Zegerm Timhrti eyu Tselot nay Amenti eyu :: Nay Tselot Menfes ab Leali N leali nebsi wekef nay CJFAN Ahwatey yekemet , we love you Daddy you are our Blessing.❤
I pray the Lord to give u, more revelation to raech our people. Sofar we suffered lack of knowledge of the kingdom, but now praise the Lord for u brother Yemane.
ጎይታ ይባርክካ 3 ግዜ ሰሚዐዮ ኣይጸገብክዎን ኣምላክ ምሳካ ከገልግል ዕድል ጎይታ ይሃበኒ ካብ ስሚዕት ወጻኢ ሓቂ ዝኮነ ትምህርቲ የብዛሓልና ኣሜን!!!!!!
Zegerm Timhrti eyu Tselot nay Amenti eyu :: Nay Tselot Menfes ab Leali N leali nebsi wekef nay CJFAN Ahwatey yekemet , we love you Daddy you are our Blessing.❤
Wooww amazing teaching thank you God for your gift ❤
God bless you daddy 💙💙💙💙💙💙💙
You are blessed man of God
Amen
Amen Amen Amen
You are so blessed man of God
ነቢ ጌታ የሱስ ይባርካ ይብዛሕልካ አነ ብትምህርት ዐይነይ ብጣዕሚ ተከፈቱ ተባሪከ አየ
Wowwww hallelujah Daddy God bless you more and more ❤️❤️💖💖💝💝❤️❤️💖
I pray the Lord to give u, more revelation to raech our people. Sofar we suffered lack of knowledge of the kingdom, but now praise the Lord for u brother Yemane.
Wowow zegerm feltet Goyta yebarka
አምላኽ ይባርካ ብዙሕ ተጠቃመ ግን አነ ንአምላኽ ይፈልጦ ይመስለኒ ነይሩ ግን ኩሉ መገዲ ዝሰሐትኩ እየ ስለዚ አብ ጸሎትካ ዘኽረኒ አነ እውን ካብታ ናይ ቀደም ብዝበለጸ ምገዲ ተማሂረ ክጽሊ እየ ተባረኽ ናይ አምላኽ ሰብ
Amen amen tebarek ❤️🔥🔥🙏🏻🙏🏻
Amen amen God bless you thanks
Wawww egzabiher ybarkka des zbl amehahra naka zhabena kbri namlak
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ዳዲይ ጎይታ ይባርኽካ
❤❤❤❤❤❤❤
ቫስተር የማነ ሓደ ነገር ከሸግረካ ኣቦ ኣርባዕተ ደቀይ ከምስምካ የማነ ይባሃል ብሓዳር 15 ሓመት ፀኒዐ ብምፅንሐይ ኣርባዕተ ቆሉዑ ወሊደ ካብ ሱዳን ናብ ኦሮቫ ምስኣተና ክንሰማማዕ ስለዘይካኣልና ክፍለዮ ወሲነ ንሱ ኣርባዕቲኦም ቆሉዑ ሒዙ ን6 ዓመት ንኸይሪኦም ከልኪሉኒ ንመንግስቲ ከይከሶ ቆሉዑ ኣዲኦም ሲኢኖም ኣቦኦም ከይሱኡኑ ኢለ ተፃዊረ ትም መሪፀ ድሕሪ 6 ዓመት ናብ ካሊእ ሃገር ክቅይር ምስ ወሰንኩ ደዊሉ ንዒ ደቅኺ ረአዪ ኢሉ ሃደበት ይድውን ንራኸብ እሞ ደቀይ እናተመላለስኩ ክራኸብ ጀሚረ ወላ ምስኡ ውን ርክብ ስጋ ክፍፅም ጀሚረ ሕሉፍ ከምሕልፉ ንረስዓዮ ይብለኒ ግን ከኣ መመሊሲ ናይ ሑሉፍ ዘዘኻኽር ተግባራቱ ኣይገደፎን ቅድሚ ምፍልላይና ካንሰር ሕማም ሓሚመ ኔረ ሓኪም ከይትነግራ ኣደደቅኻ ክትሞት እያ ኣይክትድሕንን እያ ኢሉ ነጊሩኒ እዩ ክሳብ ዘላ ተኸናኸና ኢሉኒ እናበለ መግቢ ዝስተ ፈሳስ እኪ ደምብልዒ ደምስተዪ እናበለ ይህበኒ ኔሩ ኣገጣሚ ሞተይ እናተፀባበዩ ናፃ ኮይነ ዲሒንኪ ተባሂለ ዘይተሓሰበ ሃደበት ሓንቲ ንሓንቲኣ ሓፍቱ ሃደበት ብሕማም ካንሰር ሕማም ጡባ ተቆሪፃ ብሞት ተፈልያ መርድእ ኣርዲኦሞ ምስተፈላለና ከኣ እናደወለ ኣይርደአክን እበር ናብ ዓብዪ ገደል እየ ኣፅዲፈኪ ይብለኒ ኣብሻድሻይ ኣመተይ ምስተራኸብና ከኣ ደጋጊሙ ኣጥሒለኪ እየ ካልኣይ ከጥሕለኪ እየ እናበለ ይፍክረለይ ኣሎ ሕጂ ኣነ ከምቲዝነቃሕክዎ ኣብ ውሽጡ ኩፉእ መንፈስ ከምዝኾነ ዝፈታትነኒ ከምዘሎ እዩ ሕጂስ እዛ ካልኣይ ከጥሕለኪ እየ ዝብለኒ ዘሎ ሲ ከይኣጥሐለኒ እከሎ እንታይ ክገብር ከምዘለኒ ሓገዝካ ኣይፈለየኒ ናብቲ ካሊእ ሃገር ክቅይር ዝወሰንክዎ ምኻደይ ኣይተርፈንን ከየተዓነቀፈኒ ይሰግእ ኣለኹ
አሜን አሜን አሜን
ata bruk nay amlak Seb prophit yemane goyta yesus segaka agelglotka ybarekkk eska bhaki bruk eika ab afka dma knaatn alo slezkone fetekuka kemti tblenan tmhrena kntgbro goyta yrdaana yesus krstos goyta u amen
Ata bruk nay amlak seb kemaka yibzhu mestyat nay kulu ertrawi eka goyta ybarek neaka zbareke daddy
Amen God bless
ኣሜን ኣሜን ኣሜን! ብሩኽ ኢኻ መመልስካ ተገልጽ ንቡዙሓት ናይ ምድሓን ሓሳብ ተረደኣኒ ኣለኻ
Wwwwww goyt ybark ab lebna yhder
እቲ ተሓውሱ ዘሕምመን ቆጽሊ ዕፈል ንብሎ ተባረኽ ኣዚየ ዝጥቀም ዘለኹ በዚ ቅኑዕ ዝኾነ ምህሮኻ ውሽጠይ ይምስክረለይ
Be kaltka tkbika eika buruk kettt ab amrona zeatu tmhriy g bbu
Goyta berkk yblka nay berktna medriy eika wwww kensmo kelna desta zelwo kalt eyu
Amennnn Amennn
❤❤❤❤❤❤
Amen Amen