ፃንሒት ምስ ኣካቢ ቅዱስ ሲኖዶስን መካየዲ ስራሕን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ትግራይ ብፁዕ ኣቡነ መርሐ ክርስቶስ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 30

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 24 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን ክቡር ብጹዕ አቦና ቡራኬኹም ይብጻሓና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @MerhawiHaile-hi1ln
    @MerhawiHaile-hi1ln 24 วันที่ผ่านมา

    ቡራኬኦም ይብፀሐና ብፁዓን አቦታተይ 🎉👏👏

  • @ኣጆካህዝበይእግዚአብሔርኣ
    @ኣጆካህዝበይእግዚአብሔርኣ 24 วันที่ผ่านมา

    በራኬኦም ይብፀሐኒ ኣቦዋይ😍 ፀሎትኩም ኣይፈለየና😢

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 24 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን ክቡራት አቦታትና ዘተሓባብር ሰብ ምምዳብ ከምኡ እውን ሓበራዊ መልእኽቲ በብእዋኑ መሃብ የድሊ ይመስሊን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ይፍቲ.

  • @ጓልድንግልማርያምአደይ
    @ጓልድንግልማርያምአደይ 24 วันที่ผ่านมา

    በረከትኩም ይህደረና አቦታትና ንብሩልና❤❤❤

  • @MustWith-w1u
    @MustWith-w1u 23 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ባርኮቶም ይብጸሐና ክቡር ብጹእ ኣቦና ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ሓይሊን ጥንካረን ይሃብካቱም🙏🙏🙏❤❤❤

  • @OmO-i6j
    @OmO-i6j 24 วันที่ผ่านมา +1

    በረከትይሕደረና🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Natanemyoutub
    @Natanemyoutub 24 วันที่ผ่านมา

    በረከቶም ይሕደረና ብጹእ ኣቦና👏❤️

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 24 วันที่ผ่านมา

    እድመን ጥእናን የሃበልና አቦታትና!!!

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 24 วันที่ผ่านมา

    Egziabher. yemasgen. Nekulu. berketkum. yedarena. Kuburan. Abotatena. Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. Nesbe. Tigray. ⛪😢🙏🙏🙏❤️✔️❤️✔️

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd 24 วันที่ผ่านมา

    ቡጹእ ኣቦና በረከቶም ይሕደረና❤❤❤

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
    @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 24 วันที่ผ่านมา

    ባርኮቶም ይብጸሐና ክቡር ብጹእ ኣቦዋና ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ሓይሊን ጥንካረን ይሃብካቱም 🙏🙏🙏

  • @app9839
    @app9839 23 วันที่ผ่านมา

    አሜን ቡፁእ አቦና

  • @ብተስፋእየዝነብር
    @ብተስፋእየዝነብር 24 วันที่ผ่านมา

    edeman teaenan yehabom abona❤❤❤🙏🙏🙏

  • @መሰረተሃይማኖትዓድናትግራ
    @መሰረተሃይማኖትዓድናትግራ 24 วันที่ผ่านมา

    በረከቶም ይሕደረና ብጹእ ኣቦና❤❤❤

  • @LetinaAsfwa
    @LetinaAsfwa 24 วันที่ผ่านมา

    Amlak ymesgen kulu bhayli amlak kftah eyu tsilotkum ayfeleyena amen❤❤❤❤❤❤

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013 24 วันที่ผ่านมา

    Bereketom yhderena btsue Aebona egzabiher eidmen tieinaan yhabelna ❤❤❤❤❤❤❤

  • @haileyesusbirhane58
    @haileyesusbirhane58 24 วันที่ผ่านมา +2

    ትግራይ ኣብ ምፍራስ ዝተፀመዱ ጉጅለ ዝድጉፉዎም ን ሰናይ ሰራሕትኩም ዘዕንቅፉ ብዙሓት እዮም ግን ንስካትኩም ግን ከም ናይ ክርስቶስ ኣብ ኣንቀፀ ኣባጊዕ ዘመሃሮ ኣነ ውእቱ ነላዊ ሔር ኩኑ ንሳቶም ሰረቅትና ጉሕልያ ዝተብሃሉ እዮም ኣብ ጨንቂ ግዜ ሓለውቲ(መራሕቲ) መሲሎም ዝተርኣዩ ጠላማት እዮም ብፅኣን ኣቦታትና ግን ኣነ ውእቱ ኣንቀፀ ኣባግዕ ዘበኣማን ዝበሎ ብምትግባር አብ ፀገም ግዜ ዝተፈጠርኩም ሓሐውቲ ኣባጊዕ ኢኩም ሓዳራ ሓደራ

  • @mekonnenyifter9413
    @mekonnenyifter9413 22 วันที่ผ่านมา

    ባርኾቶም ይብፀሐና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
    ብሓቂ ብርቱዕን ንቑሕን ኣቦ እዮም ትግራይና ዕድለኛ እያ

  • @almazageze7759
    @almazageze7759 24 วันที่ผ่านมา

    🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @ወዲ.ሰብዓ.እገላ.ትግራይ
    @ወዲ.ሰብዓ.እገላ.ትግራይ 24 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ብተስፋእየዝነብር
    @ብተስፋእየዝነብር 24 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @NegasiTesfaye
    @NegasiTesfaye 22 วันที่ผ่านมา

    አሜን

  • @gebretekledesta8195
    @gebretekledesta8195 24 วันที่ผ่านมา +1

    መ/ር ፍጹም ገብረእግዚኣብሄር
    ኣቦና ብጹእ ኣባ ማትያስ ብጣዕሚ ልንፎትዎም ልነኽብሮም ኣቦና እዮም
    ግን ናባዓልና ናትግራይ ሲኖዶስ ፈሊና
    ፓትራሪክኖ ኣባ ማትያስ እዮም ማለት ፍጹም ስሕተት እዩ ምኽንያቱ ካብ ሲኖዶስ ኢትዮጵያ ተፈሊና ላበልናስ ፓትራሪክና ግን ሓደ እዮም ማለት ፍጹም ስሕተት እዩ
    ኣባ ማትያስ ምፍታውን ምጽላእን ኣይኾነይ
    ኣባ ማትያስ ልዘለኣለም እንፎትዎም እነኽብሮም እዮም
    ኣቦና እግዚኣብሄር ኣይበሎ እምበይ ካብዛ ዓለም ተሓለፉስ ልመጽእ ችግር ነገር ኣብ ግምት ምእታይ እዩ
    ለዛም ኣባ ማትያስ ብሂወት ልሃለው ናበዓልና ፓትራሪክ ኣብ ሓጺር ግዜ ምሻም መማረጺ ለይብሉ ህጹጽ ጉዳይ እዩ
    ተጋሩ ዘለኣለም ኣበይ ከይበጽሑ ታይ ከየምጽኡ ልበሃል ብሃይማኖትን ፖለቲካን ካብጥንቱ ልጎደአና ጉዳይ እዩ
    ሕሰብሉ ብተግባር ኣሪኡና

  • @hfdhdr7675
    @hfdhdr7675 24 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🏨✝️🏨✝️🏨✝️🏨♥️♥️♥️♥️

  • @መፅሐፍ-ቅዱስ
    @መፅሐፍ-ቅዱስ 24 วันที่ผ่านมา

    አቱም ሰባት ሕደጉናይ ዶ እዙይ ስለፍቅሪ አምሁርና።

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem 24 วันที่ผ่านมา

    What is the point of Pretoria, dying, occupied and displaced?

  • @HayluBerihu
    @HayluBerihu 24 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ቡራኬኹም ይብፀሐና ብጹእ አቦና❤❤❤🙏

  • @fuch9239
    @fuch9239 23 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ 👏

  • @hwjshu3727
    @hwjshu3727 24 วันที่ผ่านมา

    🤲🤲💕💕🙏🙏