🔵ውዕል ስራሕ ወዲ ጀበሊ 30 000 ዶላር ናበይ ከይዱ 31//08//2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 227

  • @mikitv123
    @mikitv123  2 หลายเดือนก่อน +32

    07616345 ወዲ ጀበሊ

    • @Naeb-x6b
      @Naeb-x6b 2 หลายเดือนก่อน

      Bravo miki

    • @syumnelo4525
      @syumnelo4525 2 หลายเดือนก่อน

      Seb TH-cam berat kulatkum hade miki win bnatu serihkaya alrka asika habo kabta atawika

    • @godislove7204
      @godislove7204 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@mikitv123 STOP ✋🏾 🛑 Miki TH-camr it’s wrong to make a subject about Yonas 30,000 where did you get it from? Who told you ? If you can help other than that stop 🛑 Don’t know anything stop. 🛑 🇪🇷🐪☪️❤️✝️

    • @ertranatey8330
      @ertranatey8330 2 หลายเดือนก่อน

      Thank you for sharing his phone, he will be in good shape. Eritreans are generous and will take care of him.

    • @asmerashikor6640
      @asmerashikor6640 2 หลายเดือนก่อน

      ወዲ ጀበሊ መዛረቢ ተጌርኩም ኩነታት ህዝብና ሃገርና ዘላቶ ጌና ኣይተሰቆረናን ማለት እዩ ዓገብ ባ ክብሪ እቶም ንስለ'ዛ ሃገር ለይትን መዓልትን ከርተት እንዳ በሉ ንስለ ሃገርን ህዝብን ስድርኦም ገዲፎም ብ400 ናቕፋ ዝነብሩ ዘለዉ ጀጋኑ ተረድኡ
      ዝሰርሐ ክኽፈል ግድን እዩ ግን ጀበናን ዕጣናትን ሻውል ክጽንቅቕ ዝውዕል ግን ክንድዚ ኣርእስቲ ክኸውን የለኹምን ኣብ ሓሸውየ ኣለኹም ንከባበር ባ ካብ በዓል ጣፍስ በዓል ኣፍ ኮይንኩም ስቕና ኣኽኡልና

  • @eyobgebremeskel7572
    @eyobgebremeskel7572 2 หลายเดือนก่อน +14

    እሞ እዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ናይ ወዲ ጀበሊ ንጽቡቑዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Faraholland
    @Faraholland 2 หลายเดือนก่อน +8

    ናይ በሓቂ ዘሕዝን ዘጉህይ ወዲ ጀበሊስ ከምዚ እዩ ዝነብር እዋይ ሓወይ በጃኹም ጎ ፋንድሚ ዪከፈተሉ ለካ እዚን ወዲዝን ናብራ ኮይንዎ እዩ ዘይተመርዓወ ዘይወለደ ዘየመደ ብጣዕሚ ሓዚነሉ ምስቲ ኣብ ሶሻል ሜዲያ ዝተቀልቀሎስ ካልእ ኢኻ ትጽበዮ ሰብ ኣልቦ ሕልና ግን ትሕትንኡን ድኽነቱን ርእዮም መዝሚዞሞ ዓገብ።

  • @shamfesha4974
    @shamfesha4974 2 หลายเดือนก่อน +9

    ብራቮ ሚኪ ስለ ሓቂ ምዝራብካ ናይ ወዲ ጀበሊ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉❤❤❤❤

  • @Andatsajin
    @Andatsajin 2 หลายเดือนก่อน +10

    ናይ ብሓቂ ሚኪ ሰብ ኣብ ልዕሊ መሬት ክነብር ከሎ ምስሕልንኡ ኢዩ ዝነብር ሕልና ኣልቦ እተኾይኑ ስግኡ ኢዩ ካብ ትንፋሱ ዘይተፈሌት እምበር መይቱ ኢዩ ስለዚ እዚ ኮይኑ እቲ ኣሕዋት ምስ ሕልናና ንምበር ሰብን እዝግን ዝፈትዎ ምንባር ብሕልና

  • @freweinigirmatsion4202
    @freweinigirmatsion4202 2 หลายเดือนก่อน +17

    ሚኪ ንስካ እውን ካብቲ አታዊካ ቁሩብ ሐግዞ ኢካ

    • @Yacob-bn1jw
      @Yacob-bn1jw 2 หลายเดือนก่อน

      ATA HAFTNA?
      DEM BZHI KEYTGEBRELU.

  • @AbreheRezene
    @AbreheRezene 2 หลายเดือนก่อน +8

    ብዛዕባ ክንደይ ይህብዎ እኳ ደፊርና ክንዛረብ ኣይንኽእልን፡እቲ ገሪምኒ ዘሎ ግን ንምንታይ እዛ ገዝኡ ሓንቲ መዓልቲ ዘየርኣዩና ቀደም ህዝቡ ምረድኡ፡ሕጂ ዉን እዞም ዩቲቦራት ኩልኹም ብዛዕብኡ ትሰርሑ ኣለኹም ክትህብዎ ይግባእ።

    • @ታራፊክ
      @ታራፊክ 2 หลายเดือนก่อน +1

      ዩቴበራት ኩሎም ነኒረብሑኡ እዩም ዝስርሑ ባዓል እዚ ሒጂ ሓሊዩም ኣይኩኑን ትቢላዕ ትረኺባ ኣላ እሎም እዩም
      እምበር ውዲ ጂበሊ ረኺቡ ኣይረኺቡ ዑጉብ ቢህዊቶ ሰሰዒ ዝይባህረኦ ኣምላኽ ኣሊው

  • @AlijameMohamedomer
    @AlijameMohamedomer 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዐሚ በላዓተኛታት ሕልና ኣልቦ

  • @eyasuasfaha7665
    @eyasuasfaha7665 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሕ ዓለም ዘይፍትሓዊት መድረኽ ኢያ፡ ወዲ ጀበሊ ሽኮር።

  • @erina2932
    @erina2932 2 หลายเดือนก่อน +3

    ሚኪ ናይ ወዲ ጀበሊ ጉዳይ ብጣዕሚ እዩ ስብኻ ዝሰብር እዞም ኣብ ኣስመራ ዘለዉ You tuberat ግን ክንደይ ይጭክኑ? ወዲ ጀበሊ ርህሩህን መምህር እዩ። እዋይ እዋይ ወየ ወየ ብጣዕሚ ዘሕፍር ዘሕዝን

  • @hadiyajabar9898
    @hadiyajabar9898 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሚኪ ሐዉይ ለሚ ቡንዴት ከደቀሱ ሐዲር ከምዚ ዓይነት ንሰቡ ትዉፂዕ ድኩ ዉደይ ህድሞና ነባሪ ዩናስ ዝባሀል ዉፂዔሞ ሕጂ እታይ ንግበር ገፍዲሚ ንክፍቱሉ ይቡ ንዩናስ ደዊለ ምልዓል አቢኒ ሐሪር ኢይ እዚ አቦና ዓቢ ሐዉና ኢዩ እደይ ኢድካ ንበል😢😢😢

  • @WeldayNebiy-wd4bt
    @WeldayNebiy-wd4bt 2 หลายเดือนก่อน +4

    Zereba hade semiana aynfred deki Erey mknyatu entay eu wualom ksab zeyfeletna, kemzi zblo zolo gn btami eu zehezn. Yonas melsi khbena ka nxbe

  • @ephremtsegai9398
    @ephremtsegai9398 2 หลายเดือนก่อน +1

    አነ ትማሊ እየ ርእየዮ አብ ዩቱብ ብጣዕሚ ሓዚነ ጽቡቅ ጌረ እየ ዝፈልጦ እቲ ገዛውቲ ወድ ጀበሊ አብ ካልእ ጽቡቕ ቦታ ዝነብር መነባብርኡ ደሓን እዩ ዝመስለኒ ኔሩ ካብ ኩሉ ዝገረመኒ ክዳውንቱ ጽሩይ አበይ የቖምጦ ኔሩ ዝገርም እዩ። ከመቲ ሚኪ ትብሎ ዘለኻ ን የዕሩኽቶይ ከም ናትካ እየ ኢለዮም ካልእ ገንዘብ ይትረፍ ተንብባ ትኸውን ጋዜጠኛ ዮናስ ንዓኻ እየ ብብዝሒ ንስኻ ተቕርቦ ትምዝምዞ ስለዝነበርካ ናይ በዓል አባዲት ህድሞ ገዛ ክትስእል አባዲት ትእሰረሉ ዝነበረት ምራን፥ዕትሮ ቅጫ ክትበልዕ ሓርኢ ብላዕ ናይ ወድ ጀበሊ ገዛ ናብ ህዝቢ ዘይተቕርብ ህዝቢ ኤርትራ ን ወድ ጀበሊ ዘይከውን ከይመስለካ።

    • @alextom6372
      @alextom6372 2 หลายเดือนก่อน +1

      I agree. Yonas is a greedy person, and we should boycott him

  • @mehretwoldai9237
    @mehretwoldai9237 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ሚኪ እንዃዕ ድሓን መጻእኻ ብጣዕሚ ኢና ንፈትዎኻ ንክብረኻን አጆኻ ቀጽሎ።ግን ሚኪ ብዛዕባእዚ ወዲ ጀበሊ ከምዚ ትብሎ ደለኻ አይተጋንኖ ምክንያቱ ንኩሎም ክማቀል ኮሎ ብዙሕ አይኮነን እሞ አይተጋንኖ አይተባእሶም ንጸላእቲ ማዕጾ አይትክፈተሎም።

  • @ER-xp9th
    @ER-xp9th 2 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣአሚ ሐዚኔ ሕዝቢ እዬ ቤተሰቡ አይወለደ አይተመረእ በይኑ ዘሎ ጉበዝ ሰብ ካልእ ይትረፍ ኢቲ ዝሰራሐሉ እተዝሕቦዎ እንታይ አለዎ? እዚ ንምንታይ ከምዝኮነ እቲዬም እተርቨው ዘገብሮዎ ክህተቱ አለዎም ናአና ይግለጹልና!! ብዝተረፈ ጀጋኑ ደቂ እሬ እንበገሰ ንዚአ ንዝተረፈት እድሜኦ ተሟሙቁ ክሐልፋ ንሸሙ መጸዊኢ ትከውን መተንፈሲ ገዛ እግበር በጃኩም አጆነ በአቅምነና እንግበር .። ሚኪ ኩሉ አውጺኢካ አረዲኢካና ተባረክ ጉበዝ ሐውና ንቲኦም መጺኦም አብጉኑ ዝኩኑ መድሐኔ አለም አብጉንኩም ይኩን 🙏🙏🙏👍❤❤🇪🇷🌷🌺🌺

  • @awetkifleysusaraya9291
    @awetkifleysusaraya9291 2 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤

  • @familiewoldai9043
    @familiewoldai9043 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዚኸበርካ ዮናስ ጋዘጠኛ ከምእውን ተመሳሰልቲ ዩቱቤርቲ እዚ ዚስማዕን ዝሬኤ ዘሎ ናይ ወዲ ጀበሊ ጸገም በቲ ዘቅርቦ ኩሉ መሃርን ቁም ነገሩን ኣብተፈላለየ ነዝ ድኻሙን ውጽኢት ጻዕሩን ዘይበቅዕ 800/ክሳብ 1000ናቅፋ ክቶኽብሉ ከሎኹም ብጣዕሚ ዘጉህን ዘሕዝንን ብናይ ሰባት ድኻምን ሃልክን ንረብሓ ዩቱቤራት ክኸውን ከሎ ሃየንታዩ።
    ሓደ ሚነዋለ ንመዓልቲ 250ናቅፋ ናይ ሰለስት መዓልት ዉዕለት ሚነዋለ ዘይበቅዓ ክትምዉጽትሉ ከሎኹም ክሳብ ክንደይ ተበልጽትን ሃርጋፋትን ምዃንኩ እንቛዕ ኣብ ምሉእ ዓለም ዘሎ ኤርትራዊ ተኸታታሊኹም ተዓዘበኩም ።
    ንወዲ ጀበሊ ግን በዛ ዚፈረሰት ገዝኡ ዚቅለተሉ ጽቡቅ ኣጋጣሚያም ሃይ የሕዋት ኤሪትራውያንን ገበርቲ ሰናይ ኣህጉራውያን ኢደይ ኢድካ ንበል ነያናን ሓውናን ወዲ ጀበሊ ነተባባዓዮ ኢዚ ወደሓንኩም።

  • @eritreanFunnyTigrinya
    @eritreanFunnyTigrinya 2 หลายเดือนก่อน +2

    Thanks miki perfect explain

  • @BhhrtGfurf
    @BhhrtGfurf 2 หลายเดือนก่อน +1

    Enjera Alem blae Miki Hawey Kabzi Bdknet Tegsmatee KABZI Kemxwo Lekamiam Ygbrelom Blaeti Azabe Eka Serekti ATSSENSY zgeberkslo Fusum hawns Zewxaksyo Amlak Ytekaalka❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @dh4343
    @dh4343 2 หลายเดือนก่อน +3

    በጃኩም ቶም መን ብኸመይ ይጥቀም ኣፍልጦዘለኩም ኩልኹም ምስቶም ዝምልከቶም ሰባት ብውሽጢ ተዛራርብኩም ነቲ ትብልዎ ዘለኹም ኣተዓራሪኹም ንወዲ ጀበሊ ዝሕገዘሉ ኩነት ፍጠሩ፡ እንተዘይኮይኑ ኣብ ሞንጎ ሰናት ነገር ምጽሕታር እዩ ዝኸውን።

    • @hagarawinet2088
      @hagarawinet2088 2 หลายเดือนก่อน

      Ane zigermeni miki ni mintay hanti kay semee izi kulu hataftaf

  • @LucchiGebreamantekelu
    @LucchiGebreamantekelu 2 หลายเดือนก่อน +4

    Selam miki hayet 💯🇪🇷🌴🇪🇷🐪🇪🇷🌴❤️👍

  • @habtomgebray
    @habtomgebray 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኖ እዚ የናስ ዋላ ንኣባዲት 100 ናቕፋ እዩ ዝጻወተላ ነይሩ

  • @SeidMohamed-m7w
    @SeidMohamed-m7w 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሚኪ ሓወይ አነ ንወዲ ጀበሊ አዝየ ብቀረባ እየ ዝፍልጦ ብጣዕሚ ጭዋ ዝባኑ ዘይቀልዕ ሰብ እዩ እታ ተኸዲኑዋ ዘሎ ጁባ ክራይ እያ ብ 150 ካብ እንዳ ቬሎ እዩ ዝካረዮ ናቱ አይኮነን ካብ ሓደ ዓርከይ እዩ ዝካረዮ ንዋና ጃምቦ ግላስ ውን ንፍጹም አመስግነለይ

    • @ጋልኤረይጻዕዳአስመራዊት
      @ጋልኤረይጻዕዳአስመራዊት 2 หลายเดือนก่อน

      ጸኒሕናስ ገለ ክንሰምዕ ኢና ተኻሪዎ ???? ካብ ምክራይ ደኣ እክብ $ እቢሉ ዘይገዝኦ ሱቕ ጥዑም 😉

  • @kibrabuterfly
    @kibrabuterfly 2 หลายเดือนก่อน

    Thanks for the INF👍👍👍

  • @salmanabdalla217
    @salmanabdalla217 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኢቲ ባድላ ከ ኣይበይ ዪቅመጦ ዚሕዚን ካሙዉን ፉጹም ሓወና ዒድመን ጥዒናን❤❤❤❤

    • @mikifsahaye1214
      @mikifsahaye1214 2 หลายเดือนก่อน

      ናይ ዮናስ ባድላ እዩ ዝጥቀ ኢንተርቪው ምስተወደአ የሕድጎ እዩ ክክክክ ።

  • @salusalu-f9g
    @salusalu-f9g 2 หลายเดือนก่อน +4

    ሚኪ ስርቅ ዳሰረቁ ኢዮም መቅርዎም ኣብ ውሽጥ ዘሎዉ መዳናገርትይ መዐት ኢዮም

  • @fintra26
    @fintra26 2 หลายเดือนก่อน

    Hiji win yonas kalay gege ygebir allo wedi jebeli ziteqim Seb aykonen darga aytihagiziwo zemelkit ey tezaribu ageb yonas

  • @mattiwoldu4024
    @mattiwoldu4024 2 หลายเดือนก่อน +1

    TH-cam ab Eritrea has a lot of work it’s not easy. Atum sebat suk ilkum hagezu ezi ezi keybelkum negeremrem aytebelu.
    Nayhade seb semika aytfred abti bota yelenan Embua !!!

  • @khadijaalem6269
    @khadijaalem6269 2 หลายเดือนก่อน

    ሓራም ዘሊምኩሞ ምስ እዚ ኩሉ ሓንጎሉ ረቢ ግን ኣፈዲሑኩም

  • @hananidris1090
    @hananidris1090 หลายเดือนก่อน

    Justice for wedi jebeli belu yonas keasro ab mmhdar kesisuwo gofundme hatitu nmengsti axelimuwo yblu alewu

  • @rahelbey1004
    @rahelbey1004 2 หลายเดือนก่อน +2

    ክህብዋ ኣለዎም

  • @jemalabdulkadir9141
    @jemalabdulkadir9141 หลายเดือนก่อน

    Yionas n'Wedi Jebeley Wela wun behezby kehegez ayedelyion eyou nikeyehegez bozooh yexeir alow .

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
    @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 2 หลายเดือนก่อน

    ሚኪ ጅግና❤🇪🇷💪🙏 ኣብሪሂሞ ጅግና መምህር❤🙏🙏🙏❤🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪 አዋይ ሓወይ ዎዲ ጀበሊ አፍፍ ነዛ ሳንቲም ዘይንማላኣላ ዓለም ❤💔💪 ኣብ ጎንኻ ኣለና

  • @SamraE-s1m
    @SamraE-s1m 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfalemaraya211
    @tesfalemaraya211 2 หลายเดือนก่อน

    ገሪምና እካ እዝግሄር ዘይፍርሁ ሰባት

  • @abrehetmirach1543
    @abrehetmirach1543 2 หลายเดือนก่อน +1

    ajoka wedi jebeli ❤

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 2 หลายเดือนก่อน +3

    Ab Eritrean buzuh alo tsegem Nay hade aytzarruuubuu

  • @Eriman24
    @Eriman24 2 หลายเดือนก่อน +1

    Nay behaki zEhfr eu
    Ante zeyblom nab hzbi keqrbwo nerwom
    Thanks miki ❤🎉

  • @abrahamasmelash5135
    @abrahamasmelash5135 2 หลายเดือนก่อน +11

    ነዚ በዓል ዬናሰ ይኹን ነቶም ካልኦት ስሱዓት አዛብእ መንግስቲ ወይ ዝመልከቶ አካል ክሐቶም አለዎም ሰረቅቲ።

    • @wedihaile4532
      @wedihaile4532 2 หลายเดือนก่อน +1

      ወዲ ጀበሊ እምበር ክእሰር ኣለዎ ንውልቁ ምዃን ሲእኑ ሰብ ኣጐልጉሎት ኮይኑ 7 ቆልዑ የ ዕቢ ኣሎ ::

    • @abrahamasmelash5135
      @abrahamasmelash5135 2 หลายเดือนก่อน

      @@wedihaile4532 ወዲ 65" ዓመት ከገልግል ዲኻ።

    • @tyttyt1271
      @tyttyt1271 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@wedihaile4532ygermeka eyu ezi sine kibl si . Limano koinu

  • @zmamberaki5030
    @zmamberaki5030 2 หลายเดือนก่อน +4

    😭😭😭😭💔💔💔💔💔

  • @yodityodit8540
    @yodityodit8540 2 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤🙏

  • @rahelbey1004
    @rahelbey1004 2 หลายเดือนก่อน +2

    ህድሞና ናይ፡መን እዩ እቲ ኣወል ሲዒድ ዝመጽእ ቡኡ ድዩ

    • @Hiyba123
      @Hiyba123 2 หลายเดือนก่อน +1

      Etay yemlketka bezaba hedmona lokmaxe zey melktekum aythtetu Ertirawiyan temslikum alekum bezhuhat texhfu nay wedi jebli kea bealena Ertirawiyan alenayo 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

    • @abrahamtewelde2161
      @abrahamtewelde2161 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@Hiyba123 ተጎኒፍካ ኣለካ ዝዓርከይ ሃተፍተፍ ትብል ኣለካ

  • @naya6232
    @naya6232 2 หลายเดือนก่อน +2

    Bhaqi qunue eka ❤❤❤ thanks

  • @jemalabdulkadir9141
    @jemalabdulkadir9141 หลายเดือนก่อน

    Ente niskatkom baal Miki tgebrowo zelekum besemai rekebowo betamey zedenek sirah .

  • @sabatekle2084
    @sabatekle2084 2 หลายเดือนก่อน +1

    Abraha jigna enkae natna konka❤❤❤

  • @eyobgebremeskel7572
    @eyobgebremeskel7572 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሚኪ መደባት ከተቕርብ ከለኻ እቲ መልእኽቲ ሙዚቃ ስለተእትወሉ ዘለኻ እቲ መልእኽቲ ይወሓጥ ኣሎሞ ብፍላይ ኣብቲ ኣገዳሲ ከምዘለዎ እንተተማሓላልፎ ጽቡቕ ኔሩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @Yacob-bn1jw
      @Yacob-bn1jw 2 หลายเดือนก่อน

      DENKORO SEB EYU AYSEMAKAN EYU.
      KINDESHAB ZEYTENGRE.
      ENTAY KE KUMNGER ALEWO?
      HAKI NZAREB.
      THANKS

  • @simonbrhane2231
    @simonbrhane2231 2 หลายเดือนก่อน +3

    Yonas si kemey kemznaber ayfeleten neyru malet diu??😢😢

  • @kidaneTsegay
    @kidaneTsegay 2 หลายเดือนก่อน +3

    🎉🎉🎉❤❤❤

  • @Kuurazz
    @Kuurazz 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ata kemey zebeluka werena eka wedey neseka fooo mefenfen

  • @almazabraha4674
    @almazabraha4674 2 หลายเดือนก่อน +3

    🙏💯👍💪

  • @lulaberek7393
    @lulaberek7393 2 หลายเดือนก่อน +1

    Merhaba jgna hawey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abrahamhailemariam3821
    @abrahamhailemariam3821 2 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሰላም እዚ ወዲ ጀበሊ ኩሉ ሰብ ክራባረበሉ ይግባእ ዎዮ ኣባና ኮይኑ እምበር ዘይተምሃረ ፈላስፋ ብሉጽን መሃርን ሓሳብ ዘልዎ ኣቦ እዩ

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea 2 หลายเดือนก่อน +6

    ዮናስ አይተዐወትካን ብኡነት ጸገሙ እንዳፈልጥካ አብ ክንዲ ጸገሙ ትሕብር አብ ከብዲ ጽጉብ ጥሙይ የለን ግን ናይ አምላኽ ይዐቢ አጆኻ ወዲ ጀበሊ🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @tyttyt1271
      @tyttyt1271 2 หลายเดือนก่อน

      Yonas melsi hibu alo semikum fredu

  • @michealghetachew
    @michealghetachew 2 หลายเดือนก่อน

    ብራቮ ሚኪ ሓወይ ወዲ ጅበሊ ኩልና በቢ ወገና ንሓግዞ ሚኪ ሓወይ መቅሰን ቀጽሎ

  • @zersenai2876
    @zersenai2876 2 หลายเดือนก่อน +2

    መርሓባ ሚኪ ቲቪ

  • @yodityodit8540
    @yodityodit8540 2 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤😍🇪🇷

  • @Semiradebesay
    @Semiradebesay 2 หลายเดือนก่อน +1

    Yonas aytxrefu lekbatat

  • @habtomgebray
    @habtomgebray 2 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ኣባዲት views ከማን ሕሰብሉ ዜጋታትና ኣይንበድል

  • @Gl.f
    @Gl.f 2 หลายเดือนก่อน +3

    Wedi Jebeli 1000 000 dollar kenewaxialu eina tray Gofundme ykefeto

  • @sariyo6909
    @sariyo6909 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሚኪ፡ ኣብ ገሊስ ጽቡቕ ጊርካ ደእ ኣንብቦ፡ 33 ክፋል ኣይኮን፡ ናይ 33 በዓል ናጽነት'ዩ ዝብል ዘሎ።

    • @MaekeleBerhane-d7u
      @MaekeleBerhane-d7u 2 หลายเดือนก่อน

      ኣንቢቡ ኣይክእልን እዩ። ዘረባ ግን ድሓን እዩ

  • @senbetumelake6127
    @senbetumelake6127 2 หลายเดือนก่อน

    ዋዉ በጣም በጣም ነዉ ሆዴን የበላኝ
    ይሉታ ስኩፈ ሰብ ኤረትራዊያን የሁላችን። ሐላፈነት ነዉ🙏❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏😅

    • @amazingworld9540
      @amazingworld9540 2 หลายเดือนก่อน

      😂😅 ደንብያ ኣማራ

  • @emahatsionyohannes2272
    @emahatsionyohannes2272 2 หลายเดือนก่อน +2

    Intay aynet hasus wedi hasus wedi hasema denqoro fitret

    • @Yacob-bn1jw
      @Yacob-bn1jw 2 หลายเดือนก่อน +1

      N MENOM EKHA?
      THANKS

  • @tesfalemsolomon7574
    @tesfalemsolomon7574 2 หลายเดือนก่อน +2

    Miki Haweyyy Good job

  • @WeiniSolomon-pt1vj
    @WeiniSolomon-pt1vj 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ሚኪ ንሓውና ኣብርሃ ገብረ ከኣ ነመስግኖ ናይ ወዲ ጀበሊ ክኣ ኣብሚድያ ክትርእዮከለኻ ነዚ መነባብርኡ ኣይመስልን እዩ ንሰብ ክሕሾ በሃላይ እዩ ዝመስል ገንዘብ ከኣ ምሕደራ እዩ እምበር ናይ ዝሓዝካዮ ኣይኮነን ህዝብና ኸኣ ብሩኽ እዩ እንታይ እዩ እቲ ጸገም ውድ ጀበሊ ከምቲ ብደገ ንርእዮ ኣይኮነን ህዝብና ኸኣ ጽጉም እንተ ርእዩ ንኣፉ ገዲፉ ንጽጉም ዝረድእ እዩ ኣካቢድካዮ ግን ይቕሬታ

  • @gualmehari999
    @gualmehari999 2 หลายเดือนก่อน +3

    ❤🎉❤🎉❤🥀🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @eriadijeganu746
    @eriadijeganu746 2 หลายเดือนก่อน +2

    Tehwku alekum mejmerta kab 17000 kesab 50.000 view kindy deu TH-cam zkfle .dehar dema nab kulom. Meklo wana channel. Editing zgbru. Camera man. Bzhri ezi 800 kesab 1200 zhbuwo ente koynom ekulu eu mselni dehar dema nay mehdra xegm key helu mes abona jbli

  • @awetasgodom3091
    @awetasgodom3091 2 หลายเดือนก่อน +3

    Well come miki hawna

  • @Gl.f
    @Gl.f 2 หลายเดือนก่อน +2

    Gofundme ykefeto wedi Jebeli

  • @Kfkftaznabfikri
    @Kfkftaznabfikri หลายเดือนก่อน

    ክዳኑ ንካሜራ እዩ😢😢😢😢

  • @andeghergiseyasu9036
    @andeghergiseyasu9036 2 หลายเดือนก่อน

    100% ብታዕምይ እሕዝን እዩ 😪😪😪

  • @MehariHabte-d5s
    @MehariHabte-d5s 2 หลายเดือนก่อน +2

    Nay Eritrea tezaribka aywdaen eu nsu wen genzeb tehaliwo gezeu kemaysh nerwo😊

  • @habtemariamgebremichael6280
    @habtemariamgebremichael6280 2 หลายเดือนก่อน +1

    HASAWI AYTHASU NEBSEKA MESEL SEB AYTEBEAS WENBEDYE

  • @abrehalekebedom4439
    @abrehalekebedom4439 2 หลายเดือนก่อน +1

    Yonas mengagggg

    • @mattiwoldu4024
      @mattiwoldu4024 2 หลายเดือนก่อน

      Ewayy atum sebat nayhade semika ayzereben suk ilkum hagezu

  • @eyobteweldemedhin
    @eyobteweldemedhin 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኬትእስርዎ ኢኹም

    • @Kabilaqunte
      @Kabilaqunte 2 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂

  • @ZewdiBelay-v9f
    @ZewdiBelay-v9f 2 หลายเดือนก่อน +4

    ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 2 หลายเดือนก่อน +3

    Eziaa mezarebi koyna yutbbe

    • @Yacob-bn1jw
      @Yacob-bn1jw 2 หลายเดือนก่อน

      miki MALET?
      TEBELATSE...METAKOSI...WEREJA MAEDO...DENKORO....
      HALAY...EYU.
      "ASHA TEMESILKA DRAROM WEDALOM" EYU

    • @Yacob-bn1jw
      @Yacob-bn1jw 2 หลายเดือนก่อน

      NSKHA WIN AB MEWEDAETA ENDATEWARAZEKHA (B BEAL YONAS) WEDEKAYA.
      NHAGZO KEYBELKA.

  • @seidadam2319
    @seidadam2319 2 หลายเดือนก่อน +2

    Yaa zehezin iyu mike haweye 😢

  • @ghidegebremichael6470
    @ghidegebremichael6470 2 หลายเดือนก่อน +2

    Nay bhaki zehzn eyu hlna albo eyom eziom ajoka wedi Jebli ab gonoka alena edey edka nbel deqi eri halalat

  • @Joseph-oc7rq
    @Joseph-oc7rq 2 หลายเดือนก่อน +2

    Bizikone wedi jebeli izi iyu hiwetu. Badla kekedinom itot kirekbu kelewu zeyekaflu gin kurub 😮😮

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 2 หลายเดือนก่อน +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @ami_su
    @ami_su 2 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ እንዲዩ ዘሕዝን ማዓንጣ ከብድካ ዝቀርጸ ብናይ ሰብ ራሃጸ ምጸዋት ሕጀውን ፍትሒ ንወዲ ጀበል ከምእውን መጠንቀቅታ ን አባዲት ሓፍትና ዕጫ ወዲ ጀበሊ ከይገጥማ

  • @TeameWeldai-tx5vl
    @TeameWeldai-tx5vl 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤ himak gze eyu mhret yewrdelna❤❤❤

  • @Naeb-x6b
    @Naeb-x6b 2 หลายเดือนก่อน +1

    Miki tv yekeniyelna

  • @dahabaraya4906
    @dahabaraya4906 2 หลายเดือนก่อน

    ሚኪ ሐወይ ተስፋ ኢየ ቆሪጳ ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ ናይ ህዝብና ነገር ።

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 2 หลายเดือนก่อน +3

    Nay wedi jebli kebdka zebali eu edl zegbro gen enqe aytxkta ab gexu kelo

  • @naya6232
    @naya6232 2 หลายเดือนก่อน +2

    That's why I'm saying 😢abey alo ney youtube atawi? Nmntay zeyhbo zeymeqlo? Mchem emets mtilal abana maet eyu.

  • @belitesfi1824
    @belitesfi1824 2 หลายเดือนก่อน

    Eidey eidka nbel...yehwat

  • @elisaMebratu
    @elisaMebratu 2 หลายเดือนก่อน

    ሚኪ የጀበልን ንግግር ብቻ ሰምቶ መፍረድ ከባድ ነው በአሁኑ ጊዜ አሰቸጋሪ ነው ለመፍረድ እኔ በበኩሌ የአንድ ሰውን ንግግር አላምንም

  • @yohannstekeste3287
    @yohannstekeste3287 2 หลายเดือนก่อน +2

    Bejakum mihagzo

  • @andeghergiseyasu9036
    @andeghergiseyasu9036 2 หลายเดือนก่อน

    ምዕቡል ባርነት እዩ

  • @gulbetmsgna6452
    @gulbetmsgna6452 2 หลายเดือนก่อน

    Yonas btaemi tegagiu abza yotub kzrgho da weale Entay u meksebu 😢😢😢

  • @TsehaiZerit
    @TsehaiZerit 2 หลายเดือนก่อน

    Yonas tebahal sebai genzebu habo Kemei dea neta abadit tibahal sebity filty gerka tehbtma zeleha nesa diha ikoneten medalwe hege kea mi aihalefon hagzo shimka itehfaio

  • @tadeseyonas9130
    @tadeseyonas9130 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቱም ሰባት ኣይትታሃወኩ እቶም ኢተርፊው ዘግበርዎ ሙሱኡ ኣለዉ ኣብ ኣስመራ ጽባንጎሆ ንሶም እቲ ገዘቡ ኣቀሚተሙሉ አተ ሃለዉ ከ ተቃዳዲምካ ዘረባ ጹቡቅ ኣይ ኮነን

    • @mattiwoldu4024
      @mattiwoldu4024 2 หลายเดือนก่อน

      Ezi hazbi beka ab Keenan iu zelo nzereba embua wal nayhade seb semika mezerab gega iu

    • @tadeseyonas9130
      @tadeseyonas9130 2 หลายเดือนก่อน

      @@mattiwoldu4024 xubuk geru ay teredaann gna beti baaley zteredaakuka buruk hawey xubuk aleka

    • @mattiwoldu4024
      @mattiwoldu4024 2 หลายเดือนก่อน

      @@tadeseyonas9130 xubuk alka hawey natey nahena hzbi gen beka ab kereba koynu Miki tehaweku nez zereba embua

  • @mattiwoldu4024
    @mattiwoldu4024 2 หลายเดือนก่อน

    Miki mike aytajawek mejmeriya n’yonas zeytdwlwlu ewaaa Airedale etia $30,000
    Suk ilka aytfred keyfeltka ewaaaa nayhade semika zereba aytzreb

  • @ZiziawtHle-hi6bx
    @ZiziawtHle-hi6bx 2 หลายเดือนก่อน

    Miki hawey ♥️♥️♥️🌹🌹🌹🙏😭

  • @tedvisions1467
    @tedvisions1467 2 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ዝገርመኒ ሓላይ እንዳ መሰልካ ጅባኻ ምህጣር እንታይ ኢምጾኦ? ክንደይ ጀጋኑ ዝሕገዙ ኸለው ን ሓደ ኻምባና ክትጣበቀሉ መን ኣገዲድካ ኩላትኩም ጨዳዓት : እንተኺኢልካ ንስኻ ሓግዞ ኣብዘይ ትፈልጦ ጦብሎቅ ኣይትበል: ማይክ ንስኻ ደይ ንጅባኻ እምበር ደንጊጽካ መዓስ ኮንካ ምዕቡል ለማናይ።

  • @YoditEMBAYE-xk1gq
    @YoditEMBAYE-xk1gq 2 หลายเดือนก่อน

    Tam bal lab

  • @andeghergiseyasu9036
    @andeghergiseyasu9036 2 หลายเดือนก่อน

    አብ ኢንተርቭው ይቱብ እዉን ሃገራዊ ኣገልግሎት እዩ ነሩ

  • @hannaa9184
    @hannaa9184 2 หลายเดือนก่อน +2

    😢😢😢😢Zehzn eyu

  • @HagosElyas
    @HagosElyas 2 หลายเดือนก่อน

    Wala 1000000milion yireayelu eti simimie eyu ziwsno miknyatu aflto yeblun hji gin misteredio keykewin gedifwom