ነሹ መጸ መጸ/ ቐተልቲ ሓሶት ምንዛዝ/ተጋሩ መግለጺ ንወዲወርቑ/ ናይ ቴዲ ጻዕዱን ካልእ ጽጹይን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 พ.ค. 2024
  • ነሹ መጸ መጸ/ ቐተልቲ ሓሶት ምንዛዝ/ተጋሩ መግለጺ ንወዲወርቑ/ ናይ ቴዲ ጻዕዱን ካልእ ጽጹይን
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 487

  • @user-zp6qn2rj4e
    @user-zp6qn2rj4e 19 วันที่ผ่านมา +9

    ኡፍፍፍፍፍ ንዘይ ፈልጦ ማዕረ ክንድዙይ ዝከፈአንስ ብቀረባ ንትፈልጥዎስ ብጣዕሚ ከቢድ እዩ እግዚአብሔር ፅንዓት ይሃብኩም ንሓውናለ መንግስተ ሰማያት የዋርሶ
    ሓፍትኩም ካብ ትግራይ

  • @letinaabay6991
    @letinaabay6991 20 วันที่ผ่านมา +10

    ነብስካ ኣብ ኣጸደ ገነት የንብርካ ሓወይ ናተይ ከብድካ ይበልዕ ኡፍ😢😢😢

  • @user-bp7nl3dx3z
    @user-bp7nl3dx3z 20 วันที่ผ่านมา +46

    ክንደይ ካብድካ ይበልዕ ሓወይ ናተይ መንግስቲ ሰማይ የዋርስካ😢😢😢😢😢💔💔💔😢😢😢ኣቱም ባራዩ ናይ ኢድኩም ይሃብኩም ፅንዓት ንኩለኩም ደቂ መለይ ኣሕዋትና😢😢😢💙

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  20 วันที่ผ่านมา

      🙏🙏🙏

    • @user-xq7ju6pj2k
      @user-xq7ju6pj2k 20 วันที่ผ่านมา

      😢😢😢😢😢😢RiP

    • @user-gi4zr1vn5g
      @user-gi4zr1vn5g 20 วันที่ผ่านมา +1

      ነሹ ሓወይ.ገዝኦም ሓሶት ዝድራሮም ነብሱ ይምሀር ይብራህ ሓውና ቂድሚ ዓመት ኢዩ.ነሩ.ፈናኒስ ሕጂ ግን አይነበረን

    • @genetsamuel8518
      @genetsamuel8518 19 วันที่ผ่านมา

      Lebamm thanks.

  • @yes6292
    @yes6292 20 วันที่ผ่านมา +16

    ናበይ እየ ዝከዶ ምቁጽጻር ኣብኒ ንበዓተይ እፍፍፍፍፍፍ😢😢😢😢😢😢😭😭😭😭😭😭😭

    • @chf-cv4ix
      @chf-cv4ix 19 วันที่ผ่านมา +1

      ኣነውን 😭💔

  • @neelvms1078
    @neelvms1078 19 วันที่ผ่านมา +1

    ነሹ ዓቢ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ዓበይቲ ዓበይቲ ምስ አናአሽቱ ንእሽተይ ኩሉ ትክእለሉ ናይ ሰላም ዘማሪ ❤❤❤

  • @tsadkangalabrha1682
    @tsadkangalabrha1682 20 วันที่ผ่านมา +4

    ኣረመኔታት በሊዐሙኻ ለይለይ ፅጋበኛ መንእሰይ እዚ ዝመስል መልክዕን ቁመናን ቁፅይ ኣቢለሞ ይቑፀዮም ኣሕሕሕሕ😢😢😢

  • @HntsaHntsa
    @HntsaHntsa 20 วันที่ผ่านมา +21

    ልብካ ልሰብር መሪር ሓዘን 😭💔
    ዓለም ምሉእ ዘይብላ 😥😭💔
    ጨኻናት ረኪበሙካ ዛሓወይ ነብስካ ብሰላም ትዕረፍ ዕሸለይ 💔🤲🙏 ሓፍትኹም ትግራወይቲ 💔😭😥

  • @user-or7fs3wl4l
    @user-or7fs3wl4l 20 วันที่ผ่านมา +29

    ነሹ ሓወይ ብዝ ናይ ሓዉና ሞት ኹሉና ተጋሩ ብጣዕም ሓዝንና ጉህና ኹሉ ሓዘናት ሓልፊ እዩሞ ከምዝ ዘሕዘነና ግን የለን ኹሉና ተጠቀምት ማሕበራዊ ምድያ ሓዘኑ እናገለፀ እዩዝርከብ ብፊላይ ኣብ ፈስቡክ ኹሉ ሕድሕድ ትግራዋይ ናቱ ስእል እዩ ዝዝርግሕሎ 😢😢መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ሓዉና 😢😢

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  20 วันที่ผ่านมา +3

      🙏🙏🙏

    • @yerustekeste2461
      @yerustekeste2461 20 วันที่ผ่านมา

      Hararidomo lbna demina 😭😭😭😭😭😭

  • @regataraya7861
    @regataraya7861 19 วันที่ผ่านมา +1

    Ewey HGDEF donakur hasowti gexu keliu zeyzareb wedi kelbi. Hawnna bzuh tekalisuwom eu bzuhat slezikonu eyom bzeskakih hiwetu ahlifomo. In my heart these are not human being. Rest in paradise 🙏 hawey. 💙💙💙💙💙💙💙

  • @shewitbrhane5283
    @shewitbrhane5283 19 วันที่ผ่านมา +1

    Betami eye hazine mengeste smay yowarska zhawey ni beteseb kulu tsenat yahbkum fetari 😭😭😭💔💔💔💔💔

  • @AsFf-od1fm
    @AsFf-od1fm 20 วันที่ผ่านมา +1

    ሓዊተይ ነብስካ ብሰላም ትዕረፍ ኣነስ ቁፅሪ ዝረኣኩዎ ልበይ ላተሰበረ ኣብዩኒ ፅንዓት ልባዕልቲ በይቱን ልደቁን ልመላእ ስድራቤትን ፈተውቱን😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-pv4fd9lh2x
    @user-pv4fd9lh2x 20 วันที่ผ่านมา +5

    ብሓቂ ብዚ ናይ ሓውና ሓዘን ዘይሓዘነ ኣሎ ኣይብልን ገፁ እንተረእክዎ ምሳይ ዘዓበይ ይመስለኒ መንግስተ ስማያት የዋርሶ ንደቁ ንሰበይቱ ንስድራቤቱ ኣክእሎ ይሃቦም እንበር ብሓቂ መሪር እዩ😢😢😢

  • @user-sj6ru7xd4b
    @user-sj6ru7xd4b 20 วันที่ผ่านมา +2

    ግቡእና እዩ ንሕና ተጋሩ ፍጫሕ መሰገልና ኣጥፊኦምልና ኣክ😢

  • @user-um4et8gf2h
    @user-um4et8gf2h 20 วันที่ผ่านมา +5

    ብሰላም ዕረፍ ጎይታዋይ😭💔
    ኣነ ይሓዝን እየ ናይዚ ግን ልበይኑ እዩ ሲቅ ኢሉ እየ ዝነብዕ ልበይ ተንኪፍኒ😭💔ብሓቂ ምክኣሉ ሲኢኑ ኣሕ😭💔ክጭክኑ😡💔😭

  • @mlat9280
    @mlat9280 20 วันที่ผ่านมา +2

    ከሕዝነካ መዓረይ😢😢መንግስተ ሰማይ የዋርስካ

  • @yerustekeste2461
    @yerustekeste2461 20 วันที่ผ่านมา

    Kemta bmdri ztemeskerelka bsemay bknfe melaektu thakifka nber 🙏abza tebelalae alem hakn fthn meskirka slezhalefka fthawi amlak haquafikayu ❤😭😭😭

  • @tsegazetewahdotigray7061
    @tsegazetewahdotigray7061 20 วันที่ผ่านมา +2

    እዋይ ሰብ ጨካን ከመይ ኣክኣሎም ፅንዓት ይሃብኩም መቃልሰቱን ቤተሰቡንፈተወትን ዛሓወይ ኣብ ሕቅፊ ቁዱሳን ይቀበሉካ ኣጋእዝተኣለም ሰላሴ

  • @user-hj4nl4yy4h
    @user-hj4nl4yy4h 20 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሕ ልብና ተሰይሩ ነሹ ሓወይ መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ማዓረይ💔😭😭

  • @hadgutesfahiwet6778
    @hadgutesfahiwet6778 19 วันที่ผ่านมา +1

    ነሹ ዓርክና ሽኮር❤❤❤ ኣብ ሊብያ ኮይንና ንከታተለካ ምክንያቱ ፀግዒ ውፁዕ ኢኪኣ

  • @hagostsegay531
    @hagostsegay531 20 วันที่ผ่านมา +3

    ብጣዓሚ እዩ ዘሕዝነኻ: ንሓውና ይብራህ ( ወዲ ወርቁ) እግዝኣብሄር ኣምላክ ኣብ የማናይ ኢዱ ይወበሎ ንመላእ ስድራ ቤት: ማሓዝቱ & መታዓብይቱን ጽንዓት ይሃብኹም

  • @user-fj8rv8wj2h
    @user-fj8rv8wj2h 20 วันที่ผ่านมา +1

    ጎይታዋይ አብ ገነት መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ልብና ተሰይሩ ዋ💔😭😭😭

  • @user-ij8wi8ty8p
    @user-ij8wi8ty8p 20 วันที่ผ่านมา +11

    ነብስካ ኣብ ኣፀደ ገነት የንብርካ😢😢😢😢

  • @eden9876
    @eden9876 20 วันที่ผ่านมา +1

    መንግስተ ሰማያት የዋርስካ መዓረይ 💔 ከሕዝን ዋይ ጭካነ😢 አነስ አብ ዝረኣኹዎ ውሽጠይ ርብሽ ይብል ፅንዓት ይሃብኩም ቤተሰብ💔

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 20 วันที่ผ่านมา

    Anta nehu mekalstkam aleli nkulu thewawuso aleka agdefawian dea zey hwusu natka aleli❤❤

  • @berhaneZewede
    @berhaneZewede 20 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ፕሮግራም ንቀጻሊ ግና ኩሉኹም ሳዓብቲ ክርስቶስ ነዚ ኣብ ሞንገ ኣሕዋት ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ባእስን ቅትለትን ጠጠዉ ንምባል ጻዕርኹም ክሕይል ይላቦ::

  • @Shre_0_4
    @Shre_0_4 20 วันที่ผ่านมา +3

    ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ😭ደለይቲ ፍትሒ እሕዋትና ኣጆኹም ኣጆና 💔ዞም ጨካናት ኣሕሕሕ😭

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw1670 20 วันที่ผ่านมา +1

    ሰራቅ ሞባቅ ባዕሉ ይላፋለፍ ህግደፍ
    መንደፍ ባዕሎም ሃለውለው ይብሉ አለው። ኑኡሰይ ሐወይ ብሰላም ዕረፍ😭😭😭💔💔💔

  • @galweyenti8890
    @galweyenti8890 20 วันที่ผ่านมา +1

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንኡሰይ🙏😭😭 እንተ ቀተልቲ ግን ፈጣሪ ናይ ኢድኩም ይሃብኩም

  • @mediaadna-7499
    @mediaadna-7499 20 วันที่ผ่านมา +5

    ናይ ቴዲ ሕጂ ኣሚነ❤ ነሹ ጽጽይቲ ሓበሬታ ኣብዛ ናትካ እያ ዘላ ከምዚኣ ቐጽላ ❤

  • @meaza7313
    @meaza7313 20 วันที่ผ่านมา

    ነብስካ ኣብ ኣፀደ ገነት የንብርካ ዝሓወይ🙏😥

  • @user-lw6oe6bo9u
    @user-lw6oe6bo9u 19 วันที่ผ่านมา

    ነብስካ ብሰላም ትዕረፍ ንኡሰይ😢😢😢

  • @meksebey854
    @meksebey854 20 วันที่ผ่านมา +22

    Neshu hawey hmak ayrekebka🙏🙏💙Nhawena mengeste semay ywarso😭💔,Neza gal eba hasawit beleley wedi sewuesi ab adna kbret yrekbe tbel ala boge ybla foooooo🤑

  • @yes6292
    @yes6292 20 วันที่ผ่านมา +3

    እሕሕሕ አነ በዚ ኑእሰይ ኣይከኣልከን እዩ ነሽነሽ ሓወይ እፍፍፍፍ ኣታ ክንደይ ይሓሰሙ እፍፍፍፍፍፍ ውድነይ ኣብ ኑእስዕድመካ ቁጽይ እልካ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Konjo-zr9xd
    @Konjo-zr9xd 20 วันที่ผ่านมา +2

    ናይዚ ወዲ እዚ ቃንዛ ማ ፍሊይ ዝበለ ዩ😭💔ካብድካ ዝበልዕ ማዓረይ 💔💔

  • @menkemtsnat708
    @menkemtsnat708 20 วันที่ผ่านมา +1

    ሑሱማት ሰብ ብምቕታል ፍታሕ ዝርከብ መሲልዎም ኣረሜነ ስራሕ ሰሪሖም ናይዛ ስድራ መጻኢ ኣጸልሚቶም 😭😭😭💔💔💔

  • @user-uw5oe9vf4t
    @user-uw5oe9vf4t 20 วันที่ผ่านมา

    ነብሰካ አብ ኣፀደ ገነት የንብርካ 😭😭😭😭😭😭😭

  • @zebibghirmay8057
    @zebibghirmay8057 19 วันที่ผ่านมา

    Hasawi hasawi maeire reayom kulum deki adam eiyom zmotu zelewo nay wegen aytgber

  • @bkfk-nh4xg
    @bkfk-nh4xg 20 วันที่ผ่านมา +1

    ወይ ሓወይ መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ክብድካዩ ዝበልዕ ለይፎልጦ ናሃለኩስ ገፁ ሪእካ ትድንግፅ😭😭😭😭

  • @user-hh6dn4gv6x
    @user-hh6dn4gv6x 20 วันที่ผ่านมา +6

    ነዚ ሓውና ዝቐተሉ ደለይቲ ፍትሒ እዮም ኢሉ ዝዛረብ ዘሎ ወዲ ብጶሊስ ክሕተት ኣብ እስራኤል ዘለኹም ደለይቲ ፍትሒ ክትፅዕሩ ኣለኩም። ምኽንያቱ፣
    1) ሓበሬታ ተራኺቡ ይብል ኣሎ እቲ ሓበሬታ ናብ ፖሊስ ከቕርብ ኣለዎ
    2) በገንዘብዶ ብዓርቢ ስቕለት ዶ ኢሎም ተሳሓሒቦም ፈኺርሉ ዳሓር እቲ ወዲ ወቕዒዎ ይብል ኣሎ እቲ ቐታሊ ይፈልጦ እዩ ማለት እዩ። ስለዚ እታ ቪድዮ ሒዝኩም ናብ ፖሊስ ኣቕርብዎ

  • @titisebhatu776
    @titisebhatu776 20 วันที่ผ่านมา

    anjalat seb ketlom hasyom zwezu mesiluwom haswti shefatu ketri

  • @isaiaskidane651
    @isaiaskidane651 20 วันที่ผ่านมา +1

    ኣንቱም ሰባት አዚኦም ሰባት ኣይኮኑን፡ትሓቢኦም ሰብ ይሃርሙ፡ትሓቢኦም ይዛረቡ።

  • @azekriydngl8526
    @azekriydngl8526 20 วันที่ผ่านมา

    Kemzi nayzi hawna geru zeghayeni yebleyn

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 20 วันที่ผ่านมา

    Ahwat tegaru zehgus eu nay tegaru le amat andiom hsem aytrkabu❤❤

  • @SalamSalam-ut2bo
    @SalamSalam-ut2bo 18 วันที่ผ่านมา

    አብዝ ናትና ኹናያት ብዝሕ ጩካነ ርአ እየ እም ከም ናይ ህግደፍ ግና ርአ አዩፈልጡን 😢😢😢😢

  • @user-sc8zf2km3n
    @user-sc8zf2km3n 20 วันที่ผ่านมา

    ምስ ቅዱሳን የንብርካ ኣነስ ኣይካልኩን እፍፍፍ ጎይታዋይ😥😭😭

  • @soraenatie4116
    @soraenatie4116 20 วันที่ผ่านมา +1

    💙Ab Eritra zelewu mesylwom eyu 💙🙏🏻🙏🏻

  • @user-ke5kb9wl7j
    @user-ke5kb9wl7j 20 วันที่ผ่านมา

    እህህህህህ ንኡሰይ እግዚአብሔር ኣምላክ እብሕቁፉ ያንብሪካ😭
    እብ ጎን ውፅዓት ጦጦው እልካ እኻሞ ቅዱሳን መልእክት እብ ጎንኻ ጦጦው ይበሉ😭
    ኣምላከ ቅዱሳን ብክልተ እዱ ይቃበልካ😭

  • @user-hg9yp5ud3p
    @user-hg9yp5ud3p 20 วันที่ผ่านมา

    ኣሜንኣሜንኣሜን❤❤❤

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 20 วันที่ผ่านมา +1

    Embase yasir imber ifetihin

  • @mariaeritrea3650
    @mariaeritrea3650 20 วันที่ผ่านมา

    NASHU. SHEKOR hawey. . !!! God blessed. 😂 u , r ❤ I love your show . Keep up. The. good job , my dear. Brother 💕 gathenja. NESHNES, Thrust me U ,R The BEST. of the best journalists.

  • @AaAa-dl4gq
    @AaAa-dl4gq 20 วันที่ผ่านมา +4

    ኣይፈልቶን እየ ግን ኣይከኣልክን 😭😭😭😭💔

  • @HaderaGebreselasie-ih4cz
    @HaderaGebreselasie-ih4cz 20 วันที่ผ่านมา

    ጅግና ተቃላሰይ ሓዉና አብ ፀገምና ፀገም ትግራይ አብ ጎንና ኔርካ ኢኻ እሞ ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ ንቀተልቲኻ ካዓ ፈጣሪ ይፈረዶም ንደቅኻን ባዓልቲ ቤትካን መላእ ፈተዉትኻን አዝማድካን ፅንዓት ንምነ ኩሉ ግዘ አብ ልብና ኢኻ

  • @abrahatewolde5438
    @abrahatewolde5438 19 วันที่ผ่านมา

    😢ብጣዕሚ፡ዝሕዝን፡ኢዩ።ጽንዓት፡ንስድራቢት፡።

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie3040 19 วันที่ผ่านมา

    ምሽክናይ ሓውና ነብስኻ አብ ገነት ፈጣሪና የንብርካ

  • @tgstadmb7036
    @tgstadmb7036 20 วันที่ผ่านมา

    ዝሓወይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ማዓረይ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 20 วันที่ผ่านมา

    Hji mskrnat sle zbzhe hji AB hesot mwufar tesaribom alewu amelom eu❤❤

  • @adamadonay6599
    @adamadonay6599 20 วันที่ผ่านมา +3

    ዕድመ ይሃብካ ዝወደይ ንፉዕ

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  20 วันที่ผ่านมา +2

      🙏🙏🙏

    • @zetamful
      @zetamful 20 วันที่ผ่านมา

      Neshnesh lebam iu

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 20 วันที่ผ่านมา

    Kab xelaika mear ay txben Eka nsom bhedot namexa bkhdet nmtlal eyom zfletu hji mkniot ztemahze eu❤❤

  • @user-rm4tz8fz4d
    @user-rm4tz8fz4d 20 วันที่ผ่านมา

    Eway meskiny Amlke mengesty semay ywerdi ne sdu ka xbate yhabi

  • @user-br4ez3me7z
    @user-br4ez3me7z 20 วันที่ผ่านมา

    ኣሕ ሓወይ ናተይ ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ 😭😭🙏🙏
    ከብድካ ዝበልዕ ሓዘን ኣታ ክንደይ ይጭክኑ እዮም አረ ንለብም በጃኩም እፍፍ እስኪ ፅንዓት ይሃብኩም ንኩልኩም ኣሕዋትና

  • @Marydebas
    @Marydebas 20 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏

  • @gideygirmay8526
    @gideygirmay8526 20 วันที่ผ่านมา

    Hawey natey akiluka du😢😢😢 eway zemete

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 19 วันที่ผ่านมา +1

    ስላም ነሽ ነሽ ሓዚነ አርኪ ፋኖ ኢሳያስ ሳሀቅ ተጋሩ የህዋትና ህጂ አይኮነን ካብ መጀመርታ ጀሚሮም እዬ ሀዞኖም ዝገልፁ ዘለው

  • @michaelefrem5880
    @michaelefrem5880 19 วันที่ผ่านมา

    መንግስተሰማይ የዋርስካ::ንስድራቤት ጽንዓት

  • @yerustekeste2461
    @yerustekeste2461 20 วันที่ผ่านมา +1

    Denakur xsleat adomn sdriomn zelewom sdet miemie elwom tnqliet znebruyom eziom kemzi hzaeti zrekebe enssa mlkak zeabi

  • @onlyme8144
    @onlyme8144 20 วันที่ผ่านมา

    Tack neshu hawey

  • @fdg761
    @fdg761 19 วันที่ผ่านมา

    ነብሱ ይምሓር ከብድኻ ይበልዕ 😥😥😥 ቤተሰቢ ሃመይ ይህልዉ ይኾኑ💔💔💔

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 20 วันที่ผ่านมา

    Dem bdem eu zdbes Kay dkes ATA menasey❤❤

  • @MMT1858
    @MMT1858 20 วันที่ผ่านมา

    Selam Neshu deqi suat ab esrbet abseqaqi edme nesntom halifu Ezia gn gal halefti eya sdra Ms meal flipos znebru 😢 ezom kulukum abfqedo ztefeus deqi swat gn gzom keydqslu tebarirom meal zia gn geza tewahiba

  • @samuelabrham
    @samuelabrham 19 วันที่ผ่านมา

    ይሕርነና እንበር ኣይንወድቅን ኢና we love you መለይ 💙💙💙

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 20 วันที่ผ่านมา

    AB poletika alem sle ztesaru hwewlew kblu nay gdn eu kab hnuk hiwet mxbay eu❤❤

  • @helenhelen792
    @helenhelen792 20 วันที่ผ่านมา +1

    መንግሰተ ሰማይ የዋረሶ

  • @mirimiri3396
    @mirimiri3396 20 วันที่ผ่านมา

    Ajokum ajona neshu hawey 💔😢

  • @user-tx6hy1zr5x
    @user-tx6hy1zr5x 20 วันที่ผ่านมา

    Ahhhh bselam eref hawna 😭😭😭😭💔💔💔

  • @samryab7671
    @samryab7671 19 วันที่ผ่านมา +1

    ኣደ ስውኣት ኣይከበራ ደቂ ስውኣት ኣይከበሩ.

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 20 วันที่ผ่านมา

    Ai nhu tewahdo rasi Gu du Gu do neti heymanetkum kalot heimanotn wesado konkum mehabo nftarakum men kemo ❤❤

  • @yohanesbrhan-wk7ks
    @yohanesbrhan-wk7ks 20 วันที่ผ่านมา

    ነሹ ነሹ ቅድሚ ሰቡ ዝነቅሐ ሰብ ❤❤❤

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 19 วันที่ผ่านมา

    አነስ አይፈልጦን እየ ግን ብጣዕሚ ይሐዝን የሕዝነኒ ገና ሸወት ዕድሚኡ ክጠፍእ ከሎ እሞ ብኩፉእ ከመይ ጭካኔ እዩ ከም እስሳ ከምዚ ገይሮም ዘሕለፍዎ ይሐዝን የሕምም እዋይ ብስቃይ ሐሊፉ ሐወይ አብ አፀደገነት የብርካ ማዐረይ ነዞም ከምዚ ዝፈፀሙ ግን ጌታ ኢዶም ይሀቦም ጌታ ይፍረዶም ብቃዛ የሕልፎም ንስድራቤቱ ንሰበይቱ ደቁ ንዕርክቱ ፅንዐት ይሀብኩም ቆልዑቱ በዘይ አቦ አትሪፎሞሞ ጌታይ ፍረዶም ጨካናት አብ ዐደና ትግራይ ከምዚአ እዮም ፈፂሞሞ ፍንፋናት

  • @livewithhope9586
    @livewithhope9586 20 วันที่ผ่านมา +1

    Neshu xen'at yhabena nkulu delay selam.

  • @biniamberhe7810
    @biniamberhe7810 20 วันที่ผ่านมา

    where do I find the link ?

    • @biniamberhe7810
      @biniamberhe7810 20 วันที่ผ่านมา

      ሊንክ ናይ ሓገዝ አበይ አሎ ?

  • @tigraweytieyegalzomjeganuz676
    @tigraweytieyegalzomjeganuz676 20 วันที่ผ่านมา

    ምስኪናይ ንኡሰይ ዕረፍቲ ቅዱሳን ይግበረሉ መዓረይ 😢 መላእ ስድራቤቱን ፈተውቱን ጽንዓት ይሃብኩም አጀኹም ብርጌድ ንሓመዱ በዚ ከይትስኮኑ ሓርኑ ዕንቅፋት ዝይ ብሉይ ዓወት የለን እሞ ንቅድሚት እምበር ንድሕሪትዝበሃል የለን ንስውእ ሓውና ንብዓት ዘይኮነ ነስ ነዛ ክብርቲ ሂወቱ ዝኸፈለላ ሃገሩ ሓሪንኩም ውሕስነት ዘለዋ ሃገረ ኤርትራ ካብ ባርነት ነጻ ምውጻእ እዩ ኣጆኩም አሕዋተይ መዓረይ ተዓወቲ ኢኹም አምላኽ እስራኤል ወትሩ ኣይ ፈለየ ኩም🙏

    • @dianakidane5206
      @dianakidane5206 20 วันที่ผ่านมา

      Haswit men halayati giraki hawana bealana alenayo eskom ekum seb tebalaen tebaeson zelekom

  • @TsegayGmariam
    @TsegayGmariam 19 วันที่ผ่านมา

    ነሹ ናይ ብሓቂ በዓል ሕልና ኢኻ ሓቅን መትከልን ነንበይኑ እዩ ፍርዲ ክሳብ ዝውዳእ ክትፅበ ምምራፅካ ናይ ብሓቂ ፍሉይ ይገብረካ ርጉፅ እዩ ህግድፍ ገይሮሞ ዝብል ኣተሓሳስባ እዩ ዘለኒ ግን ንስኻ ካብ ስምዒታውነት ወፂኻ ናይ ፍርዲ ቤት ውፅኢት ግን ዝመስሎ የለን ።
    Well done keep it up one day you will get what you have to disserve.

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 20 วันที่ผ่านมา

    Seb anda ketals nseb khgzu zgerm eu awe bwegan dea thgzu eyom zey weganom kea ykatlu ndeki Wragom kea yhbhbi nfelt kab sahl ei gemira sgab diaspora tketlu ala OTA hebal takela❤❤

  • @galweyenti8890
    @galweyenti8890 20 วันที่ผ่านมา +1

    ነሽነሽ እዙ ካራ ሕዙ ዝፍክር ዝነበረ ተታሕዙ ሰሚዕና እሞ ሓቂ ድዩ እዚ ሰይጣን ከምልጥ የብሉን

  • @mehretpetros9870
    @mehretpetros9870 20 วันที่ผ่านมา

    Mengeste semay yewareska nebeteseb ጽንዓት ይሀብኩም😭

  • @asterhailehruy1175
    @asterhailehruy1175 19 วันที่ผ่านมา

    ከምዚ ወዲ ገይሩ ዘሕዘነኒ የለን ነብስኻ አብ ገነት ትንበር ሐወይ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Tsgenay
    @Tsgenay 20 วันที่ผ่านมา +1

    Ewuy anes bgahi 😢😢 moyte krio keleku nbatey kem may yzari 💔

  • @user-mq7ex7xv7e
    @user-mq7ex7xv7e 20 วันที่ผ่านมา +2

    ኣነስ ኣይካኣልኩይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @davidnhmedu7104
    @davidnhmedu7104 20 วันที่ผ่านมา +9

    እዚ ሰብ ዚ ብድምጹ ኽልለ ኣለዎ ወይ ቐታሊ እዩ ወይ ቐታሊ ይፈልጦ እዩ ብኣዛራርብኡ በጆኹም ኣይንድቕስ 😢😢😢

  • @user-bf4nn2rv8e
    @user-bf4nn2rv8e 19 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ሓዝና ኢና ንኡሰይ ልብካ ይሰብር😢

  • @fiyorifiseha3726
    @fiyorifiseha3726 20 วันที่ผ่านมา

    😢ብሰላም ዕረፍ ንኡሰይ😢💔

  • @aaaa-dx8rz
    @aaaa-dx8rz 19 วันที่ผ่านมา

    ብዘይ ፈጣሪ ዝከወን የለን ኩሉ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ እዩ

  • @HhHh-qh2lj
    @HhHh-qh2lj 20 วันที่ผ่านมา

    መንግሰት ሰማያት የዋርስካ 😭😭😭😭😭😭😭

  • @Hagoshbdgu-zx5vf
    @Hagoshbdgu-zx5vf 20 วันที่ผ่านมา +1

    ንይብራህ ሓውና መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ንኩሉ ቤተ ሰብ ጽንዓት የሃብኩም

  • @HHh-qq7rl
    @HHh-qq7rl 18 วันที่ผ่านมา +1

    Nesey Mengsti Semey yewrse😭😭😭😭😭😭

  • @zigzag1887
    @zigzag1887 20 วันที่ผ่านมา +1

    Mengste semay yewarso nmewati😢😢
    Gn eritrawyan eyom ketilemo do semie aye tekawemti bsalakum issu gena 1000 amet knebr u atum megdeat dehan gn gziekum texebeyu

  • @lulululu2675
    @lulululu2675 20 วันที่ผ่านมา +2

    ኣነ ጓል ስውእ እንድየ ከማይን ከም ይሕዋተይን ዝኸርተተ ግን የለን። ኣበየነይቲ ኤርትራ ድያ ትነብር። ከማና ብኽራይ ገዛ ዘማረረ የለን እዋይ በጎግ ነፊሓትና እዃ

  • @yorusalemgezhey7934
    @yorusalemgezhey7934 20 วันที่ผ่านมา +1

    Defintna uffff Neshu hawey bhaki

  • @hidatteklom2411
    @hidatteklom2411 19 วันที่ผ่านมา

    አታ ነሹ ዓፈና ዝበዝሑ ዘረባ የሕጽር አብለልና,ምኽንያቱ ደምና ንላዕሊ የብለልና አሎ.

  • @MusgunGebrelueul
    @MusgunGebrelueul 20 วันที่ผ่านมา

    Atem sebat bselam zeterfwo ezi wedi etay geraumer balu yfelta xgemu bzken absemay xda yxnhayo nsdrue ka xnat yhabom