thanks Wedi Eriy for sharing your story your testimony for all children in word GOD given you beautiful voice to tell your story!!we love your voice keep do what you like to do!!🐯🐯🐯🐯🐯🐯
Deki Erey, let us support him and @Eri-TV could you please provide us some information that could help us to support our brother. Happy Eritrea 30 Anniversary.
Good job Mulugeta hawey ajoka anbesa nfaan taadlti kab Amlak ayu Amlak ayu Gift God The voice 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷!!!!!!!!!
እዋይ ሓወይ ኣምላክ ኣበርቲዑ ሓይሊ ይሃብካ።ጅግና
Eway hawey bejakum shegrwa astfwo tesfa zelwo menesey eu
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ
ካብይ ድዩ ተወሊዱ ካብዛ ብርክቲ ሃገር እቶም ክንሕግዝ ኢና ትብሉ ዘለኩም ብጣዕሚ የመስግነኩም ። አምላክ ምሳካ ይኩም ሙልጌታ ሐወይ። ነቲ ዓረቢያ ዝደፍእ ዘሎ ማለት ዓርኩ ክአ ከመስግኖ ይደሊ ።
ሙሌ ሓውና ኣጆካ ባዓል ሙሉእ ተስፋ ኢካ እሞኒ እግዝኣብሄር ይሓግዝካ ሙሉእ ጥዕና ክትረክብ ንሕና ኤርትራዊያን ድማኒ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ ደገን ንርከብ ኣብ ጎንካ ኣለና ኩላትና የሕዋት ቴሌፎኑ ኣብ ታሕቲ ተጻሒፍልና ኣሎ እሞኒ ኢደኢድና ንበሎ
ሓንቲ ሓብትና ኢትዮጵያዊት ከማን ኣብ ታሕቲ ኡርጋን ክሰደልካ እየ ኣድራሻካ ጻሓፈለይ እላቶ ኣላ ብጣዕሚ ክሕገዝ ዝግብኦ ባኢኣል ሙሉእ ሞራል እዩ ሓውና ኢደኢድና ንበሎ።
ሙሉጌታ ሐወይ አጆካ አዝጋብሔር ምሳካ ይኩን አሜን
Thanks for the strength that God gave you. Thank you so much.
ናይ ብሓቂ ሞራሉን ሓይሉን ክድገፍ ዝግብኦ እሞ ቴተፎኑ እንተትዝርግሑልና ግን ጽቡቕ ነይሩ ።ዝዓቕምና ምሓገዝና።
ተስፋ ኤርትራና።@ ብሓቂ ዝዓቅምና ምሓገዝና! ደርግ ፈንጂ ዝተከሎ ብሰማንያታት ንሓደ ጋሳ ዘመደይ ዝቀዘፈ ኣዘካኪርኒ
ja naybhaki
Kbret yhabkum natu telefon gierulo
002917710110Mulgieta melake
ጸድፊ ይፈጥር አሞ መደያይቦ ድማ ይገብረሉ ክቡር ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።
እዋይ ሙልጌታ ሓወይ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ኣጆኻ ድሓን ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ
ሙልየ ሓወይ ኣምላክ ጽድፊ ይፈጥር 'ሞ መዳያይቦ ይፈጥር ከም ዝተባህለ ኣጆካ ዓለም ብተስፋ ኢያ እንበር ምሉየ ሓወይ ትስፍው ፥በሊሕ ፤ሓቦኛ ፥ፈቃር ፥ጻዕራም እንዲካ ኣምላክ ወጽዓካ ሪኡ ምሉእ ጥዕና ይሃብካ
Ajoka zhawey Edmen tenan yhabka fetari,nay zegerm eu kemzi elka krar,nay behaki Egzabiher amlak nsaka ykun 🙏🇪🇷
Great job EriTv
እዋይ ሓወይ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ኣቱም ዲሲ ላይክ ትገብሩ ዘለኩም ሰባት ንእሽተይ ባ ናሰብ ሕልና ይሃልኩም
Ajoka hawey natey Alem godolo eyu
Ayfeltwon eyom ayenay dislikes ayenay like hawey natey mhret yewrdelom
hawey Natey abayka bell dehan kulu zerei amlke mesaka yekun
Menesey hawey naybahki zehizin agatamy ajoka amilak misaka alo berti hawey natey alem godelo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️Wedi eri tsada
ተወሊጀ ዮም
ምልጌታ ሃወይ ንስካ ጥራይ ኣይት ኣማሪር ኩሉ ናይ ኣምላክ እዩ ለሚ ኣብ ምዲሪ ስቂያት ጽባሕ ኣብ ግነት እጆካ ዛዓርከይ ማዓረይ
👍👍👏👏በጣም ጎበዝ በርታ አይዞህ ትምህርትህን ቀጥል ሰው የሚወስድልኝ ካገኘሁ ጊታር እልክልሃለሁ።
Thanks moreee luchia
ጌታ ይባርክሽ ቆንጆ።የት ነው የምትነሪው ኣገር።
በሁሉ ኣገር ሰው ማገኝ እችላለሁ
ኣምላክ ይባርክሽ ቆንጆ ሰው ማገኝ ጭግር የለም የት ነው የምትነሪው
ዓለም ገዞ ክራይ ብልቢ እየ ዘመስግኒ thanks
ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ ኩቡር ኤርትራዊ ሓዉና ኣብ ስራሕካ ሙሉእ ኣሳልጦ ንምነየልካ ኣብ ሂዎትካ ዉን ሙሉእ ሓጎስን ሰላምን ጥዕናን ንዓኻ ኣጆኻ በርትዕ
ኣጆኻ ዝዓርከይ ምኽንያቱ ዓለም ብኹሉ ገጻ ፈተነን ኩርኳሕን ኢያ።
እዋይ ሓወይ ብሓቂ ኣምላክ ይሓግዝካ በል ኩሉ ሓንጎል ደኣ እንበር ስክልና ጸገም የብሉን ኣጆካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
SO EMOTIONAL !!
GOD BLESS U !!
ኣጆኻ ዝወደይ!!! ስክልና ኣእምሮ ምበር ስንልና ኣካላት የለን! ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ!!!
ሙሉየ ሐወይ ኣጀካ ተስፋን ሐቦን ኣምላክ ይሐግዝካ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ
ዓለም ብላሽ!
ኣላኽ ምሳኻ ይኩን ሓወይ ።
Hawey natey egziabhier amlak wetru msaka yhalu
Amlak mehret yewrdlka ajoka zehawy abe godnka alo kulu hezbi habesha 🇪🇷🇪🇷❤❤
ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
He ''Amazing'' we....wish him for Great success!
እዋይ ሓወይ ግን ሰብ ክሕግዞም ሲ ተለፎን ዘይ ትጸሕፍሉ😭😭😭😭
ክሐግዝ ንዝተበገሰ ሰብ telopone 004915218913239
@@ዓለምገዛክራይ-ኈ4ፀ nay Eritrea telefon entelewom eba tshafelna
@@EldanaHenok yes you right.
Ya Telefon tshafulna seb akmu kgebr ::
@@shewitsgem8495 ewe Misaki ysamamae eya .
ዓሕ ሕላገት መግዛአቲ ሓወይ በል ፈጣሪ ዓቕሊ ይሃብካ
ብጣሚ ኪድነቅ ዝግቦኦ ጎበዝ እጆኻ በርትዕ ምስ ምሉእ ኣካላ ዘላ ከማን ከምዚ ናትካ ሞራል የብላን
V good ajoka zhawey✊🇪🇷✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖✊
Eway hawey marey egzabher edman tenan yehbka ajoka beravo kaxlo 🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️😘😘😘
አውይ ሓወይ ኣምላኽ ምሳካ ይክን
ኣጅክ::💖
ኣምላኽ ዕድምን ጥዕናኣን ይሃብኩም ምስ ሓዉካ ኣጆኹም ዓቢ ተስፋኣ ግበሩ ሓይልኹም ካብ ኣምላኽ ክኸዉን እዩ ✊️🇪🇷
Amen
ኣቱም ስነ ጥበበኛታት ኢደዳካ ኢልና ቡኩሉ ዓቕምና በጃኹም ንሓግዞ ኣምልኽ ይሓግስኹም በጃኻም
ክትረክብዎ ምስ ትደልዩ 07710110
Naybhaki ezi zhagezz zgeboo ey
ብጣዕሚ ዘሕዝን ፈጻመ አጆኻ በል ዓለም ስቃይ።
ርኸቦ እንተኢሉካ ግን ይረኽበካ እዩ ገደል ዓኽ ኣጆካ እስከ ዝሓወይ ማዕረይ ጎበዝ መግለጺ ሲኢነልካ መንግስቲ ነዞም ከምዚኦም ዓይነት ግቡእ ደገፍን ሓገዝን ክገብረሎም ኣለዎ።
Amlak msaka ykun hawey Edmen tenan yihabka🙏🙏🙏
ገለ ዓይነት መርዛማት ጎረቤት አንሓድረ ዘይሃሥ ስምብራት አዋይ ሓወይ ካብ ዎረደ ምምካቱ ኣጆኻ ጭዋ ሓላል ህዝቢ ኣለካ
thanks Wedi Eriy for sharing your story your testimony for all children in word GOD given you beautiful voice to tell your story!!we love your voice keep do what you like to do!!🐯🐯🐯🐯🐯🐯
ሓጆካ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ቲሎፎኑ ጻሓፍሉ ሰብ ወላ ክሕግዝ እንተ ዘይካኣለ ኣጆካ እኮ ይብሎ
Muligeta ሓውይ ምሕረት የውርድ ፈጣሪ ብተወሳኺ ተሎፎን ምስዳድ ኣገዳሲ ኢዩ
Tkll mulie thanks . Ezia natu eya 07710110
እዋይ ሃወይ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን
አስዩ ዓወት ሚስጢር ህዝቢ ኤርትራ
Eway hawey mearey Amlak yehgzika enber kebd eyu ♥️🙏
ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ሓወይ።
eway hawey amlak msaka ykun edmen tenan yhbeka amlak zhawey marey🇪🇷
Wayyy hawey amlak msaka ykun.....gud bless hawey
እዋይ ሓወይ ኣኅኅኅኅ ኣምላኽ ምሳካ ይኩን ክቡር ሓው
Ajoka zhawey maarey kulu fkad fetarki u eyu eska dma bulux kab seb eka so edment tenan ksanetn yfterelka fetari 💓💓😘
ኩሉ ሰብ ሓላፋይ እዩ ኣብ, ዛ ዓለም ነባር የለን ኣካለ ጎደሎ ሙሉእ ኣካላት ዝዉንን ኩሉ ሞዋታይ እዩ ንእግዚኣብሄርካ እንዳኣመስገንካ ብሞራል ንበር ኣምላክ ዕድመን ጥዕንን ይሃብካ ሙሌ ሓወይ
Egziabiher amlak akaelo yihabka
እዋይ ሓወይ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ዕድመ ይሃብካ ኣጆኻ በርትዕ።
Haweye natey ajoka amilake misaka ykun
Ajoka hawei natei edmen tenan yhabka fetari
Egzabher amlak meska ykun wedi REi alem mefetanit enber menberit aykoneten buruh mexai zelka menesey eka emo ajoka amlk mesk ykun
Azi wedi schngrwa kawet ykelu fetnwo 😭😭😭😭
እግዛብሄር ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን
ሙሌ ሓውና
ኣጆካ ሚሊጊታ ሃወይ ኣካዳ መሊስካ በርታኣ ቱሩጉም የቡሉን ኣብ መርየት ኣግዛቢሄር ታኣና ይሃብካ
🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺Ageka anbesaeka🌺🌺🌺
ነዚ ወዲ ትፈልጥዎ ወይ መቅርብ ወይ ደቂ ዓዲ እንተድኣ ሃሊኩም pls ብከመይ ክንሕግዞ ንክእል ኩሉና ኤርትራውያን ሓቦ ንግበር የሕዋት ኣብ ምሉእ ዓለም ትርከቡ ኤርትራውያን ናይ ኩልና ተበግሶ ንውሰድ
በዝኣ ጌርኩም ክትረክብዎ ትክእሉ እኩም 07710110
Xebuk hasab
Gen nu nemerkab its easy just call eri tv or enda zena
Adresse habuna nkhgz dlw eye akumey gergish.t@gmx.de
bejakum adrashiu wey telefonu
RT entertainment nay behaky eri Hagez yegebo.
Our people god is going to give us a strength to live. This will pass and it must pass our people.
ሙሊይ ሓወይ ስጀካ ኣምላክ ምሳካ ይኩን
Eway hawey akalo yehabka fetari kelu alem 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
እዝጋኣቢሄር ሙሉእ ጥዕና ይፍጠረልካ ሓዉና
Wawww ajoka wedi eri dka hangol eber dka seb yelen ktiwet eka ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🔎ኣብ ነፍስ ወከፍ መዓልቲ ንበር!!!
✅ህይወት ብርግጽ እዛ ሕጂ ዘለኻያ ደቒቕ ጥራይ እያ።ካብ'ዛ ደqiቕ እዚኣ ንድሓር ዘሎ"ብእምነት ኢኻ ትነብሮ።ነዛ ጽሕፍቲ እሞ ደጊምካ ኣንብባ"Dሕሪ እዛ ሕጂ ምህላውካ ርግጸኛ ኣይኮንካን ትብለካ ኣላ።እንተ ዘይ ጸሊእካዮ መሊስካ ክተንብባ ትኽእል ኢኻ።ህይወት ብዛዕባ ጽባሕ ተሓታቲት ኣይኮነትን።
❇️ እምበኣር ሕጂ ርግኣት ልመድ።ብዛዕባ ጽባሕ ዘለካ ሻቕሎት ኩሉ ኣርግፎ።ፈጣሪኻ ኣሚንካ ድማ ብጻ ዕርን ጽንዓትን ክትነብራ ፈትን !
ጽባሕ ገና ክትነብራ ዘይተፈቐደትካ ዘላ ማዓልቲ እያ። ነፍሲ-ወከፍ ማዓልቲ ምስ ህያባ እያ ትዋሃበና።እቲ ጥበብ ነቲ ህያብ እንታይ ምዃኑ ብኸመይ ትፈልጦ'ዩ።
✳️እቲ ምስጢር ቀሊል'ዩ"ኣብ ነፍሲ ወከፍ ማዓልቲ ንበር ምስ ምሉእ እምነትን ተስፋን!!!!!
ብጣዓሚ ትድነቅ ጽሕፍቲ እያ ሓያል ሰብ ኢካ
You are right
Neaka adniqeka lebam seb lbtat yhanx thanks more and more for your hearttach advice
Zt
bravo hawey Ajoka Ezgabihear kulu gizea msaka alo
Ajoka abntwi mansiy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
Ajoka hawey Egziyabher b xega menfes kudusu yidegfka yexenika. Be brave the Lord is with you! This world is not fair!
Wuuuy Eufffff ዳሕራይና ይገድድ I can’t stop crying 😭 😭😭😭😭😭😭😭😭
Mule ajoka habibi, Tel ente texhflu xibuk neru kehigez zekil mehageze 💕
07710110 bezia ktrekbo tkeal eka
Deki Erey, let us support him and @Eri-TV could you please provide us some information that could help us to support our brother. Happy Eritrea 30 Anniversary.
God bless you
ሰላም ኩቡር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👌👌👌
WE HAVE TO SUPPORT HIM.
ሙሉጌታ ሓወይ ኣምላክ ምሳካ ይኩን
Wey hawey natey almak mehrit yewrdalik fetri 🙏🙏❤️❤️
Amlak yehitsirlkum ahwatey
His voice makes me emotional 😭 I hope god will make him better artist 👨🎤
ኣምላኽ ይሓግዝካ ብጣዕሚ ዘሕዝን ሞራልካ ብዘይ ምስባርካ ግና ኣድንቀካ ቡዙሓት ኣለዉ ጡዑያት ከለዉ ብሰንኪ ሕመቆም ሓንጎሎም ዝሰንከል አሞ ኣጆኻ ህዝቢ ኤረትራ ኣብ ጎኑ ጠጠዉ አልና ንሓግዞ 🇪🇷🌹♥️
Abshrka Habibi fetari allo mesaka 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍🌹❤️
Eway Eza hager ezia deka Zey tali ahhh 😭🙏
ahhh hawey natey edmen tenan yhabeka
naybhaki nice voice alewo 🙏🏽👍🏽
እዋይ ሓወይ ኣምላክ ምስኻ ይኹን ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ኣጆኻ
Haweyy fekade Amlke eyu emo Ajoka ❤️😥😥
እስከ ነቶም ንዕኡ ትኣልዩ ወለዲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንዕኡ ከ ኣከኣሎ ይሃቦ።
Very good boy ajoka fetari mska ykun
😢😢😢😢 eway hawey amlak msaka ykun hawey meArey
እዋይ ኣታ ከምዚኸሎድዩ
በልስከ መድሃኔኣለም ይባርኽካ ስንክልና ናይኣእምሮ እምበር ስንክልና ናይ ኣካላት ቅሊልዩሞ ኣጆኻ ዝሓወይ
You good job ❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍❤❤❤❤❤❤❤
Ezgabiher msaka ykun. Amlak hayli yhabka.
Ab hiwet tesfa zeymikurax mihrikana bro fetari kulu alem tina yhabka
ዓሕ ሙሉጎይታ ሓዉና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በጃኩም ቴሊፎን ታሓባቦሩና
Ezia natu eya 07710110 mulgieta melake
😢🇪🇷❤️
ኣምላኽ ምሳኻ ዩኹን ዝሓወይ።
ወይ ሓወይ ናይ ብሓቂ ሕማቅን ሓያሊን ስንኪልና ኣጋቲሙ ቢኣቢኡ ኣምላክ አዱ የንብር ካብ ኮነ ንሕና ከኣ ከም ኤርትራውያንን መንእሰያትን መጠን ደሓር ከኣ ካብቲ ርህሩህን ተሓጋጋዚን ዚኮነ ክቡር ባህልናን ተበጊስና ነዞም ሲድራ ኪንሕግዞም ወላ ውን ብተለፎን ኣጆኩም ምባል ሞራላውን ሰባወነትን ሓላፍነት ናይ ኪልቅትና ዩ ነዚ መደብ ሰሪሕኩም ናብ ኩልና ኪበጺሕ ዚገበርኩም ጋዜጠኛታት ኤሪ ቲቪ ምስግና ኒኣኩም ኩሩብ ጊን ኣድረስ ቴለፎን የብሉን ቢከመይ ኪንረኪቦም ንክእል ተሓባበሩና !!!!!
Nay behaqi bro des zebl hasab yu. Ezom dislike zgebru zelew gn bsim eri TV awridemo ilom si entay ybl alo kifeltu neyrwom
ክሐግዝ ዝደሊ telopone 004915218813239
Alem geza kray nxur adrasha Ms muluee adrasha gexkan mslkan nhzbi aryo
Well don bro keep in touch
Amlak msaka ykun ajka ezi hawey
ኣምላክ ምሳካ ይኩን