለን ተባብረን እኛ ተጋሩ በፀሀይ ገበያ የለም ሞል ትልልቅ ይሰራላቹሀል ዘመዶቼ እንዲህ አይቀጥልም ትግራይ

  • @mahimahi6231
    @mahimahi6231 5 ปีที่แล้ว +3

    😘

  • @akberetsemere5662
    @akberetsemere5662 5 ปีที่แล้ว +2

    Dese Zeblaa Ahwat Kewkbti❤❤❤❤

  • @meazabeyene8485
    @meazabeyene8485 ปีที่แล้ว +1

    Tigrqy adey ❤️❤️💊💊💊💊💊

  • @michaelmeles2016
    @michaelmeles2016 5 ปีที่แล้ว +2

    Ata kshikura eti bahlna mitamu

  • @meskimeski332
    @meskimeski332 5 ปีที่แล้ว +3

    ደስ ክብላ

  • @kokololo1017
    @kokololo1017 5 ปีที่แล้ว +13

    አይ ዓደይ መዓዝ ኮን እዩ ክሓልፈልኪ ካብዙ ከርተተት መሳኪን ደስ ክብላካ

    • @teweldemahari568
      @teweldemahari568 5 ปีที่แล้ว +4

      እዋይ ታሪኽ ተጋሩ ብጣዕሚ እጹብ ድንቂ እዩ ደቂንስትዮ ትግራይ ወሓላሉ ፍሉያት ኢኽን እዚ ምቁር ባህሊ ደአ ናበይ አጥፊእናዮ ሓደራ ሓደራ ታሪኽናን ውቁብ ባህልናን ነዓቅብ ። ሰሊና ስድዮ የቐንየልና አአዚና ነመስግነካ ካሜራ ማን ክብሪ የሃብካ ኩላትና ንባህልናን ንጽሩይ መንነትናን ንገደስ ።

    • @teweldemahari568
      @teweldemahari568 5 ปีที่แล้ว +7

      እዋይ አንትን ደቂ ሎሚ ጭራ ጠሊ ጭራ ጤል ገጽክን ትርሓቕ እስኪ ረአያ ውሕሉል ናይ አዴታትክን ባህሊ ከምዚ ዝበለ እዩ ከምዚ ዘአምሰለ ስልጡንን ተፈታዊ ጽባቐ አብ ዓለም ፍጽም የለን ። ደቂ ሎሚ ግን ጅኑስ ናይ ሸይጣውንቲ ስረን ቆራጽ መራጽ ተተኸዲንክን ጥራሕ ነፍስኽን አብ መንገዲ ትኸዳ ተዓብዳ ኣለኽን አህባይ ትመስላ በቃ ክትከፍአ እዋይ ገጽክን ትጥፋእ መልአኽ ዘይብልክን ብጣዕሚ ኢኽን ተጽልአ ተመለሳ ናብ ጽባቐ አደታትክን እስከ ረአይአን እዘን አሕዋትክን ክንደይ ይጽብቓ ንስክን ግን ደቂ ሎሚ ካብ በንዚን ካብ ሓመድ ካብ ስጋ ዝተሰርሐ ሜክአብ እንናተለመጽክን ጨግርኽን ብጭራ ፈረስ እናተታዕኽን አብኡ ወዓጋት አህባይ ደቂ በረኻ ትመስላ አለኽን ሕደጋ ሕደጋ ለብማ ብሉጽን አብ ዓለም ተዋዳዳሪ ዝይብሉን ካብ ፈጣሪ ዘተዓደልክንኦ ጽባቐ መልክዕ ደም ሕብሪ አለክን ስልዚ አስተውዕላ ባህልኽን ጽባቐኽን ሓልዋ ይብለክን ሓውክን ።

    • @ሉሉነኝየተዋህዶልጅ
      @ሉሉነኝየተዋህዶልጅ 5 ปีที่แล้ว +3

      @@teweldemahari568 ክክክክክ ሰነ ሰርዓት እሺ ኣይትለክመና ኩልና 😥😥😥

    • @ትግራይዓደይኣክሱምጽዮንማ
      @ትግራይዓደይኣክሱምጽዮንማ 5 ปีที่แล้ว +2

      Tewelde Mahari
      ትክክል እኻ እግዚአብሄር አምላኽ መስተውዐሊ ልቢ ይሃበና እምበር

    • @atalamekonen8129
      @atalamekonen8129 5 ปีที่แล้ว +1

      tsntawi bahli zhalewe hzbi 👍💯💞😍

  • @ethioliterature509
    @ethioliterature509 4 ปีที่แล้ว +1

    Its matket place

  • @mengeshamereb7148
    @mengeshamereb7148 5 ปีที่แล้ว +2

    Tebayekenen sew asgdefk fito msnsat

  • @fisahafutwi6291
    @fisahafutwi6291 5 ปีที่แล้ว +3

    So beautiful girls our 🇪🇹👏👌

  • @mengeshaabreha-x1s
    @mengeshaabreha-x1s 7 หลายเดือนก่อน +1

    Yes❤❤❤❤❤

  • @ልበይታዓገስ
    @ልበይታዓገስ 5 ปีที่แล้ว +2

    ደስ ክብለካ ሕጂ ተራአክወስ።

  • @wultageste538
    @wultageste538 5 ปีที่แล้ว +5

    Tztz Aleag😍😍

  • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
    @nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ፁሩያት ትግራይ ዓደይ ክብረተይ

  • @tiemtinguse9533
    @tiemtinguse9533 5 ปีที่แล้ว +1

    Wayyyyy Tzta Mls elka Bahlna

  • @AwengChannel
    @AwengChannel 4 ปีที่แล้ว +1

    nice..done support!