ኣፍሪቃ መጺእካ ምምርዓው ዘለዎ ጣጣ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น •

  • @HelpmeMyGod-k9c
    @HelpmeMyGod-k9c 9 หลายเดือนก่อน +139

    ኣብ ዓለም ኣበይ ትነበር ዘይኮነስ ምስመን ትነብርዩ ዘገድስ ዝብል ኣስሚረላ ኣለኩ የቀንየልና ክብር ሓዉና ኣክሊሉ 100%👌❤❤😊

    • @fishiktaameley2645
      @fishiktaameley2645 9 หลายเดือนก่อน +2

      ትክክል እዩ ክቡር ሓውና ወይ ሓፍትና

    • @azebogubamichael7082
      @azebogubamichael7082 9 หลายเดือนก่อน +6

      እዚ ትብሎ ዘለኻ 100%ይሰማማዓላ እዬ።
      በል እቲ ሓቂ ክኣ በዚ ምዕራብ ዓለም ንሪኦ ዘለና ኣብ ኣሰካፊ ደረጃ
      ንበጽሕ ኣለና ።ኣብዚ ተላሊዮም ወሊዶም ምስአን ተጸጊዖም ሳንቲም ከየውጽኡ ጁብኦም መሊኦም ኣፍሪቃ ስድርኦም ክሪኡ ከይዶም ካልእ ጓል ጠምቶም ነተን ዝወለዱለን ኣወንዚፎም ኣብጠልጠል ዝገድፉወን ዘለዉ ዓገብ
      የድልዮም ኣሎ ።
      ኣብዚኣ ሓሲዮም ተጸፋጺፎም እንዳነበሩ
      እንግሊዛውያን ተማሂሮም ሰሪሖም እንዳነበሩ ናብራ ይኸብዶም።በዓል ክሻ ሓሶት ድማ ኣቤት ኣብዚኣ ሲ ንፋለጥ እሞ ንማለጥ ኢዩ ነገሩ ።
      ኣስተውዕላ ነቲ ኣብዚ ዝነብር ከይሓተትክን ወዲ ተረኽበ ኢልክን ሕራይ ኣይትበላ ።

    • @luchiaghebrezgabher7318
      @luchiaghebrezgabher7318 9 หลายเดือนก่อน +1

      Me too

    • @LovezTruth
      @LovezTruth 9 หลายเดือนก่อน +2

      ንስካ እንቃዕ ዩትዩብ ከፈትካ፡ መለክትካ ረዚን ን ኩሉ ዝጠቅም፡ ኣዝኒ ዘለዎ ይስማዕ፡ ጸጋ ኣምላክ ይብዛሓልካ

    • @frewengelmesfn1637
      @frewengelmesfn1637 9 หลายเดือนก่อน

      Ane kexali kemu eye zbl

  • @shishaykidane7928
    @shishaykidane7928 9 หลายเดือนก่อน +25

    ንወዲ እንበር ንዓዲ ኣይትመርዓዋ ናይ ብሓቂ የቀንየልና ክብር ሓው❤

  • @Hadas2109
    @Hadas2109 9 หลายเดือนก่อน +10

    መግለጺ የብሉን ኣኪለ ሓወይ 100% ትክክል እዩ ትሕዝቶካ 😍

  • @MRG87248
    @MRG87248 9 หลายเดือนก่อน +39

    ናይ ኣፍሪቃ መርዓ ብዙሓት ዝገበርዎ ጌጋታት ምድጋም እንበር ትኣምነሉ ወጻኢታት ምግባር እቶም ኣወዳት ተቢዖም ኣይመልክዎንን ኢዮም ንሰን ከኣ ዋላ እታ ብሰንኪ ዘየድሊ ወጻኢታት ምስ ሰብኣያ ዝተፋትሐት መሓዝኣ ዝሓለፈቶ ተሞክሮ ክትሓልፍ ትደሊ ማለት ከምዚ እንድዩ ዝግበር እንበር ከምዚ የዋጽኣና ኢልካየን ዝሰምዓ ኣዝየን ውሑዳት ኢየን ብፍላይ ኣብ ወጻኢታት ሳንቲም ዘይምልኡ ሰባት ከምዚ ግበር ከምዚ ጌጋ ኢዩ ክብሉኻ ዕድል ዘይምሃብ፡እቶም ካብ ኣፍሪቃ ትምርዓዉ ከኣ ኣሰብኡት ኩኑ መዋእልኩም ዘጥረኹሞ ገንዘብ በተን ስራሕ ፈቲነን ዘይፈልጣ ተበልጽቲ ኣይትመዝመዙ ቀይሕ መስመር ይሃልኹም።መደብካ ከኣ ብጣዕሚ ዝነኣድ ኢዩ ቀጽሎ።

    • @suzisuzam5162
      @suzisuzam5162 9 หลายเดือนก่อน

      Wawww akile kemze kemaka lebamat yebzehalna

    • @s.m9362
      @s.m9362 9 หลายเดือนก่อน

      Great idea

    • @mezenghemesfun7602
      @mezenghemesfun7602 9 หลายเดือนก่อน +3

      @MRG87248 Well said you nailed it.The main problem is
      Most men allow women to cross the line...

  • @MulugetaWeldegabr24
    @MulugetaWeldegabr24 7 หลายเดือนก่อน

    ዓይኒ ልቦናኻ እግዝኣብሄር ይኽፈተልካ ኣክለ ሓወይ ተባረኽ 100%🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 መንእሰይ ኣብ ክልትኡ ጾታ ምህዋኽ ዝይኮነ ምስትውዓል ይድልይ። ❤❤❤❤❤

  • @er-uq6we
    @er-uq6we 9 หลายเดือนก่อน +6

    እንጀራ-እዝጊ ብላዕ በሎ ደኣ ደርጉሓዮ እዚ ብዕበጦ ዕበጦ ዝኸይድ ዘሎ ጉዕዞ ሂወትና።ፈሊጥካ ምጽናሕ ግርም'ዪ።

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 9 หลายเดือนก่อน +9

    ጽቡቅ ዝሃሳብ ብጽቡቅ ኣቀራርባ የቀንየለና እታ ብዙጻን ኢኽን ዝበልካያ ግን ኣይደገፍኩዋን ኣየነቲ ጋል ኢየ ኣብ ኣውሮጳ መጺኣ ብ በዓል ቤተይ ክሕግዞ ኢየ ትብል ናኣብነት ደቂ ካልእ ሃገር ደቂ ኣነስትዮ ክንምሃር ክንሰር ኢና ኢለን ኢየን ናብ ኣውሮጳ ዝመጽኣ እዘን ናትና ግን ኣብት ዝምርዓወን ተስፋ ገይረን ኢየን ዝመጽኣ እበር ኣነ ንሰባኣየይ ብዝስራሕ ሓጊዘ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ ክንበጽ ኢና ኢለን ዝሓስባ ኣይኮናን ዋላ ኣብዚ ኣውሮጳ መጺኤን ብሰባኣየን ክእለያ እተዘይ ኮይኑ ከኣ ንዑኡ ፈቲሐን ናይ መንግስቲ ዱጎማ ክበልዓ ኢየን ዝደልያ እዚ ኢዩ እቲ ሓቂ እዘን ትግርኛ ኣሕዋትና መብዛሕቲኤን ሕማቃት ኢየን ኣነ ኣብዘ ዝነበሮ ዘለኹ ሆላንድ ሓንቲ ስራሕ ዝጀመረት ኤርትራዊ ኣይራኻኹን 1 ቆልዓ ወሊዳ ተፋቲሓ ኣብ ቲክቶክ ክትስዕስዕ ጥራይ ኢየ ዝሪኢ

    • @tesfa273
      @tesfa273 9 หลายเดือนก่อน

      Tikkl mexai yeblen Nay tiktok eyen koynenn

  • @AwetAtobrhan
    @AwetAtobrhan 9 หลายเดือนก่อน +11

    ኣኪለ ተባርኽ ዳኣ ንስኻስ ኩሉ ግዚ ቡቑዕ ምኽንያት ሒዝካ ኢኻ ትመጽእ ❤❤❤❤❤❤ የቐኒልና ኣኪለ መምህረይ❤❤

  • @letina123
    @letina123 8 หลายเดือนก่อน +1

    አብ ወጻኢ ምስ ደስ ዝበለቶም ጋል ምስ ሐበሻ ትኹን ምስ ካልእ ዜጋ ከም ድላዮም ዓንዲሮም ምስ ወድኡ ናብ አፍሪቃ ክምርዓዉ ይመጹ መብዝሐትኦም ገሊኦም ድማ ካብ ተን ዝሐዝወንከይተመርዓዉ ይወልዱ እተን ጸዓዱ እኴ ባዕላተን እዬን ዝሐታኻ እዮም ዝብሉ።

  • @letenseafesshaye7801
    @letenseafesshaye7801 9 หลายเดือนก่อน +9

    ጎይታ ይባርኽካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✝️✝️✝️💐💐🙏🌹🌹🌹

  • @MEHARIGRMAY-be4mx
    @MEHARIGRMAY-be4mx 8 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ብሓቂ ንፉዕ ናይ ንፍዕ ዕድመ ይሃብካ ኩቡር ሓወይ እስከ በሉ ኩሉና የሕዋት ከምዚ ኩቡር ሓውና ዝብሎ ዘሎ ንነብስናን ንሕብረተሰብናን ንኩን ከምዚ እየን ዝገብራ ዝገብሩ ሓንቲ ኣይ ጠቕመናን እዩ፡ ካብ ዝሓለፈ ተማሂርና እስከ ኣካይዳና ነጸብቕ ክንገብሮም ዘለና ነማልእ ኩሉ ግዜ ንነገራት ንኣሽቱ ኣንዳ በልና ብሸለልትነት ንሕዞም ብድሕሪት ክንዲ እምባ ዝኮውን ሽግር ሒዞም እዮም ዝመጹና ፡ l love you so much my dear bro

  • @teklenara9386
    @teklenara9386 7 หลายเดือนก่อน

    ኩቡር ሐው ትምህርቲካ ሐበሬታካ ብጣዕሚ ብሉጽ ህወት ደቂ ሰባት ዝልውጥ ዝእርም ዝግጽት ኮይኑ ረክበዮ የመስግነካ። በቲ ንብዙሕ ዓመት ቀልበያ ዝብሎ ሐውና ተጋግካ እና ንብሎ። ምክንያቱ እዛ ሰብ እዝኣ ሰበይትካ ኣይኮነትን ክትቅልባስ መስል የብልካን ግን ገለ ሽግራት ክትሕግዛ ትክእል ግን ከም ሰበይትካ ተቀብልካያ ክትቅልባ ናትካ ጌጋ እዩ ።ድሕሪ ሕጅ ዝኮነ ብተለፎን ይኩን ብዝኮነ ዝፈለጥካያ ስጋብ ትምርዓዋ ክዝኮነት የሕዋት ረኤያ ሱቅ እልካ ብለቃሕ ይኩን ብሐሶት ገንዘብ ኣይተርእያ ኣይትሀባ።ድሕሪ መርዓኩም ናትካ ገንዘብካን ስራሕካን ትፍለጦ ንብሎም።

  • @Orthodoxtewahdo559
    @Orthodoxtewahdo559 หลายเดือนก่อน

    Thanks for your advice and support smart man ❤god bless you with your family

  • @MEHARIGRMAY-be4mx
    @MEHARIGRMAY-be4mx 8 หลายเดือนก่อน +1

    1፥ዕድሜካ መታን ክነውሕ ኣቦኻን ኣዴካን ኣክብር ።
    2፥ ንብጻይካ ከም ነብስካ ኣፍቕር
    3፣ ኣብ ዓይንካ ዘሎ ጉንዲ ዘይ ርኣካ ኣብ ዓይኒ ሓውካ ዘሎ በሰር ክትርኢ ከመይ ኢሉ ይርኣየካ
    4፥ ብግብር ብሓቅን እንበር ብቃል ልሳን እሲ፡ኣይ ንፋቀር
    5፣ፍቕሪ ካብ ኣምላኽ እያ እሞ ስለዚ ነንሕድሕድና ንፋቐር ዘፍቕር ዘበለ ኹሉ ከኣ ንኣምላኽ ይፈልጦ እዩ,

  • @akberetkidane6542
    @akberetkidane6542 9 หลายเดือนก่อน +7

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣርእስቲ እዩ፡ ነዓይ እንታይ ኣላ ትገርመኒ at least 1ጊዜ ከይተላለዩ ትኽ አልካ ናብ መርዓ። እዚ ነዓይ ጽቡክ ኮይኑ ኣይስምዓንን ምክንያቱ ኣብ መጀመርያ ተራኣኢካ ዘይክትደላለ ትክእል፡ ስለዚ ካብ ሂወትካ ምሉእ ከይተሓጎስካ ምንባር ሓንቲ ጊዜ ቲኬት ኣየር ኮሪጽካ ምልላይ ብድሕሬኡ ከኣ ናብ ናይ መርዓ መደብካ ትኣቱ። እግዚኣብሄር ናይ ሓዳርን ቃል ኪዳንን ዓመት ይግበረልና!

  • @gggghhhgv4990
    @gggghhhgv4990 5 หลายเดือนก่อน

    ተመርዖም ተፈቲሖም ዝኸዱ ኣለዉ
    ደጋጊምካ ❤❤❤❤ምኽሪሪሪሪሪሪሪሪሪሪሪን ማዕዳን

  • @awet-
    @awet- 9 หลายเดือนก่อน +9

    ጽቡቅ ምኽሪ ኢዩ
    ኣነ ግን ንመን ትምርዖ
    ዘይኮነ ስለምንታይ ትምርዖ
    ኢዩ እቲ ኣገዳሲ ምበልኩ
    ምኽንያቱ እቲ ዘይቅቡል
    ዝገብር ስለምንታይ ከምኡ ይገብራ ቅቡል ምኽንያት ኣለወን።

  • @gabrugargishe
    @gabrugargishe 8 หลายเดือนก่อน

    Yes aklilu hawey abey tnebr zeykons mismen tnebr eyu🎉🎉🎉

  • @ea-vk8uq
    @ea-vk8uq 9 หลายเดือนก่อน +5

    Aklilu hawena btami kbur Areesti ewanawen zkone Alilka. Agelalxakan kulu tentanekan btami blux eyu. Btami yekenelna. Egziabher Amlak Abzihu ybarekka.🙏

  • @tigistidaneiel8179
    @tigistidaneiel8179 9 หลายเดือนก่อน +5

    The greatest ever Eritrean🇪🇷🙌👏 youtuber 👏👏👏 you are our blessed , you got the right points its 100% true.

  • @zlove8820
    @zlove8820 9 หลายเดือนก่อน +6

    ሰላም ኣክሊሉ ብጣዕሚ ጽቡቕ ሓሳብ ናይ ደቀንስትዮ ጸገም ኣለና ከምቲ ዝበልካዮ ኢዩ ጉያ ንዕድመ'ውን ኣሎ ጥንቃቀ የድሊ ኢዩ ዓዲ ኣየንብረካን ኢዩ መጻምድትኻ ኢዩ ዘናብረካ! ደቂ ተባዕትዮ ከኣ ካብ ዝተፈላለየ ሃገር መጺኦም ምስ ተመራው ብዙሕ ጸገም ይረኣይ ኢዩ ዓቀን ዘይብሉ ገንዘብ ምሕዋል, ገሊኦም ከኣ ኣብ ኢዶም ስለዘተውወን ቁሊሕ ዘይብሉ ኣለው ገለ የህዋት ከኣ ብስክፍታን ንመጻኢ ብምህሳብን ካብ የህዋተን ተሓዊለን ዝከዳ ኣለዋ ዝገርመኒ ግን ነተን ዘክብራ ዘክብር ኣይበጽሓንን ነቶም ዘክብሩ ከኣ ከምኡ ስለዚ በጃኹም ኣይንበዳደል ኣብ ውላድና ከይንሪኦ ሓየንታ ንፍራሕ፡፡ ኣኪለ የቀንየልና!

  • @RahwaTeklemariam-pn5qe
    @RahwaTeklemariam-pn5qe 8 หลายเดือนก่อน

    ኣኪለ ብሉጽ ሰብ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ንትህበና ምክርን ትምህርትን ኣዚየ እየ ዘድንቆ

  • @BitaniaNatna-4yx
    @BitaniaNatna-4yx 9 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you አክለ ሓውና ብጣዕሚ ጽቡቅ ገሊጽካዮ ኣብ ኩሉ ኣሎ እቲ ጌጋ ኣብ ኣወዳት ውን ዓቢ ጌጋ ኣሎ ኣብ ጥክኦም ዘለዋ ይፈርሕወን እዮም ከምዚ ሓዳሽ ተምጺኦም ኩሉ ብናቶም ርእሲ ተኣዚዛ ዘይወሳኒት ኮይና ትነብር ዝመስሎም ሰባት ኣለዉ እዚ ግን ኣንጻርዩ ዝኸውን ዘሎ እቲ ዝበለጸ ድኻም ክሳራ ዘይብሉ ጥካካ ዘላ ኢዩ ዝበልጽ ኩሉ ሂወት ዝመከተት ቃንካ ዘይጽግማ ስራሓ ትሰርሕ ኢዩ ዝበለጸ ኔሩ ኣምላኽ ንፍራሕ ጥራሕ ኩልና ከም ወለድና ክብሪ ሓዳር ይሃልወና 🙏

  • @wezzy4173
    @wezzy4173 8 หลายเดือนก่อน

    Betami eye zeketatelka… Betami zednek hasabat eka temtse.. Ketselo mhari eyu Egzabher Amlak yebarka!!! ❤❤

  • @AdayHiwet
    @AdayHiwet 9 หลายเดือนก่อน

    እቲ ጸገም ፡ እቶም ኣወዳት ኣነ ኸምዚ እየ ከምዚ ኣለኒ ኢሉ ክውንን ዘይክውንን እዮም ዝነግርወን፡ ድሓር መንገዲ ምስደንጎየ መናበሪኣ ወርሒ ወርሒ ምስዳድ ምስበዝሖ እቲ ዝሰደላ ከውሕደላ ይጅምር፡ ሽዑ ድሓን የእትወኒ እንበር ኢለን ምስኣተዋ ገዲፈዮ ይኸይድ ኢለን ይገድፋኦም።
    እቲ ኻልእ ከኣ ዘይውዳእ ዙርያታት ስጋብ $300 ንሓደ ከፊልካ 4,5 ይገዝኣ፡ ተወሳኺ ከኣ ቅጥዒ ዘይብሉ ይገዝኣ።
    ጽቡቕ ኣርእስቲ ❤

  • @gomida1552
    @gomida1552 8 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ምዕዶን ሓበሬታን ክቡር ሓው !

  • @blueenergyvibration
    @blueenergyvibration 9 หลายเดือนก่อน +6

    Thank you, Lebam hawi! Hopefully, all our single ladies listen to this. 💯💯💯

  • @hawetkalesiayeeritrewi3625
    @hawetkalesiayeeritrewi3625 9 หลายเดือนก่อน +2

    ብሓቂ ይገረም ኣየ ኣብ እስራኣል ዓረካያ ወሊዲካ ኢኻ ኣሊ ገደፈኒ ከይዱ ካናዳ ኣፊሪቃ ካይደ ተመሪዕዩ,ካናዳ ከይዳ ጠሊማቶ, ሒጂ ካአ ናዕይ ናታዓረቅ ኣንዳበለ ረቢሽኒ,ኣንታይ ክትደገመኒ ሕጂ ከ እለዮ።

    • @frewengelmesfn1637
      @frewengelmesfn1637 9 หลายเดือนก่อน

      Haray geberkiyo.melisu kdegmeki delyo

    • @mhretberih7827
      @mhretberih7827 9 หลายเดือนก่อน

      New belyo koblali zeyHmamka resni ybhal.bweladitki keytmlesyo heray wn keytblyo bHgi amlak wn yehtt eyu 🙏🏾you not material ab zgedefeki ktxenhyo nay Esrael geberti gud endyom 🤔🥴lekabt
      Etiom hade hade gedifka ✌🏽

  • @Robelsoimon
    @Robelsoimon 9 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ገምጋም ኢዩ ኣኪለ መርዓ ዕድል ኢዩ ዝደከምካላ ጋል ከሲርካ ዘይደለምካላ ጋል ጀሊብካ ኣብ ሓዳር ብ ሰላም እዉን ኣሎ።ልክዕ ኢዩ ቡዙሓት ተዓዊትና ኢና ዝከሰሩ ከኣ ገገዝ ኦም ይቁጸሮ ክሉ ዳስ ዝተክል ዕዉት ኣይኮነን መርዓ ማራቶን ኢዩ ክጎይ ዘይከኣለ እንዳተገለፈ ዝከደሉ ዘሎ ሕማቅ ናይ ስደት ጊዜ ኢና ዘለና።

  • @Victorbenefit
    @Victorbenefit 9 หลายเดือนก่อน +1

    So amazing lesson ❤❤❤❤❤
    Keep on it
    I do respect you Akile hawey ❤❤❤❤

  • @yoditb
    @yoditb 8 หลายเดือนก่อน

    You right

  • @danielmichael9221
    @danielmichael9221 8 หลายเดือนก่อน +1

    Good job akile wedi ❤🎉🎉busul zereba behaqi

  • @Senay-v3w
    @Senay-v3w 8 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኣገላልጻ ሃናጺ ርእይቶ እዩ ኣኪለ ሓውና ኣምላክ ይባርክካ

  • @fidelmehari9464
    @fidelmehari9464 9 หลายเดือนก่อน +2

    Ata Akile hawey kemey xeba sete ata ellelll do kebel anes akile hawey ab lebey zelo kulu elkayo thank you very much indeed akile hawey you are blessed man from your brother Fidel Toronto Canada dege nai mekad harerta alewen kemzi ane zeblo ertrawiyan ne Canada ember neti wedi aykonen zemeraweo

  • @alganeshasfaha3525
    @alganeshasfaha3525 8 หลายเดือนก่อน

    Very logic advice thank you so much 🎉

  • @yosiefmehari8896
    @yosiefmehari8896 8 หลายเดือนก่อน

    Building solid and lasting relationships

  • @LidyaSium-cr5bz
    @LidyaSium-cr5bz 9 หลายเดือนก่อน

    ኣኪለ ክቡር ይኣኽ ! ሰብ ሰብዩ እወ ሓቅኻ ካብ ዓሌትነት ውጹ ትኽክል ዘረባ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @nardostewolde7524
    @nardostewolde7524 9 หลายเดือนก่อน

    ተባረኽ ግሩም ምዕዶታት ብሓቂ.

  • @desbelearayamehari2479
    @desbelearayamehari2479 9 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ምክሪ መምህር ኣክሊሉ ካባካ ቡዙሕ ኢና ንመሃር😊

  • @FetariSdetnaYhxrelna16
    @FetariSdetnaYhxrelna16 9 หลายเดือนก่อน +4

    Thank you Memhr ❤
    Entay Aynet Wedi Ywesden alo Aygedsenn Eiyu abey hager Yqmet Eiyu Zegedsen.
    (Kab Germen)

  • @merryhayele7012
    @merryhayele7012 9 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you 🎉Akile hawey nay lbna tezaribkalna

  • @michaelsuper6087
    @michaelsuper6087 8 หลายเดือนก่อน

    ጽብቕ ሐሳብ ኢዩ ቐጽለሉ

  • @alemsegedabraham8851
    @alemsegedabraham8851 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዝዎጾ ዘይብሉ ጽቡቅ ምዕዶ !!😊

  • @teamekiflay4109
    @teamekiflay4109 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምህርቲ ሓውና ኣኽሊሉ

  • @TesfamichaelTesfazgi
    @TesfamichaelTesfazgi 9 หลายเดือนก่อน

    ዋላሐንቲ ጣጣ የለን !! ጥራይ ምሥ ዐፅሚ ሥጋኻ ተመርዖ ! መርዓ ካብ እግዚአብሔር ኢዪ !! ሐወይ ሐፍተይ አብዝኾነ ቦታ ይኹን እግዚአብሔር አሚንካ አሚንኪ ተመርዐው ብቅድሥና !!

  • @sebaysfjdtit9052
    @sebaysfjdtit9052 9 หลายเดือนก่อน +1

    Nay bihaki akle hawey tesfa meniesey keep it up " hadar mircha enber gideta aykonn beynka minbar wn yikal u so

  • @eyobdebesay4259
    @eyobdebesay4259 8 หลายเดือนก่อน

    Thanks akile you are simply best, and you are intelligent

  • @Hhhhhhb53
    @Hhhhhhb53 8 หลายเดือนก่อน

    Akile abi seb yekenyelna kbur hawi nay bhaki kulatna semiena kenetegbro zgbae❤❤❤❤❤❤

  • @letenseafesshaye7801
    @letenseafesshaye7801 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብሐቂ ገላጺ ጽቡቅ ትምህርቲ ሆፓስ አብተግባር የውዕልዎ እንበርናይሎሚ መርዓስ መጻወቲ እዪ አምላኽ ይምሐረና አመን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐🌹🌹🌹✝️✝️✝️✝️

    • @goitomkidane
      @goitomkidane 9 หลายเดือนก่อน +1

      ኣኪለ ሓወይ ኣዝዪ ደሰየ ዝብል ትምርትይ ትህብ ቀጽሎ ዓድመ ጥዕና ሰለየ ኢቲ ትህቦ መክርካ ኣዝዪ ምሃርይ ኢዪ ❤❤❤❤

  • @tomasm5507
    @tomasm5507 9 หลายเดือนก่อน +1

    Great speech as usual God bless you brother

  • @yasminali1715
    @yasminali1715 8 หลายเดือนก่อน

    Absolutely agree 🙏🏽💯🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽 dear 🙏🏽🙏🏽

  • @KiebronKidane
    @KiebronKidane 8 หลายเดือนก่อน

    Btaemi Xbuq zereba Baba aklilu❤🎉🎉🎉

  • @robelogbay7696
    @robelogbay7696 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣኪለ ሓወይ ጽቡቕን መሃርን መግለጺ ኢዩ ፡ እንተኾነ ግን ኣብ ኣውሮጳን ካልእ ምዕራባውያን ሃገራት ዘለዋ ኣዋልድና ከ ን መርዓ ሐራይ ኢለን ይቕበልኦ ዶ ይመስለካ ፡ መብዛሕትኡ ወዲ ካብ ደገ ናብ ኣፍሪቃ ከይዱ ዝምርዖ ኣብቲ ዘለዎ ሓቲቱ ምስ ዘይሰልጦ ኢዩ እምበር መገሻን ዘይፈልጣ ጓናን ናፊቑ ኣይኮነን ስለዚ ኣብዛ ነጥቢ እዚኣ ብኽልቲኡ ወገን ማለት ብ ወድን ብ ጓልን ማዕረ ኢዩ ክሕተተሉ ዘለዎ ።

  • @NiyetBarbaro
    @NiyetBarbaro 8 หลายเดือนก่อน

    ንወዲ እንበር ንዓዲ ኣይትመርዓዋ ናይ ብሓቂ😂😂🎉 ክበር

  • @Veronica-cx7hl
    @Veronica-cx7hl 8 หลายเดือนก่อน

    Thank you so much! This is so helpful for our community! I hope people take your advice and apply it to their lives.

  • @bereketgebre4685
    @bereketgebre4685 9 หลายเดือนก่อน +10

    ጠቓሚ ምኽሪ የቐንየልና. , ደቂ ኣንስትዮ ክትመርጻ ኣለክን ክሳብ ከባቢ 36 ዓመትክን ዝበጽሕ ካብዚ ዕድመ እንተሓሊፍክን ካኣ ባዕልኽን ዳምዳም ክትብል ኣለክን : ኣብ ወጻኢ ዘለኽን ወዲ ሃገርክን ክትምርዓዋ እንተደሊኽን ነዴታትክን ክትመስላ ኣለክን ::

    • @Hadas2109
      @Hadas2109 8 หลายเดือนก่อน

      Kkkkkkk

  • @Habtegafreeman
    @Habtegafreeman 9 หลายเดือนก่อน

    Naybehaqi abay international thank you very much my dear brother

  • @FissahaieGTekie
    @FissahaieGTekie 8 หลายเดือนก่อน

    I have watched some of your videos and I really appreciate the way you are touching almost everything that our young people need to know.They are so confused in the decisions they make and they really need people like yourself to enrich them with such valuable information. Keep doing the good job brother!

  • @yafetmengstab
    @yafetmengstab 9 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ኣገላልጻ ብሓቂ thank you❤

  • @MFish7980
    @MFish7980 9 หลายเดือนก่อน

    Excellent Advice brother Aklil.Thank you !!

  • @astergebremariam5085
    @astergebremariam5085 9 หลายเดือนก่อน

    I appreciate your advice thank God for wise brothers like you.
    GOD bless you brother

  • @degoldessie1826
    @degoldessie1826 9 หลายเดือนก่อน

    Great advice Akile hawey!

  • @semretneguse2354
    @semretneguse2354 9 หลายเดือนก่อน

    Thanks akile hawey nay bhakie agedasit arestie ya eziea tsbuk gierka gelitskalna aleka::

  • @eit31M
    @eit31M 9 หลายเดือนก่อน +4

    Positive impact tigebir aleka ab hibretesebina !!!!

  • @habtezekarias6109
    @habtezekarias6109 9 หลายเดือนก่อน

    Well said, Akile, for bringing this important topic, it is affecting all our youngsters. 🎉🎉🎉🎉

  • @aduniagebremedhin865
    @aduniagebremedhin865 9 หลายเดือนก่อน

    God bless you br. That is the true.

  • @SaraSara-vx7nk
    @SaraSara-vx7nk 9 หลายเดือนก่อน

    Waww agelaltsa ab alem abey tnebr zey kones ms men tnebr eyu zegeds tkklll 💯💯💯💯 admen tanan yhabka hawna aklilu ni hiwet ab Africa zelo ayemesgene Europe zelo aye mesgene kab Emnetna rihikna sle zelena mesleni from 🇨🇭

  • @Sharon.91
    @Sharon.91 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣኪለ ሓወይ ኣነ ኣብዚ North America'የ ይቕመጥ ኣብዚ ውን ደቂ ኣንስትዮ ገፊዖም ዝኸዱ ኣለው ፡ ሓደ ካብቲ ናይ ዘይዕውት ናብራ ጠንቂ'ዩ. ...

  • @kesete767
    @kesete767 9 หลายเดือนก่อน

    Bravo,akile,nay,deki,anstyo,tebaykof,abilkaya

  • @YordanosGhebrezgabhier
    @YordanosGhebrezgabhier 9 หลายเดือนก่อน +1

    Always wonderful message keep it up.meglexi eye zsenelka 💖💖💖💖 aklilu habtemikael my favourite utuber GBU!!!!

  • @user-uk8gk9lv8l
    @user-uk8gk9lv8l 8 หลายเดือนก่อน

    It’s a Great video, very good information well done!

  • @berhaneteklehaymanot7663
    @berhaneteklehaymanot7663 9 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ኣጋላልጻ 100% ጸግም ናይ ጎል ኣንስተይትን ናይ ደቂ ተባዕትዮን ከምዚ ጌርካ ብምግላጽካ። ኣብ ኤሮጳ እቲ ዝገርመኒ እንታይ ድዩ እቲ ጸገም ዓሌትነት ኣሎ ካብቲ ብዙሕ ውሕዳት ዝፈልጥ ብዓሌትነት ዘፋላልዩ ኣለው .ኣነ ሓንቲ ዝኣምነላ ፡ እምነትን ሓደ እንተኮይኑ ፡ፍቅርን፡ ሓቅን እንተሎ ዝመጸ ይምጻእ ጸገም ንኩሉ ትፈትሖ ኢኻ ኣብ ግዜ ኩሉ ሰብ ብረብሕኡ እዩ ዝቀርብካ ነዓኻ ትምስል ክትረክብ ቅሩብ ክብድ ዝበለ እዩ

  • @sababerhe7945
    @sababerhe7945 9 หลายเดือนก่อน +3

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ሓሳብ ኣቕሪብካልና🎉
    ብዙሕ እውን ተማሂርና🙏
    ኣጓላት ክንመርፅ መሰል ኣለና እዩ ንቕሓ ኣሓዋተይ👌

    • @ygttv1576
      @ygttv1576 9 หลายเดือนก่อน +2

      ክሳብ ሕጂ በጺሐዮ ዘለኩ ግን፥እቲ ምምራጽ ዘይኮ ጠንቅስ ካብ ወዲ ብልክዕ እንታይ ከምትደልያ ውን ስለ ዘይትፈልጣ ኢዩ።

    • @sababerhe7945
      @sababerhe7945 9 หลายเดือนก่อน

      ​@@ygttv1576 እምነትን ሓቀኝነትን ዘለዎ ወዲ ኢና ንደሊ ዝበዛሕና ደቂ ኣንስትዮ🙏

  • @EferomAfewerki
    @EferomAfewerki 8 หลายเดือนก่อน

    thanks bro

  • @amanuelgebrezgabieher5761
    @amanuelgebrezgabieher5761 9 หลายเดือนก่อน

    Btami xbuk melkti kexl bravo kxlo

  • @Samuel97-
    @Samuel97- 9 หลายเดือนก่อน

    "Your statement is well articulated, my dear brother. I appreciate your contribution and thank you for it."

  • @AwteMusia
    @AwteMusia 8 หลายเดือนก่อน

    ይበል ኣገላልጻ ኩቡር ሓው የግዳስ ብዛዕባ መስርሕ መርዓ ኣብ ይጋንዳ መባአታዊ ሓሳብ ሒዝካ ተትምለሰና ጽቡቕ ኔሩ ካብ ዘይተደልየ ክሳራታት ግዜን ገንዘብን ድማ ምተገላገለ ዝኣዳም ብዓቢኡ ድማ ካብ ጎሓላሉ ደላሎ!!! ብሩኽ ቅነ ደቂ ሪመይ

  • @nebukesete-mk1gy
    @nebukesete-mk1gy 9 หลายเดือนก่อน

    Btaemi Xbuk Tmrti ❤❤❤❤❤❤❤ Nwedi Ena Nmrowe Tkkl

  • @eyobteclikiel
    @eyobteclikiel 8 หลายเดือนก่อน

    One of the main point off Marriage is trusting and forgiving.

  • @meronWelday-t9x
    @meronWelday-t9x 9 หลายเดือนก่อน

    Thankes bro btami mis zolo Giza zikayd timhrti

  • @BTIAI
    @BTIAI 9 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen 🎉

  • @tedrosmedhane2874
    @tedrosmedhane2874 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ልቦና ዝመልኦ ሓሳብ❤❤❤።

  • @filimonbereket2802
    @filimonbereket2802 8 หลายเดือนก่อน

    Goyta yebarka akile hawey

  • @weynigile1167
    @weynigile1167 9 หลายเดือนก่อน

    ኣክሊሉ ኩሉ ተቕሪቦ ብጣዕሚ ጽቡቕ ብዛዕባ ካርድ ናይ መዓ ኣስፍሕ ኣብልካ ግለጽ ግዳይ ይኮኑ ኣለዉ

  • @misginatesfamariamsibahtu5446
    @misginatesfamariamsibahtu5446 9 หลายเดือนก่อน

    Well Said Memhir
    Keep going up
    Love your words❤

  • @BtctoMoon101
    @BtctoMoon101 9 หลายเดือนก่อน

    Akile my bro you are very humble the way you present your idea I appreciate you for that ❤🇪🇷

  • @EfremKashsa
    @EfremKashsa 8 หลายเดือนก่อน

    Bravo Brother👌👌

  • @y0hannesbereket607
    @y0hannesbereket607 8 หลายเดือนก่อน +1

    Sibuk aleka gin izen abzi delewa nayi genzeb dilyet tirayi delewen kid bealika tifelit dibla tirayi eyu

  • @Fezaw
    @Fezaw 9 หลายเดือนก่อน

    Wisdom right there. Wonderful guy 💪🏾

  • @romaeyob8791
    @romaeyob8791 9 หลายเดือนก่อน

    Akile hawey tebarek enjera ezgi blae ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @aziebnaizghi8797
    @aziebnaizghi8797 9 หลายเดือนก่อน

    great work. very educational.

  • @frewoinimehary4405
    @frewoinimehary4405 9 หลายเดือนก่อน

    Thanks Aklilu zhabkanea tmhrti blux eu nezea zedanagra k zyrahaxalu klte lbi hizen zqerba newest genzebom anda maten zbelae

  • @freweniyohannes2650
    @freweniyohannes2650 9 หลายเดือนก่อน +3

    ኣዚዩ ደስ ደብል ማዕዳ ብፋላይ ካ ባ ትምርቲ ደለወን ኣገድስነት ደለዎ ኮኑ አስማኒ ❤❤❤ የቀነልና

    • @tile864
      @tile864 9 หลายเดือนก่อน

      Yes

  • @aronbrhane374
    @aronbrhane374 9 หลายเดือนก่อน +1

    አኪሌ ናይ ባሓቂ አባይታ ዘሎ ኮፍ አቢልካዮ የቀንየልና 🙏

  • @NazrietBereke
    @NazrietBereke 9 หลายเดือนก่อน +3

    በርትዕ ወንድሜ ❤

  • @Mico-sg2wx
    @Mico-sg2wx 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣኪለ ጽቡቅ እንዲኻ ክትዛረብ ጸኒሕካ ኣብ 2 ነጥቢ ግን መኣረምታ ዘድልይነን ኮይነን ይስመዓኒ.
    1, ንደቀንስትዮ ምረጻ ኢልካየን እሞ, ብዙሕ እዩ ምርጭኤን ኣብ መወዳእታ ድማ ዕድመ ሸተት ይብለን.
    2, ብዝተኽኣለክን ድማ ደቂ ሃገርክን ተመርዓዋ በለን እንበር ደቂ ካልእ ዜጋ ተመርዕየን ምድጋፍካስ ጌጋ ዩ. ብዘይብኡ ዉሒድና ዘለናስ መሊስካ ጥፍኣት ዩ

  • @SIMONYOHANNES-xk9nj
    @SIMONYOHANNES-xk9nj 9 หลายเดือนก่อน

    Nay bhaki xbuk zereba kbret yhabela bro❤❤❤

  • @titibayre6866
    @titibayre6866 9 หลายเดือนก่อน

    Behaqi adniqeka naylbeyi rekibkaya❤❤❤❤❤❤❤❤ akile lebam

  • @nashibrhane8399
    @nashibrhane8399 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤ኹብር ሰብ!! ብጣሚ ኣድልይ ጥቃምን
    . መኽሪ ብጣሚ ኣድልይንትካ ኣብ ሕብርትሰብና ሰለ ዝኹነ:. ነስካን ቃልትካን አቅራ ራብኣኽን ዓንዲ ሕቁ
    ሕብርትሰብ ኤካ ::. አግዛብሄር. ነቲ ልቡናኻ ዝያዳ ይባርኩ ::

  • @Michael-sp8lv
    @Michael-sp8lv 9 หลายเดือนก่อน

    Btaemi Agedasi Melekti thanks you