"ዝደወልኩምሉ ዓሚል ኣይተረኽበን" ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 28

  • @ዕባይሳሕል
    @ዕባይሳሕል 6 ปีที่แล้ว

    መስከርም ኣደለ /ኣቦይ ነጋሽ ሃይለ ጠፋኡ እንታይ ከይኑ ጥዕነኡ ኸ ድሓን ድዩ?

  • @samimoha2027
    @samimoha2027 6 ปีที่แล้ว +1

    Islamay kidd hasawi speak your language don't speak my language gelfafiee

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 6 ปีที่แล้ว

    ክቡር ሓዉ: ካብዚ ኢትዮጵያዊ መራሒ ኤርትራ ተስፋ ዝቆረጽካ ኣይትመስልን ኣለኻ:: ንሕና ኢና ከም መራሒና ንሪኦ ነይርና እንበር ኣይተ ኢሳያስ ንኤርትራውያን ይንዕቀና እዩ ጥራሕ ዘይኮነ ኣምሪሩ እዩ ዝጸልኣና:: ንሕና ደኣ ኢና ደድሕሪኡ ንኸይድ እንበር ንሱስ ኩሉ ኤርትራዊ ከም ውልቃዊ መጋበርያ ናይ ኣጋጣሚታት ጥራሕ እዩ ዝሪኤና:: እዚ ወዲ ተምቤን መራሒ ኤርትራ ካብ አብ ግዜ ቃልሲ ጀሚሩ ንኤርትራን ኤርትራውያንን ዝጠቅም ወይ ኤርትራዊ ዝጨንው ስራሕ ገይሩ ኣይፈልጥን:: ናይ ሕድሕድ ኩናት ከም አብነት እንተተገልጸ ጌጋ አይመስለንን:: ኤርትራውያን ደኣ ኢና አብቲ ስእሊ ዘየለና እንበር: ወዲ ተምቤንሲ ብዝኾነ ይኹን መንገዲ ኤርትራዊ ጨንዩ ኣይፈልጥን እዩ::

    • @ዕባይሳሕል
      @ዕባይሳሕል 6 ปีที่แล้ว

      ጸማም ሓድ ደርፋ ን27 ዓመት ኢስያስ ወዲ ተንብል ክትብል ክትልቅስ ሓመድ ድንፋጫኻ ውጽእኻ። ካልእ ድርፋ ቀይር ኢኻ። ኣንታ ወዲ ብርጅዋ

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974 6 ปีที่แล้ว

      @@ዕባይሳሕል ኣንታ ድቃላ ወዲ ኣመንዝራ ገዛውትና: በጃኻባ ከም ከልቢ ነንዝሓለፈ ወደባት እንዳነባሕካ ኣይተሸግረና? ወዲ ተምቤን ጎይታኻ ንዓኻን ነዴኻን ኣሕዋትካን ዘርእኻን ኣውራጃካ ሓማሴንን ብፍላይ ንካርነሽም ከይተረፈ መሃነንኩም ክሳብ ዝጠፍኣኩም ዝተጋሰሰኩም እዩ:: እዚ ትግራዋይ መራሒ ኤርትራ ይንዕቀካን ይጸልኣካን ከምዝኾነ ጥራሕ ኣይትረስዕ:: ብሓይሊ ክጋሰሰካን ክገብረካን ኸሎ ኸኣ "ኢሱ" "ኢሱ" "ኢሱ" እንዳበልካ ትውጭጭ: ሓቀይዶ?

    • @ዕባይሳሕል
      @ዕባይሳሕል 6 ปีที่แล้ว

      @@weldenegodguad4974 ኣንታ ዳቃላ ዓጋመ ለዘበን ተጋሩ ደም ክትንብዓ ኢኽን። ደቂ ማይ ጠላሚት

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974 6 ปีที่แล้ว

      @@ዕባይሳሕል ኣንታ ድቃላ ወዲ ከዳሚትና ነበር: ትግራዋይ መራሒካ ኣይተ ኢሳያስ ምስ ደቂ ሓወቡኡ ወየንቲ ተሓቋቂፉ ክኸይድ ከሎ ሪኢኻዮዶ? ካብዚኣ ተማሂርካ ክትኸውን ተስፋ ይገብር:: ምኳን በየናይ ርእስኻ ክትማሃረ ፋብሪካ ድንቁርና ስለዝኾንካ:: ኣማን ብኣማን ወላዲትካ ማይ ፈርያ: በይንኻ ተሪፍካ:: ካልእ ኸኣ ቡርዥዋ ኢልካኒ: ንመጀመርያ ግዜ ብዛዕባይ ሓቂ ተዛሪብካ:: ኣነ ትምኒተይ ንኹሎም ኤርትራውያን ካብ ድኽነት ኣውጺኤ ቡርዥዋ ንክኾኑለይ እዩ::

    • @ዕባይሳሕል
      @ዕባይሳሕል 6 ปีที่แล้ว

      @@weldenegodguad4974 ገና ክትዓብድ ኢኻ።ኣንታ ቆማል ዓጋመ ለዘበን ደም ክትስቲ ኢኻ።ወዲ ሽርሙጣ ውዲ ፍትሕቲ ርእሳ
      ክክክክክ