ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ማሚተይ ሓፍተይ ኣነስ ኣብ መስቀል ዓጋመና ዘይረአኩኪ ተሻቂለ ይብለኪ ዝያዳይ ማሚተይ ኩሉ ምለይ ተጋዳሊት ተዋሳኢት ደራፊት ኮታስ ኩሉ ምለይ ኢኪ ብወገነይ አና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
😃😃😃😃😃😃😃😃
እሰይ ደቂ ትግራይ ማዓረይ ዕድመ ጥዕናይ ይሃብኩም ማሚተይ ጀግና ኣነስ ክፎትየኪ ማዓት
እሰየ ደቅ አደይ ሽኮራት ደስ ባሀልቲ
ክነግረኩም ሓንቲ ቅድሚ 8 ዓመት ማሚት ሓፍትና ናብ ከተማ ሽረ ምጽያ ነራ ኣነ ኣብቲ ሽዑ ሳዓት ንማሚት ማራ ፈቴያን ኣፍቂረያን ነይረ ክሽልማ ኢለስ መሰስ ተበልኩስ ማይ ኮይነ እታ ኣብ ኢደይ ዝነበረት ሰልዲ ኣብ መንገዲ ደርብያ ተመሊሰ ይብለኩ ሕጂ ግን ሓሊፍለይ እቲ ፍቕሪ
ደስ በሃሊ።ብማርያም ኢለኩ ናይ ነበለት ዝነበረ ኣከባራ ሓዱሽ ዓመት ልቀቁልና
ማሚት ሓለፋይ ዘይትሕለል ጅግና ክሳብ ሎሚ ትሰርሕ ኣላ። እቲ ቀደም ኣብ ገዛና ምስ ወለድናኮይንና ቡናና እናሰተና ኣብ ቪድዮ ንሓለፋይ ንርእያ ነይርና ። ክሳብሎሚ ኢዩ ዘይትርስዓኒ ኩሉ ስርሓታ ይከትተሎ ኢየኩላትኩም ውን ንፉዓት ባህልኹም ትዕቅቡ ።ያሬድ ሓለፎም ዲኣ ናበይ ኣበለ። ካብ ኤርትራ።
ኣሰይ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ዒዲመ ጢዒና ያሃቡኩም 💕💞💞💞💞💛💛💝💘💘💘💖💖💖💖
እሰይ ሽኮራት ደቂይ ዓደይ ደስ በሃሎ
እሰይ ዝፈትዎም ከየንቲ
ማሚት ሓለፋይ እታ ዝፈትያ ከያኒትን እያ
ጡዑማት ናይ ናተምቤን ኣርስ ንጉሳት በርትዑ ቓፁሉ
ማሚተይ ማዓረይ
😘💟🌟👏🌟👏🌟👏🍀
Mamitey. 2013.nadgrat.nbeali.mskeli.nktmetsi.nmne
ማሚተይ ሓፍተይ ኣነስ ኣብ መስቀል ዓጋመና ዘይረአኩኪ ተሻቂለ ይብለኪ ዝያዳይ ማሚተይ ኩሉ ምለይ ተጋዳሊት ተዋሳኢት ደራፊት ኮታስ ኩሉ ምለይ ኢኪ ብወገነይ አና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
😃😃😃😃😃😃😃😃
እሰይ ደቂ ትግራይ ማዓረይ ዕድመ ጥዕናይ ይሃብኩም ማሚተይ ጀግና ኣነስ ክፎትየኪ ማዓት
እሰየ ደቅ አደይ ሽኮራት ደስ ባሀልቲ
ክነግረኩም ሓንቲ ቅድሚ 8 ዓመት ማሚት ሓፍትና ናብ ከተማ ሽረ ምጽያ ነራ ኣነ ኣብቲ ሽዑ ሳዓት ንማሚት ማራ ፈቴያን ኣፍቂረያን ነይረ ክሽልማ ኢለስ መሰስ ተበልኩስ ማይ ኮይነ እታ ኣብ ኢደይ ዝነበረት ሰልዲ ኣብ መንገዲ ደርብያ ተመሊሰ ይብለኩ ሕጂ ግን ሓሊፍለይ እቲ ፍቕሪ
ደስ በሃሊ።ብማርያም ኢለኩ ናይ ነበለት ዝነበረ ኣከባራ ሓዱሽ ዓመት ልቀቁልና
ማሚት ሓለፋይ ዘይትሕለል ጅግና ክሳብ ሎሚ
ትሰርሕ ኣላ። እቲ ቀደም ኣብ ገዛና ምስ ወለድና
ኮይንና ቡናና እናሰተና
ኣብ ቪድዮ ንሓለፋይ ንርእያ ነይርና ። ክሳብ
ሎሚ ኢዩ ዘይትርስዓኒ
ኩሉ ስርሓታ ይከትተሎ ኢየ
ኩላትኩም ውን ንፉዓት ባህልኹም ትዕቅቡ ።
ያሬድ ሓለፎም ዲኣ ናበይ ኣበለ። ካብ ኤርትራ።