ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብጣዕማ ደስ ዘብል ትምህርቲ ዶክተሬ :: ልዕሊ ኩሉ ግዜ ትጥቀምሉ ሓጺርን ገላጽን ብጣዕሚ መሃሪ ነዚ ህዝብና ኣዚና ነመስግን። ካብዞም 10.000 ቃላት ተዛሪቦም ፈረ ዘይ ብሎም ንስኺ ብልጽቲ ኢኺ ቀጽልዮ ረቢ(ፈጣሪ) ይሓግዝኪ።
ቅድስት ኣርሴማ ትብል ሓዳስ ቻነል እያ እሞ ሳብክራይብ ግበሩለይ
4 seat live amsiyom 400 xerfi yxarefu aykonen meliekti kebzhu
ሻሮነይ ንስኺ ብልጽቲ ሕፍትና ኢኪ።ኩል ትምህርቲኪ ምሃሪ እዩ።ካብ ኩሉ ድማ እቲ ፍሕሽዉ ገጽኪ መሳጢ፡ከምቲ ንህዝብኪ እዚ ይጥቕም እዩ ኢልኪ ተቐርብና።እግዝእብሄር ድማ ምሉእ ጥዕናን ይሃብኪ።ኣብ ኩሉ ኩነታትኪ ኣስልጦ ይኹነልኪ።
መሓመድ፡ thank you SOO much.
@@DrSharonWoldu ዶ/ር መደባትኺ ከምቶም ልበይ ኣሚኑ ዝከታትሎም መድብ ኢዩ ሕጂ ግን ብውሽጢ ክረክበኺ ምደለኹ ፡ ምክሪ ክትልግስለይ ምደለኹ❤
ዶር ሻሮን ናይ ብሓቂ ኣብ ተቅርብዮም ኣዝዮም መሃርትን ዩ ብፍላይ ኣብ ጥዕናዊ ኣስተምህሮኺ ቀጽልዮ 10Q
ዶ/ር ሻሮን እናመሰግናለን። አድናቂሽ ነኝ
.ዶ/ር ሳሮን ይቀኔልና ንዝመሀርክና ትምህርቲ
ዝኸበርኪ ዶር ሳሮንከርበ ዝበሃል ከም ጅንጅብል የገልግል ይበሃል። ብዛዕባ ከርበ ታይ ክትብልና ትኽእሊ
ሃይ ዶክቶር ሻሮን ብጣዕሚ ፅቡቅ ሕብረተሰባዊ ተምህርት ኢዩደ
ናይ ባሓቂ ክትታባባዕ ዘለዋ ሓብትና ያ የቀንየልና ካኣ ናዓና
አዚኺ ክትምስገኒ ዝግባአኪ ምጭውቲ ሓፍትና Dr.ሰሻሮን . በቲ ትህብና ዘለኺ አስተምህሮ ብጣዕሚ ብዙሕ ጠቓሚ አብ ርእሲ ምዃኑ ዋላ ኩሉ አ ቐራርባኺ ፈጺሙ ዘየሰልቹ በታ ጊዜኺ አጸቢቅኪ ኩሉ ፍትፍት አቢልኪ ስለ ትገልጽዮ አዝዩ ብሉጽ ይገብሮ መደብኪ ። ኩልጊዜ 'የ ዝከታተለኪ አጆኺ በርትዒ ቀጽልሉ : we love you so much ! ንበርልና ማዓረይ ። ❤❤❤❤❤💯💯🌺🌺🌺🌺🌼🌼🌼🌼🌸🌸🌸🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷😘😘😘
በጣዕሚ የመስግነኪ ሰለ እቲ ጥዕናዊ አስተምህሮኪ 🙏🙏🙏🙏
ሰላም ክብርቲ ዶክተር ሻሮን ኣዝያ ብዙሕ ኣፍልጦ ዝረኸብኩላ ያ ሞ ማራ የመስግነኪ ዶ/ር ሻሮን ሓፍተይ እቲ ጅንጅብል ግን እቲ ጥሑን ዶ ወላ እቲ ጥሉል ክንወስድ ዩ እቲ ዝበለጸ . ኣብ ኩሉ ናይ ጉዕዞ ሂወትኪ ዓወትን ኣስልጦን ይምነየልኪ ከም ኣነ ትምኒተይ ሳይንቲስት ኮይንኪ ክርኤኪ ብፍቓድ ጎይታ ይምነየልኪ .....
Dr ሻሮን ብልፅቲ ኣነ ኣብ ዓዲ ዓረብ እየ ዘለኩ ኣበ ሕክምና ከይደ ኣምላሕ ኣለኪ ኢሎሙኒ ብዓረብ ቋንቋ ኣነግን ኣይቸረደአኒ
ዶ/ር ሻሮን ናይ ብሓቂ ናይ ህዝብኪ ኣገልጋሊት ኮይኒኪ ምህላውኪ ብልቢ ከኣ ከም ነመስግኪ ክነግረኪ ይፈቱ ። ጸጋኪ የብዝሓዮ እግዘኣብሄር ።
እሰይ፡ የቀንይለይ
ክብርት ይሃበልና ዶክተረ ክማክሰ ከም ኮኮብ ሰማይ ይብዛሓ ንሰኪ ግን ጸሓይ ኢኪ ሕቶ ነይርኒ ኣበይ ክሓተኪ ይክእል ጽብቅ መደብ ድማ
ስለ'ቲ ጽቡቕ ትምህርትኪ ኣዚና አና ነመስግነኪ ዶ/ር ሻሮን ኣብ ቀጻሊ ከኣ ካብዚ ንላዕሊ ክትምህርና በዓል ሙሉእ ተስፋ አየ
Ny bahqi haftey natey edmen tenan yhabka fetari kemki yebzha doctor Sharron ♥ ❤ 👌 🥀
Doctor ሻሮን ብልጽቲ ሰብ ክብረት ይሃበልና ኣዚና ሕጉሳት ኢና ብኣኺ ቀጺለ ኣቦሱዳ ንግሆ ንግሆ ምውሳድ ጽቡቅ ዶ?
ሓፍተይ መዓረይ !ከመይ ኣብ ሂወተይ ትሕግዝኒ ከም ዘለኪ'ስ ትፍልጢ ዶ ትኮኒ።ረቢ ይባርኽኪ ።thank you so much.
ኣንዳት ሓወይ፡የቀንየለይ።
@@DrSharonWoldu ሰላም Dr Sharon! ብመጀመርታ ንኩሉ ወርቃዊ ግዜኪ ሰዊኢኪ እተቅርብዮ ኣብ ስነፍልጠታዊ ዝተመርኮሰ መሃርን ሃጽን መደባትኪ ንብዙሓት ይጠቅመና ስለዘሎ ብልቢ የመስግነኪ።ብምቅጻል፡ ሓገዝ ወይ ምክሪ ይደሊ ኣለኩ፡ ስም ብርሃነ መሓሪ ተቀማጢ ጀርመን ኮይነ ወዲ 10 ዓመት ቆልዓ ኣለኒ።ወደይ ሓንቲ ፍረነብሲ ጥራያ ዘላቶ፡ እታ 2ይ እውን ክንዲ ፍረ መሸላ እያ ትከውን።ኣብ 2017 ወዲ 5 ዓመት ከሎ ነታ ካልኣይቲ ንምድላይ መጥባሕቲ ገሩ ነይሩ፡ ግን ዝኮነ ውጽኢት ኣይተረክቦን ማለት ነታ ካልኣይቲ ክረክብዋ ኣይከኣሉን።ሕጂ ወዲ 10 ዓመት ኮይኑ ኣሎ እታ ሓንቲ እውን ዝኮነ ዕብየት ከተርኢ ኣይከኣለትን።ሕጂ, ውን እንደገና መጥባሕቲ ተኣዚዝዎ ኣሎ።ኣነ ግን ብጣዕሚ ፍርሒ ኣለኒ ዝኮነ ቃንዛ የብሉን ተደጋጋሚ መጥባሕቲ ትርጉም ይህልዎዶ? ካልእ መፍትሒታትከ እንታይ ክህሉ ይክእል? ጠንቂ ከ ካብ ምንታይ ክከውን ይክእል? ብከምዚ ዘለዎ እንተቀጺሉከ ንመጻኢ እንታይ ሳዕብየን ከምጻእሉ ይክእል? ካብ ዝኮነ ግዱስ ሕቶይ ክምለሰለይ ተስፋ ይገብር የቀንየለይ። ንዝያዳ ሓበ bteame.de@gami.com
ጥማዕ ወርቂ ፡❤️❤️❤️❤️
ዝኸበርኪ ዶክቶር ሻሮን መደባትኪ ብጣዕሚ ጠቓምን ዝምስገን እዩ ኣጠቓቕማ ናይ ዝንጅብ እትሕብርና ጽቡቕ ኔሩ ማለት ዓቐን ክንደይ ግዜ
ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ደ/ር ኢኺ እትህብዮም ትምህርቲ ዝያዳ ሓጸርትን ጠቐምትን እዮም መደባትኪ ኣየሰላችውን ቀጽልሉ❤❤❤
ሻሎም Dr ሻሮን ኣቀራርባኺ ኣዝዩ ጽቡቅ ኢዩ ንቡዙሕ ብሕቲ ንዝዋጠር ምላሽ ኮንኪ ኢኺ እሞ ቀጽልዮ በርትዒ ፥፥ GBU
Dr. Sharon,ናይ ሕብረተሰብ ጥዕና በዓል ሞያ እየ:: ናይ ትግርኛ ተዛረብቲ ንዝኾኑ ሰባት ጥዕናኦም ንምሕላው ክገብርዎ ዝግባእ ምክልኻል ንኽፈልጡ እተቕርብዮ ዘለኺ ትምህርትታት ዝድነቕ ስለዝኾኑ በርትዒ:: I am proud of you!!!GOD LOVES YOU, SO DO I!!
ጽቡቕ ትምህርቲ የቐንየልና ጅንጅብል ብኸመይ ንወስዶ ምስ መግቢ ድዮ ዋላስ ምስ ሻሂ ኢና ክንሰትዮ።ንሕና አወዳት ወሲድናዮ ንደቂ አንስትዮ ከይንብርትዔን ከመይ እዮ አወሳስድኡ
Yekenyelna yekenyelna msgana tekebeli Kab gugle awedat ketsliyo we proud of you Dr Sharon
ደክረይ ደሰ ዘብል ጵቡቅ ተምህርቲ ተቅርብለና አለኪ የቀንየልና አነ ጰቅጢ ደም አሀኒ ዝንጅብል ብጣፅሚ እየ ዝጥቀም እንታይ ትመክርኒ
Tanks sarona tona yhabki medebati yketatelo eye kexlyo. Buzuh nxbe kabaki.
❤❤ብልቢ ኢና ነመስግን ማዓረይ ክብረት ይሃብኪ❤ዶ'ር ሻሮን🎉❤🎉❤
ዶክቶር ሳሮን ናይ በሃቂ አቲ ትህብዮ ዘለኪ ዚተፋላለየ ጎዳአቲ ተቀምቲን ዝኮኑ ኣስተምህሮ ተቃሚዩ ሞ ቀጽልሉ ኢኪ
Ajoki Anbesit haftina Dr. Sharon weldu
ናይ ብሓቂ ዶክተር ሻሎም ብጣዕሚ ጠቃምኒ ማሃሪን ኮይኑ ንርክቦ ኣለና ቀጽልዮ ሓደራኽይ ።
ክብረት ይሃበልና ዶክተር ሻሮን ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኪ ክብሪ ይሃብኪ ቀጽልዮ
Thnk you D.r sharon ከም ወትሩ ብሉጽ ኣስተምህሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ቀጽልዮ ሓጻርን ኣገዳሲትን ኣስተምህሮ
ደስ ባሃሊ ትምህርቲ እዩ ቃፅልሉ እና ኣጣቃቅማ አርእይና
ክብርት ይሃበልና ዶክተረ ከማክስ ከም ኮኮብ ስማይ ይብዛሓ ንስኪ ግን ጸሓይ ኢኪ ሕቶ ነይርኒ ኣበይ ክሓተኪ ይክእል ❤ጽብቅ መደብ ድማ
Saymon hawey, thank you.
ሓንቲ ንስኪ ንፍዕቲ ኤረትራወት ተረኽብኪ ቀጽልዮ ካባኺ ብዙሕ ክንምሃር ኢና
ናይ በሓቂ ዶር/ ሻሮን ካብቶም ብዘይ ምግናን ካብቶም ብሉጻት አርትራና ዘፍረየቶም ግዱሳትን ብሱላትን ሕብረተሰቦም ንምሕጋዝ ድሕር ዘይብሉ አንምክሓሎም ሓካይምና ብምኻንኪ ናይ ኩላትና ሓበን አኺ ኣጆኺ ቀጽልዮ።
ደክተር ሻሮን ንስኽሲ ክንዲ ሽሕና ኢኺሞ ወትሩ ትምህርትታትኪ አይፈለየና ካብ ክንደይ ሕማም ዲና ንተርፍ ዘለና ሳላኺ መቀረት ዓለም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ደክተረይ
ጀንጀቢል ዘይ ቡሉ ቡን ፈጺመ ኣይ ሰትን እየ ብጣዕሚ ጹቡቅ እዩ ስለዚ ጀንጀቢል ኣዘውቱሩ ደቂ ኤረይ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Btaemi xbuk Timhrti Yekenyelna Dr Bzaeba wshtawi Resni (Nedri) nay Gorero, af gele belna
Thanks Doc Sharon 🎉🎉🎉🎉
Dr ሻሮን shikor ትሕትናኪ ደስ ክብል ተባረኪ ጽቡቕ ት ጠቕምና አለክ
ጽቡቅ መደብ ዶክተር ሳሮን keep it up! ጅንጅብል ንዓይኒ የድክም ዝበሃል እንታይ ሓቅነት ኣለዎ ብስነፍጠት።
ካብ ልቢ ነመስግነኪ ሓፍተይ መዓረይ ኣምላኽ ሰላምን ጥዕናን ይሃበኪ❤❤
Btami znead tmhrti eki thbna zeleki dr. Sharon ab hiwetke selamn teanan ygberelki fetari deleki nere beagedasi bkemey krekbeki ykeal msnay ykreta
መግለጺ ዘይርከባ ፍጥረት ይቀንየልና ስለ ኩሉ ሻሩ ሓፍተይ❤❤❤
ክብረት ይሃበልና ዶ/ ሳሮን ክቡር ግዜኺ ወፊኪ ነዚ ብሉጽ ትምህርቲ ምቕራብኺ ❤
ጽብቅ ትምህርቲ ሻሮን ጋልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ።
ቀፅልሉ መምህረይ የቅኔልና
የቀንየልና ዶ""ጽብቅቲ!!ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ብተቅርብልና ትምርቲ ብምቅጻል እንኻዕ ናትና ኾንኺ🥰❤🥰💚🥰🙏🙏
እሰይ፡ የቀንየለይ
❤❤❤ ዶ/ር የክብረልና
❤ብጣዕሚ ኣገዳስነት ዘለዉ ትምህርቲ ❤ዶክተር ክብረት ይሃብካ ጓል ኤሬ ሽኮሪ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዶክተር ሻሮን ብትህብና ጠቃሚ ትምህርቲ ብጣዓሚ እየ ዘምስግነኪ ኣጆኪ ቀጽልዮ❤❤❤❤❤።
ዶጉተር ሻሮን ብጣዕሚ እቲ ትህብና ትምህርቲ ብዛዕባ አብ ሂወትና ዝመጽኣና ሕማማት ይኹን ንዝጋጠመና ነገራት አፋታትሑን ምፍዋሱን ዝምልከት በሓቂ ብዙሕ ሰብ ክድሕን ክኢሉ ኢዩ ዳርጋ 80/ሚኢታዊት ህዝቢ ይካታተሎ አሎ ስለዚ ከይተሓለልኪ ቀጺልዮ ክብለኪ ይደሊ እግዚኣብሄር ድማ ዕድመን ጥዕናን አብዚሑ ይዓድልኪ ከማኺ ዝበሉ ወይ ዝበላ ደጓትራት የብዘሓልና 🌷
ክብረት ይሃበልና ዶ/ክተረይ ጽቡቕ መግለጺ ስለ'እትህብና 👍🏽😍💖
Wawwww xubuk agelalxa thanks doctor saron ane h pilory aleni Entay kgebr aleni bzaba ezi eba amxalna
የቀንየልና ዶ/ር በት ተገብርዮ ዝለኪ ትምህርት ኣምላክ ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ
ጹቡቅ ኣስቶምህሮ ኢዩ ኩሉ ኣስቶምህሮኪ እሞ ኣጆኪ በርትዕ።
ጽብቅ ትምህርቲ ኢኪ ትምህርቲ ሕቶ ካሓተኪ ደልየ ዝሓፍተይ ሓደ ኣሎ ሓወይ ፍረ ነዉሱ ኩሉ ግዜ ይሸልቅ ይቀይሕ ብቃ ናብ ዝኮነ ክንቃሳቀስ እንተሎ ከማይ ከም ዝታሓጸብ ይሸልቅ ብጃኪ ተገዲስኪ ጻሓፍለይ ተጫኒቁ ስለ ዘሎ ዳርጋ ክልተ ዓመት ክገበር ኢሉ ከሙኡ ካብ ዝጅሙሮ
ደክተር ሻሮን ሐፍተይ ጽቡቅ ትምህርትነ መግለጽን አምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ ቀጽልዮ
Wawww ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምህርቲ ሓፍትና Dr ሻሮን እግዚኣብሄር ምሳኺ ይኹን ኣጆኺ ቀጽልዮ ንዓና ንሕብረተሰብኪ ጽቡቕ ዝኾነ ትምህርቲ ኢኺ ትህብና ዘለኺ ጽቡቕ ስራሕ GBU
We really appreciate you, proud to have you as Eritrean Doctor for serving your. people.
Thank you Docter sharon
Dr sharon yekenyelna xegueu yebzalki egzabiher
Thanks doktere
What I love about her is her presentation is prepared in easy way the animation in the video clearly recorded her words selective short and get target .we are happy and proud to have you specially our community.
Wow, thank you!
@@DrSharonWoldu we love you Dr Sharon ❤️❤️❤️
@@DrSharonWoldu ati mohgosy edimen tenan ka yahbak amlak dr, saronyy shikor nice borgram 🙏🏽🇪🇷❤🙏🏽🇪🇷❤🙏🏽🇪🇷❤
@@DrSharonWoldu ጅንጅብል ዳኣ ምስ ሻሂ ከመይ ጌርካ ይስተ ተገዲስኪ መልስለይ Please
@@ghvhn555 kem qemem shahi ttqemelu malet anqixka tthno.
ነመስግን ደክተር.
Love your presentation Dr. Sharron. Ginger the Best herbal all around medicine. ንስኽስ እንቋፅ ተውለድኪ!
ብጠዓሚ ደስ ዝብል ትምርት ዶክተር ሳሮን ኣብ ስራሕኪ ኣሳልጦ ይምነየልኪ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ካብ ዓቐን ንላዕሊ ረሃጽ ካብ ምንታይ ዝተበገሰ አዩ መልስ ክጽበየኪ አየ ሳሪ ሓፍተይ
ብሉጽ ትምህርቲ ሓብተይ ሓደ ነገር ካኣ ኣዘኪርክኒ ክክክክ ቀደም ቆለውዕ ከለና"ሲ ኣደይ ሲ ዝበለትክስ ሲ ጨው ሃብኒ ኢልና ክንዛረብ ከለና ኣብ ነስወኪፍ ቃል ሲ ንእትወላ ነይርና ንስኺ ድማ ኣብ ዝበዝሐ ትዛረብዮ (ሲ) ትእትዊ ኣለኪ"ሞ እልይ ተትብልያ ጽቡቅ ነይሩ
ክብረት ይሃበልና ዶክተር ሻሮን🙏
ዶክተረይ የቀንየልና እዚ ራእሳን ጀባጂባ ብዙሕ ጥቅሚ ካብ ሃለዎ ኣብ ገዛና ክንፈልዮ የብልናን
Thankyou DR. God bless you
ኣምጺክለይ'ዶ ይቀንየለይ እዚ ደኣ መድሃኒተይ እንድዩ
ብጣዕሚ ጎበዝ መምህር እያ።
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ ዶክቶረይ
Yekeniyelna dr sharon.😍👍
የቀንየለይ ንፍዕቲ ጅግና ዶክቶር ዕድመን ጥዕናን ኣብ ሂወትኪ እምነየልኪ ምቅርተይ🙏🙏🙏💪💪💪💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቅ ይሃብኪ ክብረት ይሃበልና ዶክተሬንፍዕቲ ቀጽልዮ
ከመይ ገይሩ ከም ዝለምዳ እምበር እዚኣተን ጻዕዳ ሽጉርቲን ፍቱናት እየን።የቀንየልና ዶተረ
ጎበዝ ሓፍትና ቀጽልዮ ትምህርትኺ ኣምላኽ ፍልጠትኪ ይወስኽ
Aseyyy ጅንጀብል መዓልቲ God bless u doctery
የቐንየልና ዶክተር ተባረኺ
Welcome Dr. SARON
እዝነ ልቦና ረኺበ ሰሚዐኪ ወርቂ መልእኽቲ እዩ።
ጅንጅብል ይጸልእ ኔረ ዘይምፍላጥ ሑሱም ብዙሕ ጥቕሚ ኢዩ ዘለዎ የቐንየልና ዶክተር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ መድሃኒኣለም
🙏🙏🙏🙏ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣስተምህሮ 🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👋👋👋ግን ከም ሕቶ ምስ ዚ ጥሑን ተዓሽጉ ዝሽይጥን ፍረሽን ኣየናይ ይምረጽ መልስኺ ይጽበ።
ዶክተር ሻሮን አብ ስደት ሀሊካ ብቋንቋካን ብዘይ ወጻኢ ትገብርዮ ዘለኪ አዝየ የመስግነኪ ።ሽጉርቲ ጻዕዳከ ጥቅሙ ከመዩ?።
የቀንየልና ዶክተር ጽቡቕ ትምህርቲ ከምቲ ኩሉ ግዜ ዝዋበና ኣሰተምህሮ 🙏
ይቀንየልና ዶክተር 🌄💐
አነሲ ጀንጅብል ብዙሕ ዘይኾንኹ so ካብ ሕጂ ጀሚረ ኽጥቀም ኽምኩር እየ thank you ዶክተር
ሰላም ዶ/ር ሾሮን መጀመርያ ዕደመን ጥዕናን የሃበኪ ፈጣሪ ሕቶ ኣለኒ ሓሳስያ ኣሸጊራትኒ እንታይ ግገብር ይኽእል የቐኔለይ❤️
ሰላም ንዓኺ ይኹን ዶክተር ሻሮን ብዛዕ ትምርትኺ ጽቡቕ ቀጽልዮ ናይ ፎሮፎር እንታይ ትብሊ ምስናይ ይቕሬታ ዓወትን ኣሳልጦን እምነየልኪ ሰሰናዩ
Marhba 🌷🌷🌷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቕ ትምህርትን ኣፍልጦን ዶር ፡ ምሒር ቻይናዊ ፍልስፍና ግን ቁሩብ ጽቡቕዶ ዪመስለኪ ። ቻይናውያን ክትብሊ ስለዝሰምዕ ኢየሞ፡ ቻይናዊ ሓሳብሲ ቀታሊ ኢዩ።
ሃዋርያዊት ዶክተር ወረጃ ቀመም ሕብረተሰብ ኢኺ ። ኣነ ባዕለይ ብዙሕ ጠቕሚ ረኪበሉ እየ ። ናይ ጻዕዳ ሽጉርቲ ከኣ ባ ኣቕርብልና ።
ፅቡቅ እልክ ግን ናይ ዝኩሉ ዝገለፅክዮ ኣጠቃቅማኡ ግን ብዝግባእ ኣ ይ ገለፅክዮን ብከመይ ክን ጥቅም ንክእል
ክብረት ይሃበልና ዶክተር ሻሮን። ካብ መግለጺኺ ከም ዝተረዳእኩዎ ማዓልታዊ ጅንጅብል ክንወስድ ኣለና ማለት ኢዩ ። ዋላ ብመልክዕ ሻሂ ወይ ቡን ። ማዕረ ክንድዚ ዝጠቅም ብቐሊሉ ዝርከብ ካብ ኮነ ኩላትና ክንጥቀመሉ ይግባእ። ኣብ ዝቕጽል መደብኪ ብዛዕባ ጻዕዳ ሽግሩቲ ከም ኣቕረብክልና ጽቡቕ ነይሩ።
ዶክተር ሻሮን ናይ ባሓቂ እየ ዘመስግንኪ እቲ ትህብና ጥዕናዊ ትምህርቲ ኣብ ሂወትኪ ጥዕናንን ቅሳኔትን ይምነየልኪ thanks ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏 ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ please 🙏🙏🙏ተገዲስኪ መልስለይ ጅንጅብል ኣብ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ የምክን እዩ ይብሃል ንናይ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ የድክሞ እዩ ይብሃል ሓቂ ድዩ መልሲ ይጽበ ይቀነለይ ዶክቶረይ ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
ሰላም ደክቶር ሰላምን ክሳነትን !ኣብ ስራሕኪ ውን ኣሳልጦ ይምነየልኪ ! ኣነ እኮ ፍልይ ዝበለ ካብዚ ኣርእስቲ ሕቶ ኣለኒ ስለምንታይ ናይ እዝኒ ጸገም ዝገበረ ሰብ (ዝጸመመ) !ምዝራብ ይኣብዮ !እንታይ እዩ እቲ ጥንቂ? ህዋሳትና ማዕረ ክንደይ እዩ ቅርቢ ዘለዎ ንሓድሕድኡ
ጎይታ ይባርኪ ቀጽሊ ንከታተልኪ ኢና
ብጣዕማ ደስ ዘብል ትምህርቲ ዶክተሬ :: ልዕሊ ኩሉ ግዜ ትጥቀምሉ ሓጺርን ገላጽን ብጣዕሚ መሃሪ ነዚ ህዝብና ኣዚና ነመስግን። ካብዞም 10.000 ቃላት ተዛሪቦም ፈረ ዘይ ብሎም ንስኺ ብልጽቲ ኢኺ ቀጽልዮ ረቢ(ፈጣሪ) ይሓግዝኪ።
ቅድስት ኣርሴማ ትብል ሓዳስ ቻነል እያ እሞ ሳብክራይብ ግበሩለይ
4 seat live amsiyom 400 xerfi yxarefu aykonen meliekti kebzhu
ሻሮነይ ንስኺ ብልጽቲ ሕፍትና ኢኪ።
ኩል ትምህርቲኪ ምሃሪ እዩ።
ካብ ኩሉ ድማ እቲ ፍሕሽዉ ገጽኪ መሳጢ፡
ከምቲ ንህዝብኪ እዚ ይጥቕም እዩ ኢልኪ ተቐርብና።
እግዝእብሄር ድማ ምሉእ ጥዕናን ይሃብኪ።
ኣብ ኩሉ ኩነታትኪ ኣስልጦ ይኹነልኪ።
መሓመድ፡ thank you SOO much.
@@DrSharonWoldu ዶ/ር መደባትኺ ከምቶም ልበይ ኣሚኑ ዝከታትሎም መድብ ኢዩ ሕጂ ግን ብውሽጢ ክረክበኺ ምደለኹ ፡ ምክሪ ክትልግስለይ ምደለኹ❤
ዶር ሻሮን ናይ ብሓቂ ኣብ ተቅርብዮም ኣዝዮም መሃርትን ዩ ብፍላይ ኣብ ጥዕናዊ ኣስተምህሮኺ ቀጽልዮ 10Q
ዶ/ር ሻሮን እናመሰግናለን። አድናቂሽ ነኝ
.ዶ/ር ሳሮን ይቀኔልና ንዝመሀርክና ትምህርቲ
ዝኸበርኪ ዶር ሳሮን
ከርበ ዝበሃል ከም ጅንጅብል የገልግል ይበሃል። ብዛዕባ ከርበ ታይ ክትብልና ትኽእሊ
ሃይ ዶክቶር ሻሮን ብጣዕሚ ፅቡቅ ሕብረተሰባዊ ተምህርት ኢዩደ
ናይ ባሓቂ ክትታባባዕ ዘለዋ ሓብትና ያ የቀንየልና ካኣ ናዓና
አዚኺ ክትምስገኒ ዝግባአኪ ምጭውቲ ሓፍትና Dr.ሰሻሮን . በቲ ትህብና ዘለኺ አስተምህሮ ብጣዕሚ ብዙሕ ጠቓሚ አብ ርእሲ ምዃኑ ዋላ ኩሉ አ ቐራርባኺ ፈጺሙ ዘየሰልቹ በታ ጊዜኺ አጸቢቅኪ ኩሉ ፍትፍት አቢልኪ ስለ ትገልጽዮ አዝዩ ብሉጽ ይገብሮ መደብኪ ። ኩልጊዜ 'የ ዝከታተለኪ አጆኺ በርትዒ ቀጽልሉ : we love you so much ! ንበርልና ማዓረይ ። ❤❤❤❤❤💯💯🌺🌺🌺🌺🌼🌼🌼🌼🌸🌸🌸🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷😘😘😘
በጣዕሚ የመስግነኪ ሰለ እቲ ጥዕናዊ አስተምህሮኪ 🙏🙏🙏🙏
ሰላም ክብርቲ ዶክተር ሻሮን ኣዝያ ብዙሕ ኣፍልጦ ዝረኸብኩላ ያ ሞ ማራ የመስግነኪ ዶ/ር ሻሮን ሓፍተይ እቲ ጅንጅብል ግን እቲ ጥሑን ዶ ወላ እቲ ጥሉል ክንወስድ ዩ እቲ ዝበለጸ . ኣብ ኩሉ ናይ ጉዕዞ ሂወትኪ ዓወትን ኣስልጦን ይምነየልኪ ከም ኣነ ትምኒተይ ሳይንቲስት ኮይንኪ ክርኤኪ ብፍቓድ ጎይታ ይምነየልኪ .....
Dr ሻሮን ብልፅቲ ኣነ ኣብ ዓዲ ዓረብ እየ ዘለኩ ኣበ ሕክምና ከይደ ኣምላሕ ኣለኪ ኢሎሙኒ ብዓረብ ቋንቋ ኣነግን ኣይቸረደአኒ
ዶ/ር ሻሮን ናይ ብሓቂ ናይ ህዝብኪ ኣገልጋሊት ኮይኒኪ ምህላውኪ ብልቢ ከኣ ከም ነመስግኪ ክነግረኪ ይፈቱ ። ጸጋኪ የብዝሓዮ እግዘኣብሄር ።
እሰይ፡ የቀንይለይ
ክብርት ይሃበልና ዶክተረ ክማክሰ ከም ኮኮብ ሰማይ ይብዛሓ ንሰኪ ግን ጸሓይ ኢኪ ሕቶ ነይርኒ ኣበይ ክሓተኪ ይክእል ጽብቅ መደብ ድማ
ስለ'ቲ ጽቡቕ ትምህርትኪ ኣዚና አና ነመስግነኪ ዶ/ር ሻሮን ኣብ ቀጻሊ ከኣ ካብዚ ንላዕሊ ክትምህርና በዓል ሙሉእ ተስፋ አየ
Ny bahqi haftey natey edmen tenan yhabka fetari kemki yebzha doctor Sharron ♥ ❤ 👌 🥀
Doctor ሻሮን ብልጽቲ ሰብ ክብረት ይሃበልና ኣዚና ሕጉሳት ኢና ብኣኺ ቀጺለ ኣቦሱዳ ንግሆ ንግሆ ምውሳድ ጽቡቅ ዶ?
ሓፍተይ መዓረይ !ከመይ ኣብ ሂወተይ ትሕግዝኒ ከም ዘለኪ'ስ ትፍልጢ ዶ ትኮኒ።ረቢ ይባርኽኪ ።thank you so much.
ኣንዳት ሓወይ፡የቀንየለይ።
@@DrSharonWoldu ሰላም Dr Sharon! ብመጀመርታ ንኩሉ ወርቃዊ ግዜኪ ሰዊኢኪ እተቅርብዮ ኣብ ስነፍልጠታዊ ዝተመርኮሰ መሃርን ሃጽን መደባትኪ ንብዙሓት ይጠቅመና ስለዘሎ ብልቢ የመስግነኪ።ብምቅጻል፡ ሓገዝ ወይ ምክሪ ይደሊ ኣለኩ፡ ስም ብርሃነ መሓሪ ተቀማጢ ጀርመን ኮይነ ወዲ 10 ዓመት ቆልዓ ኣለኒ።ወደይ ሓንቲ ፍረነብሲ ጥራያ ዘላቶ፡ እታ 2ይ እውን ክንዲ ፍረ መሸላ እያ ትከውን።ኣብ 2017 ወዲ 5 ዓመት ከሎ ነታ ካልኣይቲ ንምድላይ መጥባሕቲ ገሩ ነይሩ፡ ግን ዝኮነ ውጽኢት ኣይተረክቦን ማለት ነታ ካልኣይቲ ክረክብዋ ኣይከኣሉን።ሕጂ ወዲ 10 ዓመት ኮይኑ ኣሎ እታ ሓንቲ እውን ዝኮነ ዕብየት ከተርኢ ኣይከኣለትን።ሕጂ, ውን እንደገና መጥባሕቲ ተኣዚዝዎ ኣሎ።ኣነ ግን ብጣዕሚ ፍርሒ ኣለኒ ዝኮነ ቃንዛ የብሉን ተደጋጋሚ መጥባሕቲ ትርጉም ይህልዎዶ? ካልእ መፍትሒታትከ እንታይ ክህሉ ይክእል? ጠንቂ ከ ካብ ምንታይ ክከውን ይክእል? ብከምዚ ዘለዎ እንተቀጺሉከ ንመጻኢ እንታይ ሳዕብየን ከምጻእሉ ይክእል? ካብ ዝኮነ ግዱስ ሕቶይ ክምለሰለይ ተስፋ ይገብር የቀንየለይ። ንዝያዳ ሓበ bteame.de@gami.com
ጥማዕ ወርቂ ፡❤️❤️❤️❤️
ዝኸበርኪ ዶክቶር ሻሮን መደባትኪ ብጣዕሚ ጠቓምን ዝምስገን እዩ ኣጠቓቕማ ናይ ዝንጅብ እትሕብርና ጽቡቕ ኔሩ ማለት ዓቐን ክንደይ ግዜ
ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ደ/ር ኢኺ እትህብዮም ትምህርቲ ዝያዳ ሓጸርትን ጠቐምትን እዮም መደባትኪ ኣየሰላችውን ቀጽልሉ❤❤❤
ሻሎም Dr ሻሮን ኣቀራርባኺ ኣዝዩ ጽቡቅ ኢዩ
ንቡዙሕ ብሕቲ ንዝዋጠር ምላሽ ኮንኪ ኢኺ እሞ ቀጽልዮ በርትዒ ፥፥ GBU
Dr. Sharon,
ናይ ሕብረተሰብ ጥዕና በዓል ሞያ እየ:: ናይ ትግርኛ ተዛረብቲ ንዝኾኑ ሰባት ጥዕናኦም ንምሕላው ክገብርዎ ዝግባእ ምክልኻል ንኽፈልጡ እተቕርብዮ ዘለኺ ትምህርትታት ዝድነቕ ስለዝኾኑ በርትዒ:: I am proud of you!!!
GOD LOVES YOU, SO DO I!!
ጽቡቕ ትምህርቲ የቐንየልና ጅንጅብል ብኸመይ ንወስዶ ምስ መግቢ ድዮ ዋላስ ምስ ሻሂ ኢና ክንሰትዮ።ንሕና አወዳት ወሲድናዮ ንደቂ አንስትዮ ከይንብርትዔን ከመይ እዮ አወሳስድኡ
Yekenyelna yekenyelna msgana tekebeli Kab gugle awedat ketsliyo we proud of you Dr Sharon
ደክረይ ደሰ ዘብል ጵቡቅ ተምህርቲ ተቅርብለና አለኪ የቀንየልና አነ ጰቅጢ ደም አሀኒ ዝንጅብል ብጣፅሚ እየ ዝጥቀም እንታይ ትመክርኒ
Tanks sarona tona yhabki medebati yketatelo eye kexlyo. Buzuh nxbe kabaki.
❤❤ብልቢ ኢና ነመስግን ማዓረይ ክብረት ይሃብኪ❤ዶ'ር ሻሮን🎉❤🎉❤
ዶክቶር ሳሮን ናይ በሃቂ አቲ ትህብዮ ዘለኪ ዚተፋላለየ ጎዳአቲ ተቀምቲን ዝኮኑ ኣስተምህሮ ተቃሚዩ ሞ ቀጽልሉ ኢኪ
Ajoki Anbesit haftina Dr. Sharon weldu
ናይ ብሓቂ ዶክተር ሻሎም ብጣዕሚ ጠቃምኒ ማሃሪን ኮይኑ ንርክቦ ኣለና ቀጽልዮ ሓደራኽይ ።
ክብረት ይሃበልና ዶክተር ሻሮን ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኪ ክብሪ ይሃብኪ ቀጽልዮ
Thnk you D.r sharon ከም ወትሩ ብሉጽ ኣስተምህሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ቀጽልዮ ሓጻርን ኣገዳሲትን ኣስተምህሮ
ደስ ባሃሊ ትምህርቲ እዩ ቃፅልሉ እና ኣጣቃቅማ አርእይና
ክብርት ይሃበልና ዶክተረ ከማክስ ከም ኮኮብ ስማይ ይብዛሓ ንስኪ ግን ጸሓይ ኢኪ ሕቶ ነይርኒ ኣበይ ክሓተኪ ይክእል ❤ጽብቅ መደብ ድማ
Saymon hawey, thank you.
ሓንቲ ንስኪ ንፍዕቲ ኤረትራወት ተረኽብኪ ቀጽልዮ ካባኺ ብዙሕ ክንምሃር ኢና
ናይ በሓቂ ዶር/ ሻሮን ካብቶም ብዘይ ምግናን ካብቶም ብሉጻት አርትራና ዘፍረየቶም ግዱሳትን ብሱላትን ሕብረተሰቦም ንምሕጋዝ ድሕር ዘይብሉ አንምክሓሎም ሓካይምና ብምኻንኪ ናይ ኩላትና ሓበን አኺ ኣጆኺ ቀጽልዮ።
ደክተር ሻሮን ንስኽሲ ክንዲ ሽሕና ኢኺሞ ወትሩ ትምህርትታትኪ አይፈለየና ካብ ክንደይ ሕማም ዲና ንተርፍ ዘለና ሳላኺ መቀረት ዓለም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ደክተረይ
ጀንጀቢል ዘይ ቡሉ ቡን ፈጺመ ኣይ ሰትን እየ ብጣዕሚ ጹቡቅ እዩ ስለዚ ጀንጀቢል ኣዘውቱሩ ደቂ ኤረይ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Btaemi xbuk Timhrti Yekenyelna Dr Bzaeba wshtawi Resni (Nedri) nay Gorero, af gele belna
Thanks Doc Sharon 🎉🎉🎉🎉
Dr ሻሮን shikor ትሕትናኪ ደስ ክብል ተባረኪ ጽቡቕ ት ጠቕምና አለክ
ጽቡቅ መደብ ዶክተር ሳሮን keep it up! ጅንጅብል ንዓይኒ የድክም ዝበሃል እንታይ ሓቅነት ኣለዎ ብስነፍጠት።
ካብ ልቢ ነመስግነኪ ሓፍተይ መዓረይ ኣምላኽ ሰላምን ጥዕናን ይሃበኪ❤❤
Btami znead tmhrti eki thbna zeleki dr. Sharon ab hiwetke selamn teanan ygberelki fetari deleki nere beagedasi bkemey krekbeki ykeal msnay ykreta
መግለጺ ዘይርከባ ፍጥረት ይቀንየልና ስለ ኩሉ ሻሩ ሓፍተይ❤❤❤
ክብረት ይሃበልና ዶ/ ሳሮን ክቡር ግዜኺ
ወፊኪ ነዚ ብሉጽ ትምህርቲ ምቕራብኺ ❤
ጽብቅ ትምህርቲ ሻሮን ጋልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ።
ቀፅልሉ መምህረይ የቅኔልና
የቀንየልና ዶ""ጽብቅቲ!!ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ብተቅርብልና ትምርቲ ብምቅጻል እንኻዕ ናትና ኾንኺ🥰❤🥰💚🥰🙏🙏
እሰይ፡ የቀንየለይ
❤❤❤
ዶ/ር የክብረልና
❤ብጣዕሚ ኣገዳስነት ዘለዉ ትምህርቲ ❤ዶክተር ክብረት ይሃብካ ጓል ኤሬ ሽኮሪ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዶክተር ሻሮን ብትህብና ጠቃሚ ትምህርቲ ብጣዓሚ እየ ዘምስግነኪ ኣጆኪ ቀጽልዮ❤❤❤❤❤።
ዶጉተር ሻሮን ብጣዕሚ እቲ ትህብና ትምህርቲ ብዛዕባ አብ ሂወትና ዝመጽኣና ሕማማት ይኹን ንዝጋጠመና ነገራት አፋታትሑን ምፍዋሱን ዝምልከት በሓቂ ብዙሕ ሰብ ክድሕን ክኢሉ ኢዩ ዳርጋ 80/ሚኢታዊት ህዝቢ ይካታተሎ አሎ ስለዚ ከይተሓለልኪ ቀጺልዮ ክብለኪ ይደሊ እግዚኣብሄር ድማ ዕድመን ጥዕናን አብዚሑ ይዓድልኪ ከማኺ ዝበሉ ወይ ዝበላ ደጓትራት የብዘሓልና 🌷
ክብረት ይሃበልና ዶ/ክተረይ ጽቡቕ መግለጺ ስለ'እትህብና 👍🏽😍💖
Wawwww xubuk agelalxa thanks doctor saron ane h pilory aleni Entay kgebr aleni bzaba ezi eba amxalna
የቀንየልና ዶ/ር በት ተገብርዮ ዝለኪ ትምህርት ኣምላክ ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ
ጹቡቅ ኣስቶምህሮ ኢዩ ኩሉ ኣስቶምህሮኪ እሞ ኣጆኪ በርትዕ።
ጽብቅ ትምህርቲ ኢኪ ትምህርቲ ሕቶ ካሓተኪ ደልየ ዝሓፍተይ ሓደ ኣሎ ሓወይ ፍረ ነዉሱ ኩሉ ግዜ ይሸልቅ ይቀይሕ ብቃ ናብ ዝኮነ ክንቃሳቀስ እንተሎ ከማይ ከም ዝታሓጸብ ይሸልቅ ብጃኪ ተገዲስኪ ጻሓፍለይ ተጫኒቁ ስለ ዘሎ ዳርጋ ክልተ ዓመት ክገበር ኢሉ ከሙኡ ካብ ዝጅሙሮ
ደክተር ሻሮን ሐፍተይ ጽቡቅ ትምህርትነ መግለጽን አምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ ቀጽልዮ
Wawww ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምህርቲ ሓፍትና Dr ሻሮን እግዚኣብሄር ምሳኺ ይኹን ኣጆኺ ቀጽልዮ ንዓና ንሕብረተሰብኪ ጽቡቕ ዝኾነ ትምህርቲ ኢኺ ትህብና ዘለኺ ጽቡቕ ስራሕ GBU
We really appreciate you, proud to have you as Eritrean Doctor for serving your. people.
Thank you Docter sharon
Dr sharon yekenyelna xegueu yebzalki egzabiher
Thanks doktere
What I love about her is her presentation is prepared in easy way the animation in the video clearly recorded her words selective short and get target .we are happy and proud to have you specially our community.
Wow, thank you!
@@DrSharonWoldu we love you Dr Sharon ❤️❤️❤️
@@DrSharonWoldu ati mohgosy edimen tenan ka yahbak amlak dr, saronyy shikor nice borgram 🙏🏽🇪🇷❤🙏🏽🇪🇷❤🙏🏽🇪🇷❤
@@DrSharonWoldu ጅንጅብል ዳኣ ምስ ሻሂ ከመይ ጌርካ ይስተ ተገዲስኪ መልስለይ Please
@@ghvhn555 kem qemem shahi ttqemelu malet anqixka tthno.
ነመስግን ደክተር.
Love your presentation Dr. Sharron. Ginger the Best herbal all around medicine. ንስኽስ እንቋፅ ተውለድኪ!
ብጠዓሚ ደስ ዝብል ትምርት ዶክተር ሳሮን ኣብ ስራሕኪ ኣሳልጦ ይምነየልኪ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ካብ ዓቐን ንላዕሊ ረሃጽ ካብ ምንታይ ዝተበገሰ አዩ መልስ ክጽበየኪ አየ ሳሪ ሓፍተይ
ብሉጽ ትምህርቲ ሓብተይ ሓደ ነገር ካኣ ኣዘኪርክኒ ክክክክ ቀደም ቆለውዕ ከለና"ሲ
ኣደይ ሲ ዝበለትክስ ሲ ጨው ሃብኒ ኢልና ክንዛረብ ከለና ኣብ ነስወኪፍ ቃል ሲ ንእትወላ ነይርና ንስኺ ድማ ኣብ ዝበዝሐ ትዛረብዮ (ሲ) ትእትዊ ኣለኪ"ሞ እልይ ተትብልያ ጽቡቅ ነይሩ
ክብረት ይሃበልና ዶክተር ሻሮን🙏
ዶክተረይ የቀንየልና እዚ ራእሳን ጀባጂባ ብዙሕ ጥቅሚ ካብ ሃለዎ ኣብ ገዛና ክንፈልዮ የብልናን
Thankyou DR. God bless you
ኣምጺክለይ'ዶ ይቀንየለይ እዚ ደኣ መድሃኒተይ እንድዩ
ብጣዕሚ ጎበዝ መምህር እያ።
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ ዶክቶረይ
Yekeniyelna dr sharon.😍👍
የቀንየለይ ንፍዕቲ ጅግና ዶክቶር ዕድመን ጥዕናን ኣብ ሂወትኪ እምነየልኪ ምቅርተይ🙏🙏🙏💪💪💪💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቅ ይሃብኪ ክብረት ይሃበልና ዶክተሬ
ንፍዕቲ ቀጽልዮ
ከመይ ገይሩ ከም ዝለምዳ እምበር እዚኣተን ጻዕዳ ሽጉርቲን ፍቱናት እየን።የቀንየልና ዶተረ
ጎበዝ ሓፍትና ቀጽልዮ ትምህርትኺ ኣምላኽ ፍልጠትኪ ይወስኽ
Aseyyy ጅንጀብል መዓልቲ God bless u doctery
የቐንየልና ዶክተር ተባረኺ
Welcome Dr. SARON
እዝነ ልቦና ረኺበ ሰሚዐኪ ወርቂ መልእኽቲ እዩ።
ጅንጅብል ይጸልእ ኔረ ዘይምፍላጥ ሑሱም ብዙሕ ጥቕሚ ኢዩ ዘለዎ የቐንየልና ዶክተር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ መድሃኒኣለም
🙏🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣስተምህሮ 🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👋👋👋
ግን ከም ሕቶ ምስ ዚ ጥሑን ተዓሽጉ ዝሽይጥን ፍረሽን ኣየናይ ይምረጽ መልስኺ ይጽበ።
ዶክተር ሻሮን አብ ስደት ሀሊካ ብቋንቋካን ብዘይ ወጻኢ ትገብርዮ ዘለኪ አዝየ የመስግነኪ ።ሽጉርቲ ጻዕዳከ ጥቅሙ ከመዩ?።
የቀንየልና ዶክተር ጽቡቕ ትምህርቲ ከምቲ ኩሉ ግዜ ዝዋበና ኣሰተምህሮ 🙏
ይቀንየልና ዶክተር 🌄💐
አነሲ ጀንጅብል ብዙሕ ዘይኾንኹ so ካብ ሕጂ ጀሚረ ኽጥቀም ኽምኩር እየ thank you ዶክተር
ሰላም ዶ/ር ሾሮን መጀመርያ ዕደመን ጥዕናን የሃበኪ ፈጣሪ ሕቶ ኣለኒ ሓሳስያ ኣሸጊራትኒ እንታይ ግገብር ይኽእል የቐኔለይ❤️
ሰላም ንዓኺ ይኹን ዶክተር ሻሮን ብዛዕ ትምርትኺ ጽቡቕ ቀጽልዮ ናይ ፎሮፎር እንታይ ትብሊ ምስናይ ይቕሬታ ዓወትን ኣሳልጦን እምነየልኪ ሰሰናዩ
Marhba 🌷🌷🌷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቕ ትምህርትን ኣፍልጦን ዶር ፡ ምሒር ቻይናዊ ፍልስፍና ግን ቁሩብ ጽቡቕዶ ዪመስለኪ ። ቻይናውያን ክትብሊ ስለዝሰምዕ ኢየሞ፡ ቻይናዊ ሓሳብሲ ቀታሊ ኢዩ።
ሃዋርያዊት ዶክተር ወረጃ ቀመም ሕብረተሰብ ኢኺ ። ኣነ ባዕለይ ብዙሕ ጠቕሚ ረኪበሉ እየ ። ናይ ጻዕዳ ሽጉርቲ ከኣ ባ ኣቕርብልና ።
ፅቡቅ እልክ ግን ናይ ዝኩሉ ዝገለፅክዮ ኣጠቃቅማኡ ግን ብዝግባእ ኣ ይ ገለፅክዮን ብከመይ ክን ጥቅም ንክእል
ክብረት ይሃበልና ዶክተር ሻሮን። ካብ መግለጺኺ ከም ዝተረዳእኩዎ ማዓልታዊ ጅንጅብል ክንወስድ ኣለና ማለት ኢዩ ። ዋላ ብመልክዕ ሻሂ ወይ ቡን ። ማዕረ ክንድዚ ዝጠቅም ብቐሊሉ ዝርከብ ካብ ኮነ ኩላትና ክንጥቀመሉ ይግባእ።
ኣብ ዝቕጽል መደብኪ ብዛዕባ ጻዕዳ ሽግሩቲ ከም ኣቕረብክልና ጽቡቕ ነይሩ።